ክትዕ ህልው ፖለቲካ ትግራይ መም ኣብርሃ ሃይለዝጊ ምስ ጎዲፋይ ጥላሁን (ኣባል ህወሓት) Dialog Abrha Halezgi & Godifay Tilahun

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Abrha_Hailezgi
#Godifay_Tilahun

Пікірлер: 135

  • @yalewabreha7790
    @yalewabreha7790 Жыл бұрын

    Thank you Wedi Hailezgi for real ideas and facts that you raised and appreciated ❤

  • @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od
    @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od Жыл бұрын

    መምህር ኣብራሃ ብጣዒሚ ጉበዝ ቀፅለሉ እት ሓቅ ንሱ እዩ።

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣርእስቲ እዩ ንኣፍልጦና ከምዚኦም ዝበሉ ክትዓት ወሰንቲ እዮም

  • @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od
    @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od Жыл бұрын

    ጎደፋይ ፈትካፀልእካ ናይውዲቀትና ምንጭ ሕዋሓት እዩ።

  • @danizer9385
    @danizer9385 Жыл бұрын

    dynamic analysis thanks teacher abreha (wedi hailezgi)

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 Жыл бұрын

    መምህር አብርሀ ልባም።

  • @eradaerada7014
    @eradaerada7014 Жыл бұрын

    ጎበዛት ብፍላይ መምህር ኣብርሃ የቀንየልና ብሉፃት ሓሳባት ❤❤❤

  • @bfbhd9616
    @bfbhd9616 Жыл бұрын

    Inda weyane HATAFAT !!!

  • @geryesaba2468
    @geryesaba2468 Жыл бұрын

    መመህር ጅግና ❤❤❤❤❤

  • @tadessephares6889
    @tadessephares6889 Жыл бұрын

    TPLF had never build any institutional independence, rather works against this principle by imposing its ideology in all institutions and professionals. We have to take the right lesson from the past.

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 Жыл бұрын

    እዚኦም ደኣ ካድረታት ህወሓት እንድዮም እንታይ ክንሰምዓሎም።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 Жыл бұрын

    መዲ ወርቂ በላሕ ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ ኢኺ

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df Жыл бұрын

    When sugar is put in water, it make a mixture; however, if you put oil in water, water and oil flow seperatelt without any producing any mixture. Accordingly, inventing a TPLF cadre with inadequate understanding of political science with a university education level teacher is just like mixing oil and water.

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 Жыл бұрын

    you are excellent journalist keep it up!!!

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 Жыл бұрын

    እቲ መስርታዊ ጸገም ትግራይ መርሕቲ ህወሓት ጥራይ ኣይኮኑን። እቲ ህዝቢ ትግራይ ንብዕሉ ብምሕር ድንቁርናን ናይ ምግንዛብ ምሕሳብ ክእልቱ IQ ትሑት ምኮኑ እዩ ዘርኢ ! ዓባይ ትግራይ ናጻ ሃገር ክንገብራ ይብሉኻ። ቶም ካድራቶም ዝበልዎ ዘረባ ኢዮም ዝደግሙ ዘለዉ ተባሂሎም። እሞ ትግራይ ሃገር ክትገብርዋ እንተደሊኹም ዳኣ 27 ዓመት ኣበይ ነርኩም? ህወሓት ምሉእ ስልጣን ኢትዮምፕያ ፡ ታንክን ባንክን ኣብ ኢዳ ሒዛ እንኮላ ብውሑድ ዋጋ ንምንታይ ትግራይ ሃገር ዘይትገብሮ ዝነበረት? ትግደስ እንተ ኔራ ትግራይ ሃገር ንምግባር ዳኣ ትብሎም'ሞ? ኣይርድኡኻን ኢዮም። እሞ ሲ ህወሓት ካብ ስልጣን ኣዲስ ኣበባ ስለዝተባረረት ንዓኣ ናብ ስልጣን ንምምላስ ኢኻ ምስዘይ መብኣስትኻ ተባኢስካ ዋጋ ትኸፍል ዘለኻ? ኣይሰምዑን ሓሳዳት፡ ወያነ ሃገር ትግራይ ዘይኮነት ስልጣን ኣርባዕተ ኪሎ ስለዝደለየት ኢኻ ዋጋ ትኸፍል ዘለኻ ምስ ትብሎም ኣይሰምዑኻን! ስለዚ ከምዚ ዓይነት ርእሲ ዘለዎም ሰባት መራሕቲ ወያነ መጻወቲ እንተገበርዎም ታይ ጸገም ኣለዎ?

  • @yonasdesta6362
    @yonasdesta6362 Жыл бұрын

    ናይ ውድቀትና መንቀሊ ግጉይ ኣመራርሓ ህወሓት እዩ፡፡ መምህር አብርሃ ግርም ትንተና ሂብካ፡፡ ብዝኾነ ጽቡቅ ልዝብ ነይሩ፡፡ ጎደፋይ እውን ጸገማት ውድቡ ይገልጽ ነይሩ፡፡

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 Жыл бұрын

    መድሒን ጅግና!!!!!

  • @tsgabaxum
    @tsgabaxum Жыл бұрын

    መጀመረታ ቃንዛ ክህልወና ነይሩና 😒 ትግራይ አብ ባርነት አንቢርናያ ኢና ልምዓት መሲሉና ዝብል ቃንዛ ጓሂ ክልዎና ነይርዎ አይተዓዘብኹን አብዙይ ምይይጥ

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 Жыл бұрын

    ብሓቂ ከመይ ክንወድቕ ክኢልና ኢልካ ምሕታትን ፅቡቕ እዩ !! ግን ድማ ዝቕፅል ከመይ ንኺድ እዩ ክኸውን ዝግባእ !! ሰባት ኣብ ከይዲ ክወድቁ ይኽእሉ እዮም !! ይኹን እምበር ወዲካ ዘይምልዓል እዩ እቱ ዝዓበየ ሞት !! እሞ ከመይ ገይርና ኢና ንቕድሚት ክንስጉም እዩ እቱ ዓብይ ሕቶ !! ሓዚ ውን ነበረ ያ ነበረ እዩ ዝቕፅል ዘሎ ዝመስል !! ብዝኾነ ልቢ ይሃበና ልቢ እውን ንግበር !! ሓደ ነገር ግን ኣሎ ድሕሪ' ዙይ ኢትዮጵያ ዓዲ ክትከውን እያ ኢሎም ዝሓስቡ ሰባት እንተልዮም በሓቂ ፖለቲካን ኢትዮጵያ ትባሃል ዓድን ዘይምፍላጥ እዩ'ሞ ንቀረብ ## ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ይባርኸልና ።

