Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ታሪኻዊ ምስክርነት ተጋ/ሕሩይ ባይሩን ተጋ/ክፍለ ኣስገዶምን (ሸቓ) 21 ሚያዝያ 2024 Part 2

Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ታሪኻዊ ምስክርነት ተጋ/ሕሩይ ባይሩን ተጋ/ክፍለ ኣስገዶምን (ሸቓ) 21 ሚያዝያ 2024 Part 2

Пікірлер: 107

  • @asmarah3174
    @asmarah31742 ай бұрын

    ኣይትፈናጭልዎ እቲ ዘረባ፡ ጀነራል ኣብርሃለይ ዝበለ "ዶር ፍጹምዩ ዝእዝዞ ይብሉኒ! ኣነ ዉን እኮ ምሁርየ መሳርሕቲ ኢና ኔርና" እዩ ዝበለ። ጸረ ሰውራ ክቐትል ዝለኣኽክሞ ንስኻትኩም ኢኩም ኔርኩም። ኣብ ዘይዦዓበየሉ ከተማ ዉን ተወፍዩ ልኡኩም የተግብር ኔሩ ንመትከሉ። መራሕቱ ጀብሃ ንተጋደልቲ ገዲፍክሞም ምስ ወጻኩም ድማ ንናጽነት እየ ወጺኤ ምስ ሕዝባዊ ግንባር ኮይነ ቃልሰይ ክቕጽልየ ኢሉ ገና ክሳብ ሕጂ ተውፍዩ ሃገር ደው ካብ ዘበሉ ምዃኑ የኹርዕዩ። ስለዚ ንስኻትኩም ዉን ን ክትቃከሱ ኢኩም ወጺኩም መጨርሻ ስለ ዘይ ኮነልኩምሱ ተሳጊርኩም። ንናጽነት ምቅላስ ስለ ዝነበረ ዕላምኡ መጺኣ ድማ ናጽነት።😮

  • @simontekali2738

    @simontekali2738

    2 ай бұрын

    ክቡር ሓው/ሓፍቲ: እዙይ ታሪክ እዮም ዘዘንትው ዘለው። ከም ዝርድኣኒ ካብዙይ ክልተ መዳይ ትረካ: ካብ ኣብርሃለይ ገለ ሓቅታት ሕጂ ዝሰምዕዎነ‍እ ዘጋግጵዎን ዘለው ይመስሉ እዞም ክልተ ሓርበኝ ። ከምኡውን ነብስኩም ፈቲኩም ዝብል ሓረግ ኣብዘይ ቦትኡ ተሰኩዑ ኣሎ: ከመይ እዞም ሓርበኝታት ንእስነቶም ንሃገር እዮም ኣረኪቦም እነተ ዝስዉኡ ውን ከምኡ እዮም ብሂወት ሰለዘለው ነብስኩም ፈቲኩም ኣይግድን። ካብ ዛንታኦም ከኣ ኣብርሃለይ ብቃሉ እዩ ዝተሓዝ ዘሎ። 90 ሚእታዊት ኣብርሃለይ ሰለስተ ወገን ይሰርሕ ከም ዝነበረ ዘአንፍት ነገር ርእየሉ፣ ምክንያቱ ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ውን ተኮነ ታሪኩ ምጵጵ ዝበለ እዩ። እዙይ ወድሓንካ

  • @user-bc9wg3ex4g

    @user-bc9wg3ex4g

    29 күн бұрын

    ብሓቂ ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ በዓል ሕሩይ ሓተላ ዕላሞኦም ገስረጥ ስለ ዝነበረ ተበታቲኖም ኣብረሃለይ ክፍለ ግን ንናጽነት ኢለ ኢየ ወጺአ ኢሉ ናጽነት ካኣ ኣምጺኡ ሕጂ ውን ይሕመቅ ይጸብቅ ንሃገሩ የገልግል ኣሎ በዓል ሕሩይ ሓተላ ሞ ነዚ ንኡስ ወለዶ እንታይ ዝውረስ ታሪኽ ኣለዎም ኢዩ

  • @asmaeromma
    @asmaeromma2 ай бұрын

    ዘረባ 2 ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ከምዝበሃል ናይ ኣብረሃለይ ክፍለ ሰሚዔ ናይዞ ክልተ ኣቦታት መልሲ ክኣ ሰሚዔ ክሳብ እዛ ሰዓት እዚኣ ናይ ኣብረሃለይ ክፍለ ናብ ሓቂ ዝቀርብ ኮይኑ ይስመዓካ። ምናልባት እዞም 2 ኣቦታት ዘረባ ስለዘይክእሉ እንተኮይኑ ብግቡእ ምስክርነቶም ዝህቡ ክሳብ ዝመጹ ክሳብ ህጂ አብረሃለይ ክፍለ ከም ቅኑዕ ክውሰድ ይክኣል።

  • @ElyasElyas-pb1th

    @ElyasElyas-pb1th

    2 ай бұрын

    አብራሃለ ዋላ ኣብሻዕብያ ታሪኽ የብሉል

  • @sinatekle7846

    @sinatekle7846

    2 ай бұрын

    ​@@ElyasElyas-pb1thታሪኽካ ታሪኽና አይግበሮ ዑሱብ ቦጅባጅ

  • @asgodomteclemicael1003
    @asgodomteclemicael10032 ай бұрын

    I do appreciate Antonio having this gentlemen to tell the truth to young generations about the struggle of Eritrea. This is the right time before they pass. God bless you

