"በዓልቲ ገዛይ ንነፃነት ኤርትራ ክትሓሪ ዝገበርኩ ባዕለይ'የ" ዕላል ምስ ጋዜጠኛ መምህር ኣዲሳለም ሓድጉ _ Interview with Adissalem Hadgu

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#Tigiray_poletics
#Addisalem_Hadgu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ጋዜጠኛ_ኣዲስ ዓለም_ሓድጉ
#Interview_with_Addisalem_Hadgu
#ኣዲስኣለም_ሓድጉ

Пікірлер: 363

  • @Brakhe_Show
    @Brakhe_Show7 ай бұрын

    ንጋዜጠኛ ኣዲስኣለም ሓድጉ ክትረኹቡ እትደልዩ ወገናት በዛ ስልኪ ቁፅሪ ክትረክቡዎ ትኽእሉ ኢኹም 0911560201

  • @sultandaynom5692

    @sultandaynom5692

    7 ай бұрын

    እነ ኤርትራዊ ኣብ ዱብቲ ኣውሳ ኣውራጃ ወሎ፡ዝነብር ዝነበርኩ እየ፡፡ኣብ1981 ግን መምህር ኣዲስ ኣለም ይምህረና ከምዝነበረ እዝክር እየ፡፡ስለዚ ክረኽቦ ደስ ምበለኒ፡፡

  • @user-gr5wm6ev8k

    @user-gr5wm6ev8k

    7 ай бұрын

    ከይለበምካ ከይትመውት ሓደራኻ

  • @EVE-ENTERTAINMENT100k

    @EVE-ENTERTAINMENT100k

    7 ай бұрын

    ሳላ ትግራዋይ ነፃነትኩም አዊጅኩም : ንስኻ ወይ ንስኺ ቆልዓ ኢኻ / ኢኺ ; ደሞ ናይ ሳዋ ናይ ትማሊ ወለዶ : ስለዚ ዘይትፈልጦ ዓጀውጀው አይትበል :: ድሁል

  • @henoktb3080

    @henoktb3080

    7 ай бұрын

    ​@@EVE-ENTERTAINMENT100k Tarik aytiTemziz. HaQi fto, wey ambib b gega keytiferid metan.

  • @dkg4657

    @dkg4657

    7 ай бұрын

    @@user-gr5wm6ev8kbhaki . Zewurzuy kalat ytkem

  • @lemlemnegasi4793
    @lemlemnegasi47937 ай бұрын

    ኤርትራዊት ስለ ዝኾነት ወያነ ካብ ስራሕ ኣባሪሮማ እሞ እንታይ ክትደግም ኣብ ሰሪሓ ትነብረሉ ዓዳ ትኸይድ'በር! የሕዋታ ኤርትራውያን እንታይ ክም ዘጋጠሞም እንዳ ርኣየት እቲ ዝመጻ ተረዲእዋ። እስኻ ግን ነቲ ንኤርትራውያ ዝውርዶም ዝነበረ ሽግር ዕሽሽ ኢልካ ሓውሲ ወቕሳ ጎቦ'ጎቦ ትብል፡ ኣየ ናይ ሰብ ነግድር

  • @selam7863
    @selam78637 ай бұрын

    1እቲ ዓዲ ትጾልኦ ስለ ድኮነት ወደይ ገዲፋቶ ከይዳ ትብልሲ::ዘይእመን ዘረባ ኤርትራዊ ት ሰለ ድኮነት ዓዳ ስለ ትፈቱ ዶ'አይኮነትን ከይዳ?ወዳ ከአ ዓደቡኡ ሐዲጋቶ::ኮሙ ክትውስን ዝከአለት ከአ ንዓአ ድገጠማ ሽግር ባዖላ ትፈልጦ:: 2 ናጽነትናን ልእላውነትናን ብሐይሊ እግዜአብኄርን ብደምናን እንበር ብትኳቦ ትግራዎት አይተቀበልናን::እካ ደአ ኤርትራዊ ሐንጊሩ 4ኪሎ ስልጣን ኮፍ አቢሉኩም:ድካዓትኩምልና ጕድጓድ ንባዕልኩም አቲኩማ::

  • @senaittesfazgi9707

    @senaittesfazgi9707

    7 ай бұрын

    Thanks 🙏,That is what I said ,always thinking they gave our freedom

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    7 ай бұрын

    🇪🇷🦁🤣👍

  • @user-cw6kk2id2v
    @user-cw6kk2id2v7 ай бұрын

    ንወያነ ከተማርር ይግበኣካ? ጂግና ኤርትራዊት ኣደ ግን ንደቅካን ደቃን ንከተዕቢ ቡዙሕ ላዕልን ታሕትን ከም ዝበለት ብቃላትካ ትምስክረላ ኣለካ። ስለዚ ኤርትራዊት ኣደ ኣብ ጊዜ ጸገማ ደቃ ብፍቅሪ እተዕቢ ክብርቲ ወላድት ኢያ። ክብሪ ይግብኣ። ኩርዒ ኤርትራዊ ኣደ ኣብ ኩሉ ቦታ። ወትሩ ክብሪ ንዓኪ ፡ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @abelkiflai6567