  • @Asgodommenges-jh3co

    @Asgodommenges-jh3co

    Жыл бұрын

    Ata tarik mermir anbib tigray tibehal qdmi miftara ethiopia ena nihina nimen ekum ahlifkum tletihubwo eti zdemeqe shimna nay hanti qushet tigray tibahal shim kitltufulna aynifekdin ena

  • @amanuelh210

    @amanuelh210

    Жыл бұрын

    ኣየ እንዳ ትግራይ ትስዕር ትገብሩ ኢትዮጵያ ዝኣክል ታሪኻዊ ዓቢ ሃገር ቀቢርኩም'ሲ ነታ ምድረበዳ ክልልኩም ሃገር ክትብልዋ😃😃

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r4 ай бұрын

    ምስ ክብርቲ ኣዳላዊት ናይዚ መደን ብሓባር ፡ እዞም ኣሕዋት ዘስምዕዎ ትንተናታት ኣዝዩ ብሱልን መሃርን ብምዃኑ ልባዊ ምስጋና ይብጽሓዮም ። መም. ኣብርሃ ኣብ ፈለማ መግለጺኡ ከም ዝበሎ ፡ ንትንተናኡ ከም ኣሉታዊ ኣብነት መጠን በቲ ውዱቕ ኣመሰራርታ ስርዓትን ውጽኢትን ኵነታት ዕንወት ኤርትራ ምምዳሩ ፡ ብወገነይ ኣብ ሓቂ እተመርኮሰ ጭቡጥ ክውንነት'ዩ እብል ።

  • @tolesaebsa4261
    @tolesaebsa4261 Жыл бұрын

    ጎዲፋይ ናይማን ጎዲፍ ኢኻ:: ናይማን እቱ ናይ ናይውድቀትና ምኽንያትስ ኢልካ ካብቱ ክባን ፀበባን ምጅማርካ ባዕሉ እቱ ሓሳብኻ ካብቶም ንናይ ትግራይ ውድቀት ምኽንያትና ዝኾኑ መራሕቲ ዝተቀድሓ ነበረያ ነበረ ኢኻ አዘው ዘው ትብል ዘለኻሞ በይዛኻ ነቱ ውፅዕ ህዝቢ ትግራይ ጠምት:: ነገሩስ ናብ ምዲያ ከመይ ከምዝቅረኻስ አፍልጦኻስ አፍልጦኻስ የብልካን:: ናይማን ናይዱሑር ፓርቲ አባልነትኻ ... ወዲ ሀይለሞ አቋሙ ታይ ምዃኑ ዝተረድኦ ተሎ ሓግዙኒ:: ከም ከማይሞ አጀውጀው እዩ ታይባ እዩ ኤርትራ ኤርትራ ዘብሎ ዘሎ አይ ትግራይ አደይ ቁስልኺ ዘጋድዱ ባንዳታት ሒዝኽስ ... እንተ መድህንሞ ይበል!!!

  • @abrhaleseltene3603
    @abrhaleseltene3603 Жыл бұрын

    Welkomen shikorinatat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BiniamAraya-cm2qe
    @BiniamAraya-cm2qe Жыл бұрын

    Atum seb do yeley ab tigray haqi zewuge

  • @yonassoquar9186
    @yonassoquar9186 Жыл бұрын

    Tegaru kolet aytbelu.Kbrtatkumn metsaii idilatkumn ab mikbar Eritrea iyu zimrkos.Intensikatkum gn ab gizie meles slusawi hadnet tebahilu nieritra mikbab tehalinu ayserhen.Ketslu shri meles n20 ametat itwa tegeyru mis sanction tefentsihu.Tegaru gn ab celeste amet itswa fahfah ilkum.Hijiwn temaharu NEritra inte akbirkumn welemtem gedkumn Eritra yike bhali iya.Kemkedemkum kentebteb inteketslkum gin ita kurmaj kiribti ala

  • @fikreatsebha3148
    @fikreatsebha3148 Жыл бұрын

    Hi Medhin your show is very interesting and informative and the question you asking is up to date let me say this Memhir Abraha some of your arguments it's fine but when you bring the failed Eritrea as example of TIGRAY can go in that way if we became a country that's a nonsense analogy if you don't know the majority of TIGRAYAN we want to be a nation no more living with Ungrateful and GENOCIDAL ethiopian/amhara.

  • @user-ls9oh7wr8m
    @user-ls9oh7wr8m Жыл бұрын

    እዚ ካድረ ወያነ ክንደይ ከ ይሕሱ። ህውሓት ካብ ህዝቢ ትግራይ ዘወሰዶ ዝኾነ ይኹን ክብሪ የለን። ነተን ዝርካበን ክብርታት ህዝቢ ትግራይ ጉሒፉ፤ ብስርቂ ሕስድና ምጥፍፋእን ዝሙትን ተኪኡወን፣ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ባህላዊ ወራር ዝፈጸመ ከዳሚ ሓይሊ ኢዩ። ናይዚ ካብ ትግራይ ሓሊፍካ ብኢትዮጵያን ብኤርትራ ሶማልን ሱዳን ዝርኤ ጸገም መበገሲ እዛ ኸዳሚት ህውሓት ኢያ። ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ እምበር ክብረት ዘለዋ ቅርሲ ኣይኮነትን። ምስኣ ከይትጉሓፍ ኣስተውዒልካ ተዛረብ።

  • @girmaytesfa7384
    @girmaytesfa7384 Жыл бұрын

    Mr. Abraha Hailezghi performed well. Mr. Godofay should freed himself from failed TPLF philosophy. If someone is not able to understand his failure cannot make any reform.

