"ኣብ ትግራይ ዝርአ ዘሎ ከባብያውነት ምንጩ ህወሓት'ዩ!" ቃለ መሕትት ምስ ብርሃነ ገብረገርግስ(ልፍዓተይ ተስፋ) Birhane_Gebregergs
WelCome To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Brakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos።
#Eritrean_Talk,Show
#Tiigrian_Talk_Show
#Brakhe_Show
#ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Riot_Media
#Ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
#Eritrean_Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ቴድሮስ_ፀጋይ
#Eritrean_Poletics
#berake_show
#ብራኸ
#medhin_gebreslassie
#berakhe_media
#ቃለ_መሕትት
#ሾው_ብራኸ
#ethiopian_criss
#brake_show
#sebzseaneSeb
#brhane
Пікірлер: 1 400
Medhin thank you for what you doing for your people.God bless you !!!stand with your people not with government.🫶🫶🫶keep it up.Really and honest journalist ✌️
ተጋዳላይ ብርሀነ ❤️💛❤️💛❤️💛💖💖💖👍👍👍💪💪💪
He is right 💯 % . Proud of you 👏
@user-fn2li6lv4y
Ай бұрын
Medhin .you have to like this one too
እዋይ ጋዘጠኛ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እቲ ዝሓተቶ ሕቶ እውን ንክምልስላ ዕድል ኣይትህቦን እቲ ንዓኣ ዝጥዕማ መልሲ ጥራሕ እያ ክተዳምፅ እትደሊ ማለት እቲ መልሲ ንህወሓት ዘቃልል ጥራሕ እንተ ኮይኑ ከምዙይ እንተኮይኑስ ዘይ ምስማዕኪ ይሓይሽ ዝሐሸ እንተበልካዮስ ዝገደደ
@destatirfu3235
Ай бұрын
She is not telling the truth. She is hater of TDF. The truth is TDF had upper hand in the war. PP has lost most of its fighters. Birhanu Jula also told us during the meeting in Kenya.
@zuriashamare1082
Ай бұрын
ንስኺ ዝደለክዮ ክዛረብ ዲኺ ትደልይስ ሰብ ዝዛረቦ አኺ ትሕልፊ
@zuriashamare1082
Ай бұрын
መድሄን ግን ጋዜጠኛ ድኺ ፖለተ ከኛ?
ካብ ዋልድባ ገዳም 900 ዝኾኑ ተጋሩ ፈለስቲ ብግፍዒ ከባሪሩዎም ከሎው ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ፥ንምንታይ ፈለስቲ ይባረሩ ምስተብሃለት ፥እምነቶም ካልእዩ ናትና አይኮኑን እላ ከምዝመለሰት ይፍለጥ።ስለዙይ ልፍዓተይ ዝብሎ እምነትናውን ሓደ አይኮነን ምባሉ ባዕላ ቤተክርስትያን አድስ አበባ አቀድማ አብቲሰዓቱ ዝበለቶ ስለዝኾነ100% ሓቂ ይኸውን ማለት ዩ።ጀግና ።
መድሂን ዓይነይ ኣይከኣልክዮን ብሬ ጀግና እዩ
What a great man ! Thank you ብርሃነ ! You are the best ብርሃነ!
@AlemuKassie
Ай бұрын
እሞ "ግሬት ማን" ኣይትፈልጥይ። ጀንፈል ድያ ገንፈል ኢዝ ግሬት ሪቨር ንከማኻ ዝበለ። ምጸተ ኣለም!
@bg9694
Ай бұрын
@@AlemuKassieከንዳንተ አይነት ገረዶች ጋር ንግግር የለኝም! Some people like you don't like smart people we call it Jealousy . ዝም ብለህ ጫትህን የመንደር ወሬህን ቃም !
@AlemuKassie
Ай бұрын
@@bg9694 :-) :-) :-) ኩዕሶ ኣብ መሬት። ተረጋጋዕ። መንደሬ። "ግሬት ማን"? ቃረይስባ!
