Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ ታሪኻዊ ምስክርነትን ምስ ተጋ/ሕሩይ ተድላ ባይሩ ተጋ/ክፍለ ኣስገዶም ሸቓ 18 ሚያዝያ 2024 Part 1

Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ ታሪኻዊ ምስክርነትን ምስ ተጋ/ሕሩይ ተድላ ባይሩ ተጋ/ክፍለ ኣስገዶም ሸቓ 18 ሚያዝያ 2024 Part 1
ኣብ ክፋላት ኣብርሃለ ክፍለ ምስክርነቶም ዘቅረቡ ተጋ/ሕሩይ ተድላ ባይሩን፡ተጋ/ክፍለ ኣስገዶም እንታይ ይብሉ። ፍርዲ ንህዝቢ ይግደፍ።
Tv sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 159

  • @Michael-tr2px
    @Michael-tr2px3 ай бұрын

    Sened Tv Edit ምግባር ኣይተብዝሕ :: ምኽንያቱ እቲ ፍርዲ ናባና ግደፎ edit ትገብሮ ተኾንካ ግን ትሕስው ወይ ትሓብኦ ነገር ኣሎ ማለት እዩ

  • @mi6718
    @mi67183 ай бұрын

    ኣየየየ ኣንቶንዬ፣እንተኾነ እቲ ኢንተርቪዩ ናይ ኣብራሃለይ ሰሚዕካዬ ዲኻ? እወ እንተኾይኑ መልስኻ ጥዑይ ጌርካ ሕተቶም፣ እንተዘይኮይኑ ግን እዚ ን ዩቱብ ኢልካ ግዜ ምጥፉእ በጃኻ ይኣኽለና።

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    3 ай бұрын

    እቲ ዝክእሎ ይገብር ኣሎ፡ካብኡ ዝበልጽ ኣሎካ እንተኮይኑ ድማ ኣርእየና። ጸገም ኣለኩም።

  • @shammic8882
    @shammic88823 ай бұрын

    B/G tekeste haile dehri nasenet delo tarik kezentw ye ilu dongna teblu eski like gbru

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo3 ай бұрын

    I was waiting for these response..as an Eritrean who was born during these incident..we are supposed to listen from the two sides so we have analyzed understanding and conclusion.

  • @tedrosrussom4137
    @tedrosrussom41373 ай бұрын

    ሕቶ ????? እስኪ ንአቶ ሑሩይ ተድላ ንምንታይ ጀብሃ ንተጋዳላይ "ኮማንደር አማረ ርእሶም " ከምዝቐንጸለቶ ጋዜጠኛ ቲቪ ሰነድ ሓቲትካ መልሲ አቕርበልና። ታሪኽ ትስንድ ስለዘከኻ ነቲ ኩሉ ስርሑን መዝነቱን ገዲፉ ንስለ ናጽነት ኤርትራ ሂዎቱ ዝበጀወ ጅግና ተጋዳላይ ብታሕቒቕ ዉሳኔ መሪሕነት ቃይደል ዓማን ጀጃዊ ዓብደላ እድሪስ ንብላሽ ክቕንጸል ተጌሩ?? ታሪኽ ትስንድ ስለዘሎኻ ሓቐኛ ታሪኽ አማዉታ ኮማንደር አማረ ርእሶም ?ማለት ቀታሊኡ ? ንምንታይ ዓላማ ?ብዝርዝር ሓቀኛ ታሪኽ ክገልጽሉና ንአቶ ሑሩይ ተድላ ተወኪስካ መልሲ አቕርበልና ይብሉኻ ቤተሰብ ስዉእ ተጋዳላይ አማረ ርእሶም ? ዎዳሓንካ !

  • @mohammdali9169

    @mohammdali9169

    3 ай бұрын

    انت لم تسأل بل حكمت ومن اراد ان يعرف الحق مايحكم

  • @iskatl1098

    @iskatl1098

    3 ай бұрын

    ኣየ ጉድ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዘይተፈጸመ በደልን ግፍዕን የሎን ብግቡእ እንተዝጻሓፍ ንዕኡ ዝኣክል ብርዕን ወረቀትን ኣይኣኽሎን ኩሉ ሰብ እታ ሓዊ ከይተንድዶ ካብ ኣእዳዉ ክድርብያ እዩ ዝፍትን ዛዕባ ብልሽውናን ምንዝርናን ኣብሜዳ እንተኾይኑ እቶም መራሕቲ ዝገደዱ ነይሮም ኩሎም ግን ኣይኮኑን ዳሓን ዝረኣዩ እውን ነይረሞም እዮም።

  • @ladrobereket5860
    @ladrobereket58603 ай бұрын

    Antonio wegen aythaz sik elka semayn teazabayn kun you never know them both sides buy the way huruy tela bauru have frustrating I think he's laying this's my idea

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    3 ай бұрын

    ንሱ',ውኅ ጀብሃ እዩ'ኮ ስለዚ እቲ ዝፈልጦ እንተመልኣሉ እንታይ ጸገም ኣለዎ። ኣብርሃለይ ሓሹል ዘመድኪ እንተኮይኑ ከኣ ንገርና

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    3 ай бұрын

    መጀመርያ ጭቡጥ ትዛረብ፡ብወያነ ዝተሰለዐ ገንዘብ ይበልዕ ከምዝነበር ቅብሊት እስከ ስደድለይ መረጋገጺ፡እንተበልዐ'ከ እንታይ ነውሪ ኣለዎ ድዩ፡ኣሕዋትካ እንተድኣ ካብ ዓድካ ኣሳጒጎምካ፡ወያነ ንዓ ድሓን ምሳና ኣብዚ ተጸጋዕ ኢሎም ገንዘብ እንተሃቡካ እንታይ ነውሪ ኣለዎ።ንእሽቶ ከይትከውን እምበር ኖርወይ ዝብሃል ብሽኮቲ ብመንግስቲ ኖርወይ ዝተላእከ ትበልዕ ኔራ ህዝባዊ ግምባር ኣብ 90ታት እንኳን ወያነ ግዳ ከማና ሓበሻ።