  • @DesalegnGebremedhin-pv7zn
    @DesalegnGebremedhin-pv7zn Жыл бұрын

    መንቀሊ ናይዚ ፀገም ሕወሓት እዩ እቲ ዝገርም ግን አብ ዉድቀት ህዝቢ ትግራይ ወዲቁ አብ ዓወት ሕወሓት አምፅእናዮ ይብሉ ዝሰልጠኑ ዝመሰሎም ዘይሰልጠኑ ሐዚ ክከዉን ዘለዎ ካብ ዉድቀት ከመይ ንልዓል አብ ዝማዕበላ ዓድታት ካብ ዉድቀተን ተማህረን ናብ ዝለዓለ ብራከ ዝበፅሓ ስለ ዘለዋ ዉድቀትና ከመይ ናብ ዕብየት ነምፅኦ ዉሕስነት ህዝቢ ትግራይ ከመይ ይረጋገፅ ዓድና ዉሕስነታ ሰላማ ከመይ ይሕሎ

  • @exoduseritrea614
    @exoduseritrea614 Жыл бұрын

    ሃገር ከመይ ከምትምራሕ፥ ንዑ እንዶ ናብ ሳዋ ክንዕልመኩም!? ቀደም ኣቦታትና ኣብ ሳሕል ከምዝዓለምዎም ንዑ ንሳዋ ንፍልጠት ሕንከት ኣየድልዮን እዩ። ዘይ ካብ ቀደም ምንጪ መንቋሕቋሕታኹም ንሕና ኢና ኔርና። ኣቦታትኩ ሓንጊዶን ሕንጊድ ኢሎም ምስ ኣጣል ዋሽንግተን ወጊኖም ኩሉ ስኢኖም። ሕጂ'ውን ልብኹም ኣቅንዒኹን ንዑ!

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 Жыл бұрын

    Werar aytbelu....Hgi mibar belu. Wae

  • @wedikeren6264
    @wedikeren6264 Жыл бұрын

    Welahi hizbu tigray selam krekb tekoynu ezom tplf zbehalu part ketefeu terah alewom ente b fetot ente b hayli

  • @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od
    @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od Жыл бұрын

    መምህራ ዘይምዲናቅ ደረቅ ዲንቁሪና እዩ ዋሓጥዎ

  • @berekethagoshagos4889

    @berekethagoshagos4889

    Жыл бұрын

    "ዘኁለቊ ፊደለ ኩሉ፡ ከሃሌ ኩሉ ኮነ በበደወሉ"።"የወደቀ ዛፍ ምሳር ይበዛበታል"

  • @johanmarbel2363
    @johanmarbel2363 Жыл бұрын

    ናይ ሕዋሐት ጌጋ ነቶም ምስ ሻዓብያ ከባእስዎ ኢሎም ዝመደብሉ ጎደና ስለዝከተለ ኢዩ፡ መኽንያቱ ነዚኦም ከይፈላለካ አይካአሉን ኢዮም እብሉ ስለዝነበሩ ኢዮ።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    Жыл бұрын

    ግደ ሓቂ፣ ህውሓት ክድምና ዝጀመረቶ ብ80ታት ገና ሜዳ ኸላ ኢዩ። ንዛ ጋኤልዶ ጋኔን ዝብሉዋ ኣሜሪካዊት ሰበይቲ ተወከስ። ኣዲስ ኣበባ ምስተቖጻጸረታ ድማ ኩሉ መደብ ዕዮኣ ካብ ኤንባሲ ኣሜሪካ ኢዩ ዝወሃባ ኔሩ።

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 Жыл бұрын

    i.Agree.with.godifaiy.argimonte...

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yh Жыл бұрын

    ጠንቂ ናይ ትደጋጋሚ ውድቀትኩም ባዕልኻትኩም ሙሽሙሽ መሪሕነት ለኪሙኩም ሃዶሽዶሽ ኣቢሉኩም።ከም ህዝቢ ገጋ የብልኩምን ኣይትሰከፉ።መሪሕነትኩም ሰረቅትን ሓሰውትን ኣብ እምነቶም ደው ዘይብሉ ክሓድቲ መሪሕነት ትግራይ ብህዝባዊ ማዕበል ኣብ ኢትዮጵያ ተደምሲሱ።ናብ መሕብ ኢ ቦታ መቐለ ምስ ዓስከረ ጽጋቡ ኣይተጻወረን ን ኣዕናዊ ኩናት መሪጹ እና ኣእወየ ሓመድ ተደብዩ።

  • @fasiltesfamichael6535
    @fasiltesfamichael6535 Жыл бұрын

    ERITREA 🇪🇷 atya endiya oyy abilatka ata hadami😅😅😅😅😅

  • @yonas2103
    @yonas2103 Жыл бұрын

    ኣታ ኣንታይ ትብል ኣለካ ብከሙ እነተኮይኑ ኣብ የምን ዝጠፋእ ዘሎ ኢትዮጵያዊ ከ ናይ ኤርትራ ሀገርነት ኣቲ ናይ ኢሳያስ ምሕሰራ እንበር ኤርትራዊ ሓሚቁ ኣይኮነንን ኡጋንዳ ኣንጎላ ጁባ ደ ኣብ ዝተፈላልየ ኤርይራዊ ረእዮ ብሩካ ሓው

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Жыл бұрын

    ትግራይ ሎሚ በጻሕቲ መናእሰይ ካብ ክልላት መጺኦምኹም ዝገርም ካብ ዓፋር ቤንሻንጉል ሃረረ ጋምቤላ ሶማል .. ዝመጹ ኔሮም ስቃይ ናይ ትግራይ ክዕዘቡ ትግራይ ቲቪ ቒቒቒ ቕኝት ንኹሎም ቋንቋ መንነቶም ከልኪሎም ርኹስ ኣምሓርኛ ከዛርብዎም ተዓዚብና ክሳብ ክንድዚ ጠላማት ምዃንኩም ሕዚዩ ተረዲኡኒ ! ንዘመናት መንነትኩም ኽሒድኩም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ንነብስኹም ትምንጭቱ ኸሓድያን ተጋሩ እህህ ቤንሻንጉል ትመስክር ብሂወቶም ተጋሩ ዝተሓረዱን ዝተቃጸሉን ብተጋሩ ዘምሓርሓሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ኢዮም ! ሰኣሊነነ እህ ደምብያ ደምበዛም ማለት ብቢለን ደም ደም ደም ብዙሕ ደም ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተበደለ ህዝቢ ኣገው ! ርጉማት ተዋህዶ ትግራይ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቆልትን ሰብ ደምን ርኹስ ኣምሓርኛ ዝመሃዝዎ ብላዕ ኸፊሎምኹም ቋንቋ ኣገው ቢለን ኣዳኺምኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ብኣምሓራይ ስነ-ልቦና ክሳቀዩ ጌርኩሞም ! እዋይ ተጋሩ ትግራይ ኣደይ መዓረይ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሒወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ! ኣምላኽ ይመስገን !

