"መሬትና ክነምልስ ክንዋጋእ ኢና" " ቃለ መሕትት ዶር ደጀን መዝገበ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ትግራይ // Interview With Dejen Mezgebe (PHD)

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_DR_Djen_mezgebe
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዶር_ደጀን_መዝገበ
#Tigray_Tiraditional_Music
#ethiopian_music
#Eritrean Music_This_week

Пікірлер: 348

  • @user-ud6xt4jr9s
    @user-ud6xt4jr9s7 ай бұрын

    ወለዶና ውናት ሃገረ ትግራይ ይድግፍ

  • @user-fi5ou9hs7l

    @user-fi5ou9hs7l

    7 ай бұрын

    ተግባር የለን ዘረባ ጥራሕ እዩ

  • @mahberesebnatube4697

    @mahberesebnatube4697

    7 ай бұрын

    ናይ ባዕልኻ ወኪልካ ተዛረብ ውናት ዘይንድግፍ ኣለና

  • @dc8625

    @dc8625

    6 ай бұрын

    💙✅

  • @gfg4696
    @gfg46967 ай бұрын

    ኩቡር ዶክተር ደጀን ኣቦ ወንበር ውድብ ናፅነት ተግራይ እቲ ዕሸል ወድካ ምእንተ ህዝቡ ተጋዲሉ መስዋእቲ ከፊሉ ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብካ😭😭

  • @xaka5505
    @xaka55057 ай бұрын

    ብኩሉ ወገን ሓዱሽ ወሎዶ ንክመርሕ ሓደሽቲ ዎሎዶ ቃልስና ንቀጽል።💪

  • @NegashGebremedhin-ob2vu
    @NegashGebremedhin-ob2vu7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ፅንዓት ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ አይዞና

  • @mickhorn3478
    @mickhorn34787 ай бұрын

    ሰላምን ራህዋን ንትግራይ! ንዶክተር ደጀን መዝገበ ስለዘቀረብኽልና መድህን ክብረት ይሃበልና!!

  • @Uae123-hy2vz
    @Uae123-hy2vz7 ай бұрын

    ደ/ር ደጀን አጀካመ 100 /100ትክክል ነዉ❤❤❤❤

  • @frantzfanon6528

    @frantzfanon6528

    7 ай бұрын

    Knowledgeable Person

  • @abebechimbae7252

    @abebechimbae7252

    7 ай бұрын

    ​@@frantzfanon6528ካማኹም አሕውቱን ድቁን ካም ባርያ ለይሸጠ ጅግና ተቃላሰይ አዬ

  • @Girmay2023
    @Girmay20237 ай бұрын

    ክቡር ዶ/ር ደጀን ናይ ብሓቂ ከብደይ በሊዕኻኒ😭😭😭እግዚአብሄር ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ሓውና 🙏ንጀግና ውላድካ እውን መንግስተ ሰማይ የውርሶ🙏

  • @MotnaMotNatsnet
    @MotnaMotNatsnet7 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ዶ/ር ደጀን: ኣነ ብሂወት ከለኹ ናጽነት ትግራይ ከስተማቕር ዝተዓደልኩ ኣይመስለንን: ንስኻትኩም ግና ከይተሓለልኩም ን ናጽነት ትግራይ ስርሑ: ደቂ ደቀይ ቀሲኖም ዝነብሩላ ትግራይ:

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi7 ай бұрын

    Indeed, it is an emotional interview! My deepest condolences to Dr. Degen who has suffered the loss of his son while defending Tigray and his people. As a father, I can feel the pain and grief that comes with such a profound loss. Please know that your son's sacrifice will always be honored and remembered!

  • @samuelhaile5545

    @samuelhaile5545

    7 ай бұрын

    Indeed🤔 his son died in vain to save a few old people in Leadership 😢

  • @user-gy1we3ec5r

    @user-gy1we3ec5r

    7 ай бұрын

    To save tigray mother f

  • @hardsg

    @hardsg

    7 ай бұрын

    When actually was tigrays integrity compromised? but of course tplf was compromised because it's deeds.