  • @teweldenegusse1345

    @teweldenegusse1345

    3 ай бұрын

    ብዛዕባ ኣብርሃለይ ክፍለ ሓሹል ግን፡እቲ ዝዛረቦ ዘሎ ቃልብቃል ሓሶት ከምዝኮነ እዮም ዝምስክሩ ዝለው፡ኣብ ሚድያ ወጺካ ምሳካ ዝጋደሉ ዝነበሩ ተጋደልቲ ምንሻው እንታይ ዋጋ ኣለዎ፡ተጋደልቲ እዮም ኩሎም'ኮ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ዝነበሩ ይኩኑ ኣብ ጀብሃ ዝነበሩ ከኡ'ውን ካልኦት ንናጽነት እዮም ይቃለሱ ኔሮም፡ኣብርሃለይ ክፍለ ከማን ጀብሃ እዩ፡ካብቶም ኣብ 1989 ሳግም ተባሂሎም ዝኣተዉ እዩ።ስለዚ ኣብርሃለይ ይናዘዝ ኣሎ፡እቲ ገበናቱ ባዕሉ ክዛረበሉ ጅሚሩ።ዋእ ጽቡቅ እቶም ተቀተልቲ ከኣ ቤተሰብ ኣለውዎም ሰሚዖም ኣለው።

  • @breketzemekale5501

    @breketzemekale5501

    2 ай бұрын

    R​@@teweldenegusse1345

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu42263 ай бұрын

    ኩር አንቶንዮብጃኻ ከም በዓልተሕሩይዛምሰሉ ሰባትካብ መደባትካ አርሕቆም ካል ኦት ክሳብ መወዳ እታጀብሃ ዓባይ እናበሉ አብ ስደት ዘለዉ አተጋደልቲ አቕርበልና ፡ምኽንያቱሑሩይ ኤርትራውነትን ኤርትራዊ አተሐሳስባን ምስ ዘ ዕኑዉ ወያነ ግንባር ፈጢሩ ዝተንቀሳቐሰን ዝንቀሳቐስዘሎ ዝሞተ ሰብ እዩ። ካብ ዝገርመካውግ እ ሐድሐድክካየደንከሎ አብ ፎሮ እየ ነይረ

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    We expect a lot of things and truth.

  • @kaleabmussie5120
    @kaleabmussie51203 ай бұрын

    what is sad is Antonio T. you have in all your programs try to turn back time together with people like huruy Tedla who had nothing to offer to the Eritrean struggle more than power request. He has advocated throughout his life to form a government in exile in the hope that he will be in power. Wake up Antonio, the train is nearing the end of the station.

  • @Tv.senedNews

    @Tv.senedNews

    2 ай бұрын

    Yes I did.Do you know what ?To prevent our history and legecy from Pfdj leis and not only this but it is our duty to tell what were wrong and right back on time. History is one of main foundation for futur generation development and positive changes. That is all I can say in short term.

  • @debessaiseghid2063
    @debessaiseghid20633 ай бұрын

    Baba Huruy , all historical legends of Eplf is on your mind set please reveal all of it Kef Aloka thanks so much

  • @solomonliza
    @solomonliza3 ай бұрын

    ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ። ንዝመጽእ ክፋላት ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና ። የቐንየልና ኣቶ ሕሩይ ኣቶ ክፍለ ከምኡ ውን ሓውና ኣንቶንዮ 🙏

  • @temporary995
    @temporary9953 ай бұрын

    ሓው ሸቃ ረሲዕካዮ መስለኒ ንኣብርሃለይ ክፍለ ንመጀመርያ ግዜ ዝረኸብናዮ ኣብ 04/73 1:15:26 ሞጎራይብ ብለይቲ ምስ ሓምድ መሓሙድ ፣መሓመድ እስማዒል ዓብዱ ኣኼባ ክገብረልና ትዝክርዴ ኣብ መውዳእታ ሕቶ እንተለኩም ይብለና እሞ ብጾት እስራኤል ምስግናን ፣ብንያም ጸጋይን ኣጥቢቅም ብዛዕባ ፍልልያት ጀብሃን ህዝባዊ ሓይልታትን ይሓቱ ፣ሓምድ መሓሙድን መ/እስማዒል ዓብዱን ብዝተኻእሎም መጠን ብትሕትና ፖለቲካዊ ፍልልያት ከረድኡና ክፍትኑ ከለው ኣብርሃለይ ክፍለ ግን ብነድሪ ከምዚ ክብል ይዝከረኒ"ኩሉኸም ኣብዚ ዘለኹም ሓደስቲ ተሰለፍቲ ጽልዋ ናይ ኢሳያስ ዘለኩም ኢኹም ተጋጊኹም ናብ ጀብሃ ዝመጻኹም ኢኹም ትመስሉ፣ ጉጅለ ኢሳያስ ከኣ ካብ ዓስርተ ዝይበዝሑ ኣብ ከባቢ ድርፎ ከቢብናዮም ኣሎና ብዝተረፈ እዚ ኣብ ናይ ጥልያን መጽሔት ብዛዕባ መሓሪ ደበሳይ ገለ ኢልኩም ትሓቱ ጉዳይኩም ኣይኮነን ጠባይ ግበሩ ኢሉ ክህድደና ትዝክርዶ?

  • @mesfinmengistu5604

    @mesfinmengistu5604

    3 ай бұрын

    ሰላም ሰላም!!! ኣጋጣሚ ብሐንሳብ ኔርና ማለት እዩ ኩሉ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ስውእ እስራኤልን ቢኒያምን ጸጋይ ወልደኪሮስ ብሐንሳብ ኮፍ ኢሎም ኔሮም ቢኒያም መጋዚን ንጥሊያን መጋዚን ናይ ተጋዳላይ ስእሊ ዘለዋ ሒዙ ኔሩ ----- ካብቲ ዝዝከረኒ ኣብርሃሌ ክፍሌ ንስካትክ ተጋጊኹም ናብ ጀብሃ ዝመጻኹም ጸረ ገድሊ ኢኹም ምስ በለ ስውእ ኪዳን ዓንደመስቀል ብነድሪ ንመን ኢኻ ተፍራር መሊስሉ ፡ ሸቃ ረሲእዎ ......... ክንራኽብ ደስ ይብለኒ

  • @abrahamtekle7090

    @abrahamtekle7090

    3 ай бұрын

    ብዛዕባ ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ አንታይ ትብለና አስራኤል ምስግና ካብ ጠቕስካዮስ ኣብ 1973 መጀመራት ኢኻ ተሰሊፍካ ማለት አዩ ናይ ኣብርሃም ተኽለ ወዲ ዓንደለ ቁሩብ ጽወየልና

  • @user-xx6cd2qr1g

    @user-xx6cd2qr1g

    3 ай бұрын

    ሰላም ኩቡር ወላዲ ክብለካ ደስ ይብለኒ ምክንያቱ ኣብ 1973 ተጋዳላይ እንተኔርካ ብርግጽ ወላድካ እየ።እሞ ናብ ሕቶይ ክኣቱ ንእትህበኒ መልሲ ብኣክብሮት እየ ዝሪኦ ኣቀዲመ የቀንየለይ እብል። ብዛዕባ ናይ ኣብራሃለ ክፍለ ቀለ መሕትት እንተዳኣ ሰሚዕካዮ ኮይንካ ብዛዕባ እቲ ዝገልጾ ዘሎ ናይ ውድብ ጀብሃ ኣወጻጽኣ ካብ ሜዳ ኤርትራ እንታይ ትብል ቅኑዕ ዶ ኣሎ ዋላስ ጌጋ፧ ኣብ ኣማውታ ዶክተር ፍጹም'ከ እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ፧

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    3 ай бұрын

    ጀነራል ኣብርሃለይ ኣጥባቂ ጀብሃ ከምጽነረኳ ትንቲንዎዩ ኣይከሓደን። ዝፈርህ ኣይመስልብዩ እሞ እንታይንምባል ኢካ?