    @abelkiflai6567

    7 ай бұрын

    ዶንቆሮ

  • @user-cw6kk2id2v

    @user-cw6kk2id2v

    7 ай бұрын

    @@abelkiflai6567 ኣንታ ደንቆሮ ዓጋመ ንስካትኩም ተለኣኣክቲ ኩርኩር ምዕራባዉያን ካብዚ ናታትኩም ኣተሓሳስባን ከምቲ ዝበሃል 1.5 ሚልዮን ሰባት ምክፋልን ንኣፍሪቃ ድማ ሕማም ኣእምሮ ምካንኩም ኣመስኪርኩም። ኣተሓሳስባኩምን ሓቅን ክትሓስቡ ፈትኑ። ስለዚ ኣተሓሳስባኩም ኣማዕብሉ። ኤርትራ ርእሰ ምርኮሳ ኣብ ኩሉ ኢያ ትኣምን። ኩሉ ጊዜ ዓወት ንሓፋሽ (ህዝቢ ኤርትራ)።

  • @dkg4657

    @dkg4657

    7 ай бұрын

    @@user-cw6kk2id2v ezi sebAy gele lemidu alo sebeyti zeyetemdo! 😂😂 tegaru eko 😂😂😂😂

  • @eriqlafront5150
    @eriqlafront51507 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገራሚ ቃለ መጠየቕ: ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኩም!

  • @nasdam926
    @nasdam9267 ай бұрын

    One of the most polite individuals I've ever seen. Bless him - መጽሐፍ ክትጽሕ ሓሳብ ኣለካ'ዶ ዝዓይነቱ ሕቶ ምስ ሓተተቶስ "ካብ ስንፍናይ'ሲ መዓስ ኮን እገላገል እዩ ቲ ሕቶ" በለ:: ደስ ባሃላይ:: ዕድመን ጥዕናን 🥰🥰

  • @wintayehdego2559
    @wintayehdego25597 ай бұрын

    አየ ንስኻትኩም. ዘረባ እኮ ጠፍአና. ናይ ተጋሩ ነገር

  • @adhanomkahsay
    @adhanomkahsay7 ай бұрын

    ኣብዛ ቻነል ከሳብ ሕጂ ዝመጹ ኢንተርቪው ዝገቡሩ ኣብታ ኣርእስቲ ኤርትራ ዘይብላ ኣይራኩን ብዝዓባና ኣይትዛረቡ እንዶ

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    7 ай бұрын

    @adhanomkahsay እነታይ እዩ እቲ ጸገም ?

  • @yohanneshadgue-fy1on

    @yohanneshadgue-fy1on

    7 ай бұрын

    ፖለቲካ ኤርትራ ባዕሉ ትግራይ እንድዩ ኣታ እደ

  • @tessemamizer9907

    @tessemamizer9907

    7 ай бұрын

    ወይ አይትዛረቡ ገና ምፍጣርኩም ክትፀልእዎ ኢኩሞ ረሰሀት ሰረቅቲ

  • @adhanomkahsay

    @adhanomkahsay

    7 ай бұрын

    @@tessemamizer9907 ክንዳኹም ዝረሰሕ ዶ ኣሎዩ ኣብ ዓለም ንሓውኻ ብ 100 ብር ዝቀትሉ ንሕና ዲና ኣንታ ካብዚ ዝኸፍእ ኣሎ

  • @senaittesfazgi9707

    @senaittesfazgi9707

    7 ай бұрын

    They think they gave us our freedom

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i7 ай бұрын

    በሰመአብ ናይዚ ክቡር ኣያና ቅንዕናኡና ትባዓቱ ልበይ ተንኩፉነ ዕደመ ያሃበልና💔❤🙏 መዲሃን የቀንየልና ከምዛኦም ዘይተነበቡ መፅሓፍቲ ኣቅሪብልና❤

  • @selam8217
    @selam82177 ай бұрын

    አብዝአሰ ሰሕተት አላ አብታ ጌዜ እትአ ዘይመረፀዉን ተሰጒግኢዩ ዓቢ ሰሕተት ፀልም ቀለም ዝፈሰሳ ጌዜ ሕማቅ ታሪኸ ዝተመሰከረሉ ሕጃዉን ብሰላም ፍቅርን ልዉሃትን ቅንዕናን ንደባበስ ሳላም ንኲላትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇹❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @selam8217
    @selam82177 ай бұрын

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና ዝሃብኳዩ ምሰክርነት ናይ ነብሰዃ ናይ ብሐቃ ንፀህሕ ሕልና ዘለኳዩ ሰብ ኢኳ ናይ ዉሽጣዊ ዓግበት ዘለኳዩ ይመሰለኒ አምላኽ ምስ ቤተሰብኳ ብሰላም ምፀና ሰላም ፍቅርን ቅሳነቱን ንህዝቢ ኤረትርን ኢትዮያን ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇹

  • @genetnmenalowoezgilewo54

    @genetnmenalowoezgilewo54

    7 ай бұрын

    Hiiii

  • @arontesfazghi3779
    @arontesfazghi37797 ай бұрын

    ኣዝዩ ልብ ዝትንክፍ ነዞም ኣቦ ምኸመይ ክንረኣክቦም ንክእል ዓቕምና ክንሕግዝ። ናይ መትከል ኣቦ Man of principle. ቑጽሪ ስልኪ ጻሓፉልና በጃኹም።

  • @user-lt9yp1zi8e

    @user-lt9yp1zi8e

    7 ай бұрын

    ኣብ ላዕሊ ኣለካ፡ኩቡር ሃወይ

  • @erivoice4633
    @erivoice46337 ай бұрын

    I wish you all the best , I like your humanity and optimistic attitude ❤

  • @tedrosmanna5465
    @tedrosmanna54657 ай бұрын

    Eventhough I am not Ethiopian, his story is heart breaking and the reflection of deep wound among Eritreans and Ethiopians.

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8447 ай бұрын

    Thank you brakhe show for the great interview with the great Teacher and journalist Addisalem Hadgu.

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane66687 ай бұрын

    Medhin your today’s program was very interesting. Mr. Adisalem is very lovely who have strong character man. I have never seen such truthful Tigrayan who has got amazing self confidence. Your final narration about his family’s incidence was sorrowful. I hope one day you will gather together and pass joyful life. Thank you Tedros

  • @kiflutewelde445
    @kiflutewelde4457 ай бұрын

    I have similar character and profession with this man. I appreciate him sacrificing for his profession. He doesn’t compromise at any cost!Medhin is phenomenal Journalist and I appreciate her discipline.

  • @freweyne865

    @freweyne865

    6 ай бұрын

    God bless u a man of moral.

  • @arayadebessay473
    @arayadebessay4737 ай бұрын

    Addis Alem, you have earned my utmost respect for your interviewing skills, your charm and your cheerful personality, which is first class. I also find Memher Addis Alem Hadgu a very fascinating person. In brief, I enjoyed the interview immensely. FYI, I am among the group who attended the first time Atse Yohannes Secondary School was started. Aboy Sebhat was my junior. Now I am professor Emeritus in the US. I am an Eritrean retired activist.

  • @Brakhe_Show

    @Brakhe_Show

    7 ай бұрын

    ሰላም ፕሮፌሰር ሓንሳእ ደልየዮም ኔይረ በዛ ቁፅሪ ብዋትሳፕ ይደሃዩኒ 0946410570

  • @OmarAhmed-dr9lv
    @OmarAhmed-dr9lv7 ай бұрын

    I wish everybody shoud think like u. A man of principle.

  • @NatalBruck1948
    @NatalBruck19487 ай бұрын

    My all-time favorite and charming Medhin 🎉 ♥️💘♥️

  • @mekya-ws7ej
    @mekya-ws7ej7 ай бұрын

    ጋዜጠኛ አድስአለም ሃድጉ ከመይ አለኻ እዃ ረኹኻ ብጣሚ ደስ እሉኒ ረሥካኒ ትኾውን አነ መኮነን እባሀል አሪኪ ሙሉ አረጋይ እዪ

  • @asmetek5419
    @asmetek54197 ай бұрын

    MEDHIN I'm one of your unconditional follower ...no doubt you are a great presenter....my slight concern in this particular interview that you pick the toxic word as a title.....I think its not fare for the guy....cos he's actually not that bad...for me after I heard his full interview he's one of those people who tries his best to remain grounded!!!!. Thank you

  • @genygen5351
    @genygen53517 ай бұрын

    Heart breaking history. Very interesting history. May God Be With You 🙏🙏🙏💕

  • @amanuelberhe1809
    @amanuelberhe18097 ай бұрын

    Keep it up Medhin, you are doing an excellent job.

  • @NAZRAWI371
    @NAZRAWI3717 ай бұрын

    ዝገርም ልሳን ድምጺ እዩ ዘለዎ። "ኤትዮ ኤርትራ ዶብ" ክኽፈት እንተሎ ብዝ። ዓባ ስድርኡ ኽነብዕ ምስ ረአይኹዎ ምስኡ ነቢዐ። ሓቂ እዩ ዓብይ ሠብ

  • @Hereawnet
    @Hereawnet6 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦኒ ይቀንየልና ድማ ነቲ ብሉጹ ኣቃራርባኪ መድህን ሽኮር ሰላም የውርደሉ ንህዝቢ ትግራይ ድማ

