"ዓረር እንዳደርበዩ ብሽምግልና ንወሃቦ መሬት የለን!" ቃለ መሕትት ምስ ክንፈ ገብረዮውሃንስ_New_Interview With Kinfe Gebreyohanns
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Kinfe_Gebeeyohanns
#ቃለ_መሕትት_ክንፈ_ግአብረዮውሃንስ
#ክንፈ_ገብረዮውሃንስ
Пікірлер: 494
I love this gentleman. He is a straight forward and a genius. He’s absolute right.He is well spoken and loyal for Tigray people.
@AddiwogriAddiwogrI
21 күн бұрын
He’s so redundant.
God bless Eritrea 🇪🇷. God bless Tigrai .Brother Knfe Ghebreyohanes well done I personally agree with you bring peace between the two people. and no more war any more by any means. I would like to see you for Tigrai Leadership. God bless Africa. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ 🙏
ንሰሎሞን ይክኖኣምላክ እባ ኣቕርብልና መዲ🎉
ክብርቲ ሓብትና ቅንዕና ክዛረቡ ከለው ኣይትሰንብዲ ማለት ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ክለዓል ከሎ እቲ ሓቂ ስለዝኾነዩ።
@fioriberhane8695
21 күн бұрын
izi wedi mara u haqena itom abi meda zelwo kulum haqi of entetzarbu kabi bhasot sebi mitalali x buqi nero He so so striated
@johnt1154
21 күн бұрын
መድህን ንነባሪ ሰላም ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራንትግራይን ትደሊ ኣይትመስልን። ወትሩ ብፕሮፖጋንዳ ህወሓት ዓይነ ሕልና ደፊና፡ ጽልኢ ኣብ መንጎ ህዝቢ ክሰርጽ ትደሊ ኮይና ትስመዓካ። ካብዚ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ ሓራ ከይወጻእና ከኣ ሃዋርያ ሰላም ክንከውን ዝከኣል ኣይኮነን። ስለዚ ለባማት ተጋሩ ንመድህንን ኣዋፈርታን ዓገብ ክብልዎምን ክውግድዎምን ይግባእ። እዚ ሎሚ ዘቅረበቶ ሓውና ድማ ክነተባብዖ ኣሎና። ንሕና ኣፍሪቃውያን መሳርሕን መስሓቅን ምዕራባውያን ክንከውን ክነፍቅድ የብልናን። ልዕሊ ኩሉ ከኣ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዝግብኦም ህዝብታት ኢዮም። ኲናት ዘፈንፈኖም ህዝብታት ኢዮም'ሞ ንሰላም ንስራሕ። ተንኮልን ሕስድናን ወጊድ ንበሎ። ይኣኽለና!! ዓወት ንህዝብታትና ውድቀት ንከደምትን ዕሱባትን ደናቁርን።
@sheba-291
21 күн бұрын
Men emo ysemie ember abey mbexahna ahh dhan ezi wn tarik kikewn eyu😢
@AddiwogriAddiwogrI
21 күн бұрын
ከመይ ዘይትስንብድ: እንታይ ጽቡቅ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ብዘይካ ጃህራን ብድዐን :ሓቂ ዘይንዛረብ :
@azaziyohannes8873
21 күн бұрын
ኣታዮ ልመድሕን ሓውትና ኣይትጭረፉልና፡ ንሳ ናይ እማነይ እጀ ሓቀይና ተቓላሲት ላይ ቐርኒ ኣፍሪቃ እጃ። እቱ ምኒሊክን ጣልያንን ልፈለዩዎ ክልቲኡይ ተዛረውቲ ትግርና ከምዑ ውነ እቱ ኣልቡርሃንን ምኒሊክን ልፈለዩዎ ክልቲኡ ማለት ትግራይናን ሱዳንናን ላው መረበቶም ልኣይ ትግራይ ስልጣነ ክምልሱዎም ዝኒሀዎም። ስለዙይ ኣያና ጅውነራል ጆን ብላክን ጀግና ኣያና ፕረሺደንት ዉፉይ(ኣፍሮ ዓጋመ) ላይ ዓባይ ትግራይን ልሸራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሪሓቶም ኤርትራን ሱዳንን ላው መረበተን ትግራይና ክምልሱወን ላይ ግድን እጁ። ኣውጺ መድሕን ሓውትና ላይ ሎጂስቲክስ እርዳታ ክትህብዮም ኣቮይ እዝጊ ይሓግዝኪ።
This guy is an honest and straightforward politician .I hope he'll one day be in the helm of power in Tigrai.