  • @mesfinmengistu5604

    @mesfinmengistu5604

    3 ай бұрын

    ​የቕንየለ ዝወደ ኣነ ኣብ መጅመርታ 1973 ንሜዳ ካብ ኣድሲኣበባ ምስ ስዉእ ኣብርሃም ተክለን ብ/ጅ ተከስተ ሃይለ ክንስልፍ ዝመጻና እየ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35263 ай бұрын

    ሓሹል ሓሳዊ ማከትዩ ሓሹክ ሕሺሉከ ከ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሓሻዊ.

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash31242 ай бұрын

    ዝርዝር ታሪኽ ናይ ጅግና ሱውእ ኪያር ዓሊ ዓብዱ ተተቅርበልና ጹቡቅ ኔሩ ቲቢ ሰነድ አበርክቶኹም ዓቢ ኢዩ በርትዑ

  • @abrahaleyhabte7164
    @abrahaleyhabte71643 ай бұрын

    Thank you.

  • @sarahogbay1382
    @sarahogbay13823 ай бұрын

    I remember my aunty Warka to baba Mengistu's house. He was such a kind graceful man who was fond of you and old. From what i knew at that time, everytime Haileselassie visits eritrea the security would arrest baba Mengistu. He is know to have raised eritrean blue flag at nefasit the night before haileselasdie travels to massawa. He was seen as a serious threat. He had a brave strong and wise wife, mama ghenet. Man, we have not learned from our heroes, man!!!

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt65713 ай бұрын

    Tegadalay Hiruy 😂😂😂

  • @user-nu6id7lj3p
    @user-nu6id7lj3p3 ай бұрын

    ሰላም ክቡር ሓው ተጋዳላይ ኣንጦንዮስ ፡ ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል?

  • @Tv.senedNews

    @Tv.senedNews

    3 ай бұрын

    FB Messenger

  • @johntesfai3288
    @johntesfai32883 ай бұрын

    ሸቃ good to see you it’s been a long time since ዓሌት

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    We need you guys to expose the truth story what happened during our struggle.

  • @ariamemun9576
    @ariamemun95763 ай бұрын

    Welcome 🙏

  • @Melekino2000
    @Melekino20003 ай бұрын

    እሞ እቲ ትነግረና ዘለካሲ ሕጊ ናይ ትሓኤ እን ተኮይኑሲ ኣይተግበርካዬን ሕመካ ኢካ ትገልፀ ዘለካ ብርጋዴር አብርሃለይ ድማ ሕማቅ መሪሕነት ክምዝነበርካ እዪ ገሊፁ ኣይተጋገይን

  • @dawittesfai3349
    @dawittesfai33493 ай бұрын

    ናይ ጀ/ ኣብርሃለይ interview ብምሉኡ ተኸተቲለዮ እየ ምስ እዚ ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላባይሩ ዝብሎ ዘሎ ብምልኡ እሞ ክንሰምዕ ኣብ መጨረሻ እቲ ሓቂ ኪንስዕቦ

  • @tedrosfishaye9942
    @tedrosfishaye99423 ай бұрын

    Nay men ya eza derfi znegreni Abrar osman dyu????

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    When Jebha did this, they are exposing the truth.

  • @yafettesfom7475
    @yafettesfom74752 ай бұрын

    አንቶንዮ ተስፋይ ሓንሳእ ኤርትራዊ ይብል ሓንሳብ ትግራዋይ ኮይኑ ይቀርብ። ሕሩይ ተድላ ምስኪናይ አበይ ይነብር ዘይፍለጥ ድሁል ብምሒር ህርፋን ስልጣን ዝዓወረ ንዘልአለም ክሕሱ ዝአረገ ተኹላ። አቲ ክፍለ አስገዶም ዝብሃል አብ አባሻውል ዝዓቤኹ በሃላይ አረጊት ህበይ ዝመስል ሃደምቲ አብ ኤሮጳ ኮፍ ኢልኩም ትካቦ ስደተኛ እዳበላዕኹም መንግስቲ ሻዕብያ ከትቅይሩ ትሓልሙ ዘደንጹ ነገር እዩ። እልፊ ርፍራፍ ተረፍ መረፍ ናይ ጀብሃ ነበር ቀደም ዝአረገ ፖሎቲካ ከተናድዩ። አንቶንዮ ተስፋይ ገንዘብ ሳናቲም መልቀሚ ይጥቀመሎም አሎ። እዚ ጥስጡስ ሕሩይ ምሁር አካል ኮይኑ ክቀርብ ጥራይ እዩ ዝደሊ ብአረአእያ ናቱ። ዝገርም እዩ አብዚ ዕድመ እዚስልጣን ትጽበ 87 ዓመት እኮ እዮም ጌሮም ዝገርመኩም።ነዚኦም ክተስምዕ ከለኻ ተምላስ ይምጽአልካ። አበይ አዲኡ ይፈልጦ እምበረሚ እዚ ሃዳሚ ወዲ ተድላ ባይሩ ። እዚ ሌባ ሕሩይ ስልጣን ክወስድ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ አትዩ ግን ዋላ እዃ አባል ባይቶ ይኹን እምበር እቲ ምሕሳውን ምድንጋርን ስለዘይገደፎ ናጻ ኤርትራ ምስኡ ትኸይድ ከምዘይኮነት ተረዲእዎ ሽዓ ንሽዓ እዩ ሃዲሙ ንኢሮጳ ምቁር ምቾት ሂወት ስለዝፈቱ። ንልምዓት ሃገር ራኢ ወይ ሕልሚ አይነበሮን ። እዚ ሌባ ሰብአይ ክንየትን ክሕሱን ጥራይ ዕድሚኡ የሕሊፉዋ ።ስምዕዎ ብዛዕባ ስልጣንን ሓላፍነትን ጥራይ እዩ ሕልሙ። ብበቅሊ ጌሩ እኮ እዩ ዝጓዓዝ ኔሩ አብ ሜዳ እዚ ሰራቂ መስፍናዊ ጠባያት እዩ ዘዘውትር። ድኻም ልቢ እዮም ብዓል እዚ

  • @mercinegash8202
    @mercinegash82022 ай бұрын

    Nay dege mengsti iyu lewuti kemxe zik’el hgdef mesfitom ezia iya ksab hji nsu zeymhlaeu iyu gotitna emo jeganuna live long💙💙💙💙

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir91413 ай бұрын

    Sebaye mis molow eyou a'amrow zelow geana Edmen teinann yehabkom .