  • @osmanmohammed351
    @osmanmohammed3517 ай бұрын

    Sile eti haki mezerabka thanks . Heji wen kab eritrea 🇪🇷 edkum ✋alaaulu .ne eritraweyan ziser yelen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaldet-vq6lo

    @tesfaldet-vq6lo

    7 ай бұрын

    you are right ✅️ osman Mohammed I agree with you eritrean people are very strong

  • @Ereynatey

    @Ereynatey

    7 ай бұрын

    Yep

  • @yonyidcartoon7210

    @yonyidcartoon7210

    7 ай бұрын

    ጎሓፍ ጡፍ

  • @zxvcnzbxvczmx
    @zxvcnzbxvczmx7 ай бұрын

    ጎይታ ድምፅ ትግርኛ አዲስ ዓለም ሓድጉ ነውሕ ዕድመ ይሃበልና:: ነገልግሎትካ ነመስግን

  • @amannguse
    @amannguse7 ай бұрын

    Amlak kembhadush kfetrom alewom ethiopia werira aytfeltn ybl kabti zelekayo zkefia mwrar yelen eta werirka zhazkaya tigray wn hji tewerira yrdeakum do atum sebat tegaru haki ksab zeytzarebu selam yelen belu

  • @robelwoldeslassie6962
    @robelwoldeslassie69627 ай бұрын

    ብጣእሚ ደስ ዝብል interview ፡ ድዩ ወላስ ምቁር ዕላል ፡ ልክዕ መጽሃፍ ከም ዘንብብ ዘለኩ እዩ ተሰሚእኒ ፡ ግን እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠከምክሉ እርእስቲ ግን ትክክል ኣይኮነን፡እቲ ከሕልፎ ዝተደልየ መልእክቲ ምስቲ ዕላል ይኩን interview ኣይራከብን።

  • @abelkiflai6567
    @abelkiflai65677 ай бұрын

    @Brakhe_show ዚ ሰባኣይ ቅንዕና ኣለዎ ግን ቅንዕኑኡ ን ዝሰሖ ሞያ ኣይ ከውኒን ኢዩ ምክንያቱ ጋዜጠኝነት ምስ ፖሎቲካ ምትሕሓዝ ኣለዎ ስለዚ ኣያኒ ዕድል ኣይገበርካን ደቅኻ ኣብ ዮቲብ ምስ ረኣኹወን ሰንቢደ መታዕቢተይ ኢየን ስነ ስርዓት ዝበበረን ዝገርም ኢዩ ብፍላይ ሒዝካየን ክትነብዕ ምስ ረኣኩኻ ብጣዕሚ ከብደይ በሊዕካኒ ኢንካዕ ከኣ ብሰላም ረኸብካየን ኣነስ ዘኣክታማት ይመስለቢ ነሩ ምስ ረኣኩኹም ሓቂፍካየን ብጣዕሚ ተሓጊሰ ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ ጽኑዕ ኣቦ ደቅኻ ግን ምናልባት ንሰን ኣይፈልጣኒን ይኾና ኢንበር ኣብ ዝቅመጣሉ ገዛውቲ ብሓደ ዓቢና ስነስርዓት ንዕኤን ዝሃበ ዝገርም ኢዩ ። ኣኻኻቢ የምጻልኩም ንሰላምን ፍቅርን ዘይታዓደልና ህዝቢ ናትና ነገር ሱቅ ኢልካ ኢዩ ኣድኒቀካ ግን ከኣ ከም ሰባኣይ ከኣ ተበዲልካ ልዕሊ 20 ዓመት ሓያል ኢዩ ። ጥዕና ይምነየልካ ኣጆኻ

  • @mussiegideon4746
    @mussiegideon47467 ай бұрын

    Btaemi des zbeletni interview edmen teenan yhabka fetari abona ato adisalem

  • @abharish1773
    @abharish17737 ай бұрын

    Good father with bad luck 😥 Greetings from Keren /Eritrea

  • @berhanegebriel3155

    @berhanegebriel3155

    7 ай бұрын

    Why? Would you mind if you give the reasons of your comment.

  • @dkg4657

    @dkg4657

    7 ай бұрын

    @@berhanegebriel3155 nor reason, just be emotional. Don’t mislead by his kind words. His wife had hard time with him. Suddenly, he was provoking several times during the beginning of the Ethio-Eritrea conflict.

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn7 ай бұрын

    ቁኑዕ ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ከምኡ`ውን ምስ ምሉኣት ስድራካ ትጣራነፈሉ እዋን የምጽኣልካ

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai74597 ай бұрын

    ኣዝዩ ጽቡቕ ቃለ መሕትት!! ❤️

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema28567 ай бұрын

    This is super duper show ❤ of Tigray .