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 Жыл бұрын

    ካብ ፀገም ንምውፃእ ፣ ከም ተጋሩ ዘረዳድአና ሓሳብ ኣብ እዛ እዋን እዚኣ የብልናን። ድሌትና ቅደም ሰዓብ የብሉን። ዕጥቃዊ ዕማማት ዕልባት ተይረኸቡ ፣ ግዚያዊ መንግስቲዶ ስልጣን ክፍፍል ውድባት እንዳተባህለ እቲ ውራይና ዘቤታዊ ዓብሊልዎ።

  • @hibtzgiawalom8230
    @hibtzgiawalom8230 Жыл бұрын

    ኣኽላባት ኣሜርካ ኮይኖም ኮኖም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ገበን ንህዝቢ ትግራዋይ ከም መፈራርሒ ክጥቀሙ ከለዉ ድንቁርኖኦም ይበርሃልካ

  • @wowo9142
    @wowo9142 Жыл бұрын

    መድሒን እዛ ናትኪ ሕቶ ከይኮነት psychotherapy እያ !!!!

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r4 ай бұрын

    ናይ ደቅኻ / ኣሕዋትካ ኣብ ስልጣን ምህላው ጥራሕ ብዝልግሶን ዘስርጾን ሓበናዊ ስምዒት ተዛኒኻ ምንባር ሓደገኛ መዘንግዕን መዐሸዊን'ዩ ። ብተወሳኺ እቲ ንኣካይዳ መራሕትኻ ንምፍታሽ ኮነ ንመአረምታ ዝዕድም ሃዋህው ማዕጾ ልኵት ዝበለ ዕጹውን ዘይሕሰብን ተገይሩ ተሰሪቱ እተነድቀ ፖለቲካዊ ንድፊ ቀንዲ ጠንቂ ኮይኑ ፡ ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ እኩብ ድምር ኣሉታዊ ሳዕቤናት ወሊዱ ይርከብ ።

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 Жыл бұрын

    HARMFUL AND DANGEROUS ACT

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын

    ወዲ ሃይለዝጊ ኤርትራ በቲ ንስኻ ትገልጽካያ ዘይኾነ ትግለጽ ፤ 👉ሃንቲ ነእሽቶይ ፣ቁርብ ሕዝቢ፤ ከም ሃገር ካብ ትምስረት 7 አመት ዝገበረት ፤ አስኢቡ ኽኣ ሕዉሓት ዝተባህለ ነቀርሳ ዉድብ ብምዕራባዊያን ብኢኮኖሚ፣ ብኢንፎርሜሽን፣ብፕሮፖጋንዳ ፣ብወታሀደራዊ፣ ብአጽዎርን፣ ብስልጠናን እናተደገፈት 100 ሚሊዮን ሕዝቢ ኢትዮጵያ አሰሊፋ ፤ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ተጌሩላ ከመይ ጌራ እያ ዝጋዕ ህጂ ከም ሃገር ጠጠዉ ኢላን ንሕዉሓት ክኣ ካብ ፖለተሐካ ኢትዮጵያ ወጻኢ ጌራታ ዝብል ኣግርሞት እዩ ክህልወካ ዝግባእ🤔 ኤርትራ አብምክልኻል እንበር ኣብ ልምኣትን ፖለቲካን ኣተፈተነትን ገና❗️🌴🇪🇷🇪🇹❤🌴

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 Жыл бұрын

    ዜሮ ኮይነን ፣አይተሰርሐንን ማለትይፈላለ እዩ

  • @user-pe3jl9yj5x
    @user-pe3jl9yj5x Жыл бұрын

    ኣታ ኣብርሃ ምህሮካ ኣብምንታይ ድዩ ኣብ ብልዒ ድዩ ። ጉኑፍ ከይሓልም ኣይድቅስን እየ እኳይካ ትብል ደለካ ። ንኤርትራ ኣጋጢምዋ እዩ እሞ ንዓናውን ከማ እያ ሃሳስ ።

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 Жыл бұрын

    ክዝንጋዕ ዘይብሉ ጽዑቕ ዘመተ ሚድያ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣንጻር ተጋሩ እውን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ነይርዎ እዩ ኣብ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ

  • @hailesilasse7722
    @hailesilasse7722 Жыл бұрын

    abraha i am happy yon not my teacher

  • @girmayhaile8430
    @girmayhaile8430 Жыл бұрын

    አብ ትግራይ ጥሜትን ኤርትራ ዝባሐል ሕማም አቲሎ ፈውስን እስካብ ሕጂ ምርካብ ሲእንኩም

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    Жыл бұрын

    ሳላሳ ዓመት ወያነ ከበሃል እምበር ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ ኤርትራ ክበሃል ኣብዚ ናይ ሕጂ ውግእ ይሰምዕ ኣለኹ ኣነ ግን ኢሰያስ ወያነ ክብል ኣብ ነብሲ ወከፍ ቃለመጠየቅ እንዳሰማዕኹ ዓብየ።

  • @Berekettesfaye05

    @Berekettesfaye05

    Жыл бұрын

    ፍልፍል ሎሚ ዝንሄ ጸገም ትግራይ ፣ መንግስቲ ኤረትራ ሓደ ስለዝኾነ እዩ። ነቲ ጥሜት ክዓ ከም ህዝቢ ኤረትራ ክንለምዶ ተይኮነስ መፍትሒ ክንናድየሉ ስለዘለና እዩ።

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    Жыл бұрын

    @@semharkahsay1946እሞ ገና ኣይተሰቆረክን ወያነ መን ምዃና? ጓል ክንደይ ዓመት ኔርኪ ወያነ ንብረት ኤርትራውያን ራስያ በሽሓት ቆልዓ ሰበይቲ ከይበለት ክትሰጎም ከላ? ጽውጽዋይ ድዩ መሲሉኪ? ብምሕደራ ህግደፍ ኮሪኺ ከምዘለኺ ንኹሉ ሰብ ርዱእ ኢዩ። ክትቃወሚዮ፣ ድኽመታቱ ክተርኢ ምፍታን መሰልኪ ኢዩ። ካብ ሰናይ ድልየት ንህዝቢ ዝተበገሰ ተባሂሉ ስለ ዝግመት። ናትክ ግን ክድዓት ኢዩ። ምስ ደመኛ ጸላኢ ህዝብኺ ተሰሊፍኪ። በየናይ ኣገባብ ወያነ ከምዝጨወዩኺ ንኣዳም ገረሞ ኮይኑና ዘሎ !