  • @JosephLeseba-zg8rz

    @JosephLeseba-zg8rz

    7 ай бұрын

    Good massage

  • @Alemberhan
    @Alemberhan7 ай бұрын

    ሓውይና ንብኣትኻ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ። ሰማእታትና ክብርታትና እዮም ።ከቢድ ግዜ ነሕልፍ አለና ።

  • @abadir1009
    @abadir10097 ай бұрын

    May God rest your son's soul in paradise !!! my brother. I know Tigray in good and bad times I'm always with you my people !!! I'll never forget your principles and respect for all Ethiopians !!!

  • @semiemerha4420
    @semiemerha44207 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀብኻ Dr.😢😢😢

  • @haftomhaile9910
    @haftomhaile99107 ай бұрын

    እግዝኣብሔር ፅንዓቱ ይሃብካ ዶር😢😢

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE17 ай бұрын

    I think Dr Degens critic is valued and to a point . WNAT should be given equal opertunity to present their case to People of Tgrai .

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35347 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ! ሓወይ። God Bless!

  • @user-by7ej3xb6x
    @user-by7ej3xb6x7 ай бұрын

    I proud with you ..your pain is my pain.... peace for tigray people and ethiopia...

  • @Kixzen184
    @Kixzen1847 ай бұрын

    That’s the only way out and forward. Kudos TIP and Dr. Dejen

  • @asmelashhadush3205
    @asmelashhadush32057 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብ ደጁ።

  • @selam801
    @selam8017 ай бұрын

    ዛሚድያ 'ዚኣ ፎትየያ አለኹ አብ ቀጻሊ ንሰሎሙን ይኩኖአምላኽ ውን አቅርቡልና❤😊

  • @user-fi5ou9hs7l

    @user-fi5ou9hs7l

    7 ай бұрын

    ናይውሻጠ ድዩ

  • @adva2012
    @adva20125 ай бұрын

    Thanks, To Berach Show! Thanks to the Master-Press-Journalist Waero Medhin G. We love your sendings!

  • @weditesfay4852
    @weditesfay48527 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ዶክተር ኣጆና😢

  • @genygen5351
    @genygen53517 ай бұрын

    Libina demiu bizaeba tigray, Egziabher Amlak misakum ykun 🙏

  • @amanuelberhane2747
    @amanuelberhane27477 ай бұрын

    ደ/ር ፈጣሪ ፅንዓትን አኻእሎን ይሃብካ💔💔💔 ንሱዉእ ተጋደላይ ኽአ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ😭😭😭 ዘልአለማዊ ኽብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏🙏🙏

  • @user-iz5ws3tz3t
    @user-iz5ws3tz3t7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ DR

  • @Elsakidanu
    @Elsakidanu6 ай бұрын

    yehzn tgrayna abzi dereja mwdaqa dr ajika amlak yetsneka 😢

  • @kinfekaleab49
    @kinfekaleab497 ай бұрын

    Peace for Eritrean people, peace for Amhara people, and peace for Tigray people 🙏 ❤❤❤❤❤

  • @Shaebiya.tsereharestay

    @Shaebiya.tsereharestay

    7 ай бұрын

    ከም ዝብኢ እንሕድሕድሕድና እንዳ ተባላዕና። ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ንህዝቢ ኣምሓራ ኣቤት ጨለ መልሓስ ደይ እዞም ሓይልታት እዝኣቶም ደኣ ንንባዕሎም ክዳመዩ መን ኣሎ ነንሕድሕዱ ዝዳመ ወላ እቲ ትጽሕፍዎ ንሕልሚ ድዩ ዝኮነኮም ወላ ኣብ ሕልሚ ምንባር እዩ ዝምችኣኩም

  • @tehabenhizbey2778

    @tehabenhizbey2778

    7 ай бұрын

    ​@@Shaebiya.tsereharestayተጋሩ ጸገምኩም ብጀካ ብሐሶት ንካልእ ምዉንጃል ብሐቂ እቲ ጌጋ ኣበይ እዩ ክትፈልጡ ኣይትደልዩን። ኤርትራ ኣምሐራ ክትብሉ እምበር ህወሐት ኣይትውንጁልዎን።

  • @sunrise3179

    @sunrise3179

    7 ай бұрын

    NO more amhara again please full stop.

  • @kinfekaleab49

    @kinfekaleab49

    7 ай бұрын

    @sunrise3179 You are ignorant, and you are blind and you don't know anything what the Oromo leaders want to do to you.