ካብ ደብሬፅዮን ጀሚርካ ኩሎም እቶም ናይ ህወሓት ማእከላይ ኮሚቴ ጉግ ማንጉግ ክጓሓፉ ይግባእ።
@mahari5851
20 күн бұрын
መጀመሪኣ ሰላምተ ይቀድም ናይ ትግራይ ዕንቅር እኩይነት ኩይኑ ሒዝዋ ዘሉ ደብረጼንን ጀሚርካ ኩሉም ናይ ህውሓት ኣታሓሳስባ እዩ።
@chew2939
15 күн бұрын
Aytemenun ekum tegaru
Freedom in Tigray. Amazing he is in Tigray and speak what he wants. Viva Tigray and I am proud to be from Tigray ❤❤❤❤
bravo kbur haw . nsa gn nay hzbi Tgrayn Eritrea selam zegedsa aytmesln zela. any way you said well.
No doubt , Kinfe is brilliant !!!🤙
Great discussion and thank you to both of you. This is a great way to start and lead the change that is needed in Tigray. And this brother is saying what every tigrayan wants to say to their leaders 👌👏
Ambessa!!! Tigrigna needs such personality.
Brilliant, we need more people like you thank you Sis
ናይ ሓዲኦም ደጋፊ ኮንካ ዘይ ምምፃእካ የምስግን ክንፈ ዓርከይ!
the way he explain his opinoion is amazing lol
ዝወዲ ብጣዕሚ ተመሓይሹ አሎ ብጣዕሚ ዝገርም ትንታነ ሂቡና ፅቡቕ ቀፅለሉ መድሂን ዓይነይ ድማ የቐንየልና❤
When our enemies hate Eritrea we love Eritrea more and more we will never get tiered of living Eritrea.እንተተባሃልስ ንምንታይ ይጽላእ።ባሕሪ ካብ ዓሳን ምሕንባስን ሓሊፉስ ልዕሊ ሰላምን ፍቅርን ክከውን?ጾሚቅካ ትጸጥሖ ዓለባ ክዳን እኮ ኣሪጉ ዝውገን።ቅድሚ በረከትን ጸጋን ዕድመን ጥዕናን እስከ ንብል።ኣ።።።።።ሜ።።።።።ን።።።።።ንበል።
Medhen derho nay Eritrean tigrayn selam zey temna seb eya
@dawitdebena8513
21 күн бұрын
What do you mean by Derho people liked your comment stupidity. I feel ashamed to be Eritrean because we all have the same name.. Shame DENKORO
Great idea if politicians can listen and do what is most important to the people of Tigray
መድህን ደሃይ ኣመነ ክዳነ አበይ ኣሎ ፍትሒ ንኣመነ ኪዳነ
Edman tenan yehabka fetari. You are so smart ❤.
Thanks brother Eri love ❤❤❤
Bteami lebam Kinfe hawna medhin gn selam ms Eri ..zegedsa aytmesln
❤❤ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ተግባር 000
I really appreciate this guy he spoke the truth unfortunately there something between us we hate each other
Excellent analysis!