  • @teklekidane9867
    @teklekidane98676 ай бұрын

    ቀጽልዮ ጽብቅቲ ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ቀሪብና ኢና ሓደ ንኮነሉ ብዘይ ብኣኩም ኣይጥዕምና ብዘይ ብኣና ኣይጥዕመኩም ሓቢርካ ምንባር ጥራይ እዩ ዘዋጽእ💙

  • @mahanshohabtemikael
    @mahanshohabtemikael7 ай бұрын

    ብዛዕባ ናይ ኢርትራ እተዘይተዛርብኩም ታሓሙ ኢኩም ርጉማት ጎረቤት ግደፉና

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    7 ай бұрын

    🇪🇷🦁👍🤣

  • @arayawedikeshi1540
    @arayawedikeshi15407 ай бұрын

    ዋው ክቡር አያና ዕድመን ጢዕናን የሃብካ መድሂን ሽኮር የቐንየልናዋ ነዓኺ ቃለ መሕተት ዝገብር ጋዜጠኛ ዴ ተስአነ በጃኺ ቃለ መሕተት ግበሪ

  • @wediasmera1263
    @wediasmera12637 ай бұрын

    ኣቦታትና ንትግራዋይ ኣድርሮ እንበር ኣይተሕድሮ ይብሉ ኔሮም ፡ ኣነ ግን ንትግራዋይ ኣይተድርሮ ኣይተሕድሮ ጥቃካ ዉን ኣይትግበሮ። ምክንያቱ ትግራዋይ ማለት ሓሳድ ከም ቡዳ በቲ ጽቡቅ ዝገበረሉ ሰብ ምሕሳድ ዝጅምር ፉንፉን ፍጥረት እዩ። እዚ ናብ ወሎዶና ከነማሓላልፎ ኢና፡ ገጽኩም ትርሓቅ ፡ ዝበስበሰ ስርናይ ናይ ካናዳ በሊዕኩም ብልማኖ ትነብሩ ህዝቢ። ዓቅምኩም ከኣ ዘይትፈልጡ

  • @billdebrezion7178
    @billdebrezion71787 ай бұрын

    Very much proud of you both Thanks Medihn/Brake show I remember I was kid he is the Best Teacher Really Tigrayan Please address our love Mehin Thanks ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen60317 ай бұрын

    Leave a book for the next Generation. It's the first tigray Interview i have heard until the end. I love how he explained the story.

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj7 ай бұрын

    Very heart touching stories thanks

  • @tilahuntareke1298
    @tilahuntareke12987 ай бұрын

    ኣዲስ ኣለም ሓድጉ፡ ብመንእሰዩ ብጣዕሚ ንጡፍ ብምንባሩ ኣብ ሽረ ናይ ተማሃሮ ፕሬዚደንት ነይሩ 1969-1970። ናብዚ ሓላፍነት ንክመፅእ ዝነበረ መድረኻት፡ ክትዕ፡ ናይ ንምረፅ ወፍሪ፡ ናይ ደገፍቲ ውዑይ ምንቕናቕ፡ ፈፂሙ ኣይርሳዕንን። መምህር ናይ ምዃን ድሌቱ ንምስኻዕ ገና 11 ክፍሊ እናሃለወ ይመስለኒ ናይ ዶግማ መምህር ኮይኑ ምቑፃሩ ይዝክር። ብኣካል ካብ ዝርእዮ 46 ዓመት ኣለኒ።

  • @m.nassirsalih4148
    @m.nassirsalih41487 ай бұрын

    ደስ ዝብል መምህር።ኣዘራርቡኡ መሲጥኒ።ገዲም ጋዘጤኛ ከም ምኳኑ መጠን ጽቡቅ ናብራ ዝግቦኦ ሰብ ኔሩ።ኣዱንያ ግን ከሙኡያ ሳሕቲ።ምስ ሓዳሩን ደቁን ክጠራነፍ ድማ ይምነየሉ።መድህን ከም ዝበልክዮ ኣብ ደሓን ቦታ ዝርከቡ ክሕግዝዎ ድማ ይምነ።

  • @f.hailefessuh5691
    @f.hailefessuh56917 ай бұрын

    For 2023, so far, the best interview🎉😊❤❤❤❤❤

  • @michaelabraha5471
    @michaelabraha54717 ай бұрын

    Waiting you great show a greatest journalist

  • @jockethejockey972
    @jockethejockey9727 ай бұрын

    Very interesting story. I feel sad for the separation of the family. I was thinking to propose Medhn shikore because I love her but the same thing might happen.