  • @avmars5937
    @avmars59373 ай бұрын

    Ato Huruy, you are good lecturer but no tangible action. You left Eritrea over fourth years ago, why exile government now. Why not 30 years ago. You talk the talk but you do not walk the walk. You let down the ELF and EDM fighters and supporters. You had your chance for leadership in your early years. It seems you are not determined and whatever it takes kind of man. Give up your ambitions to come in power. Make peace with yourself and pass gracefully. Cheers and god bless you.

  • @dendeneritrea9494
    @dendeneritrea94943 ай бұрын

    ኣብታ ሓደ ሰብ ጥይት ተባሪቑዎ ብጻዩ ይቀትል ዶ ትብል ሕቶ፡ ኣነ ኣብ ሰራዊት ኣብ ዝነበርኩሉ ግዜ ኣብ ግምባር ቡሬ ሓደ ወዲ ጋንታይ ኣብ ግዜ ታዕሊም ንብጻዩ ቀቲልዎ። የጋጥምን ፈረቓን።

  • @SkyEritrea

    @SkyEritrea

    2 ай бұрын

    ሰላማት ሓሳዊ ቅድም ስምዓያ እታ ኣቃታትላ

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h3 ай бұрын

    Your introduction and the reputative music is always too long. Please make it short and direct to the point.

  • @adulis73
    @adulis733 ай бұрын

    Potash is mainly potassium not phosphorus.

  • @askedoetesfayohannes3241
    @askedoetesfayohannes32413 ай бұрын

    መርሓባ ክቡራት ብጾት። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye82773 ай бұрын

    እንታይ እዩ ዕላማኹም?????

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories3 ай бұрын

    ኣንቶኒዮ እስከ ቐጽል ንከታተለካ ኣለና

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhier2 ай бұрын

    The term ''መደብ'' means ''ንእዲ''. For example, መደብ ወይ ንእዲ ናይ መርዓውቲ.// አቐምምጦ እቲ ማእሲ ልዕሊ እቲ መደብ ወይ ንእዲ. All this testify that the word ''መደብ``, which concrete, has nothing to do with the abstract term ''program''. But for those who speak law level of Tigriyna it does not matter.

  • @eyorzeray7526
    @eyorzeray75262 ай бұрын

    አቦና ሕሩይ i was only 13yr old አብ ገዛና ሀዘጋ ምስ ዐብደርቃድር ሮሞዳን i still remember you.

  • @jackinoassefa3291
    @jackinoassefa32913 ай бұрын

    መተከላውያን ንስለ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዋላ ግዜ ይውሰድ እንምበር ካብ ምስ ሻዓብያ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ምውንጋንኩም ዓብዪ ኽብሪ አሎኒ።

  • @adamismail9137
    @adamismail91373 ай бұрын

    ዘተ ወይ ምድያ ዘቀረበ ጸርፊ ዓገብ ኣገባብ ኣካይዳና ነመሓየሸ ርእይቶና ብሃናጺ ይኹን

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    Kabaka s telebimley eiu ntfat hagerka kikuskus zkereme mo beyenay megedi eka kbret thbo ezy keman edlena koinu bsebeitkan hagerkan zmexeka ktrshno try eiu zeleka

  • @emitiemiti1419

    @emitiemiti1419

    3 ай бұрын

    @@noahmvideo9101ewae lokmax emo zom abeyti deyom agebab zeyblu kezarebu hade egrom ab gudgad atyu telbimley kea tebl lebimus rieto keman hibu

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    @@emitiemiti1419 kla algs nska ka wahale

  • @senaittesfazgi9707

    @senaittesfazgi9707

    3 ай бұрын

    Adam ismail you are intelligent man, unfortunately in media like educated and uneducated people can appear and comment

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    @@senaittesfazgi9707 ala nski xerfi xbuk aikonen tbli enteleki kdm nety interview kigebr mexiu zxaref zelo nqefio

  • @amangirmay7027
    @amangirmay70272 ай бұрын

    Doctor Fuxum and kemue zbelun 💪tarikom keykber zgeberkum kbry ygbakum eu 🫡 kem Eritreawyan knfelto zgbana eu

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f3 ай бұрын

    ንብርሀለ ድአ ጽቡቅ ገርካ እንድኻትፈላጦ

  • @berea.5579
    @berea.55793 ай бұрын

    Its more fallacious from you guys, it would have been more constructive if you focus on what b. General Aberhaley said about the death incident, rest his soul Dr Fitsum insisted to test the guns, they were sitting together. If you going to accuse him for intentionality you couldn't bring motive why he could do it. He said their were cordially working together. The people with themwas willing to testify about the accident(probably for you I don't know what it would be). Heruy you should have said why your uncle didn't follow the procedure, atleast inform them about recieving the money. We may not like the facts unfortunately we should try to be intellectually honest to ourselves. Heruy as you said if the investigation wasn't thorough for you why you didn't you do anything on your part you kept the guy in prison for months.... sheka you seem you suspected aberhaley, did you report to yr superiors about it ? For me Aberhaley's narration seems more natural, plausible & interesting too

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat30203 ай бұрын

    ሰላም ሸቃ ሓወይ እንቋዕ ብሰላም ረኣኩካ ሰላምን ጥዕናን ሓፍትካ ጸሃይነሽ ገብራት መተዓብይትካ

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f3 ай бұрын

    ፈዳይን እንድዩ ነሩ እቲ ባልጃ ር አዮ ዝበለካ

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie99213 ай бұрын

    Americans say Dont open cane of warms.all i can say is your audience are trying to wash their hands, so many honest Eritreans had been dead during the struggle,

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai66972 ай бұрын

    Antonio,would you please change your name or the name of your father,for example to Antonio Banderas or Debresion Tesfay.