Medhin selam nay eritrea aytidelin 😂
thank you medi etgebriyo zeleki astewatseo kelil aykonen ketsililu
He is real political person . Amazing analysis
Perfect judgment and justification, it is tplf creating all these messed up and we Tigreans should support the interim government of tigray
ብጣዕሚ በሳል ሰብ ኢኻ ብሓቂ። ተጋሩ ትኹረትና ናብ ሓደ ሓይልን ዓቅምን ክንእክብ ግድን እዩ። ናይ ፀላእትና ድልየት ግን ትግራይ ተተኻኢሉዎም ኣብ ክልተ ምምቃል ከምዛ ሚኒልክ አቦኦም ኤርትራን ትግራይን ኢሉ ኣብ 2 ዝመቀለን ሕዚ ኸኣ ግዝያዉ ዶ ዝበስበሰ ዶ ኢልካ ንቀደም መራሕቲ ኣብ ክልተ ብምኽፋል። ካብኡ ኸዓ ናይ ማዕኸል ሰባት ዶ ናይ ደቡባዊ ትግራይ ሰባት ኢልካ ሕድሕድ ውግእ ምፍጣር ዩ። እቲ ነዋሕን ዝነበረን ናይ መወዳእታ ፕላኖም እዚኣ እያ( ህግደፋውያንን እዞም ሃገርና ንብሎምን ኩሎም ሕድሕድ ምትህልላቅ ትግራዋይ ንትግራዋይ ብጣዕሚ ዝምነይዋን ዝደልዩዋን እያ። ክንፈ ሓውና ተረዲእዎ አሎ እንተ ብዙሓትና ተጋሩ ግን ገና አይተረዳኣናን አሎ።(ብዝኾነ ኾይኑ ብልመና ምንም ዝርከብ ነገር ዘየለ ምኹዋኑ ፈሊጥና ሓይልና ነጠንክር 4 ነጥቢ።ለባም መስተውዓሊ ክንፈ ሓውና@
So amazing 👏 🤩 😍 ❤🎉 1000 like
wowwww, Tigray heziwun tesfa alewa bzuhat kinfetat kemzelewuwa yiamin, what a brilliant guy
ሕጂ ጽቡቅ ትዛረብ አለኻ ☑️ ዕርቂ ድፍረት; ቅንዕና ዘለዎ ዘረባ እዩ።
ብጣዕሚ ብሱል ፖለቲከኛ ። ተስፋ ትግራይ ። ንዞም ዝበስበሱ ኣልግስዎም ።
Great analysis.
I love this guy💪🏾
Best said!!!
መድህን ኣጀኺ ቀፅሉሉ❤
ቀደም ኣምሓራ ኣምሓራ ናተብሃልና ዓቢና ሀዚ ኸዓ ንስኻ ኦሮሞ ኦሮሞ ትብለና ኣለኻ ሀዚ ኸዓ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኦሮሞ ህዝቢ ተፃልኦ ኣለኻ። ነቲ ዘሎ በደለኛ መንግስቲ ጥራሕ ምልዓል ኣይሐሽን።
ዝገርም ተንታኔ ❤❤
Only the good politician is this men in tigray.God bless you brother.
Mr hammer iyu zigeziakum zello tewaguu yiblokum tiwaguu selam zeytigebru denakur ekum
ጽቡቕዩ፥ግን ምዝራንብን ሓሳብ ምቕራብን ምትግባርን ሓደ ኣይኮነን ሞ ቃሊልካ ኣይትር ኣዮ።
Medhen, I like your patience,managing a program,, question at the right point, the way you mansion and reallblity of your point. We want to see more self developed super gorgeous lady like you in Tigray.
@demhai4560
21 күн бұрын
Indeed she is!