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash31247 ай бұрын

    ንሂወት ንኹሉ ብኸባቢኡ ዝመጾ ፈተነ ብቅንዕና ነብሱ ጥራሕ መሲሉ ዝገጥም ጅግና

  • @Egela295
    @Egela2957 ай бұрын

    ማራ ዝፈትዋ ጋዜጠኛ ጅግና❤

  • @user-qe5gd5qw2j
    @user-qe5gd5qw2j7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ሓዚነ፡ እዚ ዝመሰለ ወረጃን ዓቢ ሰብን ዘይግበኦ ረኺቡ፡ ገሊልካ ዘይውዳእ ፍልጠትን ተመክሮን ዘለዎ ሰብ። ግና ፈጣሪ ኣሎ ኣጆኻ ኣያና ! ኣሕዋት ኣሓት ኤርትራዊ ትግራዋይ ኩልና ሰብ ሕልና ኢደይ ኢድካ ንበለሉ ምስ ሰበይቱ ክጠራነፍ ። ካብዚ ዝጸሓፍ ከኣ ገለ ህግደፍ ብዝተፈላለየ ኣካውንት ጸረ ፍቅሪ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ይሰርሑ ከምዘለዉ ምፍላጥ የድሊ።

  • @HA-kd2rz
    @HA-kd2rz7 ай бұрын

    Best interview!!

  • @frantzfanon6528
    @frantzfanon65287 ай бұрын

    A blessed person

  • @user-ov5hu5ly6h
    @user-ov5hu5ly6h7 ай бұрын

    ልብና ተንኪፍኩምና ኣቦ ዕፍመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-yl8re5ih8y
    @user-yl8re5ih8y6 ай бұрын

    Was good history you honest person thank you for sharing as

  • @Milli-meter567
    @Milli-meter5677 ай бұрын

    I'm really sorry for everything that happened to you. And I want say stay strong don't give up. 🇪🇷

  • @AbrahamYayeh
    @AbrahamYayeh7 ай бұрын

    ሰላምን ጥዕናን ንሓቀኛ ትግራዋይ ሓውና ሓድሽ ዓለም ንምነ። ንእምበይተይ ጋዜጠኛ መድህን ለለ ሃምኡ። ብሓፈሽኡ ንምግላፅ ዝኣክል፥ ኣንጋዲትን ተኣንጋዲ ጋሻን ወርቂ ዝኾነ ፃንሒት ኢኹም ሂብኩምና። የቕንየልና! ካብ ናይ መምህር ሓድሽ ዓለም ብሉፃት ገለፃታት ፍሉይ ጠመተ ዝሃብኩላ ትረኻ/anecdote «ባዕልና ዘቃፀልናዮ ሓዊ* እኮ'ዩ ዘቃፅለና ዘሎ» ዝበላ'ያ። 👌🙏👌 *ናይ ህወሓት/ማሌሊት ተጋሩ ንኤርትራ ነፃነት ተማዊቶም። ኤርትራ «ነፃ» ሃገር ኮይና። ትግራይ ድማ በቶም ህወሓት/ማሌሊት ዘሳሰየቶም ኤርትራዊያንን ኢህኣዲጋዊያንን ዝወልዕዎ ሓዊ ነዲዳ ናይ መሬት ሲኦል ኮይና ትርከብ።

  • @dawitdirar6880
    @dawitdirar68807 ай бұрын

    Hooo guys let’s help this guy

  • @heri3588
    @heri35887 ай бұрын

    Great father ጽንዓትን ትሕትናን ትርጉም ወላዲ ብልክዕ ዝተረድአ።

  • @dkg4657

    @dkg4657

    7 ай бұрын

    Don’t disrespect the kind Tigrayans. He’s evil for his wife and child.

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle31327 ай бұрын

    Adisalem proud of you jegna ekea

  • @medhinabadi6004
    @medhinabadi60047 ай бұрын

    🎉🎉❤❤❤

  • @salihafar2244
    @salihafar22447 ай бұрын

    ሳላም ብራኸ ሾው😍😍😍😍

  • @Wisdom_TV834
    @Wisdom_TV8347 ай бұрын

    Great

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba4427 ай бұрын

    Weyenti weyelti lomi do terediewom

  • @geneamha7584
    @geneamha75847 ай бұрын

    Sad history as many family any way there is somthing Why she left with her daughters. We can’t assure due to we don’t hear from his wife! She only knows what or how she felt long ago!

  • @samuelteferi-sg8gs
    @samuelteferi-sg8gs7 ай бұрын

    Nice one ❤

  • @arusson6022
    @arusson60227 ай бұрын

    ❤❤medhin the great

  • @Marken-jb3ez
    @Marken-jb3ez7 ай бұрын

    Amlak nezi 2 hezebi selam ygberlna 💙💙💙💙💙💙

  • @genetn366
    @genetn3667 ай бұрын

    በቲ ግዜ እቲ thanks to woyani ኣብ መዓቀብን ኣይ ሰላም ኣይ ኪናት የእቲኹምና ። ናብራ ክኸብረና ንቡር ኢዩ። ጠሚና ግን ኣይንፈልጥን ኢና። ሎሚ ኣብ ትግራይ ሰብ ጠሚዩ ንርኤ ኣለና። ስለዚህ እቲ ዝነበረ ኩነታት ኣብ ኤርትራ ብሰንክሑም ኢዩ ኔሩ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb

    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb

    7 ай бұрын

    Denakur ayitikun barya konka ember Tegaru ayikonun Eritra zemehaderiwa. NiEseyas hiteto kab niTigray tiwekis. Tigray niEritrea tidigif neyra ember zibedeleto yelen higidefawi atehasasiba hizka ayitihawtit.Tigray niEritra bimidgafa biethiopiawiyan titsikae dihrihigi gin kemu ayikewinin.