@bg9694
Ай бұрын
@@AlemuKassie go to school
ኽልተ ቡሱላት ተጋሩ።።። ❤መዲን ብርሂንን ንዲሞክራስያዊ ኽትዕኹም ኣዚየ የመስግን።።
The only strength we have is our unity ❤❤❤!!!
ብሬ ተገሊፁልካ ስለዝኾነ ንኣገላልፃኻ ትምስገን
Medihin is one of the best and brilliant hosts in history of Tigrigna speaking shows. I'm very proud of her.
Thank u Bethane with appreciation
ናይ ብሓቂ አቦና ጅግና መምህር ገብረኺዳን ንብርሃነ (ልፍዓተይ ተስፋ) ተኪኦሙልና 👌! !
@debonairtf7953
Ай бұрын
መ/ር ገብረኺዳን እኮ ሑሩር ብሄርተኛ እዮም ኔሮም
@Tsegabeyene
Ай бұрын
ጌቸ ጅግና እዩ።
Thank you for the great conversation
ጽቡቕ ዲሞክራሲ ልሓዘ ቃለ መጠይቕ ፣ መልሲ ሰሚኧና ይበል ሕቶይ መልስዬ ዲሞክራሲ ብኻፈር ። ፀርፊ ናመኃይም ምልክት እዩ ፣ አውራጃዝም ናፀቢብ ኧንዛር ኸፈፋሊ ኃንጎል ደርሆ እዩ የቐንየለይ ። ገረዚሄር ካብ አሜሪካ
@user-sb8ff5xy1u
Ай бұрын
ከባቢያዊ አተሃሳስባ አብ ስልጣን ብከባቢ ዝተአካኸበ ሓይሊ ተጠቃሚነት ኣተሓሳበባ ዮ። መብዝሕቲኡ ኸምዚ ወዲ ዝበለ ሰባ ካብቶም ተሓለቅቲ ዝኾነ ከባቢ ፍላያት. ፍሉያት ናይ ማቶም መሬት ተጠቒምቲ ባሕሪ ዮ::ትግራይይ ትግራዋይ ዋና ዋኒኖም አይኮነ ::ዓሻ ሰብ አይትኩን ::
መዲ ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ መትከልኪ ,ውን ምሰ ሓቂ ምዃኑ የኹርዕ እዪ።
@destatirfu3235
Ай бұрын
She is not telling the truth. TDF had upper hand in the war. PP has lost most of its fighters. Birhanu Jula also told us during the meeting in Kenya.
@user-fl1xo3ut7f
Ай бұрын
Metikela eintay diyu?.tsere tigirawayinet.?
@user-fl1xo3ut7f
Ай бұрын
Bire bihaki bisul ,felaten habognan tigiraway
@letengustesfamichael7043
Ай бұрын
Group of monkey
@alemaraia4878
Ай бұрын
1000000 milioni menesey atfika teawitna😢😢😢
ተጋዳላይ ብርሃነ ❤
ተጋዳላይ ብርሃነ ኣብ እቲ ናይ ሕሶት ኢትዮጵያውነት ዘለዎ ኣፍልጦ ብጣዕሚ ዓሚቕ እዩ ። ከምኡ በል ብርሂን ።
I have no words to express your capability, keep it up iron lady
ተጋዳላይ ብርሃነ ፀባ ስተ ጸባ ሰትየ ሕዝቢ ኣጎብ ጽሩይ ትግራዋይ እዩ ኣነ ዘኣምንውሉን እቲ ሓቂን ድማ ንሱ እዩ ።
@nice-fs6on
Ай бұрын
😂
@alemaraia4878
Ай бұрын
1.000.000 መንሰይ አጥፊእካ ተዐውትና😢😢😢😢
ተጋሩ ዘለኹሞ ሁሉው ኩነት ፈጺሙ ፋሕፋሕ ኢልካ ዝግጠም ኣይኮነን ስለዚ ሰጢምካን ኣብ ሓደ ተጠሚርካን ዩ ዝግጠም ስለዚ ፍልልይኩም ንግዚኡ ኣወንዚፍኩም ብሓደ ተፋለምዎ እዚ ናይ ጭንቂ ግዜ ምስ ሓለፍኩም ተርክቡሉ ናይ ውሽጡኹም ፍልልይ
@Pasttest543
Ай бұрын
ልፍዓተይ ብርሀነ ገብረገርግስ ለባም : በሊሒ ሊቅ ሰብ ብትግራውነቱ ዝቆርቀር ዝግደስ ሰብ እዩ አሕዋት ተጋሩ እና ተጋሩ አሕዋተይ ንከተሎ
@nice-fs6on
Ай бұрын
ግርም አባ 99% ስልጣን ሒዝካ 😎ፋሕፋሕ ክይንብል 😂😂
@almazadamu9175
Ай бұрын