ንመጀመርያ ቁኑዕ ናይ ብሓቂ ንፖለትካ ዝገልጽ ሰብ ነዚ ይርኢ ኣለኹ ብዘይ ኣፋላላይ ንህዝቡ ሓልዩ ከምዚ ገሩ ክገልጽ ዝኽኢል ዘሎ ኣይመስለኒን: : ንትግራይ ናብ ዝሓሸ ከምጽኣ ዝኽእል ኢዚ ሰብ ጥራይ ኢዩ::
ኣቱም ሰባት 27 ዓመታት ኣኲናት ኣሰላም ብዝተኸተልኩሞ ፖለቲካ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ወላድ መኻንን ኣደዳ ድኽነትን ሕሰምን ጌርኩሞ ኢኹም፡ እዚ ኢዩ ኣብ ኢርትራ ጽንተት ዝፈጸምኩሞ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሌና ዘንጸላሉ ዝነበረ ሓይሊ ኣሊዎ፡ ሕጂ ውን ሕብረተሰብ ኤርትራ ይኹን ኢትዮጽያ ሰላም ኢዩ ዘድልዮ
Wow arif Yigezal Lesson yihonal lelelochu
This guy is very intelligent and smart , he should be Tigray president.
This is nice idea 100% Eritrea’s people they always believe that
❤❤❤❤❤❤❤❤
Knfe hawey good job 👏
Tkkl bravo ❤❤❤
woow better truth.
ካብ ምዓስ እዩ ኤርትራዊ ትግራዋይ ዝኮነ ብከምዚ ትገብርዎ ዘለኩም ዝመጽእ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን የለን
@robelkahsay243
20 күн бұрын
Etrrawi malet tigraway malet iyu kemti trido
@Eri-First525
20 күн бұрын
@@robelkahsay243 ብከመይ?
@Pasttest543
20 күн бұрын
ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል
@Pasttest543
20 күн бұрын
ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል
@Pasttest543
20 күн бұрын
ኤርትራ ዝብል ሽም ጣልያ ዝሀበካ ናይ ባርያ ሽምካ እዩ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛረብይ ትግራዋይ ወይ ንጋል ትግራወይትይ ንኹሉ ዘጠቃቕልል ተጋሩ ንባሀል
ገፅካ ትርሓቅ እዚ ኩሉ ፅገም ደብረፄን ጥራይ ድዩ አምፂወ ዱሁል ።ንስካከ አበይ ነይርካ
@KledatKedatKedat
20 күн бұрын
ባርያ ህውሓት ሓቂ መሪራትካ ዶ😂
@frezghiokube3241
20 күн бұрын
ከብ ምጽራፍ ፡ብሱል ስነሓሳብ ምስዳድ ይበልጽ ንኽልና ዝጠቅም ፡ጸርፊ ምንም ረብሓ የብሉን ፡ሓሳባት ምልጋስ ግን ኣዝዩ ሃናጺ ኢዩ። ጸርፊ ገዲፍና ኣብዚ ንስምዖ ዘለና ዘረባ ደስ ዘይብለና ወይ ድማ ጌጋ እንተደኣ ርኢና ፡ብትሕትና ክንሙግትን ከነርድእን ኣለነና ፡እንተዘይኮኑ ግን ከምዚ ኢሉ ንዝዛረብ ሰብ ምጽራፍ ጥራይ ትርጉም የብሉን ዝጻረፍ ሰብ ምንም ዓይነት ሓሳብ ሰለዘይብሉ ዓቅሙን ክእለቱን በቃ ጸርፊ ስለዝኾነት ኢዩ ዓቅሚ ስለዝሓጽሮ ኢዩ ናብ ምጽራፍ ዝኣቱ ስለዚ ንሓሳብ ናይዚ ሓውና ደስ ዘይበሎሰብ ነዞም ክፍሊ ሚድያ ደዊልካ ረኺብካ ፊት ንፊት ክምጉቶ ኢየ ነዚ ሓውናሞ ግዜ ሃቡኒ ኢልካ ናይ ምርድዳድ መድረኽ ክትፈጥር ዝበለጸን ዝሓሸን ኮይኑ ይስምዓኒ።
@wuwjusdjdjdhh7176
20 күн бұрын
ሰነፍ ውላድ ሸይጣን እኻ ፅቡቅ ዘይያፍትወልካ ዘርእ መርገም ብስንክ ደብረፅዮን እዩ ኣብ ህዝብና ወርዱ ዘሎ መከራ ንደብረፅዮ ንኩሎም ህውሓት ወስዱ ይተዓረቀና ፈጣር
ክንፈ ኣንበሳ ተባዕታይ❤❤❤❤ ኣጆካ ጥራይ ሰላም ጥራይ ዘምር ምስ ኤርትራ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ መድህን ጸፋሕ እግራ 54
btame hayal moher gobez tigrawey eu 👍👍👍👍👍
Hizbi tigray selam habuwo
Brakhe Show is getting matured and provide us with balanced opinion....thank you Medi
❤❤❤
Kemziom zemeselu tegaru fiqri zigusgusu kenednqom yegeba'e! Well said brother! we need peace for our generation. Enough killing each other!