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    7 ай бұрын

    @@tehabenhizbey2778what about hgdf 🤷‍♂️

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta41197 ай бұрын

    Thank you Dr. Very brilliant idea

  • @ngestimeles7465
    @ngestimeles74657 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀብኩም ንኩሎኩም ሰድራ ስውአት ትግራይ

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts98877 ай бұрын

    ዶ/ር ደጀን ከመይ ሃገር ንኩን ዓለም ከመይ ይርኤና ኣብዚ ጉዳይ ጠይቅዮ ብድሌት ጥራሕ ይኸውን ዶ።

  • @negutesfa
    @negutesfa7 ай бұрын

    Dr.Dejen respect u be strong🙏🏽

  • @Solomon-bf6qc
    @Solomon-bf6qc7 ай бұрын

    Dr. Dejen respect u be strong 🙏

  • @Hereawnet
    @Hereawnet7 ай бұрын

    ጹቡቅ መደብ እዩ ከም ወትሩ መድህን ሽኮር ኣብ ቀጻሊ ንሉኡል ጋይም እንተ ተካኢሉ ኣምጽእልና

  • @dc8625

    @dc8625

    7 ай бұрын

    ኣበይ ኮን ይህልዉ ሰብ ጸዊዒካ ብሓቂ

  • @trustingod2549
    @trustingod25497 ай бұрын

    Thank you Dr. Degen. This is the first time I listened to you carefully. I can see you have Tigrai at heart and this gives me hope. Thank you Brakhe Show.

  • @SamirAlmalki-so3sz
    @SamirAlmalki-so3sz6 ай бұрын

    ኣጀካ ደ/ር ደጀን ፅንዓት ይሃበካ ጀግና ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @asfawesenmekonnen6762
    @asfawesenmekonnen67627 ай бұрын

    እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃበና። ንበርትዕ። ነቶም ክወሩ መፅዮም ደመ ከልብ ዝኾኑ ፀላእቲ ዝቐበሩ ህያዋን ሰማእታትና እዮም።

  • @destakiros
    @destakiros7 ай бұрын

    ፅናዕ ኣታ ጅግና ኣቦ ጅግና

  • @Eri-blue
    @Eri-blue7 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ዶክተር፡ 🙏🙏🙏። ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @eveentertainment3002
    @eveentertainment30027 ай бұрын

    Tsunat yihabka Dr dejen the great man Rest in peace for your brave son

  • @ailzuhmayeie9568
    @ailzuhmayeie95686 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ደ/ር ደጀን

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ Dr 😭😭😭

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos48897 ай бұрын

    እታ ኣርእስቲ ቀይርዋ፡ ምስቲ ቃለ ማሕተት ኣይትሰማማዕን።መጀመርያ በቲ ናይ ውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ዝተጎበጠ መሬትና ይመለስ፡ ፀላእቲ ይውጽኡ ደኣሉ ዝብል ዘሎ'ምበር ብሓይሊ ከነውጽኦም ኢና ኣይበለን። መጀመርያ ብሕግን ብሰላምን ይውጽኡ እዩ ዝበለ። ስለዚ እታ ኣርእስቲ ቀይርዋ።

  • @DestaKidane-qu8lp
    @DestaKidane-qu8lp7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ደ/ር

  • @hadushabayu
    @hadushabayu7 ай бұрын

    Sorry Doctor ሓዘን ከምለህለፍካ ምንም ሓበሬታ ኣይነበረንን ፅንዓት ይሃብኻ ሓወይ Be strong

  • @irob-ibs5988
    @irob-ibs59887 ай бұрын

    Medhine you’re the best Tigrayan journalist. Big fan of you. Keep it up

  • @user-uz6dh7pg6s
    @user-uz6dh7pg6s7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ኩቡር ሓውና::

  • @abebegide720
    @abebegide7206 ай бұрын

    You are great dr Dejen

  • @thomasnegassi7432
    @thomasnegassi74327 ай бұрын

    This guy brilliant I willj join the struggle when I go there

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h6 ай бұрын

    ሕልፈት ናበይ ኢና ሸው ንብሎ ዋይ😭

  • @Servingthetruth24.
    @Servingthetruth24.7 ай бұрын

    Medhin you should prepare table soft for your guest. Be strong degen mezgebe

  • @Ayngage

    @Ayngage

    7 ай бұрын

    Read my comment, the same like yours.