ሐቅ እዩ እግዚአብሔር ይታሐወሳ እት ዝቅደም ሕብረትና እዩ
@yohansberihu4322
Ай бұрын
ሓሳዊ ኢኻ
ብሐቂ ጅግና መግለፂ ስኢነልካ
Berhane is Our hero we love you so much ✅we proud of Our hero ❤💙♥💜💖💕
እሞ መማረፂ የለን መድህን መን እዩ ከድሕኖ ህዝቢ ትግራይ ትብሊ ወስኒ እስኪ ንባዕልኺ
ክቡር ብርሃነ፡ ምስኲሉ ፍልጠትካ፡ ኣብ ሞንጎ ተጋሩ ፍልልይ ምግባር ጽቡቕ ከምዘይኮነ ብኸመይ ይስወረካ? ሓደራ፡ ናይ ሽማግለ ኣዘራርባ ተጠቐም።
@yohanneskalayu9069
Ай бұрын
አታ ዚ ከድረ ማ ምስ ጌታቸው ዘለዎ ፅልአት ኮለል ኢሉ ይረአይ!አስተውዕልዎ ማ .....
ጋዜጠኛ መድህን ናይ ብሓቂ ተባዕ ቀጽልዮ ከማኺ ይብዝሓ ❤
Thank you @Brahke show for invited this dude guy🙏
Thanks to Brakhe Show!🧡
ናይ ትግራይ ነገር ኣዝዩ መሕዘኒ እዩ
Thank you our brother for ur devotion and exposing Mahibre Kudesan and fighting against the genocider regime
Kibur Berhane! Tigray Tesfa allewua kemakan ,kembeal zeameselu.gazietela astewueliku melekte kibur gigna geganu Berhane. Egziabiher missaka yikun❤🎉🎉🎉❤
ጀግና, የእውነት ትግራዋይ. መድሐኒአለም ይጠብቅህ ጎበዝ
Probably the most heated debate on Berahke Show. The physical war partially halted, and the diplomatic war successfully brought the Pretoria Agreement. Even if the battle was about to be lost, the war was won by TDF.
ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@weldayteka9690
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
Wow kemzi eyu timhirti malet ever like this man in tigray ❤very smart man🎉
wow, what a wonderful and interesting hard talk. I love it!
I gave you 1000k like
ብትክክል ትግራዋይ ጅግና ብርየ ነብሲ❤❤❤
Please. Brake show. Give him a time to answer questions. You are absolutely emotional not questions the informative questions. Please. Bring him again and prepare questioner and give him attention. . Thanks ❤️ brother from ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇪🇹 🇺🇸.
Medhine really you are so strong and hero. Berhane real tigraway and I appreciate your social makeup.
ብወገነይ ፅቡቅ ሐሳባት አማሃሪ ሐሳባት ተላዒሎም በቶም ፈክ አካዉንቲ እዉን ይወዏቅሶ ነይረ ሐዚ ግን በሪህለይ እና አጀኩም በርትዑ ክባራተዑ ይግባእ እና ብራከ ሾዉ ጎበዛት ቀፅልሉ
ኣነ ጽቡቕ ኣለኹ ማለታ ድዩ ንብርሃነ ፍሽኽ ዝብሉ መልሳ ዶ ትርኦ እቲ ዝገበረቶ እንተርቪ ንብሬ 100%ይድግፎ
ብርሃነ ብህወሓት ዝበቐቐ ንግምት ልዕሊ ዓቐን ዘጓነየ ዝፀልአ ምዃኑ ብቕሉዕ ዘቃለዖ ቃለ-መሕተት። መዲ ግና ንብርሃነን ንጠርጣራን ሕንቂ ሕንቆ ዝገጠመት ጋዜጠይና!