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane89922 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ናይ ጅግንነት ስራሕ ትሰርሕ ማለት ነዚ ክትገብርኮ ትብዓት የድሊ እሞ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @cheguevara8514
    @cheguevara85142 ай бұрын

    ያ ወዲ ሃይለ ባ ኣምጸኣልና ኣንቶኒዮ

  • @tomorrowisgift7723

    @tomorrowisgift7723

    2 ай бұрын

    ወዲ ሃይለ ጅግና ❤

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy2 ай бұрын

    Thank About & Antonio TV sened ❤ ❤

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91302 ай бұрын

    Thank you Antonio

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ከመይ ጊሩ ወተሃደር ነይሩን ኣይነበረን ክብል። ከመይ ጌሩ ኩሉ ክዝክር ይኽእል።

  • @user-eb5tq3fh1p
    @user-eb5tq3fh1pАй бұрын

    ❤❤❤

  • @rimonrae1048
    @rimonrae10482 ай бұрын

    የቀንየልና ኣነተንዮ ናይ ኣብርሂለ ሰምዐዮ ናትኩም መልሲ ዓግበሉ ቀጽልሉ

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91302 ай бұрын

    ታሪኽ ከይቅበር፡ ተዛረቡ፡

  • @user-qv2gx1ix2k
    @user-qv2gx1ix2k2 ай бұрын

    ይበል አገላልጻ ❤

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91302 ай бұрын

    ሓቂ ብእግራ ተቐበርካያ ብርእሳ ትወጽእ።

  • @habeshamehrer7962
    @habeshamehrer79622 ай бұрын

    ጸርፊ ተዋሂብና እንድዩ። ንባዕልኹም ውን ተናኣእስዎ ኣለኹም። ንዕኡ ገዲፍኩም ታሪኽ ዝሓለፍኩሞ ዘይትምህሩና ኣታ እንታይ ጌርናኩም እዞም ንኣሽቱ ወለዶ ቅርሕንቲ ጽልኢ ጥራይ ከተውሩሱና። በጃኹም ጀብሃ ኩኑ ህዝባዊ ግንባር ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ኢና መኽንያቱ ን ኤርትራ ክሳብ ዝተቃለስኩም። በጃኹም ቡዙሕ ንጽበ ኣለና ሓቀኛ ታሪኽ። ኣይትመላለሱ ተጋግዩ እዩ ኣብርሃለይ። እቲ ሓቀኛ ታሪኽ እዚ እዩ እንዳ በልኩም ኣዘንትዉ። ሓሹል ንባዕሉ ጸርፊ እዩ ኣያታተይ

  • @semerechimar6365

    @semerechimar6365

    2 ай бұрын

    Very Good men! I like your comment.

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    2 ай бұрын

    Tserfin qirhintin kimihru menisey mokh abilomo. Nay nebsom qirhinti nabana kewrisuwo aynefikidin. Good comment

  • @fixumnet
    @fixumnet2 ай бұрын

    ብዛዕባ እታ፡ "ኣብ ሆላንድ ሓንቲ ኣረጊት ሰበይቲ ተመርዕዩ ኣሎ" ዝበሎ ኸ…? ኣረጊት ምዃና ምግላጽ ሲ አንታይ ኣምጽኦ፧? ብርጋደር ጀናራል ተባህልካ ሲ .....? ኣብ ሓዳር ሰብ ምእታው ከ ቅኑዕ ድዩ…?

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    2 ай бұрын

    ኣቦኻ ዲዩ ወላስ ሓውኻ ተተመርዒዩ ኣረጊት ሆላንዳዊት ተመርዕዩ ምባል እንታይ እዩ እቲ ጸገም

  • @user-qv2gx1ix2k
    @user-qv2gx1ix2k2 ай бұрын

    ዋው ባባ ሸቃ አድኒቀኩም❤

  • @Jjajjo
    @Jjajjo2 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ ወርቃዊ ታሬክ