  • @mmsaed4630

    @mmsaed4630

    2 ай бұрын

    ኪዘንትወልካ A guy his ጥምቅት name is Yohannes but pple call him Jhon this is in Eritrea and Yohannes feel happy to be Jhon.

  • @adamismail9137
    @adamismail91373 ай бұрын

    ሃገራዊ ዒርቂ ወይ መስሪሕ ምስ ሒጽረታቱ መተኣሚመኒ ይተኣወጅ

  • @teameneguse9717
    @teameneguse97172 ай бұрын

    Ab helmi znbru hakayat

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35263 ай бұрын

    ኣያ ሃብታማርያም ዱዩ ተዓሊሉ ደለኹም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜አትዘረባ ደይትስጎዱዎ ሓሶት አንቶኮዩኑ ሓሶት በሉና ሓቕክኣ ሓቂ በሉና ታሪክ መንበለ ክንብል ምርምር ኣየድልዩንዩ ተጋግቱ ትብልኡዎሎኩም ገጋተዛርብ ሓውና ተካሊት ምዓሉቲ. ቦሉና ሙራሕ ኤርትራ ምትብል ኣሎኻ ኣያይ ሁሩይ ኒ አቶ አስያስ መንዩ ነርጡዎ ጂ 15 ምርቶሞ ኣቢ ኣራዓሮ ጅዩዱ የምሓድር 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣቦይባዩር 68 ኣባላት ባይቶ ምርቶሙም ክኾኑ ኣለዎም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @fixumnet
    @fixumnet3 ай бұрын

    Abrehetley tewarida😂

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f3 ай бұрын

    እሞ ዝሰለመሉ ምኽኒያት እኮ ንሽጣራ እዩ

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane87012 ай бұрын

    እቲ ዕላማ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ኢዪ ነይሩ።እቲ ናጽነት ከኣ መጺኡስ ድሮ'ኳ 33 ዓመት ኮይኑ ኣሎ።ነዛ ብደምን ኣዕጽምትን ጀጋኑ ተጋደልትን ህዝብን ዝተረኽበት ናጽነት ንምብዓል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ። እንታይ ኢዩ እቲ ክህረም ዝድለ ዘሎ ዕላማ? ኣብ ህሉው ኩነታት ንዘሎ ጸገማትን ኣፈታትሕኡን ምዝራብን ሓሳብካ ምግላጽን ኣይጽላእን ኢዩ። ሕጂ ድሕሪ 44 ዓመት ሞይትካ ጸኒሕካ ከም ዝነደየ ነጋዳይ ፋይላት ክትግንጽል ምፍታን ካብ ጥፍሽና ሓሊፉ ካልእ ትርጉም ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ። ተ.ሓ.ኤ. ተረሲዓ ሓመድ በሊዕዋ የላን።እቲ መድረኽ ተቐይሩ ኢዩ። ስለ ምንታይ ኢኹም ኣብ ሕሉፍ ክትነብሩ ህርዲግ ትብሉ ዘለኹም? እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ንጥቕሚ መን ኢዩ? ህዝቢ ኤርትራ ዝሕሾ ዝፈልጥ ኣብ ከምዚ ናታትኩም ዕንክሊል ክኣቱ ዘይደሊ ለባምን መስተውዓልን ህዝቢ ኢዩ። ስለዚ ኣብ ሓሸውየ ካብ ምንባር ወጺእኩም ትርጉም ኣብ ዘለዎ ሃናጺ ጉዳይ ምትኳር ናይ ለባማት ኢዩ'ሞ ደጊም ይኣኽለኩም ሎሚ ትማሊ ኣይኮነትን ኣብ ሎሚ ንበሩ።ኣብ ሕሉፍ ምንባር ይኣኽለኩም።

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus69952 ай бұрын

    ኣንታ እንታይ ኢዩ ዝመስል እዚ ሑሩይ ወዲ ተድላ ባይሩ፧ ናይ በሓቂ ኤርትራውያን ድዮም'ዞም እንዳ ተድላ ባይሩ፧ ኣቦ ይኹን ወዱ ሑሩይ ተድላ ብፍጹም'ኮ ኢዮም ኤርትራዊ ምስሊ ዘይብሎም፡ ኣብ ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ፡ ሓርበኛ ኣቦና ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም'ኮ ንተድላ ባይሩ ብዛዕባ ትውልዱ ገለ ኢሎሞ ነይሮም ኢዩ ዝበሃል።

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene74423 ай бұрын

    ስምረት ስምዒት ኣይኮነን፥ ዕላማ እዩ።

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti14193 ай бұрын

    Emo endehee bezi teblo deloka beflat ketilwo koynu emo kea naxa tebahilu kab sedet mes temleska tay konka ketxaryo xeyfetenka berke ab seltan zelaele seltan nerka emo kea be merihnet dereja sele zenberka

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile5023 ай бұрын

    Bezaeba fedayon jebha zeneberu jeganu zeteseweu ab ketema yukun ab meda kemuwen behwet zelewun ne zekri jigninetom tarkom kibreten zekrin tariken elkum ketekribu fetunu yehwat sened koynu kiterf.. Kab zeekurom jeganu fedayom sewat kab Elf tarikom kisemae 1 omer zebahal ne general ne konerel zeketele zebahal ab asmera 2 abraham 3 tesfay belay kab massawa 1 ahferom 2 bereke buzuhat jeganu eyom erom tezekrewom malekum tarik jignenetom kinegher alewo

  • @user-ob8pf5ij7y
    @user-ob8pf5ij7y2 ай бұрын

    ሕቶ ንሸቃ ኣነ ይኩን ካልኦት ንመዝን ኢና ወትሃደራዊ ተመክሮ ሰለ ዘለና እቲ ከዳዕ ብጻይና ኢልዎ ኢልካ ንስካ ድኣ ንምንታይ ምስ ኮኔለን ተጻዒንካ ኔርካ????ክህረም ኮሎ ምስኡ ኔረ ኣብ ውሽጢ መኪና ስለዚ መን እዩ ከዲዑ🤗🤗🤗🤗

  • @teameneguse9717
    @teameneguse97172 ай бұрын

    Semayawi cherqiken teteqlilkn terah abza sdetken tqebera

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35263 ай бұрын

    ሃውስን ወገዛ ንክትገዜ ካቢ ብሞርገጂ ትገዜ ኣቁብ ማለት ቤት ባንክ ተማኤክልካ ኒ ኣብነት 5000/000/00ዶላር 10/50/000/00 ቴአክብ በዘይ መርጎጂ ትገዜእ 10ገዛውቲ ትገዜ ብዘይ ሞርገጂ ዓሰርተ ሰብ ብሓሙሳስ ሺሕ dollar ካብቶም ኣባላት 10 ትካረይዎ አንተደሉዮም ገዛክራይ ትኸፍል ቤት ዝኣከብካዮ ትገዜ ወስክኣ. ክንዲ ሓሙሳ 30/000/00ስሕዶላር ተዋቴ. ተኻርያ ካብቶም ጉሩብ ወይክኣ ጉሩብ a ጉሩብ b አናቨልካ ሸር ተፍርዩ ሞርገጂ አንተልዋ ላምባ ትፈሱ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ኣያ ሑርይ ተላ ባዩሩ. 💜💜💜💜ኣነክኣ ጉል ማና ባዩርየ ወክድባ.