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o4 ай бұрын

    ፍሽኮለ ሸው ን ኣሉላ ጌታ / ረዳን ሰላም በልኦም ካልኦት ተዘይ ፈርሕኺ.

  • @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od
    @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od Жыл бұрын

    ኣብራሃ ጉበዝ ቀፅለሉ

  • @user-ls9oh7wr8m
    @user-ls9oh7wr8m Жыл бұрын

    ቀንደኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ወያነን እተን ብሽም ውድባት ዘጫጨሐተን ንኡሳን ጨናፍራ እየን። እዚ ትጉብሩዎ ዘለኹም "ክትዕ ምይይጥ" መእሰሪኡ ጻውዒት ንህዝቢ ትግራይ ንሓመድ ድበ ወያነ ክኸውን ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ። ካብዚ ወጻኢ ስቕ ኢልካ ሃለውለው ናይዞም "ኣውርቶ ኣደር" ዝብሉዎም ኢዩ ዝኸውን።

  • @erilover1723
    @erilover1723 Жыл бұрын

    Kulu be malahaskum wadekmo entay emo still agame mukankum u😂😂😂😂

  • @lomiayneyberhe8136
    @lomiayneyberhe8136 Жыл бұрын

    ልበይ ጠሰስ ዘበለት ፕሮግራም ::

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 Жыл бұрын

    ኣብርሃ ንፉዕ እኻ

  • @kerkebedeley
    @kerkebedeley Жыл бұрын

    ምስ ስነ ቁጠባ ዝተተሓሓዘ እውን ሰሙናዊ መድብ ሓዘልና መድሂን ፅብቅቲ

  • @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od
    @AbreheSertsuGebrehiwet-do3od Жыл бұрын

    ናይጉደፋይ እኔካ ጉዲ ነፃ ዝኮነ ናይፊትሕ ትካላት ተፈጥሩ ኣይፈልጥን ኣይትጋገ

  • @exoduseritrea614
    @exoduseritrea614 Жыл бұрын

    ንደቡብ ክልል ከም ካንጋሮ ኣብ ከብዳ ሓቒፋታ #እስከ_መገንጠል (ዓንቐጽ 39) ኢልኩም ዝቖምኩሞ ቁዋም፥ ንኣብነት ክልል ኦሮሞ እንተ ተገንጺላ ደቡብ ክልል እንታይ ይውሕጦም!? ርእሲ ማርቴሎታት

  • @hgfana6731

    @hgfana6731

    Жыл бұрын

    ዓሳ ቀይሕ ባሕሪ ይበልዖም😂

  • @mussieteklay9318
    @mussieteklay9318 Жыл бұрын

    Dhri baitoom zeithatyom?

  • @humedadem3638
    @humedadem3638 Жыл бұрын

    ኤርትራ ጰገማ ነሰኩም ኢኩም ላማኖ ሰረቐቲ

  • @alemtesfamichael2121

    @alemtesfamichael2121

    Жыл бұрын

    ስለምንታይ ናይ ዝትፀልእዎም ሰባት ሚድያ ትሰምዑ ናይ ምጽራፍ ወልፊ ስለዘለኩም? ጸገምኩም እቲ ኣረጊት ሰብኣይ'ዩ

  • @user-cv9ur4zh3o

    @user-cv9ur4zh3o

    Жыл бұрын

    ክቡር ሓው ኣይትጽረፎም፡ ጸርፊሞ ኣይግድን።ንሳቶም ኣይትሕዘሎምን ኢኻ ምኽንያቱብ ወያነ ዝበለቶም ሓሶታት እንተዘይኮይኑ ዝፈልጥዎ ሓቅታት የብሎምን። እቲ ናይ ባድመ ውግእ ከማን ኤርትራ እያ ጀሚራቶ ይብሉ፡ ምኽንያቱ ወያኔ ስለዝበለቶም እምበር ብኻልእ ኣይኮኑን። ንኣብነት ቀቅሚ ናይ 1998 ውግእ እቶም ናብ ወተሃደራት ወያኔ ንኽዘራረቡ ዝኸዱ መኮንናትናሞ ደሓር ወያኔ ተኲሶም ዝቐተልዎም ብሰንክዚ እቲ ውግእ ከምዝተጀመረ ኣይፈልጡን ኢዮም። ብዙሕ ብዙሕ ናይ ወያኔ ሓሶታት ስለዘይፈልጡ ከምዝፈለጡዎ ጌርና ነቲ ህዝቢ ምጽራፍ ግን ኣይግድን ዘሓወይ። ኣነ ነኣብነት ካብቶም ሕብሪ ዓይንና ፈንፊኖም ኣቦይን ኣደይን ብበበይኑ መንገዲ ኣፈላልዮም ካብተን መራሕቲ ወያኔ ኣደይ ዘላተን 11 ኣንስቲ ብጉሩፕ ዝተጋሰሱወን ወዳ እየ። እዚ ግን ህዝቢ ትግራይ ይፈልጥ ዶ ትብሎ? ኣብ ግዜ ደርጊ ተጋሩ ኣምሓርኛ እንዳተዛረቡ ንኽንደይ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ከምዝረሸኑኸ ህዝቢ ትግራይ ይፈልጥ ዶ ይኸውን? ብዝኾነ ሓደ መዓልቲ እቲ ኹሉ ሓቅታት ፈሊጦም ንህዝቢ ኤርትራ ብይቕሬታ ክኽሕስዎም ኩላትና ከኣ ከም ጎረባብቲ ብሰላም ክንነብር ኣምላኽ ይሓግዘና።

  • @aregaiw
    @aregaiw Жыл бұрын

    በሳል ተንታኒ ካብ ህወሓት፣ ኩለመዳያዊ ግንዛበ ኣለዎ፣ በርትዕ። መሪሕነት ህወሓት ብኸማኻ ዝበሉ መናእሰይ ክትካእ ይግባእ። መም ኣብርሃ ካብ ስምዒትን ክልስ ሓሳብን ወፂኻ ህልው ኩነታት መሰረት ጌርካ መፍትሒ ዘምፅእ ሒዝካ ተማጎት። 1. ስርዓት ስለዘይሃነፅና 2. ናይ ኩሉ ፀገም መበገሲ ህወሓት እዩ ኢልካ ምዝዛም ትኽክል ኣይመስለንን

  • @agaziawimedia4057
    @agaziawimedia4057 Жыл бұрын

    ብዋናነት❌ ብቀንዱ✔፣ብፍላይ✔፣ብኣውራኡ✔፣ዝያዳ✔

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    Жыл бұрын

    ነዚኣ ጥራሕ ተዓዚብካ? ነዚአን ከ እንታይ ትብለን ተስማዕሚዑ ክንጠቆማቆም የትምዓለም ዓርስኻ

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 Жыл бұрын

    አብርሀ ማለት FF ጥራሕ እዩ ዝረአዮ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Жыл бұрын

    ሓደሓዳ ተጋሩ አብ ሓንቲ ቦታ ምስተሸኽሊ ፊሒት ምባል አበደን ኢዩ, እዞ በጺሒ ዘሎ ዕንወትን ግፍዒን ብጸላእቲ ህዝቡ ትግራይ ዋላ መዓር እንተኾለስካዮም ዒሬ ዝብሎ ንሰላሳ ዓመት ዝተወጠነ ዘይተርፍ ሸርሒ ኢዩ.