Thanks for the Diskation
❤❤❤ጸባ አስቲኻኒ ልፍዓተይ ኩሉ ዝበልካዮ 100% ሓቂ እዩ!❤መድህን ትግራይ ስዒራያ!! ልፍዓተይ ጽቡቅ ጌርካ ንገረልና! እቲ ናይ ጸላኢ ታርጌት አይትዓወተን ተጋሩ አይጸነቱን እኖሆ ብሚልዮን ዝቁጸር ትግራዋይ ብህይወት አሎ ዕድመ ንTDF ❤❤❤
@merhawiteshim
Ай бұрын
So nemen eya searat ? And zi lefeat debhal ab Facebook ne hizbi eritrea dexrfo deweal kemey tegelxo?
@kibreabesey9582
Ай бұрын
@@Erilovr4311 ኤርትራዊየ ግን ዘይትፈልጦ ዘይተስተውዕሎን ድፉን ኮንካምበር ትግራዋይ ብስረ አይሕመንዩ! እቲ ጎይታኻውን ይፈልጥ ስለ ዝኾነ በይኑ ከገጥም አይፈተነን! እስኪ ንሓደ ጀኔራል ሕተትሞ ሽዑ ቅሩብ እንተተሰወጠካ!! ወዲ ትኹል አርሓ ወያናይ ኢሉ ክደርፍ እንከሎ ወዲ ዛግር"" እዞም ዓጋመ ኩሎም ሙሁራት"" ኢሉ ክደርፍ እንከሎ ዝርአይዎ እዮም መስኪሮም! ሰብኩን ከልቢ አይትኹን ንዘይትፈልጦ አፍካ ከፊትካ ውሕ ውሕ ውሕ አይትበል!!
ሰብ ዝሳኣነ ሰብ/ ናይባሓቂ እዝ ወዲ ተራ ጭፍን ደጋፊ ይመስለኒ ነይሩ: ግን ዝዓቕሙ ዓቕሚ ዘለዎ ንፉዕ መንእሰይ እዩ :
ጅግና እምበር
Bre keyednekeku kehalef aykelen bravo bekulu meday thank u for all Ur sucrification respect u
ብርሃነ ብሓቂ ትግረዋይ❤
@Pasttest543
Ай бұрын
ልፍዓተይ ብርሀነ ገብረገርግስ ለባም : በሊሒ ሊቅ ሰብ ብትግራውነቱ ዝቆርቀር ዝግደስ ሰብ እዩ አሕዋት ተጋሩ እና ተጋሩ አሕዋተይ ንከተሎ
Tegadalay Berhane 👍👍👍💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️
Thank you brother I agree with you 1000%
I need such kind of hard talk from our politicians,elites, & Journalists. pls make this our culture in all medias. whether the debate is right or wrong my appreciation goes both the guest & the journalist
ኣብ የመን ውን ብኮረና ቅድሚ 5 ዓመት ድም ጸ ኮንና ነሩ ስለዚ ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ብዝብል fesbko
መድህን ነብሪ :: ብሓቂ መድህን ነብሪ ኢኺ :: ሓው ብርሃነ ዓይኑ ብጨው ሓፂቡ እዩ ንህወሓት ዝሕለቅ ዘሎ : ብጣዕሚ የሕዝን :: ግን ሓቂ እዩ ዝስዕር ::
שלום ברהנה Berhane thank you so much for your view you r so smart. To make sure l disagree with all what your saying however mjority of the things l can agree with you. Particuraly with the view if tplf disappear the nation of Tigrai will diappear. Also want to thaks Medhin for the great questions and thd cofidence
መድህን ግን ጤነኛ ነሽ ምንድነው ምትይው ጀግና ነህ የኔ ወንድም በርታልኝ ይቺ ልጅ ግን በጣም ታሳስቢኛለሽ ፕሪቶሪያ ምትደራደሪው የሆነ ፖወር ስላለሽ ነው:: የትግራይ ህዝብ ጀግና ነው ሁሌም ❤
እዚ ሓሳዊ ዘይኮነ ንኽሑሱ እዩ ተፈጢሩ ፍጥር ክብል ከሎ
ቃላቱ ከም ማይ እዩ ዝስተ ፍልጠቱ እውን ሙሉእ እዩ
@GGMFine
Ай бұрын
The dog is barking. Please talk the right way between the IGA and TPLF differences rather than propagandists.