  • @eriblood803

    @eriblood803

    7 ай бұрын

    ​@@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅

  • @genetn366

    @genetn366

    7 ай бұрын

    @@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb ናይ ባርነት ትርጉም ትፈልጦ ኣይመስለንን። ብፍላጥ ከተዳናግር ዲኻ ወይስ ብዘይምፍላጥ ኣይተረደእንን። እንተኾነ ግን እቲ ወያነ ን27 ዓመት ዝቅልቡኹም ዝነበሩ ፕሮፖጋንዳ ሎሚውን ክትደግምዎ ከለኹም ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመና ሕጂውን ደቂስኩም ኢኹም ዘለኹም። ህዝቢ ኤርትራ ብንቅሓቱ ኣይተርክብዎን ኢኹም ፡ ኣይትድከም። እወ ንሕና ባራዩ ኢና። ባራያ ናይ ማማ ኤርትራ ። ሳላና ድማ ኮሪዓ ትነብር ኣላ። ትርንሽዋ ስርናይ ኣይትልምን፡ ህዝባ ብሰላም ይንቃሳቀስ። ስርቂ የለ ጥሚት የለ። ስለዚህ ዑጉምሽ ናይ ትግራይ ካ ግበር.።

  • @yosiefghebrezghi3830

    @yosiefghebrezghi3830

    7 ай бұрын

    ​@@BerhaneKirosEmbaye-fn4sbህዝብኻ ኪዕንቲ ይቅለብ ኣሎ ።እንቓዕ ሓጎሰካ ቆማል።

  • @nebiatmehari9838

    @nebiatmehari9838

    7 ай бұрын

    ​@@BerhaneKirosEmbaye-fn4sbata hasawe babeka tehshu ,Meles zamenalu sanction nay Eritrea 🇪🇷 halfte weyane tanytom zezareblus ab xahay katre zezarablus neska mahayem ketkhdo anta kemay ekum tawayat lebe

  • @user-xc2bt9bl4g
    @user-xc2bt9bl4g7 ай бұрын

    ቆንዳፍ ኣታ እንታይ እዩ እቲ ሓንጎልኩምሲ ቁሩብ ይሰርሕ ድዩ ከምዚ ናጽነትና ዘውሃበና ይመስል ወድዛ ጨጋዕ

  • @nebiatmehari9838
    @nebiatmehari98387 ай бұрын

    aya tagaru kula kfakum nab Eritrea 🇪🇷 askem denkurna du zalkum wala mhaymenat yegarmane eu ,weyane zaytkasom hewat bzuh sab zabalashewu nesom eyom Amlak ferday kabze zalkumo nelale kfardakum eu

  • @NatalBruck1948
    @NatalBruck19487 ай бұрын

    Medhinye Yene Konjo❗️ Come back again with Amharic interview❗️ ❤️💘❤️

  • @BEN5115-II
    @BEN5115-II7 ай бұрын

    Abzi nay Tigrayna media dea Eritreans entay delyom metsiom . Wey Gud !

  • @sg.g2725
    @sg.g27257 ай бұрын

    ዝ ኢንተርቪው 15 ደቂቃ ዝገበረ ኣይመስለንን። Thx

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18167 ай бұрын

    ግሉጽነትን ሓቅነትን አገዳስን መሳጥን ምይይጥ 😊

  • @user-pz1di5oz3o
    @user-pz1di5oz3o6 ай бұрын

    እድመን ጥእናን ይሀብካ I wish you all the best nice intervieu

  • @Gl.f
    @Gl.f6 ай бұрын

    ትግራዋይ ትግራዋይ ሙኻን ኣይተርፎን ሓንካል ባዕልና ዘሳወርናዮ ሓዊ ኣንታ እቲ ናጽነት ኤርትራ ባዓሎም ዝሃቡና ኢዩ ዝመስሎም

  • @ABvidio1
    @ABvidio17 ай бұрын

    መድህን ዓይነይ 🙏ጋል ኤሬትራ ውይ ጋል ትግራይ አብ ሓዳር ኹሉ ሽግር ይጻወራ ኣሰቡተን አብ መስተን ምቕጥቃጥን በጺሑ ሃፈጽ ኢለን ይጠፋ

  • @frewinigirmai1473
    @frewinigirmai14737 ай бұрын

    አብ ሳዋ እኳ ደቂ አንስትዮ አለዋ እየን ሰብአይ ይጋገ አሎ ።

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam23197 ай бұрын

    Really you are truly typical tigraway I remember when the crazy baorder opened You flew to eritrea. Your message is clearly attractive and thoughtful God bless you and your family I need this bank account and all his details I will send him 100.00usD