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu33302 ай бұрын

    E. L. F Jegnanu Thanks ❤

  • @asmarino598
    @asmarino5982 ай бұрын

    Xbuk Medeb

  • @HagosAbebe-th9pf
    @HagosAbebe-th9pf2 ай бұрын

    3ይ ስሩዕ አኸባ እዩ ነይሩ አብ 1977

  • @user-ou1pv7jm6c
    @user-ou1pv7jm6c2 ай бұрын

    ሕሩይ ባይሩን ክፍል ኣስገዶምን ም ኣብ ከሰላ ተኣኪቦሞ ኣሎው ከበል ተረኽበ አዚ አናኾነ እንከሎ ስራዊትና ስራዊት ተ ሓ ኤ ስሙር ውድብ ምስ ኢትዮጰያ ኩናት ገጢምም ኣብ ዝገበርዎ ዓወት ብረት ስሊቦም ብምባል ዝርዝር ናይ ቲ ብረት ተጠቅስ ነዚ ናይ ዓወት ቢሉ ዝስመዩ ዝርዝር ንክፍሊ ዜና ስሙሙውድብ ከይሃበ ዘርግሐ ኩናት ገጢምና ክብል ከሎ እንካብ ወተሃደራት ጸላኢ ዝምቱን ዝቁስሉን ዝተማረኹን ዝሕብር ዕዲሙ ኣይነበሮን ህዝቢ ኣብ ሓስብ ወዲቁ ከሎ ህ ግ ሓ ኤ 5ይመስርዕ ብዝብል ኣርእሰቲ ሓደ ጉጅለ እንካብ ስሙር ውድብ ምስ ኢትዮጵያ ብሞሰምማዕ ብድራማቲካዊ መንገዲ ሰውራ ኤርትራ ብሞኽዳዕ ህዝቢ ኤርትራብሞሻጥ ዝተወሰደ ብረት ከመዝኾነ ኣብረሀት ህ ግ ሓ ኤ ጥራይ ዘይኮነት ብሰም ተጋደልቲ ብስም ውልቀ ስባት ጽሑፈት ወጸ ዝፈጸምዎኣዕናዊ ተግባራት ከይአኽሎም ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ብምግባር ክልተ ኣጽዋር ዝጸዓና መካይና ከም ህያብ ካብ ኢትዮጵያ ተቀቢሎሞ እዚ ክሕደት እዚ ውን ብ23መጋቢት ተፈጺሙ ብሞባል ኣዋጅ ዘርግሑ 😅

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49742 ай бұрын

    በልዎ እስከ ሓቂ ሓቁ ነዞም ሑሱራት ሞንጮሮር ክሕዞም... 🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿

  • @yowhanskidane4191
    @yowhanskidane4191Ай бұрын

    A group interview of former falul members is LONG overdue.

  • @temporary995
    @temporary9952 ай бұрын

    ገብሩ ሓጎስ ዘይኮነ ገብሩ ያጌን እዩ ኣብ ባህርዳር ፓሊቴክኒክ ዝነበረ

  • @ma.g8418
    @ma.g84182 ай бұрын

    No sound we are not hearing

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu2 ай бұрын

    ሰለሰተ ኣብ መጠረሽታ ብሰለስተ ተፉላሊዬም።ዕድመን፡ፍልጠትን መድረክን ክኮኑ ይክእሉ።ቁጽርን ኣሃዝን እዩ ዕደመ።

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael85992 ай бұрын

    Just know revolution is not a Tea Party, as Mao Said!

  • @ma.g8418
    @ma.g84182 ай бұрын

    There is no voice please ckecking.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam16372 ай бұрын

    Wonderful discussion by Heruy and Sheka.

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile5022 ай бұрын

    Abta operation ab asmera zetekayedet be omer mohamed kab ny ketema seru at zeneberu zetekafelu hade kabom tesfay beley neru ab senbel teasutu ne mot teferedu dehar kabtom jebha zewsaatom kab senbel eyu dehriu ab asmera fedayon koynu yesereh neru ne mengustu adid abeba keydu operation zefetene eyu neru

  • @user-ik3cp4tc9t
    @user-ik3cp4tc9t2 ай бұрын

    I don’t know why this two are being interviewed they don’t know how to talk properly and huruy is accusing B/G Abrahaley Kifle not speaking properly 😅

  • @user-jm5ne8di3d
    @user-jm5ne8di3d2 ай бұрын

    ምስክሪትኩም ናብ ሓደ ወገን ዛዚኩም ፣ ብዝኾነ ጀብሃ እዚ ቁጽጽሪ ዝጎደሎ ውድብ ኮይኑ ይስመዓኒ፣

  • @user-ex9zi1gi4m
    @user-ex9zi1gi4m2 ай бұрын

    ኩሉኩም ኣያታትና ጀጋኑ እንዲኩም ግን ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ውን ክብረት ብዚመሎኦ እዩ ተዛሪቡ እሞ ንስኩም ውን ታሪክ ስለዝኮነ ብክብረት ተዛረቡ እንበር ኣይተነኣእሱኩም ከነኣእስ ተዝደሊ ወይ ታርክ ክጥምዝ ኣብርሃለይ መነኣኣሰኩም ኔሩ ሕጂ ታሪክ ስለዝኾነ ኣይተበላሽዉ

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim2 ай бұрын

    ኣብርሃም ተኽለ( ወዲ ዓንደለ) ኣኼባ ጥሒሱ ከይዱ ዝበልካያ ስለምንታይ እዩ ኮምኡ ጌሩ ተተብርሃልና ጽቡቅ ኔሩ ኣንቶንዮ። ሓቂ ድዩ ኸ ኣብ ሞንጎ ወዲ ዓንደለን ዓብደላ ኢድሪስን ግርጭት ከም ዝነበረ ምስ መስዋእቱ ዝተሓሓዝ ብዙሕ ስለ ዝብሃልየ!?ተወሳኺ ክኣ ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ብዓቢ መደብ ተዝትረኽ ጽቡቅ ኔሩ ታሪኾም ይቅበር ኣሎ።