እዚ'ውን ሓደ ለባም ትግራዋይ ኢዩ። ተጋርዋኒ ጽቡቅ ገርኩም ደኣ ስምዕዎ። ህዝቢ ኤርትራ ሓው ህዝቢ እንዳ በልኩም፡ ኣብ ልዕሊ ልኡላውነቱን ታሪኹን ትገብርዎ ተንኮል ወጊድ ኢልኩም፡ ንነባሪ ሰላምን ጉርብትናን ክትሰርሑ ኣሎኩም። ህወሓት ካብ ክድምና ምዕራባውያንን ምፍርራሕ ኣብይን ሓራ ኮይኑ፡ ንህላዌ ህዝቢ ትግራይ ብትብዓት ክቃለስ ኣሎዎ። እዚ ድማ ልዕሊ ኩሉ ምስ ኤርትራ ስትራተጂካዊ ሰላም ብምግባር ጥራይ ኢዩ። ኲናት ኣናጽቲ ምሩጽ ወለዶታት ኢዩ። ስለዚ ኣርሒቅና ንሕሰብ እሞ፡ ነንሕድሕድና ንከባበር።
Your smart
bravo belih seb, nsu eyu eti haki.abi ahmed akmi yeblun ms amhara 5 amet wn kwagae aykieln eyu.tigray sm ertra tearikkum hagerkum ktewju tkielu ekum
@hagosfessehaye31
21 күн бұрын
Tigray hade belih and tebai leader ydleya. Alo kemue ktgber,mes Eritrea selam enta tgber 90 %,shgera mtfthala neru
@eritreanhiwot4667
21 күн бұрын
@@hagosfessehaye31በሊሕ መራሒ መጺኡ እንታይ ክገብር ይኽእል፧ ምስ ኤርትራ ሰላም ጌሩኸ እንታይ ይጠቕሞ፧ ባዕሎም ዘይመሬቱ መሬትካ ኢሎም፡ ንዘይበደሎም በዲልና ኢሎም ዝጠወይዎ ሓንጎል ከመይ ኣቢልካ ይዕረ።
@hagosfessehaye31
21 күн бұрын
@@eritreanhiwot4667 ...selam kbleka keleku eka Algerias agreement 🤝💯 tqbelu,senay gurbtena tkebaberka mekad maletey eye
@eritreanhiwot4667
21 күн бұрын
@@hagosfessehaye31 እወ። ተረዲኡኒ። ሕቶይ ግን ምስ ኤርትራ ተዓሪቖም ኣይተዓሪቖም እንታይ ይጠቕሞም፧ እኳ ድኣ ነገራት ከምኡ ኢሉ እንተ ጸንሐ እዩ ዝጠቕሞም። መሸቀጢ እናገበርዎ ይጸንሑ። ምስ ኤርትራ ተዓሪቕና፡ ኩሉ ስምምዕ ኣልጀርስ ክትግበር ፍቓደኛታት ኢና እንተድኣ ኢሎም፡ ኣብይ ከይወዓለ ከይሓደረ ክንጽሎም እዩ። ባጀቱ ይኹን ካልእ መገድታት ክዓጽዎም እዩ። ኤርትራ ብወገና ክትህቦም እትኽእል ኰነ እትደልዮ የለን። ነዚ ኩሉ ገምጊሞም ከኣ ምስ ኤርትራ ዕርቂ ክገብሩ ከም ዘየዋጽኦም ወሲኖም እዮም። ኵናት'ውን ክገብሩ ከም ዘየዋጽኦም ይፈልጡ እዮም። ኣብይ ሓዲግ ሰማይ፡ ሓዲግ መሬት ጠልጠል ኣቢሉ ክሰጥሖም እሞ ኣንጻሩ ዳግም ንኸይለዓሉ ንምርግጋጽ እምበር ክሳብ መወዳእታ ምስ ኤርትራ ክገጥም ዓቕሚ ይኹን ድልየት የብሉን።
@hagosfessehaye31
21 күн бұрын
@@eritreanhiwot4667 ... btami xbuk analysis Bro/sis Emo bezi mes Eritrea,beti Kai mes amahru kem sandwich kchflequ eyom.selezi eye at least mes Eritrea enta zerequ mahshom zbelku
