"እየሱስ ፓርቲ ኣጣይሹ ተዝመፅእ ኣባል ፖለቲካዊ ፓርቲ ኣይከውንን" መም ሙሉወርቅ ኪዳነማሪያም ምስ ብራኸ ሸው
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Пікірлер: 195
ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ኣያና መ/ር ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💛💊🙏
ኹቡር ወላዲና መ/ር ሙሉ ወርቅ ኩሉ ግዘ ንትህቡና ሃናፂ ትምህርትኹም የቀንየልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏
ትግራይ ሰብ አሎዎ ክባሀል ከሎ ሓቅ እዩ ካብዝይ ቡሉፅ ሓሳብ ክንማሀረሉ ይግባእ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መ/ር ሙሉ ወርቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መዲ ካዓ ብርትዒ ቀፅልሉ🥰🥰🥰
ቡሩኽ አያና መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነ ማርያም ቁፅሪ ሀደ ምሩፅ ፁሩይ አተሀሳስባ ዘለኹም ልህዝቢ ዝጠቅም አተሀሳስባ ጥራህ ብምሀብ ሞገስ ትግራይና ኢኹም እሞ ፈጣሪ ነዊህ እድመን ጥእና ን ይበሀበልና!!!!
መ/ር ሙሉ ወርቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ። ፅቡቕን መምሃርን ዝኾነ መድረኽ ኔሩ። ቡዙሕ ክዓ ካባኹም ንፅበ። መድህን እዉን ደስ ዝብል ኣቀራርባ ደስ ዝብል ህድኣት እተመልኦ መደብ ኢኺ ኣንጊድክና ኽብረት ይሃብኪ በርትዒ።
መድህነይ ንግስቲ ኹለን❤❤❤❤❤
@asmarah3174
Жыл бұрын
እወ ንፍዕቲ ሰበይቲ እያ ከም ጋዜጠኛ
@semharkahsay1946
9 ай бұрын
@@asmarah3174ከም ጋዘጠነኛ 😅😅😅
ካምዝኦም ዛአምሰሉ ክንድ ንቅድሚት አምፅእካ ማሕበረሰብ ክማሀረሉ ምግባር አገዳሲ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ሙሁርን መምህርን
Shabya 1000 amet nebarulna nezom zedakemkumlna
Best journalist ever.
Thank you Memhir Muluworqi for a polite analysis of the general views and about who you are:: Gentle and cool discussion. You are correct, our people should rely on facts and avoid populism.
Memher long life, thank you so much!
መምህር ጀግና ዝዓርከይ ይበል ዝባሐል መምሃራይ ምላሽ፣
He nailed it. Excellent. I agree with him 100% ...❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብትክክል የታሓሳስብ ትውልድ ብልክዕ እንተዘይተቀርፁ ሳዕበኑ ኮላይ ንሀገር እውን እዩ መማህራ ምስ ተምሀሮ ባሓደ እንዳ መስተ ምኻድ ሉሙድ ካምዝኾነ ንስምዕ መምህር ብስነ ምግባር ተምሃሮ ዘይቀርፅ እንተኾይኑ ተምሃሮ ብዝግባእ ክቀርፁ ንባዕሎም ዝግባእ ተረይንግ ይወስዱ ዶ ብክእለት ቡቁዓት ዲዮም ውፕዘተ ተምሃሮ አብ ትግራይ ዝተርፉ ከይኮነስ ብኩሎም መለከዒታት ምስ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ምፍጣር አገዳሲ እዩ መምህር ሙሉ ዝብሎም ዘሎ አገደስቲ ሓሳባት ብጉቡእ ክምርመሩ እዮም ዝግቡኡ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Tigray survived by the Grace of God, in addition to our TDF heroes fighting. Tigray believes in God.