@HagerMennet
Ай бұрын
ከም ናቱ ዶክተረይት ይህልወካ ይከውን ብመድሃኒት ወይ ብማጮሎት ዘይፍወስ ሕማም😂
@AlemTigray-pc8yv
Ай бұрын
ብጣዕሚ
@Mebrahtupawlos
Ай бұрын
እዚ ቃለ ምልልስ እዚ ናይ አእምሮኦም ዝደሰከለ ዓይኖም ዝዓወፈ እዝኖም ዝጸመመ ዝብልዎ እዩ።።ብርሃነ ይተሃላለክን አንጻር ሓቂ አብ ባይታ ዝተረኣየ ኩውንነት ውን ተሸፊንዎ አሎ።።ኩውነነት ዘየገናዝብ ሰብ ግዜክን ኣእሙሮክን ከድከመኪ እዩ ዝዛረብ ዘሎ።።
@user-xm8wn9mr6v
Ай бұрын
ልከማከ ዓይነት መሃይም ዶ??
የቀንየልና ኹቡር ሐውና ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር እምላክ ገፁ ይምለስልና ንብዐት እዴታትና ባዕሉ ያሐብሱ ናይ ሪሐል ብኽያት ይግበርልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihretarkebe9285
Ай бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
አነ ዝገርመኒ ንምታይ ንመድህን ትፅረፍ ብጣዕሚ ጀግና ካብ ትግራይ ሐንቲ ጎበዝ ብሐቂ ዝትጥይቅ ተረኸባስ ፀርፊ ፅቡቅ አይኮነን ንሳ ከም ጋዜጠኛ ክትጥይቅ ሙሉእ መሰል አለዋ ንሱ እው ንዝተጠየቆ መልሱ ብዘየገድስ ንዓዓ ናይ ምሽናፍ መሰል አለዎ ንዐይ ክልቲኦም ጀጋኑ ኢዮም
ልፍአተይ ብጣእሚ ነምስግን
ኣደ ወሊደ ትበል ልፍዓተይ ጅግና
@AlemTigray-pc8yv
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Pasttest543
Ай бұрын
ብሐቅይ .... ልፍዓተይ ብርሀነ ገብረገርግስ ለባም : በሊሒ ሊቅ ሰብ ብትግራውነቱ ዝቆርቀር ዝግደስ ሰብ እዩ አሕዋት ተጋሩ እና ተጋሩ አሕዋተይ ንከተሎ
@amannegus8465
Ай бұрын
😃😂😂😂😂 እቲ ሓሶቱ ድማ ስሓቕ ይቐትለካ!!! ኣንታ ንሕናስ እንቋዕ ኤርትራውያን ኮንና: ደቂ ትሽዓተ-ሓደ ብሄር:: ክሎም ሓቀኛታት!! ተጋሩ ግን: 😃👍 ንፉዓት ሓሰውቲ:: እንቋዕ ናብዚ ኣብጸሓኩም !!