100%
❤❤❤💯💯✅
በሳል ሰብ ብሓቂ አብ ጉዳይ ጌታቸውን ዳውትን ዝጠቀስካዮ ጠስሚ አስትኻኒ።ብሱሩ ተጋሩማ ለምቅኔ አይጣዓናን አነ ብጣዕሚ ይገርመኒ እዩ ዘሎ መሕዘንቲ
Medhin Good job keep bringing new guests with different views to help Tigray People.
1:44:58 mic drop!!!!! Thank you brother
ንሕናውን አብ ትግራይ አሕዋት አለውና
ግን ኤርትራ ከይትንከፍኩማ ክትሓልፉ ኣይትኽእሉን ማለት ድዩ ።ንስኹም ከም ኢትዮጵያውያን ናይ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይትገብሩ።ወይስ እቲ ዩቱብኩም ኤርትራ እንተዘየላ መኽሰብ የብልኩምን
@zowdi810
21 күн бұрын
Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to erterawe people 🇪🇷 they are made and hasawe and jalas for erteran people
@user-ih9eb7pn9v
20 күн бұрын
ንሶም ብሓይሊ የሕዋት ኢና ክብሉ ንሕና ኣይፋል ጎረባብቲ ኢና ክንብል ተረባረብ ኮይና።
90%✅✅✅👌
The Tigray People Must have 500,000 fighters to protect Tigray and future.
I have never ever seen a dynamic and Brilliant Gentleman like this guy in Tigraya, I really admire the way he Explain, Great job thank you Brother
Des yelal medi
ትክክል
Im too confused with his words# paradox eyu zzareb zelo
Welqayit tsegede is amhara territory period
I think you need to make specific agenda on land issue with anybody. It very coordinated that zone, and woreda admin together with their wing are actively participating misusing the land use!
Medhin Ertra kem Demengna Tselaetkim Miriay Gidefiwoooo.
Good for you. You are using iPad now.
He serving the truth
He is charismatic i love how he interpreted the situation ❤
Ambesa hawna Jigna
Kinfe jigna medhin kwana
Medhn egri gemel hagerki aeryi kdm belaetina bezihwa ygerm selam leli kulu eyu selam hsebu
ኣዚዩ ባህ ዘብል ቃለ መሕትት፡ ኤርትራን ትግራይን እንተዝዕረቓ ደኣ ኣቤት...