  • @saranoah506
    @saranoah5067 ай бұрын

    Very nice

  • @atakltiteages-rb9ub
    @atakltiteages-rb9ub7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ቃለ መጠየቕ ነይሩ።

  • @MerihTewelde-kz8jt
    @MerihTewelde-kz8jt7 ай бұрын

    Free mind

  • @asfawesenmekonnen6762
    @asfawesenmekonnen67627 ай бұрын

    ኣዲሳለም ኳሊቲኡ ብዙሓት ዮም። ኣብ ገምጋም ብድፍረትን ብግልፅን ንዝተበደለ ወጊኑ ሞጊቱ ዝረትዕ ኣቦ ሓቂ ውን ዩ። ነዊሕ ዕድመ ይምነየልካ ናይ ሞያይ ኣቦ።

  • @fishoimrara
    @fishoimrara7 ай бұрын

    ኣብሖ! መምህርን ጋዜጠኛን!!!ኣብ ኣስመራ ደቁ ክርኢ ኣብዝመጸሉ ስእሉ ር ኢና ነቢዕና:: ዘሕዝን' ዩ::

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co7 ай бұрын

    ኣዲሳለም ሓድጉ በሊሕን የዋህን ንሕልንኡ ዝነብር ግን ክዓቢ ዝግበኦ ግን ታይሞ ዝነበረ ሕማቕ ኣመራራሓ ንተጋሩ ዘይኾኑ ናይዉሽጢ ፀላእቲ ኮይኖምና ከምዜኦም ዝበሉ ክንደይ ዓዶም ከገልግሉ ዝኽእሉ ዕድሎም (ሞዮኦም) ዘይተጠቐምናሎም

  • @hailemariambirhane5213
    @hailemariambirhane52137 ай бұрын

    Hi pretty madam Medhin

  • @negasiasheber3119
    @negasiasheber31197 ай бұрын

    ቕድሚ ኹሉ ንዉርዝይቲ በሳል ጋዜጠኛ መድህን ገ/ስላሴ ዓበይ ኣድናቆትን ክብርን ይገልጽ። ንቓለ መሕትት ዘቕረብክዮ ኣብ ዕብየት ትግርኛ ኣሰር ዘንበረ መምህር ኣዲስ ኣለም ዉን ዘተባብዕ እዩ። ዝገርም ታሪኽ ተኸታቲልና ኣለና። ከም ዝበልክዮ ልዉህንኡ: ተበላጻይ ዘይምኻኑ: ጠላም ዘይምኻኑ: ንመንግስቲ ሓለፍቲ ጎምብሕባሕ ዘይምባሉ ካብ ዝተወለደሉ ህብረተሰብ ምኻኑ ብብዙሓት ዝእመነሉ እዩ። ንዘኣመንካያ ምእመንን ዘይምጥርጣርን ድማ ብፈጣሪ ዝደለ እዩ: ንሰብ ኣይትበድል ዝብል ዘረባ ዓብይ መልእኽትን ኣስተምህሮ ሰናይ ዉን እዩ። ናይ ዝተፈላለየ ሰብ ፍልይ ዝበለ ናብራ ህይወት ምፍላጥና ዘምህር እዩ። ንኹላኹም ክዓ - ዕብየት: ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse10687 ай бұрын

    👑👑👍👍🇨🇦

  • @senayittaddese1634
    @senayittaddese16347 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfana
    @tesfana7 ай бұрын

    ሽኮር ሰባኣይ በጃኩም ተጠራነፉ ሕድገት ግበሩ።

  • @BEN5115-II
    @BEN5115-II7 ай бұрын

    Lol i do not regret going to Tigray actually I love it they have these nice looking beautiful women in Tigray lol i didnt know that untill now

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi97077 ай бұрын

    It looks like our freedom i from Them

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach78387 ай бұрын

    Medehin waeroooo❤❤❤❤❤

  • @getachewtsegaye9511
    @getachewtsegaye95117 ай бұрын

    I am happy to know him.I am also sorry to know his experience of family life.I aprreciate his commitment .Finally I really condemn the evil taught of narrow nationalizm given by the system of Eritrea in the family life whish has contributed a great role in the separatio of families.

  • @meharenazegergish8482
    @meharenazegergish84827 ай бұрын

    iza gazetnga aziya bilxit Gazetgna eya ❤

  • @meharenazegergish8482
    @meharenazegergish84827 ай бұрын

    Jigna eky❤❤❤

  • @tgeb6431
    @tgeb64316 ай бұрын

    This man thinks he influenced the Eri referendum in 1993 and now he regrets it. The delusion of some people has no boundaries.

  • @freweyne865
    @freweyne8656 ай бұрын

    ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ተዝህልውና ነይሮም ትግራይና አብዙይ ጀረጃ እዚ አይምወደቀትን.

  • @Eri-star
    @Eri-star7 ай бұрын

    True Tigray tefetiru

Келесі