  • @kubromyacob2948

    @kubromyacob2948

    3 ай бұрын

    ጹሕፍካ ኣማሓይሽ፣

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse13453 ай бұрын

    ታሪክ ጀብሃ ነዊሕ እዩ

  • @fanusbereket1101
    @fanusbereket11013 ай бұрын

    ኩቡር ተቃላሳይ ኣቦ ንካልኦት ክንዝልፍ አንተጀሚርና ምክብባር ኣይህብን አዩ ሞ ንተንቀቅ ደኣ

  • @Tesfa325
    @Tesfa3253 ай бұрын

    ሰላም ክቡራት እቦታት ከምኡ ውን አንቶንዮ እንቃዕ ረአናኩም ንስኻትኩም እሞ እንታይ ዘይገበርኩም ንሕና ኢና ደኺምናኩም አቶ ተድላ ዑቅቢት good to see you ዕድመን ጥዕናን🙏❤️

  • @abrahamasfaha5651

    @abrahamasfaha5651

    2 ай бұрын

    WHERE IS TEDLA UGHUBIT ? KKKK

  • @netsaseb6445
    @netsaseb64453 ай бұрын

    tv sened nab archeologist tekeyira .

  • @gebreted2612
    @gebreted26123 ай бұрын

    እቲታሕቒቕ እትብሎ ዘለኻ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ስለዝተገብረ ንምቕታል ዶር ፍጹም ካልእ ምኽንያት ኣየድልን እዩ

  • @godislove6290
    @godislove62903 ай бұрын

    Huruy btaemi kolel zereba yebzih koinu, eti journalist kemey elu tim elu ysemih.

  • @amanuelmesfin9845
    @amanuelmesfin98452 ай бұрын

    ሀ ሁ በል ፋሉለይ ዝበለ ስዩም ሀረስታይ ኢዩ

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    Wdabe nay jebha kem bhadish hji abzi gzie yedli alo..!!!

  • @teameneguse9717
    @teameneguse97172 ай бұрын

    Heruy tdla aboka zyteaye do eska keteei

  • @carsandaviation6766
    @carsandaviation67663 ай бұрын

    You guys are scared 😱 when the hero tells the story of useless management

  • @selamg3325
    @selamg33253 ай бұрын

    ሑርይ ተድላ ባይሩ... ሰብ ከተወንጅል ኣይትፈትን ሓለፍቲ ጀብሃ ኣብቲ ግዜ እቲ ቀለልቲ ኣይነበሩን ን ኣብራሃለ ከየጻረዮ ኣይፈትሕዎን እዮም ሕጂ ተሓላቂ ክኸውን ኣይትፈን.... እስኻትኩም ሃዲምኩም ኣብረሃለ ግን ስጋብ ሕጂ ን ሃገሩ የበርክት ኣሎ iወጻኢ ኮንኩም ጸፍ ኣይትበሉ...

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile5023 ай бұрын

    Eti tarik neketeeam haki zelewo kikewen malet teamani kikewen tarik keysegherka mes eti keyhalefka mes etighelix eyu ...1=men eyu amanial oqbay 2= entay eyu ne 3 tiomakibuwom zenebere malet doctor fusum amanieal okbay general abrahaley kiflay 4=amaniel bekemay tesewiu 5=doctor fusum kisewae kelo aby bota eyu neru 5=ewe doctor fusum belih muhur busulen betaemi tefeween beti zeneboro abi zena zeberkete befelay ne comands eritrea anxar hizbom kemzekalesu zegheberen buzuhat seabti kan hizbi yukun comandes polcen eritrea zetreye ny hadnet eritrea kifeter tekeli zenebero fuly tewhibo zelewo zenebere teghadalay eyu neru kemuwu amaniel kuribtay tarikom few mebal mehashe neru koynu yesemaeni

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim3 ай бұрын

    😂😂😂 huruy kef zelewo

  • @samuelghebre8554
    @samuelghebre85543 ай бұрын

    “6 werhi yieser elu.” Gazetena aytihatitin endika? Eti zieser zelo ke rietiu aysimian diu? Abzi zerebiu Abrahaley btiezaz trah kemziteasre trah eyu ab megabiaya aykereben. Abrahaley ab frdi akribuni ele abyomuni eyu elu. Kidmi hji “jebha ab tarika hade seb ab elabereed trah eya ketila nsu dma Gay slezikone eyu “ elu neru. Abzi natka channel eyu. Ane biakal zifelto gna (Eti kalie tarik gedifka eyu) abti ziteweledkulu b jebha zitereshenu civil alewu. Ab kebabi Asmara salsay riesu tikal geru (dihri naxnet) ab bzuh zeyedli negerat tewafiru neru. Dhriu ms hademe neti gudayu ane yiketatelo nere (nayti tikal guday malet eyu). Slezi strait kemzelewo aytibelo cross questions hitetom.