@avielavi990
Жыл бұрын
Yes there are but the world doesn't work like that so they are exaggerating
admen tianan yihabka memhrey🙏🙏❤💛💯
ዘይሩ ዘይሩ ብቅዓት ዘይቡሉ ማሕበረሰብ ብማንም ዝዝወር ካብ ሙኻን አየድሕኖን ስለዝኾነ ላያብልት ካብ ምፍጣር ብምክንያት ዝካታዕ ማሕበረሰብ ምፍጣር ንኩሉ ይጠቅም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@esayasneguse9377
Жыл бұрын
You are smart Sophia
Memhrey ❤
I like this man he is very smart Tigraway long life member fascinating discussion God bless Tegaru 🙏
ኣብዚ እኒአው ኣቦስ ፍቕሪ እዮም ክፈትዎም ትግራይ ዓደይ ከማኹም የብዝሐላ
ክቡር ሰብ አብዝሑ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ብፍላይ ንናይ ሎሚ ወለዶ ምህሮ ዝኾውን ካሙኡውን ዓበይት ❤❤❤
ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ። ብዙሕ ንፅበ ካባኹም። መድሂን እውን ስለ ዘቅረብክልና የቐንየልና። ቅር ዝበለኒ ነገር ግን ኣሎ ንወዲ 70 ዓመት ኣያና/ኺ ከም ምሓዛኺ ኣታ ዳበልኪ ክትሓትዮም ዝገርምዩ።
ቡሩክ አያና መምህር ሙሉወርቅ ገብረኪዳን ልቲ ምቁር ልቢ ዝአቱም መደረኩምን ምክሪን አዚዩ የቀንየልና ብተወሳኺ ል ክብርቲ ሀፍትና ጋዜጠኛ መድህን ገብረስላሴ ነቲ ብሱል ህቶኺን መደብኪን ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀሲምናሉ አዚዩ የቀንየልና!!!
@berhanzebelo5952
Жыл бұрын
8
Medhin g/slassie U R great 4 z record ❤, all due respect ..l follow ur input & ❤ them
መድህንዋ እንታይ ዳኣ ዘይ አመልኪ ሓድሓደ ፅብቘት ሓሣባት እንተይ ወደኦም ትቆርፂዮም አለኺ ንምሣሊ ብዛዕባ ናይባዕሉ ህዎት ሜዳኸይዱ ይንቨርስቲ አትዩ ካብኡኸ? No matter where/how ከብ ከምዚኦም ዝበሉ አቦታትን አያታትን ዝወፁ ሓሣባት ብሙሉኦም መምሀርቲ እዮም እና pease don't cut it. "ቃልሲ ብባህጊ ዝኽየድ/ዝእቶ ዘይኮነስ ንህልውናኻ ተገዲድካተኣትዎ እዪ:: " መ/ህር ሙሉወርቅ ኪ/ማሪያም ናይ ባሓቂ ትኽክል አገላልፃ❤
ኹቡር አያና መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነ ማርያም ፍሉይ ሰብ ኢኹም ነፃ ዝኮነ ለባም አተሀስሳስባ ዘለኩም ትግራይ አለዋ ካብዝበሀሉ ምሩፃት ደቂ ትግራይ ሙሁሪት ብፍልጠት ዝተደረኸ ምኽርክም ልትግራይና ዝጠቅም እዩ! ዝከአለኹም ኹሉ ነገር ምግምጋም ቀፅሉሉ የቀንየልና ል ብሱልን ምጡቅን ፍትሀዊን ዝኮነ አተሀስባኹም
Happy to see u Muluie. Ur beloved parents and ur sister Lize are praying and watching u from heaven. Keep going !
ሓደ🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹
ክቡር ሓውና መ/ር ሙሉ ወርቅ ካብቶም ኣለውና እንብሎም ፈላጣት ተጋሩ ሓደ ኢኻሞ ጥዕናን ዕድመን የሃብካ መድህን'ውን ፈላጣትን ከምህሩ ዝኽእል ውልሰባት ስለ ተቕርብልና ከምኡ ጥዕናን ዕድመን የብኪ
ትክክል ወግዒይ እዩ
"ambesit" interviewer God bless you
ክብረት ዪሃበልና መድህን ንፈትዎም ሊቅ ኣቦ ኣምጺእኪ።
@fayaz3598
10 ай бұрын
ሊቅነት ረኹሱ😂
መምህር ናትኩም ሓሳብ ምስማዕ ዘለዎ ቁም ነገር መግለጺ የብለይን ንትግራይን ንተጋሩን ናብ ዝበረከ መድረክ ዘሰጋግር እዩ እሞ ነቶም ኣነ ዝበልክዎ ዝብሉ እዝኒ ኣይተሃብዎም ። "መጻኢት ትግራይ መታን ብፍልጠትን ብግብርን ክትህነጽ"
ብልጽቲ ጋዜጠኛ💯💯💯