  • @habenomgebru6905
    @habenomgebru69057 ай бұрын

    ብቐዳምነት ብልፅትን ክብርትን ጋዜጠኛ ወዘሮ/ መድሂን ገ/ ስላሴ ውሑሉል ዝኾነ ናይ ጋዜጠኛ ሞያኺ ተጠቒምኪ ንዞም እዚኦምን ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ብሉፃት ተጋደልትን ፖለቲካኛታትን እናቕረቢኪ ኣብ ትግራይ ዓድና ዘጋጠሙና ዛዕባታትን ብቐረባን ብርሑቕን ዘጋጥሙ ኹሎም ስነምግባራት ብስርዓት ኣዘጋጅኺ በበየ ዕለቱ ብምቕራብ ጥራሕ እትገብርዮም ምንቅስቓስት ከይመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይመረፅኩን" እሞ ኣጆኺ ብዕትበትን ብትግሃትን ክትቕፅልሎም ይሕብረኪ:: ስለዚ ክቡር" ሓወይ ተጋዳይ ደ/ ር ደጀን መዝገቦ በሓይለ እግዚአብሔር ንዓኻ ይኹን ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይን ሓይልን ፅንዓትን ህይቭኩም" ኽብል ይምነ:: ብናይማን" እቶም ዘቕረብኮዮም" መሰረታዊያን ዝኾኑ ሓሳባት እዮም ብሕልፊ ብዛዕባ ናይ ሕዋሕት መራሕቲ ኢና ባሃልቲ" ከም ቑርዲድ ኣብ ስልጣን ተጣቢቖም ዕስለታት ካድረታት ኣስፋሕፊሖም ልዕሊ 27 ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ከም ዘድመይዎ ንመብዛሕትና ትግራዎት ኣፀቢቑ ዘሰማሙዑና ሃነፅቲ ሓሳባት እዮም:: ምኽንያቱም ካብ ናይ 17 ዓመት" ቓልሲ ጀሚሮም ክሻብ ዝሓለፉ" 27 ዓመት ኣብ ስልጣን ተጣቪቖም ዝፀንሑን ክሻብ ሀዚ'ውን ኣይንለቅቕን እናበሉ ንህዝቢ ትግራይ ብዕፅዋን ክባን ተኸቪቩ ብናይ ደገን ብናይ ውሽጥን ፀላእቲ ዝተጨፍጪፍን ዝሃለቐን ህዝቢ ትግራይ እሱ ጥራሕ ከይኣኽሎስ" ሀዚ'ውን እንተኾነ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ብሕማምን እናሃለቕን እናተሳቐይን, ብኣካልን ብዓይኖምን' እናሰምዕዎን እናራኣይዎን:: ሀዚ'ውን ካፍታ ዝዕቨየቶም' ዓልየታዊት ኮረቻ ስልጣን ንኸይለቁ ጥራሕ ልዕሊ ሓደ ዓመት ንውዱቭ ሕዋሕት ንምድሓን" ካብ ዝረብሕን ዘይረብሕ ኣጀንዳታት እናደናገሩ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝፍፅምዎ ዘለውን ናይ ሰይጣናዊ ስነምግባራት ከምዝኾኑ ንምንም ኣስፍሕ ኣቢሎም ኽሓስቡ ዝኽእሉ ትግራዎት" ኣፀቢቑ ግልፂ እዩ:: ምናልባት ናይ ግዜ ጉዳይ ኣይፍለጥን" ክነውሕ ወይ ከሓፅር ይኽእል እምበር"ብኸምዙይ እንተቐፂሎም ናብ ዝኸፍአ" ናይ ግዕዝይናን ኽሕደትን ብላዕለዋይ ወንጀል ከምዝሕትቶም ብዝግባእ መልክዑ ስለ ዝተገንዘብዎ" እዮም ልዕሊ ዓመት ዝኣክል ግዜኦም ኣብ ዕንክሊል ዘሕፍዎ ዘለው ይመስል:: እወ ሀዚ'ውን እንተኾነ ናይ ህዝቢ ትግራይ ወሳናይ ዕድል' ልምቕያርን ብሓድሽ መንፈስ ዝተመስረተ ወድዓዊ ህንፀታዊ ናይ ናነፃነት ህዝቢ ትግራይ ብዕሊ ልምርግጋፅ እንድሕር ኾይኑ" ብሓደሽቲ ወለዶታት ብምትካእ ጥራሕ እዩ ናይ ሰማእታትና መስዋእትነትን ፃማታቶም ብዓወት ክረጋገፅ ዝኽእልን:: እወ' እሱ ጥራሕ'ውን እዩ ናይቲ ቓልሶም ህያው" ኣርእስተ ስነምግባራቶም:: ናይ ሰማእታት ህዝቢ ትግራይ እቲ ቐንዲ ፃማታቶም ብዓወት ተዛዚሞም እዯም ንድሕር ክንቭል ኾይና" እቶም ል27 ዓመት ብመሪሕነት ዘገልገሉ" ብኽቭሪ ኣፋኒኻ" ስልጣን ንሓደሽቲ ዎሎዳታት ብኽቭርን" ብዶምክራሳዊ ስርዓት ብህዝቢ ዝተመረፁ ሓደሽቲ ሰበ ስልጣን ብኽብን ብሕግን ንምሕልላፍ ዶሞክራሳዊ ሓላፍነቶም የገዶም ስለዝኾነ ብኸምኡውን ክፍፀም ይግባእ:: ዓወት ንዕቭየት ህንፀት ሓዱሽ ትውልድታት ህዝቢ ትግራይ እንምነ::