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ኣብ ጀብሃ ኣብ መጀመርታ ታዕሊም ኣይነበረን። ንምጀመርታ ግዜ ኣብ መጨርስታ 74 እዩ ተጀሚሩ። ቅድሚኡ ግን ምስተን ዝረኸብካየን ጋንታት እንዳተዓለምካ እዩ ዝኽይድ ነይሩ።

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ታሪኽ ክዝከር የብሉን ዲኹም ትብሉ ዘለኹም።

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael85992 ай бұрын

    Antonio, Tedla Bairu gin nimintay nab nay Weyane Awassa, Addis akeba yikheyid neyru. Izi ayhatetkayon mikniyatu kithabiuwo delikhum iti gudkum mis weyane. Dehar tegaru nieqom asmarini kea yibil. Metaqosi

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha31312 ай бұрын

    Anteno kemziom zbelu kntit new belom kem wedi haile zbelu wala yxilayom zeysmom ayhbomn eyu

  • @abrahamtesfu1367
    @abrahamtesfu13672 ай бұрын

    Thank you ,Antonio ናይ ብሓቂ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @selamnkulu5349

    @selamnkulu5349

    2 ай бұрын

    Entay geiru kabu zeyhshu afafat hizu qeribu

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 ай бұрын

    EZI ABRAHALEY ZEBHAL NEFSU AB GHEBEN ZETEMERASHE EYU. KAB KEDEMU AGHELGHALI ISEYAS EYU NEIRU; KEM KEFLIT WE ELETU KEAA SELTAN GHEZAN TEWAHIBU ALO. KSAB GHOITEU ZELO KENEBER EYU DEHRIU GHEN KEGHOHAF EYU .

  • @BilTak-dx3de
    @BilTak-dx3de2 ай бұрын

    B/G Tekeste haile eba dhri naxinet znebere tarik kezentwelna degimka admenlna.ane nsu tray knuen tebaen zeyreayo bglxi ayneberkun elu zzareb harbegna ayreakun ksab hiji. Ezieom si zneberwon zeyneberwon melalieon eyom zzarebu zelewu koynu zsmani ab kndi tarik hmet koynu.

  • @mestes4158
    @mestes41582 ай бұрын

    Tormas Abrahaney

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories2 ай бұрын

    ስምረት ምስ ክሊቲኤን ህ ሓይልትት ዝተባህለ ኣብ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ገድላዊ ባይቶ እዩ ነይሩ።ሕሩይ እዉን ንሜዳ መጺኡ ነይሩ ርእየዮ ።

  • @user-ol9vv8uy5g
    @user-ol9vv8uy5g2 ай бұрын

    ጀነራል ኣብርሃለ ብቅትለት ዶር ፍጹም ተኸሲሱ ተኣሲሩ ጉዳዩ ብ መርማሪቲ ተሓኤ ተጻሪዩ ሓደጋ ምንባሩ ኣጻሪም ፈቲሖም ስለዚ እንታይ እዮም ክብልና ኣቶ ሑሩይ ኣብቲ እዋን ሓደ ካብቶም ላዕለዋት ሓለፌቲ ኢካ ነርካ ሕጂ ምዝራረብ እንታይ ኢኻ ኽትብልና ኢኻ ደልኻ

  • @sasbde9334
    @sasbde93342 ай бұрын

    Wala abe dege enda neberu deyom arigom

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    2 ай бұрын

    Hangolom win arigu... neberya nebere

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu20922 ай бұрын

    ሸቃ እቲ ዝገርመኩም ረድእ ክፍለን ኣብረሃለይን ፍልልዮም መግለጺ የብሉን ዓቕሚ ባሻይ ብግብሪ ተራእዩ ኢዩ ፡ ኣብ መዳ ብዓቕሚ ምስ ባሻይ ዝዋዳደሩ ውሑዳት ኢዮም ኣብረሃለይ ናብ ባሻይ ዝቐርብ ኣይኮነን ምናልባት ብምቕታል ሽርሒ ክድዓት ምፍጻም በዚ ንባሻይ ይበልጾ ይኾውን ።

  • @senaizemenfes5418
    @senaizemenfes54182 ай бұрын

    ኣብራሃለይ ብዛዕባ ዶክተር ፍጹም ክዛረብ እንከሎ ቁሩብ ነብሰ ምትሓት ዘርኣየ ይመስል። ነታ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማኡ ምስ ናይ ዶክተር ፍጹም PhD in Nuclear Physics ከዋዳድራ ይፍትን ኔሩ :: ሌላ ምስ ብረት ኣብ ኩቡር ዘበኛ እንኮሎ ዝጀመሮ ሽጉጥ ተባሪቃትኒ ን ዶክተር ፍጹም ቀቲላቶ ክብል ክትኣምኖ ቁሩብ ከቢድ እዩ::

  • @teweldeyemeneab5484

    @teweldeyemeneab5484

    2 ай бұрын

    ከመይ ከቢድ ኣየጋጥምንዩ? ነብስኻ ከማን ትቀትል።

  • @hailetesfu2092
    @hailetesfu20922 ай бұрын

    ኣባላት ማጉ ኪንራኸብ መርሓባ ።

  • @yosiefghebre6831
    @yosiefghebre68312 ай бұрын

    in life there is one thing that hunting you forever, they called the unfinished tusk. Jebha has failed the Eritrean people,you guys need seriously self introspective perhaps you will find peace and reconciliation