  • @woldemicaelghebre7839
    @woldemicaelghebre78393 ай бұрын

    ኣቶ ኣንተንዮ ዝበልካዮ ኣረስቲን ዝህብዎ ዘልወ መግልጺ ኣብረሃለይ ዝሃቦ ሓተታየልን ትክ አሎም ኣብቲ ኣረስቲ አንተ ዛኣትዉ ዝበለጽ አዩ

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey95823 ай бұрын

    ❤❤❤እዞም አጋይሽካስ ብሩህ አእምሮ ዘለዎም ብዙሕ ነገር ንሃገርና ክሰርሑ ተኽእሎ ዘለዎምን ገና organic and energetic ብዙሕ ይጠቅሙናን ይምህሩናን ስለ ዝዘለው ቀጻሊ አምጽአዮም እኻ በጃኻ❤❤❤

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus94853 ай бұрын

    Hashul n,Weqaria twehab N Abrhaley tquno

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    Algis jelgaf hadami nsu da mas kemzy hadami huruy koinu Jigna bjeganu try eiu zlaal

  • @hagosgebrmariam3807
    @hagosgebrmariam38072 ай бұрын

    ብዓል ወዲ ታላባይሩ ሎሚ ሸምጊልኩም ኢኩም ሓቒ እንዳተዛረብኩም ንእሃገር ዝጠቅምሓሳባት እንዳ መንጨኩም !!! እንስሳትን ንሓደስቲ ወለዶታት ኣስንቕዎ።

  • @danieldesta2561
    @danieldesta25613 ай бұрын

    ምሳኻ ጥራሕ ኢዱ ተሰዲዱ ዝሕስደካ ሰብ ብኸመይ ኢሉ እዩ ኮሚኒቲ መስሪቱ ዝተሓጋገዝ?

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    Those are the real people.

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse13453 ай бұрын

    ኣብርሃለይ ሓሹል 😆

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35263 ай бұрын

    ኣያ ሁሩይ ስለምንታይ ተምሃሮ ሓዲስ ተረሺኖም ናይ ኣዲስ ኣበባ አዮም 1967ጅምሩኡ አቶም 150ብሰንኪ ሶሎሙን ወልደማርያም ኣይተዉርዶም ብባርካ አንዳበልዎሙ. አቶ አሰያስ ኒ ጀብሃ ከምጀው ክትሓቕቕያ አልኩም ሕጂውን ኒ ሽዓብያ ሓቂቃ ኣፍልቡ ኣሪሙ. ሺም ኣዱኡ ኣድሓነት አልኩም ኣብሓጉኦ ጎንደር ተቕብሩ. ኮል ከመይ ቶሎት ዓዱ አልኩም ኣምንኩሞ. ኣያ አስካ ሎሚ ንዓይ ጥባሕ ንዓኻ ኒ መሉኣከተኽለ ጥዓዳ ፈረስ ኤልካዮ. ኤይብሕጽል 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    Ata temahar kemey gerka kemzxahaf

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r3 ай бұрын

    ኣብራሃለ ከዳዓ በዳን ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቱዎ እዩ ። ሕጂ ውን ወደባት ንቃሓ ደቁን ደቂ ደቁን እንዳ ሓፈሩ ክነብሩ እዮም።

  • @selamg3325
    @selamg33253 ай бұрын

    ተላ ባይሩ.... ኣብ መወዳእታ ግን ተ. ሓ. ኤ ካብ ሓላፍነትካ ኣውሪዶሙኻ ኔሮም....

  • @wedislas1

    @wedislas1

    2 ай бұрын

    ኣየውረድዎን ሰጒጎሞ

  • @nigistigoitom9093
    @nigistigoitom90933 ай бұрын

    Thank you Antonio this is very important! Good job 👏

  • @Titoo892
    @Titoo8923 ай бұрын

    አቶ ሑሩይ ...ባሕሪ ነገስታት? ምስ ዛ ጥልያን ድሰረሐ ኤርትራ ዕንታ ዘረክብ አለዋ?..... ከንሻ ዝብሃል እኳ ዘይነበረ ብዘበን ባሕሪ ነገሲ..... ንአሕመድ ግራኝ ተቀቢሉ ምሰስለመ.... ነጋሪት ተመንጢሉ ናብራስ ዝወረደ.... ቀድም ዘበን.....

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    We need to learn a lot from those wise people.

  • @hagosgebrmariam3807
    @hagosgebrmariam38072 ай бұрын

    እዛብዛዕባ ብሕታውያን ባንክታት ትካላት ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብኤርትራ። ኽክፍቱ ከምኡውን ኻልኦት ኣገደስቲ ትካልት ክም ሕክምና፣ትካላት ትምህርቲ፣ዅንስትርሽን ወዘተ ንኤርትራውይን ኣውፈርቲ መንግሥት ኸፍቕድ ብወገይ ብኣኽብሮት ይሓትት !!!

  • @hakimabdelkadir
    @hakimabdelkadir3 ай бұрын

    Bank of camels.what ajoke😂😂😂

  • @michaeleskelaw9485
    @michaeleskelaw94853 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዘረባ ለባማትን ዓበይትን ሊቃውንትን ኣቶ ሕሩይ ብጣዕሚ ደስ ኢልና ሓሳብካን ኣዘራርባኻን ዕድመን ጥዕናን ንምነ።

  • @user-dy5kf3dr4h

    @user-dy5kf3dr4h

    3 ай бұрын

    ሕቶ ን ብጻይ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ኢንተርቪው ናይ ጀነራል ሓንቲ ርእይቶ ብዛዕባኻ ተጻሒፋ ነይራ::

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    3 ай бұрын

    Ewae tezaribe elka dika enty elu do tezaribu eiu kolel endiu kbl wilu do kolel eiu des zbleka koinu

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    3 ай бұрын

    ዝትአሓተቶ ዉን ኣይመለሰን። ብሰሓቅ ተሰንዩ ወዲእዎ። ንገሊኦም ሃብታማት ስለዝኾኑ "ኣብርሃለይሲ ምስ ሓረጎት ክዛረብ?" ምባሉ የገምቶዩ። ኣይተዛረበን። ሓረጎት ሰብዶ ኣይኮነን ? እሞ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጋደልቲ

  • @mulugetaa532
    @mulugetaa5323 ай бұрын

    ገብረሚካኤል ፡ ሓው ሓጎስ ኪሻ ኢዪ

  • @HaraGhirmai

    @HaraGhirmai

    3 ай бұрын

    እንታይ ዝኮነ እዩ?

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories3 ай бұрын

    በጃኻ ኣንቶኒዮ እቶም ብዛዕባ ጀብሃ ዝዛረቡ ቕድም መምዮም ሕሩይሲ ሓንቲ መዓልቲ መሸማዕ ኣንጺፉ ኣብ ሜዳ ዘይፈልጥ ከመይ ጌርካ ብዙሓት ምኩራት ከለዉ ነዚ መስፍን ብበቕሊ፝ዝኸይድ ተቕርቦ ።እንታይ፝ ይፈልጣ ንጀብሃ ድሕሪ 1975 ጀብሃ ነበር ይዕዘቡኻ ኣለዉ

  • @user-ik3cp4tc9t

    @user-ik3cp4tc9t

    2 ай бұрын

    All Antonio cares about is getting viewers in KZread he doesn’t care about the truth he himself wants to hear negative about Eritrean government and individuals who stand alongside the Eritrean people. Good example is the interview he did with Tekeste Haile and so on.