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    Whatever hiwhet kighaf alewo we need freedom Tigrai free Tigrai free free🙏💐❤️💐💖💯💐✅️💚💐💚💐🌎💐🌎💐

  • @jockethejockey972
    @jockethejockey9727 ай бұрын

    Peace for all.

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    7 ай бұрын

    Xnat nhzbi Tigray yhab naaka wun Dr. Dejen xnat yhabka

  • @saymstudiosenafe2158
    @saymstudiosenafe21587 ай бұрын

    💙👑💯 DR dejen bulux tesfa tigray xnat yhabka😢

  • @haileseged1124
    @haileseged11247 ай бұрын

    አጆኻ ዶክተር መሕዘኒ እዩ አሕሕ ጽንዓት ይሀብካ

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y7 ай бұрын

    ፅንኣት ያሃብካ ክቡር ሓው 😥🙏

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j7 ай бұрын

    ንምንታይ ብሓደ ዘይትጥቅለሉ ንናፅነት ህዝቢም ክድግፈኩም እንበር ትግራይስ ካብኢትዮጵያ እንተዘይ ወፅኣ ዘላኣለም እንዳተቀጥቀጠት እያ ክትነብር ፈጣሪ ግፍዕና ሪኡ ያሓግዘና ኣሜን

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi93917 ай бұрын

    ኣቦ ባጽነት ትግራይ ዶ/ር ደጀን

  • @arusson6022
    @arusson60227 ай бұрын

    ኣጆካ ሓወይ ቁኑዕ ልቢ ፈታዊ ሓቂ እዚ ኢዩ እቲ ውሽጣዊ ልቦና ኣይዕገትን ኢዩ 100%ቁኑዕ ሓቀኛ ኣብሽርካ ሓወይ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i7 ай бұрын

    ዶ/ር ደጀን ኣጀኻ እወ ሓደስ ወሎዶ ሃገረ ትግራይ እና ንደሊ እዚ ጉጂለ መስፍንት ክብንቀር ኣለዎ ❤💛

  • @user-fi5ou9hs7l

    @user-fi5ou9hs7l

    7 ай бұрын

    ሃገር ክትኮን እንተኮይንካ ሕውሓት ጠንካራ ውድብ ክኾን ደግፍ

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    7 ай бұрын

    @@user-fi5ou9hs7l ናይ ሓሳብ መኺን በንቃረ ናይ ሓሳብ ሃፋቲም ዘኹነ ውድብ እየ ዘድግፋ እንበር ሕውሓት ዲኣ ስባሓት መስ ደቁኮ ኣእሩግማ እዮም ኩጓሓፍ እዩ ዘሎዎ ሓድስ ወሎዶ ናብ ቅዲሚት ክመፂኢ ኣለዎ ክኸወን ደማ እዩ