  • @TN-ie1yh
    @TN-ie1yh2 ай бұрын

    ካብ ዝሓለፈ መምሃርን መወከስን ክኾነና ኣለዎ። ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ሕማቁን ጽቡቁን ናይ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ሰውራ ክበሃል ከሎ ብዙሕ ሓላፍ ዘላፍ ኩነታት ሓሊፉ።ኣብ መጨርሻ ነጻነት ትጉናጺፍና። ታሪኽ ክምታሪኽ ግን መን ትጋግዩ መን ጽቡቅ ገሩ ኢልና ምውቅቃስ ንመልሶ ኩነታት የብልናን።ብዙሓት ጀጋኑ ብዝይ ምኽንያት ሂውቶም ሓሊፉ ።ኣብ ክግበር ዘይግብ ኦ ኩነታት ተሰዊ ኦም። ስዉኣትና ኩሉ ጊዜ ሓወልትና ኢዮም።ስሞም ፈጺምካ ክድምሰስ ኣይክእልን ኢዩ። ስዉኣት ምእንቲ ኤርትራን ህዝባን ተሰዊ ኦም።ንዘለኣለም ክብርን ሞጎስን ንስዉኣት ኤርትራ።

  • @bltblt2473

    @bltblt2473

    2 ай бұрын

    ቃልሲ ብፍሪኡ ኢካ ትመዝኖ. ፍረ ቃልሲ ኤርትራ ክኣ ሓደ ሑሱም ንጉስ እዩ ኣምጺኡልና. ናጽነት ማለት ስቃይ, ማሕዩር, ስደትን መከራን እንተኮይኑ እምበር ናጽነት ኣምጺኦም ኢልካ ምዝራብ ምሽክዕላል እዩ ዝከውን.

  • @ghenetgebrehiwot6756
    @ghenetgebrehiwot6756Ай бұрын

    ኣበይ ሪእኻዮ ሓወልቲ ደይብሎም ትብል? ኣብ ኩሉ ኤረትራ ሓወልቶም ብኽብሪ ተዘኪሩ ይውዕል እዩ ብህዝቢ ኤረትራ። ወይልኹም ደኣ እቶም ነቶም ስዋኣት ሸፋቱ እዮም ኔሮም ዝብሉ ተደንቑ ደለኹም እንበር።

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie99212 ай бұрын

    ኣንቶንዮ ታሪኽ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ፡ ዕዱምካ ኩሉ ግዜ ገደብ ክህልዎ ይግባእ መኽንያቱ ንሰብ እናኣናሾኻ ኣይዝረብን እዩ፡ ኣብርሃለይ ክፍለ ቢኣቕሙ ዝፈልጦ ተዛሪቡ ክናሾ ግን ኣይግብኦን፡ ኣብርሃለይ ኣብ ባህርዳር ሓደ ካብቶም ሓያላት ዝነበረ ተመሃራይ እዩ ኔሩ፡እብኡ ስለዝነበርኩ፡ ክናሾ ዘይግብኦ ተጋዳላይ እዩ፡ ኣንቶንዮ ግን እቲ ጋዜጠኛ ክሓቶ ዝግብኦ ኢኻ ሓቲትካ፡ የቐንየለይ

  • @user-bc9wg3ex4g
    @user-bc9wg3ex4g29 күн бұрын

    ሕሩጭ ተላ ለቅላቂ ገባቲ ዓሌታዊ ብድዐኛ ኢዩ ኔሩ ኣነ ባሃሊ

  • @user-vt1fi4wc6x
    @user-vt1fi4wc6x2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምይይጥ ምስ ሕሩይን ሸቃን ከምኡ ውን ንዓኻ አንቶንዮ የመስግን💙💙💙💙👍💙💙💙💙

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r2 ай бұрын

    ታሪክ ከይቅበር ተዛረቡ ኣቦታትና ህግደፍን ሰገድቱን ን ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ይዑፍኑዎ ኣሎዉ። እሞ ሓደራኩም ታሪኩም ኣመሓላልፉ ኢኩም ንወደባት ኤርትራ ኩሩዓት እዩ ።

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    2 ай бұрын

    😂😂😂 tay mo kezarebu yom heruy ko be adgi yu dezawer neru ab sewra tay mo kengreka yu

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion33692 ай бұрын

    ናይ ካልእ ዓመተ ምሕረት ሰባት ስለድኾኑ,እቲ ድዛረብዎ ደለው ፍጹም ነዚ ሓድሽ ወሎዶ ክርድኦ ኣይክእልን እዩ.ብዛዕባ መን ይዛረቡ,ንመን ይፍትሹ ንመን ይገልጹሉ ኣለው ደይርደኣካ.ነዚ ሓድሽ ወሎዶ ክተረድእዎ እንተደሊኹም ኣብቲ ናቱ ደረጃ ወሪድኩም ብቅልል ድበለ,ኣዘራርባን ግልጺ ድኾነ ዘረባ ጌርኩም ተዛረቡ.ካልእ ደቂ 90 ዓመት ኮይንኩም,ነዚ ናይዚ 21 ክፍለ ዘበን መንእሰይ ከተረድእዎ ዓቅሚ የብልኩምን

  • @semerechimar6365

    @semerechimar6365

    2 ай бұрын

    It is better the youths to work to get understand the older.