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤enka ertaway kunku awet nafash enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ❤ .I'm ertaway, ènka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..awet nafash enka tigray tawet 10,10, awet nafash enka tigray tawet 10,10,
@adonaydimartini6130
9 ай бұрын
ክክክክክ ቆማል የ ቆማል ኪድ ጥራይ ምስ ምዉታትካ ኮንካ ብከ
ማህየ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ተጋሩ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ሚሂርኩም ህዝቢ ኢትዮጲያ ቋንቋ ኣዲኡ መንነቱ ፈንፊኑ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቒኹሞ ንምንታይ ዘይትናስሑ ። ብጀካ ዓፋርን ሶማልን ብመንነቶምን ቋንቋ ኣዲኦም ሕቡናት ካላእ ርኹስ ኣምሓርኛ ክዛረብ ምስዝጅምር ብኣምሓራይ ስነ-ልቦና ብሓሶት ፈኸራ የኛ ቒቒቒ የኛ የኛ መንፈሶም ይሸጡ ለው ። ተጋሩ ብሂወቱ ዘቃጽሉ ዝነበሩ ተዝጻረ ተጋሩ ጋምቤላ ኦሮሞ ጉራጌ እዮም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ
መዲሂን ሓፍትና መደብኪ ፅቡቅ ኩሉ ስራሕትኪ ፅቡቅ እዩ ኣድናቂትኪ እየ ግና ኣታ ኢልኪ ክትፅውዒ ነዞም ኹቡር መምህርና ካባኪ ድማ ክሰምዖ ገሪምኒ ምስ ይቅርታ ብቅንዕና እየ ካባኪ ፈሊጠ ኣይኮንኩን ተጋሩ ምዝንጣል ኣይናትናን
❤ጭዋ ጋዜጠኛ ምስ ጭዋ መᎃህር የቀንየልና ኩሉ ትህብዎ ቃለ መሕትት አዝዪ ልቦና ዝመሎኦ🎉 thanks a lot
ምስ ዒንኪሊል መም ወጺኢቱ ዕንኪሊል
ይበል ሓሳብ
ሊቅ ነህ መ/ር ሙሉወርቅ
Correct. Thank you Memhr. Let us choose our priorities and move forward. We should call for Justice. Independence is the only way that will guarantee conflict free future Tigrai. Otherwise history is most likely to repeat itself.
I have no ? About memhr Muluworki , He is always correct & tigrigna ❤er,, all Love memhrey
ብሓቂ ድዩ ፕሮፌሰር እዚ ሰብኣይ እዚ ? ናይ ድንቁርና ፕሮፌሶር ደኣ ከይህሉ።
ናይ መወዳዕታ ዝሃብካዬ መልሲ ንኹሉ ስብ መፃኢት ትግራይ መብራህቲ ዝኾን ምኽሪ እዩ።
God help tigray.
You never make a mistake in your choice. Thank you for been a chair man on the election process. You saved our country by elected Government in Tigray. 🙏
ሙሉ ናይሎሚ ውዕሎኻ ፍሉይ እዩ ኾሪኤልካ
ኣምሓርኛ ግደፍዎ ህዝቢ ዓለምን ኣምላኽን ክዕረቀኩም
@tadeleasefaw
Жыл бұрын
በሓቂ ናይዞም በላዕቲ ሰብ ኣያድልየናን ኣዩ
@semharkahsay1946
9 ай бұрын
ተጋሩ ካብቲ ናይ ጎንደር እንድዩ ተደጊምዎም ኣገልገልቲ ኣምሓሩ ክኾኑ ኣይሰምዑኻን ኢዬም ኣይትድከም።
Serawit eritrea kulu wexiu eu. nikd nwirera tibl nerka Ata seraki
እዛ ጋዜጠኛ ናይ ልበይ'ያ ካብ መልሶም ተበጊሳ ትሓቶም ሕቶ ኣንበሲት'ያ እንተ መም ግን ዓቅሚ የብልካን ዎታእታእ ድሓር ክትብል ኣሕሊፍካዮ ዝገርመኒ ነገር ናይ ትግራይ ግን ጉዳይ ቃንቃ ትግርኛዩ ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣብ ኤርትራ ማዕረ ክንድዚ ፍልልይ ቃላት ኣይርእን'የ ነዚ ሰብኣይ ክምልስ ከሎን ንሳ ክትሓቶከላን በበይኑ ናታ ንጹር ናቱ ተሸጊረ ይሰምዖ ብዙሓት ተጋሩ ሓሳባቶም ብኑጹር ክርድኦ ኣይክእልን'የ ነዛ ዉቕብቲ ጋዜጠኛ ግን ሓቂቅ ከም ማይ ንግሆ ይዎርደለይ ብዘይ ንሱ ናይ ብሓቂ ንሞይኣ ትጥቀመሉ'ያ ዎገናዊት ከይኮነት ትሓትት እዚኣስ በዓልቲ ቤትካ እንተትኾዉን ብሓቂ😅
ኣቢ ዓርጌን
Ayyy halkese Ayenay elkayo, nay 1 million hzbna tehatati eka!!