  • @aiedahaile495
    @aiedahaile4957 ай бұрын

    My deepest condolences to you Dr Degene

  • @luelgselassie5669
    @luelgselassie56697 ай бұрын

    Great idea Dr Dejen

  • @romantafere275
    @romantafere2757 ай бұрын

    ፀንዓት የሃብካ ዶክተር 🙏

  • @HaftomKidane-ns2yf
    @HaftomKidane-ns2yf7 ай бұрын

    ጀግና ብፃይ፣ትግራይ ካባኻ ብዙሕ ትፅበ ኣላ።በርትዕ ጥራሕ ናይ ትግራይ ነብዩ ኢኻ

  • @gebrehiwettekle1969
    @gebrehiwettekle19696 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ዶክተር ሓደ መዓልቲ ሕልምና ክገሃድ እዩ።

  • @dc8625
    @dc86257 ай бұрын

    ኣጆኹም ዶክተር 💙🐅✅

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8447 ай бұрын

    ፅንዓት የሃብካ ክቡር ሓው ተቓላሳይ ዶ/ር ደጀን ንትግራይ ነፃነት ተቓለሱን ክቡር መስዋትነት ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሓደ ብምኻኑ ክትኮርዕን ክትሕበንን እዩ ዝግባእ !!! ዝሓዝካዮን ትመርሖ ዘለኻ ትግራይ ነፃ ሃገር ናይ ምግባር ቃልሲ ኩሉ ሓቀኛ ትግራዋይ ዝቕበሎ እዩ::

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g7 ай бұрын

    If need independent country We need unity. We need wisdom, love, respect, care ,courage and unity than ever. Its not easy to be independent country. It’s a long journey. We need strength , patience and determination. Number one weapons of Tigray people are unity .

  • @Non-nb3pi
    @Non-nb3pi7 ай бұрын

    እግዚአብሔር ያፅናህ አይዞን ሁላችንም ቤት ነው የገባው

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24807 ай бұрын

    ቖዘምቲ ዝኮነ ኣማራርሓ ትግራይ

  • @kiraabrham371
    @kiraabrham3717 ай бұрын

    stay strong Dr.Degen. Still there are untold tragedy about the war in #Tigray and there are families still waiting to hear either death or live of their kids.

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12706 ай бұрын

    ተጋሩ ትገብርዎ ፍለጡ ፓለቲካ ናበይ ገፁ ፕኸድ ንስኹምከ ቆሎ ጥጥቆ ።

  • @tahamehaile4984
    @tahamehaile49847 ай бұрын

    Ajoka tsenat yhabka Amlak 🙏

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta41197 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀብኻ ዶ/ር

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g7 ай бұрын

    Condolences for Dr.Degen and his family’s and for all Tigray people.

  • @Ayngage
    @Ayngage7 ай бұрын

    Tsenat yhabka/kum. With all respect, Ab zemetse...(ENTEKHONE ZBEKI AYEREYENA...NAPKIN AYNRESEE ADALAWIT). THANKS

  • @hadishhagos6364
    @hadishhagos63647 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብ ዶክቶር።ቃልስኻ ኣበርትዕ!

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar55247 ай бұрын

    Tesfa Tigrayn tegarun eka mo ayttahalel kubur haw doctor dejen ❤❤❤❤

  • @abdusuleiman5299
    @abdusuleiman52996 ай бұрын

    ደ/ር ሕጂ'ውን እቲ ዝፈስስ ደም ክውሕድን ሕሰም ትግራይ ከብቅዕን ጽቡቕ የሕስብኩም!! ሕጂ'ውን ኤርትራውነት ኣሜን ኢልኩም ክሳብ ዘይተቐበልኩም ሕሰም ትግራይ ኣብቀዐ ማለት ዘበት ኢዩ። ስለ'ዚ ችግር ትግራይ ብዙሕ ስለዝተዛረብካ ዘይኰነስ፡ ቅኑዕ ኣመራርሓን ብምትእትታዉ ኢዩ ዝመጽእ። ዝሓለፈ ኣመራርሓ ትግራይ ደቆም ወረ ውግእ ኣብ ዘይሰምዑሉ ስለዝሰደዱ ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ኢዩ ነይሩ ነገሩ። እቲ ጽቡቕ ናይ'ዚ ሕጂ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ግን እንኮላይ እቲ ኣመራርሓ ደቁ ዝስእነሉ ኩነታት ይፍጠር ስለዘሎ፡ ምእንቲ ደቆም ክብሉ ፍታሕ ኣብ ምንዳይ ክጽመዱ ኢዮም። ንኺድ ጥራይ!!