Great idea from the great one ❤❤
ብራቮ ብሬ ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣገላልፃ ቀፅለሉ ጅግና❤❤ መድህን እውን ሽኮሪና ኢኺ ❤❤❤
Birhane ምስ ሓቂ ተባኢሱ እዩ ለሎ።
ብርሃነ ሰብ ዝሳአነ ቀዲመ ናቱ ተኸታታሊት ንውሕ ዝበለ ጊዜ ኮይነ ብጣዕሚ ዝፈተኽዎ አብማኸል ከዓ አይቡዙሑን ኮይነ ሐዚ ድማ ብግለይ ዝስማዕመኒ ሐሳብ ሒዝካ መፃኻ አለኻ ቀፅለሉ የቅንየልና ንኹሉኹም ። ቱ
Medhin is super Heroin! Most neutral journalist ever!!!
You are brilliant 👏
Well done Brother for addressing the truth about Tigraians and Ethiopians.
ዝርድአልካ የለን ፀማም በዚሑ ብሬ ናይ ጀጋኑ ጅግና
ናይ ብሓቂ አቦና ጅግና መምህር ገብረኺዳን ንብርሃነ (ልፍዓተይ ተስፋ) ተኪኦሙልና ! !
Really 🤝#M
ትኽክል ንሕና ተጋሩ ማጆሪቲ እምበር ማይኖርቲ ኣይኮናን።
@Pasttest543
Ай бұрын
ልፍዓተይ ብርሀነ ገብረገርግስ ለባም : በሊሒ ሊቅ ሰብ ብትግራውነቱ ዝቆርቀር ዝግደስ ሰብ እዩ አሕዋት ተጋሩ እና ተጋሩ አሕዋተይ ንከተሎ
ብዓል ቡሩሁ እኢሙሮ ኣርሕቁ ዝጥምት ጅግና 👍👍👍
It is interesting interview.but to tell you the truth I am not happy by the response he gave in the middle he was denying the imperial human loss of people tigray .for me one and many are the same to me . solidarity matters.
❤❤Respect my dear ልፍኣተይ ኩሉ❤❤❤if we had lost because they made the Pretoria deal? Did you ask yourself Medhin? Do you think they pity us? The truth is that if they had any strength they would not have signed the agreement.
ተጋሩ ልቢ ግበሩ ተጻውድልኩም ዘሎ መጻወድያ ድሕሪ ምፍታሕ ሰራዊት ትግራይ ክፍጸም እዩ
@amannegus8465
Ай бұрын
ልቢ የብሎምን ተጋሩ! ልቢ እንተዝህልዎም ነይሩ ምስ ሃገረ ኤርትራ ተመሳሲሎም ምኻድ ምስተገብኦም:: ልቢ ስለ ዘይብልም ግን ኣብ ጽልኢ: ኣብ ጸይቂ: ኣብ ሓሶት ተዋፊሮም :: እዚ ኩሉ ድማ ዋጋ ኣኽፊልዎም:: ዋጋ ከፊሎም ጥራይ ዘይኮነ: ነዚ ሓድሽ ወለዶ ኣብ ጃህራን ኣብ ሓሶትን ከምዝነጥፍ ገይሮም:: ሕጂ ወዲ 18 ዓመት ኤርትራውን ወዲ 18 ዓመት ትግራዋይ ኢትዮጵያውን ከተወዳድር እንከለኻ: እቲ ኤርትራዊ ብሱልን ልኡምን: እቲ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ድማ ፍሩስን ብዶን ክይኖም ትረኽቦም:: ስለ'ዚ : ተጋሩ ተንኮልን ሕስድናን ዝዓብለሎ ዜጋ ካብ ምኹስኳስ: እወታዊ መንእሰይ እንተዘፍርዩ ሰናይ ምኾነ:: ተጋሩ ናይ ኤርትራ ዓወትን ብልጽግናን ከይወሓጠሎም ዝገበሩ እኒ መለስን ስዩምን ከይዶም ኣለው:: ስለዚ መንእሰይ ትግራይ ልቢ ግዛእ! መድሂን ኣፍ በራድ ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጦ የብላን:: ጽልኢን ገንዘብን እዩ ህይማኖታ
@Aster-be9gi
Ай бұрын
መድህን ሕቶ ሕተቲሞ፣ ንመልሲ ብትዕግስቲ ተጸበዪ። እንተዘየሎ ዕዱምኪ ኣይተኽብሪን ዘለኺ። ናተይ ጥራሕ ይሰማዕ፣ ናታይ ሓሳብ ጥራሕ ሓቂ ኣይትኹኒ። እቱጋሻኺ፣ ብብዙሕ ልምዲ ይበልጸኪ ይመስል።
@serenityshalom7387
Ай бұрын
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
@yosefahferom6893
Ай бұрын