@semharkahsay1946
9 ай бұрын
እቶን ናትካ ኸ መን ክሓተሎም ዩ😅😅😅😅
❤
Tigray is very lucky having such a smart, logical, and honest person. Tigray needs more like you at present time. Please, don't give up. You are developing the new pure generation of Tigray. Wishing you all the best and a happy, long life with your family.
@mikeledawit1976
Жыл бұрын
Smart 😂
መከላከያ ሽረ ኣትዩ እንትበሃል " ምእታውስ ኣትዩ ግን ብእግሩ ድዩ ብቃረዛ ኣትዩ " ኢሉ ዓለም ዘግረመ ኩርኩር ህወሓት ሎሚ ድማ ናብ እየሱስ ጥር ኢሉ ?
@moses3400
Жыл бұрын
@lomi... ዝገርም'ዩ!! መጅላግ ኣረጊት: ዘይስተርከ!! ከይሓፈረ ቓለ-መሕትት ይገብር!!! 🤔
እዙይ መምህር ፅልኢ እዩ :: ናይ ትግራይ ህልቂት ዋና ተሓተቲ እዙይን ገብረ ኪዳንን እዮም ::
Memhrna kulu gize busul hasabat eka thbena emo new edmen teenan yehabkum
ኣላዲያ እዛ ልሕቲት ዝኾነ ወይዘሮ ሙሉወርቅ?
Yes he is right! He always boldly criticized them when he saw it a wrong thing. He never afraid to tell them, if he felt not right.
መምህር ሙሉወርቅ ኣሰለጣካን እንበምር ተረፍ እንተረኸብካ ማዓኮር ጃንዳ ክትልሕስ ፈቲንካ። ተጓሒፍካ። ዘይነበረ ታሪኽ ሃተፍ ኣይትበል።
He was member of the Ethiopian People Revolutionary Party ( EPRP). The journalist should have asked him, more details. It is very interesting, and less known period of history; and the survivors are getting aging.
@yayatore3962
Жыл бұрын
getting old.
Ik😊😊
Dhri hji motn kunatnn yakl neti zterefe hseblu❤
ጀማራይ ፕረዚዳንት መረፃ ትግራይ እውን እዮም መምህር
መ ምህር ኣቦ ትግራይ ጀግና ርቱዕ ኣንደበት ዕድመ ይሓበልና
አነ ንአያና ሙሉ ወርቅ ብጣእሚ የክብሮም እዪ ነገር ግን አብዙህ ቦታ አብ ሚድያ ምቅራቦም ፅቡቅ ኮይኑ ከሎ አብትግራይ ንሶም ጥራህ ድዮም ስብ ወይ ፈላጥ እቶም መንእስይ ወይ ከአ ክንድ ሙሉወርቅ እድመ ዝመለእ ሙሑር የብልኩምን ድዪ እዞም ስብአይ ልክእ ከም ህወሃት ባንዲራ አብኩሉ ዝብልበሉ ስለምንታይ እዩ ሙሑር ሙሑር ምህር ዘብለና ንቅድሚት ዝርእይ ስብ ምስማእ ይልመድኩም ኔትወርክ ዝመስል ጉዳያት ግደፉዎ ስብ አዲግራት ካብ ሽሬ ካብ አድዋ ካብ ዝኮነ ይምፃእ ንትግራይ ዘብራብራ ስብ ድለዪ ንድሕሪት ከይድኩም ኬድኩም ድካም ጥራህ ኮይኑ
ሰላም ሰላም ንኩልኹም
Michael lemin kemer asfelege
Muluwerqi is a thinker.
መምህር ሙሉወርቅስ ትዕዝብቲ እዩ ትርፉ ዋ ነታ ሓታቲት ግን ክብሪ ይሃበልና ። ብኣንፃር እቲ ዝርበሐሉ እዩ ኢልካዮ እዚ እዩ ድማ እቲ ናይ ፍትሒ ትካላት ከይህልዋ ን ሰባት ብሞየ ኦም ከይሰርሑን ዝገበረና
Muluwerki muhur diyu behqi?
Muhur denkoro
Bal twyway
Memhrey arigom ember snehasabom hagazi gierka aymhamekun mulue seb yelen tgray ADEY amlak ybxAHKI
መምህር ሙሉወቅን መድህን ክብረት የሐበልና
ን መምህር ሙሉወረቅ ክብል ከይፈለጥኩ ሳብስክራብ ገሬአለኹ እሞ ቀፅሉሉ ንረዳት ፕሮፈሰር መረሳ ፀሐዮም
ትግራይ ብኸምዚኦም ልበሉ ሊቃውንቲ እያ ትምራህ ሃጠውቀጠው ልህዝን እዩ
Political path is first foremost Educational policy designed/drafted by politicians. Best curriculum is only given if u have good policyholder. And curriculum is road map/GPs of society.