  • @user-qv2mc9wv6j
    @user-qv2mc9wv6j7 ай бұрын

    ኣታሓሳስባ ንምቕያር ሓያል ፀዓሪ ይሓትት። ምትህልላኽን ትዕቢትን ዝመሰረቱ ፖሎቲካ ትግራይ ተታሓሒዝካ ንምጥፋእ

  • @berihun-iz2yl
    @berihun-iz2yl7 ай бұрын

    ጽንዓት የሃብካ ክቡር ዶ/ር ን ህዝቢ ትግራይ ን ኩሉ ።

  • @kiroskidanu7141
    @kiroskidanu71417 ай бұрын

    አጆና ደኩተር አነውን ወደይ ሰኢነ እየአነውን ከምታንሰኻ ዝበልካያ ከፃርያ እየ ነይ ሕዋኅት ታክቲክ አንጭዋ አይትበትኮይ ሰለዝይ አጆና

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema28567 ай бұрын

    የቐንየልና ብራኽ ሸው መድህን ትግራይ ጽንኧት ፣ጽንኧት ፣ጽንኧት የሀብኺ እግዚኦ ኢልኻ ኡይ ኢልኻ ሰማኢ ለይብሉ ። ህዋህት ኧብ 17 ኧመት ቓልሲ ሀቀኛ ፣ተባእ ደፋር ኾይና ተዋጊኧ ነይራ ከተማ ምስኧተዩ ግን ሽኻር አሸኒፊዎም ላብ ና ግሎም ምድልዳል ፣ ምስራቕ አትዮም ሕዝቢ ትግራይ ረሲኦም ዎ አለዉ ። በይዛኹም ብራኽ ሸው እቶም ኧብ ትግራይ ተፈጢሮም ለለዉ እሻላት ሸው ብማህበር ተጠርኒፎም በᎅአካባቢኦም ልሕዝቢ ድምፂ ሀምልሰርሁ ምግባር ። ዋንዑ እቱ አብ ትግራይ በረኻታት ልወደቐ ቓይህ ባንዴራ ኧልኢልኻ ምቕላስ ይግባእ ። ሕዝቢ ሒዝኻ እዩ ምእዋትውን ግድነት እዩ ። ካብ አሜሪካ

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph94407 ай бұрын

    Other opposition are welcome. However, they need to play supporting roles to strengthen our unity.