ኣብ ሚድያ መፂኹም እናነስነስኩም ጉድ ተረኺቡ።
ኣየ ተጋሩ ስብ ኤርትራ ዝፈጾምኩሞ ገበን ረሲዕኩሞ ምስ ዓለም ተሻሪኽኩም ዕጽዋን ክባን ገፍኩሙላ ልዕሊ 20 እብዘይ መሬትኩም ኮፍ ኢልኩም ጆኖሳይደራት ኢኹም ኣይተ ክንፈ
@user-xj7lc2pj5q
19 күн бұрын
Gena Testebe
@Liberal12
16 күн бұрын
ኢሳያስ ኢዩ ኣጊዱካ ዘሎ ኣታ ባርያ ስቅ ኢልካ ሃተፍተፍ ኣይትበል። 1300 ኪሜ ባሕሪ ሒዝካ ብከመይ ኢያ ትግራይ ብክባን ዕጽዋን ትእግደካ። ብዝተረፈ ኣብ 2009 ዝተገብረ እገዳ 1-ንውሱናት ሓለፍቲን ፡ 2- ንውልቃዊ ሃብቲ ናይቶም ሓለፍቲ 3- ናይ ኣጽዋር ዘይምግዛእ እገዳን ኢዩ። ካልእ ዝተገብረ እገዳ ዝብሃል የለን። እዚ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ረብሓ እምበር ጉድኣት የብሉን። ህዝቢ ኤርትራ ከይስርሕ፡ ከይሃንጽ፡ ከይነግድ፡ ከይንቀሳቀስ ብኢሳያስ ኢዩ ተኣጊዱ ዘሎ።ሰብኣይ እንተኮይንካ ኣብዚ ተዛረብ።
you started the fire, war is not a football game. you hatvest what you sow.
ኩሉ ገዱፍኩም ብዛዕባ እቲ ኣንጻላልይኩም ዘሎ ሓደጋታት ከመይ ገርኩም ከምትምክቱዎ ዘይትዛራረቡ :: ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ዘይምርድዳእ ንግዝይኡ ንጎኒ ኣጸጊዕኩም ነቶም ናይ ደገ ሓይልታት ክሳብ ንህላወኩም ንምጥፋእ ሕጊግ ዝብሉ ዘለዉ ሓቢርኩም ኣይትድከሙ ቅድም ነርና ኢና ሎሚ ኣለና ጽባሕ ክንህሉ ኢና ኣብ መርየትና ኣብ ትግራይ ንዘልኣለም ነበርቲ ኢና ዝብል ናይ ተስፋ ዝቖርጹሉ መልእኽቲ ስደዱሎም ካብ ቱርጉም ዘይብሉ ነንሕድሕድኩም ብፖለቲካ ክትባልዑ ትውዕሉ :: ንዓና ከተጥፍኡ ኢልኩም ኣይትድከሙ :: ንሕና ኣብ መርየትና ኣብ መርየት ኣባሓጎታትና ዘውረሱና መርየት ትግራይ ክንነብር ወይ ኣይክንነብርን ዝውስነልና ሓይሊ የለን ኢልኩም ነቶም ተሃንዲዶም ዝመጹ ዓመጸኛታት ሓይልታት ክትነግሩዎም ወይ ከተፍልጡዎም ናይ ግድን ኣድላይ ኢዩ ::
ኣንታ ግደፍ ምብትታንውድቀት ህዝቢ ኣምሓራ ተመሊሱ ኣብ ዝባን ትግራይ ኢዩ ዝወድቅ
ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ክፈቲ
እዝዶሞ ምሰ ደብሪፅ እታይ እዪ ፀገሙው ዎጦጦ ይመሰል ዘይ ፀርፊጡዑይ ፖሎቲካ ዘይብሉው
Bravo nay ormo mgsti eu
Please forget, great tigray we are eritrean ,we don't have the same identity,,but we need freedom too,
Medhin tselfa egri mes bal kiros kab hatewqetew teleli netiom awreq kab betkrstiyan awreq mesqel kesrqu tetahizom zelwun magerat keharmu zewelun zelwu tegaru bezaebaom gebri tslfae egri gemel
እንዳተፃረፍካ ፀርፊ ምንቃፍ አይከአልን። ኹሉ ግዜ ዲኘሎማሲያዊ አካይዳ ይሀልወና
ሚዛናዊነት ይጎድለካ ፤ ኣብ ጌታቸውን ደብረጬንን ኩሎም ናይ ትግራይ መርገም'ዮም ።
ኣየ ተጋሩ ወልቆቶት ተጋሩ ኤርትራውያን ተጋሩ እዋይ ስስዐ ክልተ ዝምነ ሓንቲ ትስእን