Medhen betaemi iki gobez ane betaemi ydniqeki moyawi gdeetaki tewaxik qexeleyo ab kuwenenet zetemerkose heto bemehtatki
አነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ዐበይቲ ሰባት ምሁራትን ዝጋገዩ ስኣን እቱ ኣብታሕቲ ዘሎ ሓበሬታ ምስኣን ድዩ ወይስ ኮነ ኢሎም ንዝጭቁን ዘሎ ነፃ ውድድር ንዝኸልእ ዘሎ ገዛኢ ፓርቲ ክጣበቑሉ ቢሎም እዮም? እንክውሕድ ምስ ሓለፈ ክቆፃፀሮ ኣይከኣልናን በደል በፂሑ እንተኾይኑ ይቅሬታ ቢሎም ዘየምህሩና? እንተዘየለ ወይ ዘይምፍላጥ ዩ ወይ ኣጋ እርጨጋን ዝርጋን እዩ ማለት እዩ፡፡ መድህን እውን ተዘጋጁኺ ኣይኣተኽን
ግዛዕ ግዛዕ ግዛዕ ክንደይ ግዜ ተዛሪቡ?
One thing I don't understand is. Gzzae. YOU keep saying gzzae . You keep hidden a lot of questions you should answer. Thanks ❤❤❤
I think there is a problem of understanding of a parliament and a government. In a democratic country , the head of the government can dissolve the parliament as well as the government. So, in Tigrai, the government and the parliament is dissolved. Period.
ማዕቢልናልኩም ብጐይታና እየሱስ ክርስቶስ ክትካትዑ መርገም'ዩ
Abase
Hahhhhagzar mzaee
Memhir Muluwerk kemshimu MULUE WERK Hade kab agedesti firiyat Tigray koynu zitezarebon ziserhon kulu bukueseb eu ab Tigray buzuh tixbitin hankewutan nixbeyo seb eumo Edmen Tienan yihabo
Yenegado halaf
Professor kidanemaryam their is a lot of things you should advise to tigray people. About ERITREA 🇪🇷 you should explain more about ERITREA 🇪🇷. ERITREA never be a part of tigray in your own life. You should try to tell your people the right answer. You denied you are ETHIOPIAN. That is very shame full answer. Thanks ❤❤❤ very good job
መምህር ግን አድልዎ ከምዝገብሩ ፍሉጥ እዩ። ይቅርታ አብ ክንዲ ምሕታት መሊስካ አሉ ምባል ልክዕ አይመስለንን።
ኣንቲ ሓፍትና ኣመና ትዘናጠሊ እኪ እቲ ባህልና ናበይ ከይዱ ንመምህር ንቀሺ ዝወሃብ ክብረት ኣሎ በጃኺ ተተኻኸሊ :አብ ናይ አይተ ገብሩ ተመሳሳሊ ።መምህር ክኣ መርገጽ ወይ መትከል ዝበሃል ነገር አሎ ስለዚ ንጹር መልሲ ንጽበ ኔርና መብዛሐእትኡ ሕቶ ተጎልቢቡ ተሐሊፋ አብነት:መራሕቲ ወያነ በዚ ዘጋጠመና ዕንወትን ከቢድ መስዋእትን ብጉድለት አመራርሓ ተሐተቲ ክኾኑ አለዎምዶ ኢልካ ትሓስብ ኢላ ሓቲታ ኔራ ብዘይ መልሲ ተሰጊራ
Ezi dyu memhir tbluwo?
መድሂን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ :: ክንዲ ግዛዕ ዝነበረ ሰብኣይ ክንዲ ቁንጪ ጌርክዮ :: ኣብ ዘይሕጋዊ ምርጫ ትግራይ ንሱ ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንሱ ::
እቲ ህቶ ብዛዕባ ካሪክለም እዩ እቲ ልዛረብዎ ግን ብወገነይ ኣይራኸብን
The truth is the powerful Adwanian government in Tigray has been the core Tigray problem by evidence by for the last 27 years there was no one from outside Adwa who had power during TPLF
መምህር ሃተፍተፍ ወዲ ሕድርትና ድና ክንብሎ ጓል ሕድርትና ክክክክክክክክ