  • @samityyintertemmentv4645
    @samityyintertemmentv46457 ай бұрын

    Ajoka bro ❤❤❤

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye66367 ай бұрын

    Nice gall Hager

  • @user-np3yx5tb7l
    @user-np3yx5tb7l6 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈተዎ ሰብ አጆካ በርትዕ ዶክተር ደጀን አዚ ቆሻሻ መርሕነት ህዋሓት ብዙሕ መሠዋእቲ ከፍልና ዳግም ንከይምለሠ ኩላትና ክንሰርሕ ይግባእ እሱ ከይኣክልና አታ ንእሸተይ መሬተና አሀግሮማ ህዝብና ንምት ሰደት ምፍንቃል ንጥመየትና ደርቂ ኣቃሊዖም ናይኢዶም ክረክቡ ዬም ከም ጣዖት ኣመልክና ደማ ኣብ መንጎና ሰፍሮም ደደግሞሞ ይቀትሉና ህዝቢ ከም ድፍዕ ዝጥቆሙካብ ሑሉፍ ዘይማሃሩ ደማ ንሱ ከይኣክል ደማ ሐዚውን ናብ ሰልጣን ክመለሱ ለይቲምሰቀትሪ ይሰርሑ ገምጋም ይገብሩ ኣለው ይኣክለኩም ክንብሎም እዩ ዘለና አቲ ዝቅድም ዝነበረ አቲ ካብ ጥይት ዝተረፈ ህዝብን ሠራውትን ብጥመየት ንከይመውት ክሰርሑ ነይርዎም ግን እንታይ ግዶም አቲ ግዚያዊ መንግሰቲ ኣብ ናቶም ኣጀንዳ ዕንክልል ዝበለ ኮይኑ ይሰመዐኒ ፈንጢዙ ክወፅእ ክንቃለሠ እዩ ዘለና ካብምድቃሡ ክንቅስቅሶ እዩ ዘለና አነ በለዛ እሱም ይታኣለ ሀዝቢ ትግራይ ወጣት ኩሉ ዘበለ ካብዚ ዓዘቅቲ ዘውፆኦ ይደለ ኣሎ ተቃለሡ ተቃዎመቲ ፓርትታታት ኣጆኩም ጀጋኑ አቲ ዘይተረዶኦ ግን ሙሠኡ ዕንክልል ክንብል ኣይብልናን ክንሮዶኦ ንፈትን እንቢ እንተይሉ ግን ንሕና የድልየና ኣሎ ዝካኣለ ይጉየ ዘይካኣለ ይታኣለ ዝባሃል ኣባህህላ ኣሎ

  • @user-by7ej3xb6x
    @user-by7ej3xb6x7 ай бұрын

    ፅንዓት ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ አይዞና..

  • @fishayetekulu7858
    @fishayetekulu78587 ай бұрын

    DR Dejen ajoka dekoka jeganu ejom kem abeo eyom hizom behaki jegna eka.

  • @Burke698
    @Burke6987 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ😢

  • @user-ey9hj8no9s
    @user-ey9hj8no9s7 ай бұрын

    Gudaykum Ms Eritrea 🇪🇷 keyemahayeshukum never to get pice

  • @girmaynegash857
    @girmaynegash8577 ай бұрын

    ብቁዕ መራሒ መፃኢት ትጎራይ

  • @weghta3315
    @weghta33157 ай бұрын

    1.6 million people passed away so sadly 😭😭😭😭😭

  • @hitesfay8474
    @hitesfay84747 ай бұрын

    Yessss Dr Degen You're Right 100% There Will Never Safe Community and Bright Future generation Except You Own Independent Country But If There Wayane Blind Visio Communist Ideology Denakur Inkilalo There Will Never Better Country.

  • @dalac_93

    @dalac_93

    6 ай бұрын

    Weyane is a hasad non-visionary leaders that happen to come to power with the help of hGDef

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom87307 ай бұрын

    Where are you king yewehans tigray needs you from eritrea 🇪🇷

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal78187 ай бұрын

    Xneat yhabka 🙏🙏🙏

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    7 ай бұрын

    Dr. hager kimerh bkat zelewo eu I really appreciate his thoughts and his explanation edmen tienan yhabka Fetari mis sidraka

  • @beriktimengistu1221
    @beriktimengistu12217 ай бұрын

    አጆኻ እግዚአብሄር የጸናንዕካ ንዓኻን ንፋሚሊኻን

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb7 ай бұрын

    ጀግና ጋዜጠኛ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀኪ

  • @user-tz7if6zl9g
    @user-tz7if6zl9g7 ай бұрын

    I was against TIgray independence because unity better than Separate. Still I believe unity is a great and blessed thing.In Ethiopia 🇪🇹 unity isn’t working anymore. To be honest I give up with Ethiopia.Most Tegaru diaspora changed our mind after Tigray genocide .Most TIgray diaspora wish to see independent Tigray state.

  • @debessaibeyene7358
    @debessaibeyene73587 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብካ ዝሓወይ

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte29337 ай бұрын

    ትግራይ ከምትግራይ ከይትህሉ ህዝባን መሬታን ኣጥፊኦም ነበረያነበረ ንኽንከውን ዝተፈረደና ህዝቢ ኢና ወደይ ጓለይ ኣቦይ ኣደይ ሓወይ ሓፍተይ እንዳተባሃለ ብውልቀ ዝሕዘን ኣይኮነን ነስተውዕል ብፍላይ ድማ ኣብ መሪሕነትን ኣብ ሓላፍነትን ዘለኹም

Келесі