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 Жыл бұрын

    ንውሽጥና ንርኣ!

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 Жыл бұрын

    ውዳበ 1 ን 5 ኔትዎርክ ናይ ሓሶት ጉጅለ ዶ ናይ ልምዓት ጉጅለ ነይሩ?

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 Жыл бұрын

    ናይ ፖለቲካ ጸገም ዝፈጠሮ እዩ ምክንያቱ ንኩሎም ቀላሲ ፖለቲካ ስለ ዝኮነ ከኣ ናይ ዉልቀ ሃፍታማትን ሰበስልጣንን ዓዲ ኮይና ጅብኡ ዘሕበጠ መራሒ ከኣ ናይ ህዝቢ ጉዳይ ረሲዑ ኣብ ነንባዕሉ ምጥልላፍ ኣትዩ በስቢሱ

  • @angesommussie4342
    @angesommussie434211 ай бұрын

    ሑመራ ተጋሩ ዲና ኣያኮንናን መልሲ

  • @mhregebre1706
    @mhregebre1706 Жыл бұрын

    ህውሓት ብክብረቱ ስልጣኑ ክገድፍ ኣለዎ ኤርትራን ትግራይ ሓደ ህዝቢ አዩ

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын

    መድህን ሹኮር ኩሉሀሳብ ክንሸራሸር ትፍትኒ እንዲኽ ፤ ንዝበዝሁ ኣጋይሽኪ ግን ፤ ጆኖሳይድ ፣ ጽልመት፣ ፋሽሽቲ ወረርቲ እናበልኪ ተሳቂቅዮም ኢኺ ። ብፍላይ ኣብ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ህቶኺ ክትጅምሪ ኮሎኺ ፤ ብሃሶት ንኤርትራን ሠራዊት ኤርትራን ንክዉንጁሉልኪ መንገዲ ትኽፍትሎም ምዃንኪ ጉሁድ እዩ ። በጃኺ ናይ ጋዜጠኛ ሞያ ተጠቀሚ🙏

  • @giraffe.21
    @giraffe.2111 ай бұрын

    ትግራይ ኢትዮጵያ ውድጥ አይደለም እንዴ? ወይስ ሂዳችሃል? 😂😂😂😂

  • @danielghebre
    @danielghebre Жыл бұрын

    ሙሁራት መሲልኒ ኣዳሚፀኩ'ሞ ብላሽ ኢካትኩም 11%ዕቤት ኣርእያ ወይ ጉድ ኣብቲ ግዜ ቻይና ኮ 5% እያ ትምዕብል ኔራ

  • @user-vf1dk2qm4e
    @user-vf1dk2qm4e Жыл бұрын

    መድሂን ጋዜጠኛ ተትመስሊ

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 Жыл бұрын

    ደርጊ ካብ ስልጣን ንምብራር ንጦርነት መማረፂ ዘይብላ ኢልካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ፖለቲካዊ ፖለቲካዊ ኩንትራት ኔሩ ድሕሪ አአ ምእታው ኢትዮጵያ ንምግዛእ ኣድላይነትን ብፅሒትን ትግራይ ካልኣዊ እዩ ወሳኒ ግደ ዝፃወቱ እቶም ዓበይቲ ብሄራት ስለዝኾኑ ንአኦም ምሓዝዩ ኢልካ ብዝተፈጠረን ዝጀመረን ፖለቲካዊ ክድዓት ተጋሩ ጀሚሩ ሱር እናሰደደ ዝገወደን ናይቲ ካፍቲ ላዕለዋይ ፖለቲከኛ ወፃኢ ዘሎ ኢሊት ዝበሃል ፅግዕተኛ passive ምኳንን እቲ ህዝቢን ሓዱሽ ወለዶን ድማ መማረፂ ተኸሊኡ ተጎታቲ ክኽውን ዝገብሩ ኩሎም ፀረ ዲ/ሲ ኣሰራርሓታት ንዓሰርተታት ዓመታት ክተኣታተው ተጌሮም ናብዙይ ከምዘብፅሑ እንድሕር ከም ዝተቐራረበ መበገሲ ዘይተወሲዱ ፖለቲካ ትግራይ ሀዚውን ዳርጋ ኣብ ጎልጎል ደው ዝበለት ዝዓወረት በቕሊ እዩ ዝገልፆ ማለት ዩ::

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 Жыл бұрын

    externalization is african politian's failure

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu7215 Жыл бұрын

    መምህ ኣብርሃ፡ብዛዕባ ኤርትራ ኣይትሰከፍ፡ብሰንኪቲ ዑሱብ ስርዓት ወያነ ፡መርገጽ ዘይብሉ ከም ሕብሪ ነፋሒቶ ዝቀያየር ሓሳድ ውድብ፡ኣብ ጸገም ጸኒሕና፡፡ዲምክራሲ ማለት ድማ መዕብልና ኣምጺእካ ማለት ኣይኮነን፡፡ቻይና ኣብነት ውሰድ፡፡