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    2 ай бұрын

    Bravo. Nenhidhidom zitebaisuwo iti tsilie nabana kemehalifiwo delyom.

  • @samuelghebre8554
    @samuelghebre85542 ай бұрын

    Kubur haw abzi etekrbo medeb xegie zihazen n tarik bgbue kisned zeygebrn wsane wey kerarirba tihz aleka: 1. Abraheley zibele “ab wetahaderawi bietfrdi aykerebkun slemntay aykerebkun ele eye hatite. Eti wisane nay huruy mukanu gna dahray felite. Eti kendi mieseriyey dma seb ketile zeykonku n hawebiu slezitezarebkuwo Bgenzeb eyu.” Eyu elu. Slezi mesli kikewin zigibio abzi zurya eyu. Nab wetahaderawi biet frdi kemzeykefebe kabzi nay huruy melsi terediena. Feudalism bahri slezelewo emo dma siltan slezibihg: “ wana teklali halafi slezineberku 6 werhi ferideyo “ eluna. 2. Bret muhur aytibl zeymhur. Nzikone kitbario tikiel eya. Professional nay bret aykonen Eti gday zikone. Slezi guguy wsane bkemey tihz? N Abtahaley degife aykonkun. 3. “ Abrahaley si n wedi haregot kirekib. N gual gualom n ngus hailesilassie zitemeriawe eko eyu. “ eluna. Emo huruy nbaelu n hailessilassie kiketil wey kiali : nmengistu kiketil aytebegesen malet eyu. N mengustu ziakl fetene kitlet do aygeberun. Abraheley kemtakalasay n wedi haregot aykonen neti merahi hager ewin kirekib yikiel. Kiketil ewin yikiel. Eti melsu methazi zeyblu eyu. Slemntay kem gezatena ke kithato zeykialka? Netom n Eritrea zemahdru zineberu eko hizbawi ginbar b fedayin gera tirekbom nera. N wedi haregot mrkab dia ayenay koynu. 4. Eti kaliayu dma hade seb n Ethiopia kemzikedien bzuhat widubat dma kemzitiasrun Abraheley gna kemzeytiasten normal yinkesakes kemzineberen ezi dma Abrahaley emun kemzeyneberen nmnxbraq fetinu. Abzi kithato zinebreka “ Eti ziserho zinebere wixietu kemey neru? Bzuh genzebn nbretn yiwexie neru nab mieda. Bzuhat abalat dergi dma yiqnxelu nerom. Slezi bkemey kontrgerilla nikiel zibl hto agedasi eyu. 5. Bzaeba ms CIA nerom zibelom dma “ bkemey felitu gele neger entezeynebro nbaelu zesimie melsi hibkum.” Nsu “ ab jebha keleku felite “ ayveleb. Dihiru ab hizbawi ginbar keydu eyu. Mstom laelewot merhunet kia neru eyu. Slezi bazi gzie ezi kifelto aykieln. Eti zerebu ewin nab hizbawi haylitat zetekore eyu neru. Slezi nmtikae trah entedelyu hade seb tarik kisinid aykieln eyu. 5. “ jebha seb ayketeletn bzeyka hade ab Elaberied gay zinebre “ eko eluna kidmi hiji. Baelina ab adina gday jebha zikonu nfeltom eko alewu. 6. “ siltan nmenieseyat kiwahab alewo aykbelon “ dma eluna. Ezi neti feudalist bahriu eyu reflect geru. Nieshtoy nay nieshtoy eyu zihasib elu. Deki 20th do aykonun dergi sierom naxnet amxiom. Nsu ke meniesey kelo do aykonen zikes neru. Xfuf srah yiserh kemzinebere do aykonen enatejahre zizareb kulu gzie. Ab Eritrea eko atyu “ ane mikitl president wey minister wexae guday kikewin aleni “ do aybelen. 7. Slezi tarik bzigbae kisned mgbar zihashe eyu. Kem wudue mskrnet wesidka bzereba huruy medemdemta gerka miwsad giega eyu. 8 . Eta widib deft srhu amina nab nay ketema sirihitat eko Melisato n Abrahely. Slemnatay ?sruhu rieya. 9. Huruy gna Kab siltanu weridu ab gubae widub. Slemntay? Slezi please ab xili temesritka tarik aysnedn eyu

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    2 ай бұрын

    True

  • @Bdoho1985
    @Bdoho19852 ай бұрын

    ኣብዚኣሞ ኩሉ ሰብ ነናቱ ታሪክ ኣለዎ ትፈልጥዎን ዝገበረኩሞን ታሪክ ክህልወኩም ናይ ግድንዩ ኣብዛ ከመይ ጌሩ ብረት ተባሪቃቶ ትብልዋ ዘለኹም ግን ኣይኮነንዶ ንብጾትካስ ንነብሶም ብገዛእ ብረቶም ሂወቶም ዘሕለፉ ደቆም ወይ ናይ ቀረባ ቤተሰቦም ተባሪቃቶም ሂወት ዘሕለፉ ኣለዉ ከመይ ገራ ተባሪቃቶ ክትብል ግን ቅቡል ኣይኮነን ።