@@serenityshalom7387 ስለአቡነአረጋዊ ሕዚ ማ ብሱሩ ሻእዉያ እዚ እኔዉ ላይ አባይ ትግራይ ላብ መቃብር የእቲዉ ላይ ጀሪካንን ማንካ ሰሪቁ ( long range missile and modern tanks with billions kkkkk ባይደን ኡኡኡኡኡ ጀኖሳይድ
@serenityshalom7387
Ай бұрын
@@yosefahferom6893 eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😙 babene alora mara fnistra kalas sakit endiayamo 😊😊
ሕወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ፈጣሪ ኣይኮነን ካብ ፅንተት ዘየድሓነና ህወሓት ሐዚ ውድብ ኮይኑ መድሕን ክኸውን ኣይኽእልን።
@ninaabay2140
Ай бұрын
Ayee Hegdef
@ninaabay2140
Ай бұрын
Maybe u r PP genocide was committed by Ethiopian people not Tplf
ብርሃነ ልዕሊ እግዝኣብሄር ኦሜጋ የለን ። ንህወሓት ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ውድብን ፓርቲን መንግስቲ ውልቀሰብ የለን ኣይህልውን። ተጋገመኻ ኣርም። ህወሓት ግንጨከምኻልኦት ውድብ ማዕረ መድረኽ ኣለዋ
ናብ ጋዘጠኛ መድህን ነቲ ትገብሬዬ አበርክቶ የቐኒየልና ዝተፈለየን ዝሓሸን አጣማምታ ዘለዎም ሰባት አብምቕራብ ዚያዳ ቐዳምነት ተትህቢዬ እቲ ንቡዙሕ ዓመታት ዝሰማዕናዬ ቓናን አቓራርባ አባኪ ክንሰምዖ አይንደልን
ተጋሩ ግና ክሳዕ ክንድዚ ደናቁር ኣይመስለንን'ዩ ኔሩ ? ? ? ተሕዝኑ
@bg9694
Ай бұрын
ሻአብያ ደንቆሮ
ንጉሰይ እንተበልኩኻ ምግናን ኣይኬነን ጅግና
@wadezealexnoel8725
Ай бұрын
😂😂😂😂😂 🤔
Thanks brake show 😘. The article was very informative 👍 👏. But. Brakes show where is the questionable point. You should give him a questioner before bringing him to the informative. Because. The followers are confused 😕 from the beginning agendas. Please. Bring them again. I THING brother tigray is very informative point he is approaching to publish the reality. He's very intelligent person. Thanks brother from ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇪🇹 🇺🇸.
It is an amazing possibility without a doubt even if the one who is talking to you can't you are a worthy person be strong 
🇪🇷🇪🇷MEDHIN , DO YOU REALY BELIEVE FROM THE BOTTOM OF YOUR HEART, A SINGLE , EVEN ONE GENOCIDE IS DONE BY ERITREAN ??🇪🇷 NO GENOCIDE IS TAKEN BY TIGRAYANS IT SELF CLOTHED AS ERITREAN ARMY🇪🇷
Brakhe show- absolutely correct important questions- shame he saying Dr Debretsion was elected by 38/41, and our people elected him. Look at his track record of failed leadership & failed politics.
❤❤❤
ብርሃነ ናይ ብሓቂ በሳል ትግራዋይ እዩ። ኣብ ትግራዋይነት ዘለዎ ርድኢት ዝገርም እዩ። ብዙሓት ክዛረብዎ ደልዮም መድረኽ ንዘይረኸቡ ዝውክል ረዚን መልእኽቲ ኣሕሊፉ ነዚ ድማ ክብሪ ይግበኦ። እዚ ንምርዳእ ውሽጣዊ ቅንዕና የድሊ።
መድህን እስኪ ክሓተኪ - ኣብቲ እዋን ጆኖስይድ ናትኪ እጃም እንታይ ነይሩ ?