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 Жыл бұрын

    ኣንታ ኣብራሃ ክድ ናብ Ethiopia ብኢምን ቀጥቅጦ እንተዘይ ቀትሎምካ

  • @especially4657
    @especially4657 Жыл бұрын

    Iiii

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Жыл бұрын

    ትግራይ ኣብ ዓዲ ኦሮሞ ጉራጌ ስልጤ ... ኣብ ዝኸድኩሞ ርኹስ ኣምሓርኛ ኢኹም ትምህሩ ኔርኩም ። በጀካ ሕቡናት ብመንነቶም ዓፋርን ሶማልን ካሊእ እህ ቒቂቂ ቁሩብ ስቃይ ናይ ኣሕዋትኩም ተጋሩኣገው ንዘመናት ዝተሳቀይዎ ብሰንኪ ቋንቋ ኣዲኦም ቢለን ተኸልኪሎም ርኹስ ኣምሓርኛ ክለምዱ ዝገደዶም ተዋህዶ ትግራይ እህ ደምብያ ደምበዛን ደም ደም ቋንቛ ኣዴና ቢለንዩ ብዙሕ ደም ዝፈሰሰና ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ደጊምኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ ግን ኣብቲ ተልቅስሉ ቒቒቒ ኣምላኽ ክስሕቀኩምዩ ።

  • @wowo9142
    @wowo9142 Жыл бұрын

    መድሒን - መንቐሊ ናይት ጸገም ????? Are you kidding??? ጄረናል ታደሰ ወረደ: ተዳሊና ኢና, ኣሰርተ ኢሳያስ ይምጻእ! ኢሉ ይፍክር ኣይነበረን ? Tigray problem is miscalculation , and all wars are miscalculation .

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega19303 ай бұрын

    Enet.weshetam..methe.new.sebhatezem.mertha.ywekale.endey.

  • @maranatha7450
    @maranatha7450 Жыл бұрын

    ሃለውለው ተጋሩ መቸም መወዳእታ የብሉን።

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 Жыл бұрын

    2 እየን ተንጽገማት---ዕንወት ትግራይ ዝፈጠራ፡ 1ውግእ '98 ምስ ኤሪትራ 2 ዘይቁኑዕ ፖለቲካዊ አመራርሓ ወያኔ ነዚ መሰረት ብምግባር ብድሕር ሕጂ ዝግበር ውግእ'ውን ኩሉ ግዜ ኣብ መሬት ትግራይ ጥራሕ እዩ። ፈቲኩም ጸሊእኩም።

  • @humedadem3638
    @humedadem3638 Жыл бұрын

    ሓዉ ነጉብሩ አሰራት ደንቖሮ+ደንቖሮ

  • @negasiyoh6959

    @negasiyoh6959

    Жыл бұрын

    ገብሩ ኣስራት ደንቆሮ መን በለ ደናቁርስ ድሕረኡ ዝመርሑና ብዘይካ ፀርፊ ሓሳብ ዝሰኣኑ ዳኣ ምበር

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 Жыл бұрын

    መድህን ጋዜጠኛ ኮይንኪ ሕተቲ

  • @fasiltesfamichael6535
    @fasiltesfamichael6535 Жыл бұрын

    aye agame buda bhir

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 Жыл бұрын

    እዙይ እቶም ጠንቆልቲ ጸላእቲ ትግራይ ዝዛረብዎ እዩ እዚ ወዲ ዝዛረብ ዘሎ ። ወሪረሙ እምበር ። ኣብ ኢሉዥን ዘሎ ሰብ እዩ ። ካብ ጽገማትና ክንወጽእ ኢና እኮ ክንሰርሕ ዘለና ። እዚ ወዲ ጨለምተኛ እዩ ዝመስል ። ህዝቢ ትግራይ ምንም እስትውጽኦ ኣብዘይብሉ ይጥፋእ ተባሃሉ ተጨፍጪፉ እዩ ስለዚ ሀዚ እንታይ ግበር ካምባል ወዲቕና ኢና እሞ ወዲቕና ንትረፍ ድዩ? ተራእዩ እኮ እዩ ንናይ ዓለም ጸላእቲ ትግሯይ ዘግ ኣቢልዎም እዩ ጉራ ኣይኮነን ። እሞ ስርዓት ከመይ ንህነጽ? ሪእና እኮ ። ኢትዮጵ ኢትዮጵያ ክንብል ባዶ ተሪፍና።

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 Жыл бұрын

    ። 3000 ምሁርት ተጋሩ ተኣኪብኩም ኢሪትራ ክንወራ፡ ባሕሪ ክህልወና ዝብል ክፍኣት ህልኽ ሒዝኩም ብዓቢኡ ድማ ምኽዳም ንኣሜርካ መርጺኩም ፤ ንሰላም 2018 ዶብ ምኽፋት ተሓሲምኩም። ሚሳይል ብምውርዋር ንህዝቢ ትግራይ ፣ ኩናትን መከራን ዓዲምኩም ናብታ መረበቱ ኣምጺእኩሙሉ ። ሕጂ ዶ ይሓይሽ ፡ እዚ ባህሪ ከትጸግብ ከም ኣዲጊ ትሻናዳሕ፡ ክሓስመካ ትልምን ትማሻኸን። ዝረብረብና እንፈልጦ.ልቢ ትግራይ..

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 Жыл бұрын

    ናይ ማረት መኽዘናት ዘማዓዱ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ለማኒ ኸይብሉዎ ሴፍቲ ኔት ናይ ዝነብር ህዝቢ ዳታ እናረአኻ ገባርን ምልሻን ኣብ ዝሑል ኩናት ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ሰንሰን ክብል እናረአኻ ክልል ሙሉእ ናይ ሰራዊት ካምፕ ኮይኑ መንደራት ከተማታት እንዳ ኣልኮል ጥንሲ ሽርሙጥና ሕማማት ገባር ኣቱም ሰባት እተን ዝባፅሓ ደቅናስ ይትረፈና ዋ ኣንስትና ክንሕሉ ምድዋ ሒዝና ኢና እንሓድር ብሰናይ ምሕደራ ፀገምን ኣድልዎን ሂወት ደቅና ብዝኸፈልናሉ ዕላማ ፖለቲካዊ ኩንትራቱ ብዝጠለመ ውድብ ተመሊሱ ኩሉ ጉዕዞና ንድሕሪት ኮይኑ ከምዝብል እቲ ገባር ወይ ህዝቢ ዘይተረደኦ ናፍቲ ዶባት ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ቕልቅል ምባል ምምኳርውን ክጠቕመኩም ዩ:: ማእኸል ዓዲ ነልምዕ ኔርና ዝብል ዕዳጋ ወሪዱ ተሸይጡ ብዝተወደአ ፅውፅዋይ ሓዱሽ ወለዶ ምድንቋር የገርም bcs it was at the expense of Tigrai. ህወሓት እኮ ትግራይ ክትለምዕ የብላን ዝብል ፅኑዕ ኣቋም ዝነበሮ ከም ፖሊሲውን ንኣብነት ሮጀክትታት ሳርት ብጠራራ ፀሓይ ክስረዝ ከምዝተገበረ እናፈለጠ እዚ ወለዶ ደንገርገር ካብ ምባል ናይ ባዕሉ ራእይ ክፈጥር ምፅዓር ይምረፅ

  • @moaz6007
    @moaz6007 Жыл бұрын

    Tigray under the leadership of TPLF is like Eritrea under ሻዕብያ። ሻዕብያ and TPLF leadership are the same. Look where they get us to after 27 years leadership of TPLF and ሻዕብያ. They are criminals. They must be held accountable for all the crimes.