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu2 ай бұрын

    ብዝኮነ ጀብሃ ኣብ ታሪክ ኤርትራ ብዓባይ ብዓባይ ኣላ።ውልቁሰባት ገዲፍካ።

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto11132 ай бұрын

    ኦይ "ቀደሙ ሸያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ" ተባሂሉ። ኣሪጎም ዝርይውርዝዩ ስባት! ትሩፋት ሓቃ'ንድያ ዳኣ ጀብሃ ክትበታተን።

  • @kubromgrenet8734
    @kubromgrenet87342 ай бұрын

    ኢሳቅ ፍቃዱ ኦዲት ኣብ ዝገበረሉ ቁ 8 እዚ ኣብራሀለ ክፍለ ናይ ኣ 27:09 ስመራ ከባቢኣን ፍዳእን ኣብ ዝነበረ ግዜ ካብ ዶ ቪያዞሎ ናይ ሶፕራል ዝነበረ $20,000 ወሲዱ ምክፋል ኣብዩ ቅተልዎ ኢሉ ነቶም ፍዳእን ዝኣዘዘ ሰብ እዩ ። እቶም ፍዳእን ከኣ ንዶ ቪያዞሎ ኣብ ክንዲ ምቅታል ፡ ካብ ኣስመራ ምስኦም ክወጽእ ምስ ሓተትዎ እሺ ስለ ዝበለ ካብ ከተማ ኣውጺኦ ስለ ምንታይ ዘይትከል ምስ በሉዎ ከፊለ ንኣብራሃለ ክፍለ ከም ዝከፈለ ገሊጹሎም ። ስለዚ እቶም ፍዳእን በቲ ትእዛዝ ሱቅ ኢሎም ቀቲሎሞ እንተዝኮኑ ሰብ ብኮንቱ ምጠፍኤ። እዚ ከኣ ሱዳን ምስ ኣቶወ ጽቡቅ ገዛ ተከሪዩ ይነብር ነይሩ ፡ ክሳብ ኣብ ሻዓብያ ዝከይድ ።

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r2 ай бұрын

    ኣጆኩም ታሪኩም እንዳ ፈለጥናዮ ኢና ። ህግደፍን ኣመለክቱን ሰገድቱን ምስ ደምሰስና ታሪክ ንወለዶ ኤርትራ ክንመሓላልፎ ኢና ቅሰኑ ጥራይ። ደጊም ህግደፍ ገበለኛ መዓልቱ እንዳ ኣከለ እዩ። ነቶም ሰዓብቱ ድማ ንድምስሶም ኣለና መሊኢና ስጋብ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ንድምስሶም ታሪኩም ታሪክ ደቀባት ኤርትራ እዩ።ኣመሓላልፉ

  • @arichaeri699

    @arichaeri699

    2 ай бұрын

    Woshlak wokarya menakoti agame

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    2 ай бұрын

    Junta. Nay kililka giber. 1 million teref diron

  • @michaelabatregh3768
    @michaelabatregh37682 ай бұрын

    ሰራቅ ሞባእ ባዕሉ ይለፋለፍ :: ብርሪጋዴር አብርሃለይ ክፍለ ባዕሉ ይለፋለፍ አሎ ::

  • @user-bc9wg3ex4g

    @user-bc9wg3ex4g

    2 ай бұрын

    ኣታ ሓሳኽ ማዓኮሩ ጀነራል ኣብራሃለይ ዳኣ መን ኣሎ ከምኡ ን መሬቱ ተቃሊሱ ኣብ ዓዱ ካኣ ሃገሩ ይመርሕ ኣሎ

  • @amanokubay5484
    @amanokubay54842 ай бұрын

    ቆርበት ንቖርበት ተኣኻኺብኩም ክትቆርቡ ዝግባኣኩም ሰብ ምሕማይ እንታይ ኣምጾኦ ሃዲምኪም መጺእኩም ቂሩብ ሕፍረት የለን።ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ኣብ ውዑይን ዝሑልን ተሳቲፉ።ምስኹም ግን ለቕለቕቲ ሙሹምሻት

  • @asgeberhane9809
    @asgeberhane98092 ай бұрын

    ኣብርሃለ ክፍለ ዝብሃል ሰብ ብጣዕሚ ስልጣንን ገንዘብን ዝፈቱ ወሽላኽ የሕሊፉ ዝህብ ነውራም ሰብ ኢዩ። ኣብ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ኣመርዒዮሞ ንህዝቢ ትግራይ ዝጸልእ ሰብ ኢዩ፡ እታ ዝተመርዓዋ ዕባይ ትግራይ ኢያ።