@hiwotegebrekirose3316
Ай бұрын
ተጋድላ ነይራ
መድሂን ፅቡቕ ቀኒና ነይርናስ , ብሓንሳብ ልብና ምልጥ ኣቢልዋ ፀሊም ሰይጣን.
@hiwotegebrekirose3316
Ай бұрын
ጂግና እዩ ብሬ ደም ሸን
@user-rh8fm9qz3m
Ай бұрын
ata mulut ganin .bhasab moguto
This guy is very optimistic, strong and undefeated gentleman. He’s my hero. He respects and proud by his amazing TDF legacy. He’s my hero!
Berhane excellent input and analysis based on facts! Medhin please be patient let your guest speak, don’t speak for him, you’re emotional and based on that you trying to argue…
ተጋዳላይ ብርሃነ ሕወሓት ብምድጋፍ እምበር ብኸባብያዊ ፈፂሙ ኣይሕመን እዩ። ልፍዓተይ ሕቡን ትግራዋይ እዩ ።
@asmelashtesfay5931
Ай бұрын
ዝአመነሉ ክድግፍ ይኽእል እዩ
ህዝቢ ትግራይ ብህወሓት ክጠፍእ ኢዩ።እቲ ዝሓለፈ ምልክት ኢዩ።ህወሓት ዝብሉ ሰባት ትግርኛ ምዝራቦም ዘይኮነ ተጋሩ ምዃኖም መረጋገጺ የለን።
ኣብ አለም ብኹናት ሙሉዕ ብሙሉዕ ዝጠፍዕ ህዝቢ የለን። ሙሉዕ ብሙልዐ ስለዘይጠፋዕና ሲኢርናኢና ዝብል ሙጉት ናይ አሻሹ እዩ። ብኽባን ዕፅዋን ዝሐልቅ ዘሎ ህዝብና ብቅልፅምና ካብ ክባ ከነውፅኦ ኢና እናበለ ክፍክር ፀኒሁ እታ ኽባ ናብ ባዕሎም እና ፀበበት ምስ መፀት ኢድ ሒቦም መራሕትና።
ዕድመ ይሃብካ ብሬ! እንኳዕ ናትና ኮንካ።
ብጣዕሚ ጅግና ሓውና ብርሃነ ብደንቢ ገሊፅካዮ ኢኻ መድህን እሞ ስቕ ኢልና ዶ ኢድና ክንህብ ነይሩና??? ጅግና መሪሕነትን ሰራዊነትን እኮ እዩ ከይፈተወ ናብ ሰላም ክደራደር ክፍርም ዝተገበረ ካብ ያ ዝቐበረስ ዘረደአ እዩ መድህን
@BerheGDesta
Ай бұрын
😄
ኣቦ ህወሓትን ከባብያውነትን አይተ ስብሓት ነጋ እዩ።
@almazadamu9175
Ай бұрын
ኻፍት ንባይ ስብሐት እይትፍልጠሙን እስተውዕሌካ ተዛረብ እባይ ስብሐት ሔወቶም ንህዝብ ዛሃቡ እዩም
@yohannesiv4300
11 күн бұрын
ኤርትራውያን ኮይንካ እዚ ምዝራብካ እውን ስብሓት ክሳብ ክንደይ ጥዑም ሰብ ከምዝነበሩ ዘረድእ እዩ። ፍርሒ ድዩ ሃተውተው ዘብለኩም 🤣
@yohannesiv4300
11 күн бұрын
@@almazadamu9175ኤርትራዊ እዩ ኣይትገደስሉ 😂
Betami eka jegena fetari yehaleweka 🙏🙏🙏
መድህን ብሓቂ ጎበዝ ጅግና ትግራይቲ።