  • @user-ls9oh7wr8m

    @user-ls9oh7wr8m

    Жыл бұрын

    Well you have at least 2 majors differences between both organization and leadership style: 1° Shaebya is the architect of the liberation of Eritrea Tigray and Ethiopia from the DERG. As for Woyane, it is a creation of Shaebya as a fighting force and a junior partner full of complex of all sort. 2° Shaebya kept Eritrea free from any unwanted foreign meddling. Woyane became a foreign agent and putted on fire the hole region and traded Tigrayan and Ethiopians freedom for big money. Woyane cadres are the richest individuals of the region and Tigrean people are the most destitute one. So don’t confuse yourself and hide under the hole world is ugly kind of excuses; just get ride of the Woyane! This is the least you can do if you care about your people.

  • @kessetenegusse8289
    @kessetenegusse8289 Жыл бұрын

    ህወሓት ንትግራይ ጥራሕ ዘማሕድር እንተዝኸውን ነይሩ ካብ ኢሳይያስ ዝኸፍአ ዲክታተር ከም ዝኸውን ዋላ ሓንቲ ጥር ትብል ጥርጥር የብሉን።

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 Жыл бұрын

    ተጋሩ ኤርትራ ከይበሉ ዝሓለፍዋ ቃል መሕትት የላን። ርእሰ ምትሓት ዝፈጠሮ ኣምር ምኳኑ ርዱእ እኳ እንተኾነ፡ነቲ ርእሰ ምትሓት ፈጺጉ ጃህራን ሓሶትን ምስናቑ ጉድዩ ዘንል። ምሕረት የዉርድ።

  • @habtom334
    @habtom334 Жыл бұрын

    እዛ ጋል ክዳን ማዓልታዊ ትቅይር ህዝቢ ትግራይ ክኣ ተመሲሑ ዘይ ድረር ትግራይ ናይ ውሑዳት ሰብ ኮይና

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 Жыл бұрын

    እታ ሕቶ ንምታይ ተወሪርና ትብል መልስዋ, ሓደ ንህብን መንግስትን ኤርትራ ጠሊምኩም ምስ american ካልኦትን ኮንኩም ዓጭንኹማ ሕነ ተፈድኩም ካልኣይ ነምሃሩ ጽላትን ዕብለላን ደሊኹም ሕነ ፈድኩም ሳልሳይ ንህዝቢ አትዮጵያ ፍትሕ ኣጉድልኩም ጊዜ ምስመጸ ጠልሙኩም መፍትሒ ህውሓት ክውገድ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ካብ እምነት ህውሓት ክወጽ ኣለዎ መከራ ትግራይ ብሕጂ እዩ ምስ ህውሓት

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 Жыл бұрын

    ፀገም ሕወሓሓት ሓሳብ ዘይብሉ ባዶ ቃላት ምብዛሕ ዩ

  • @mizaanberhane4002

    @mizaanberhane4002

    Жыл бұрын

    ሓሳዳት ህግድፍ ብብርጌድ ንሓመዱ ዶኻዕኻዕ ክትብሉ ኢኹም ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን እናጽነትኩም አይትነብሩን አንቱም ደቓሊ ዶርጎኛታት.

  • @smon4679
    @smon4679 Жыл бұрын

    ዚኣ ህበይ ጋዜጠኛ ድያ ፖለቲከኛ ሕቶ ሓቲታ ንኽዛረቡ ሱቕ ዘይትብል?

  • @nabhade3470
    @nabhade3470 Жыл бұрын

    ጎደፋይ ዝቡሉኻ ሓመድ ብላዕ ኣብ ትግራይ መራሒ ዝቆፃፀር ትካል ንይሩ ኣይፈልጥን በስናዕ ርእሲ

  • @mizaanberhane4002

    @mizaanberhane4002

    Жыл бұрын

    ርኹስ ባንዳ ሓሳድ ህግድፍ ንባዕልኻ ሐመድ ይብላዕኻ, 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 Жыл бұрын

    ናይ ሕወሓትን ናይ ሕዝቢ ትግራይ ዉድቀት ሕዉሓት በቲ መዕከላዊ መንግስትን ሕዝቢ ኢትዮጵያ ተቀባልነት ንምርካብን ሚዛኑ ንኽህልዉ ኣብ ኤርትራ ዝተኽተሎ ፖሊሲ እዩ ንሕዝቢ ትግራይ ለኪሙዎ ።🌴🇪🇷🇪🇹❤🌴

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 Жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ቅድሚ ፈቖድኡ ሃሰው ምባል ሳላም ልምዓት ኔሩ እንትትብሉ እቲ ብዙሑል ኩናት ሰንሰን ዝብል ዝነበረን ንዕስራ ዓመታት ተኹሲ ከይሰምዐ ሓዲሩ ዘይፈልጥ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራ ዝነብር ዝነበረ ገባር ከይሰምዐኩም ብሓቂ ፀርፊ እዩ ህድእ ኢልኩም ሕሰቡ ክጠቕመኩም እምበር ኣይጎድአኩምን:: ነዚ ጦርነት ምድላው ኣይተገበረን እትብል ትደጋገም እያ እስቲ ከመይ ዝበለ ናይ ሓይሊ ሚዛን Ratio እናቕረብኩም ዶ ክትገልፁዎ ምኸኣልኩም Ethiopia, Amhara and Eritrea vs Tigrai? እንተዘይኮይኑ ክትሓልፍ ኣብ መንገዲ ዝተገነየት ዘረባን ኣብዚኣ ዝሕብኡ ዘቕብሉዋ መደናገሪት ዘይተተንተነት ነገር ያ:: ሓሳብኩም ከምሓሳብኩም

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 Жыл бұрын

    መድህን ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ይኹን እምበር ከምኒ አብርሀ ዝበሉ positive think ዘይብሎም ናይ ወረቀት ሰባት አይትምረፂ

Келесі