  • @erione8641

    @erione8641

    2 ай бұрын

    ሓሳዊ ኮይንካ ኣብ ከሰላ ሱዳን እዩ ተመርዕዩ

  • @berhanetesfai1963

    @berhanetesfai1963

    2 ай бұрын

    ስልሳይ ስሩዕ ኣኬባ ሰ.ባይቶ'ዩ

  • @asgeberhane9809

    @asgeberhane9809

    2 ай бұрын

    @@erione8641 ኣብ ሜዳ ካብ ጓል ጮጎራ ዓሚጹ ዝወለዳ ኣላ።ኣብ መቐለ ንኣልጋነሽ ተምርዒዩ ኣብ ከሰላ እውን ቀደም ተመርዒዩ ይኸውን።እዚ ለሓስ እግሪ ኢሳያስ ንተጋደልቲ ተሓኤ ከጸልም ይዛረብ ኣሎ።ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጀብሃ ዝነበረ እውን ተጋድላይ ኢዩ።

  • @asgeberhane9809

    @asgeberhane9809

    2 ай бұрын

    @@kabiefrem5824 ኣዴኻ ከም ከልቢ ጌራ ዲያ የዕቢያትካ ወይስ ስድራቤት ኣብ ኣተዓባብያ ዝበደሉኻ ኢኻ።

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    2 ай бұрын

    @@asgeberhane9809😂😂😂 ab kulu denbere jegna dea kemey elka tekalelio aloka mo ab jebha merahi berged neru bekmey abu bexihu ab hezbawi genbar kea merahi kfle serawit neru hiji ke bekemey abu bexihu

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62392 ай бұрын

    መሪሕነት ሻዕቢያ ካብ ፈለማ ፍጥር ካብ ዝብል ምትእኽኻብ ናይ ሓሹላትን ሸረቕትን ጉጅለ እዩ።

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂 alkes kemu elka

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    2 ай бұрын

    @@emitiemiti1419 ኤርትራ ሃገርኩም ከመይ ኣላ? ኤሪትራ ኣብ ጎደና ምዕባለን ብልጽግናናን ትሕንበብ ኣላ ክብሃል ንሰምዕ'ሞ ከመይ'ዩ?

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4r2 ай бұрын

    😎 ንብ / ጀነራል አብርሃለይ ይኹን ንኹሎም ባርያታት ዝኾነ ስልጣን ዘለዎም በስማቶም ጥራይ ኢኹም ክትፅውዕዎም ዝግባእ 👍 ምኽንያቱ ገበነኛ ኢሰያስ እዩ ዋና ኤርትራ ካልእ ዝኾነ ኤርትራዊ ባርያ ስለዝኾነ ብፍጹም ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረብ አይክእልን እዩ ከመይሲ ሀገር ስለዘይብሉ እዚ ኮብላሊ ለማኒ ASYLUM ኩላትኩም እስኻ ሑርይ ተላ እትብሃል አብ ጀብሃ ACTOR ኢኻ ኔርካ ደሐር ዋናኻ ኢሰያስ ብድሕሪ 1991 ክጥቀመልካ ኢሉ ንእሽተይ ስልጣን ምስ ሃበካ እስኻ ኸአ በቃ አብ ሽርሙጥናን መስተን ስለዝተጨማለቕካ ዋናኻ ምስሰጎጎካ ሃዲምካ ንስዊድን ተመሊስካ ብዝተረፈ ዝበዝሑ ተጋደልትን መራሕትን ናይ ጀብሃን ሻዕብያን ንኽስውኡ ንኽስንክሉ ሙኻኖም ጥራይ እዮም ዝፈልጡ ኔሮም እምበር ንኻልእ ንስለምንታይ ምኽንያት እዮም ዝቃለሱ ኔሮም አይፈልጡን እዮም ኔሮም እቶም ዝፈልጡ ዝነበሩ ግን አብ ጀብሃን ሻዕብያን በዞም እንስሳታት ዝኾነ ብተጋደልትን መራሕትን ጠፊኦም እዮም ብፍላይ አብ ሻዕብያ ቤት ማእሰርቲ ሐለዋ ሰውራ ዝብሃል ዝነበረ ንብዙሐት ንጹሃን ተጋደልትን መራሕትን አጥፊኦሞም እዮም አብቲ ቤት ማእሰርቲ ስለዚ ኤርትራ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ እያ ካልእ ባርያ እዩ ኤርትራውነት ክቡር ባርነት

  • @teweldeyemeneab5484

    @teweldeyemeneab5484

    2 ай бұрын

    ብሽሙ ጸዊዕኩም ብሓላፍነቱ ተምጽእዎ ለውጢ የለን ።

  • @user-wm9th3ew4r

    @user-wm9th3ew4r

    2 ай бұрын

    @@teweldeyemeneab5484 ሰላም ተወልደ ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ዋላ ክፍለጥ አይተኻእለን ?

  • @amanuelmesfin9845

    @amanuelmesfin9845

    2 ай бұрын

    በጃኻትኩም ናይ ዐበይቲ አተሐሳስባ ህሰቡ ጀነራል አብርሀለ ኪፍለ ሰብአይ ኢዩ አብ ኤርትራ ብዙሕ አበርኪቱ እዩ ብውልቀ ሰብ ካብ ሚዝራብ መሰረታዊ። ፖለቲካዊ እንተ ትመያያጡ ንሀገር ዝጠቅም ንሰማዒ ጽቡቐ ነይሩ ጋዘጠና ብቁዕ ክትከውን ጸዓር

Келесі