  • @melakegebretensae9317
    @melakegebretensae93173 ай бұрын

    እዚ ሁሩይ ተላ ኣብ 1998 ወራር ወይነ ኣብ ትግራይ ውድብ መሪሁ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ እዋጋኣና ኔሩ እዩ ።ሕጂ ፈታዊ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ክዛረብ ሞራልን ሕሊናን የብሉን ።ኩሉ ዕላማታትካ ሚስ ፈሸለኻ ሕጂ ኣብ ኣውራጃ ወሪድካ ኣውራጃታት ክትፈላሊ ትሓስብን ትጉስጉስን ኣለኻ ብጣእሚ ማዕረ ክንደይ ዱኹም ሙኻንካ እዩ ዘሪኢ

  • @sarahogbay1382

    @sarahogbay1382

    3 ай бұрын

    ሓሳዊ

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet57632 ай бұрын

    Please his dad Tela bairu was traitor of eritreans because he was the lead of Mahber andnet!! his son Huruy is anti eritreans !! Abu nabona weldeab weldemariam kedae koy yehliluwo nerus wedu kea hiji Hiji wn wedi wedu nttela kedae keymexie Meknyatu kidat kem wrsha hizomo

  • @bltblt2473
    @bltblt24733 ай бұрын

    ድንቁርና ገድሊ ኤርትራ ህዝብን ሃገርን ኣብሪሱ.

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r3 ай бұрын

    ኣነ ወዲ 25 ዕድመ የ ታሪክ ከኣ ነጊርኩምኒ ኣሎኩም ኣጆኩም ኣቦታተይ ምናልባት ሕጂ ህግደፍ ሰዓብቱን ሰገድቱን ሰብ ግዜ ክኮኑ ይክእሉ ጽባሓ ግን ካልእ ግዜ እዩ። ታሪኩም ወርቂ እዩ ንደቀባት ኤርትራ። ኣጆኩም ደቅኩም ክነቅስነኩም ኢና ። ህግደፍን ግፊዓዊ ተግባራን ሙሉእ ሙሉእ ክንድምስሳ ኢና ።

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay52753 ай бұрын

    Welcome abona huruy tedla bayru

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey95823 ай бұрын

    ❤❤❤ዋውውውውው ክቡርን መፍትሒን ዝኾነ ሓሳብዩ ናይ ክቡር ሕሩይ !!!❤❤❤

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3r3 ай бұрын

    ግርም ሓቀኛ ታሪክ እዩ ። ነቶም ደቅኩምን ደቂ ደቅኩም ኣመሓላልፉልና ደኣ እምበር እዛ ጃንዳ ጉጅለ ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዓፊናቶን ኣጽኒታቶን እያ ። ዕድመ ሃብኩም

  • @asmarino1464
    @asmarino14643 ай бұрын

    ሰላም ኣንተንዮ ከመይ ትኸውን ስለ ኩሉ ትገብሮ ምእንቲ ኤርትራን ኤርትራውነትን ምድላዋት ዩኹን ዝሓለፍካዮ መስገድልን ካብ ልቢ የድንቐካን ። ወትሩ ናይ መደብካ ተኻታታላይ የ እንተ ፍፈቒድካለይ እዘን ዝስዕባ ሑቶታት ነይረናኒ 1/ ብ/ ኣብርሃለይ ንሳሚኤል ኮነ ኢሊ ከምዘይ ሃረሞ ኣቢ ኣብ ቲ እዋን። ዝቆመት ናይ ፍርዲ ኮሚተ ኣብ ከባቢ ጢዖ ናጻ ከምዝበለቶን ኣቶ ሑሩይ ኣይፈልጥን ዶ ነይሩ 2/ ኣቶ ሑሩይ ከም ዝበሎ ጀብሃ ን 6ወአሒ ንክ ኣስር ስልጣን ክምዝሃበቶ ነገር ግን ብ/ኣብርሃለይ ን 9 ወርሒ ስለምንታይ ታኣሲሩ 3/ ስለም ንታይ ከ ክሳብ ታ መል ኣካ ተኽለ ዝሓቶ ድሃዩ ዘይገብረ። እተ ድኣ ናይ ብሓቂ ካብ ቂምን በቐልን ናጻ ነይሩ ክሓተሉ ምተገብ አ ዶ ።እቲ ምንታይ ንሓደ ብፍቃዱ ክጋደል ንዝመጽ አ ሰብ እሞ ክ ኣ ቀሊል ንቅዓትን ኣፍልጦን ዝነበሮ ሰብ። ኣብ በርኻታት ከም እንስ ሳ ምድርባዩ ኣገባብ ዶ ነይሩ መልኣከ ተኽለ እንተ ደዘይዘክረካስ በቃ ረሲዒካይክ ማለት ዲዩ 4/ ንምንታይ ነቶም ኣብ ከባቢ ከረን ምክርምርዎ ዝሰደደካዮም ሰባት ወጹኢት መርመር ኦይ ዘይተቀበልካ 5/ ጉዳይ እተን 120,000 ን ኣንዳ ደዘስማች ሓሮጎትን ብዛዕባ እዘን ገንዘብ ኣይተዛረብካን ኣብቀጻሊ ክፋል ክትዛረብ ተስፋ ይገብር ። ብ/ኣብርሃለይ ምስ እንዳ ደዝማች ሓሮጎት ብኸመይ ከም ዝቀርቦምን ጋል ሓሮጎት ድማ መሳርሑቱ ከም ዝነበርትን ሓቢሩና ስለዚ እንዳ ሓሮጎት ኣቲዩ እንተ ዕለለስ እንታይ ገበኑ ወይስ ምሽኽዕላል ዩ ኣቲ ናትካ መልሲ ምስታ ዘሰናኻይ ናይ ባጫ ስሓቅ 5/ ካብ ቡዙሓት ሰባት ክም እንሰምዖን ኣብ ገለ ገለ መጽሓፍቲ ከም ብዓል " የኤርትራ ጉዳይ"ዝ ኣማሳሰላን ንናጽነት ኤርትራ ንሃይለስላሴ ኣብ ሞብሊዒ ቂርሱ ጌሩ ዘቐበል ኣቦኻዩ ይባል ነዚኦም ክምዚ ኣረዳድ ኣ ዘሎዎም እንታይ መልስኻ 6/ ኣንተንዮ ብ/ኣብርሃለይ ኣብዝነበሮን ዘይነበሮን ኢልካ ተዛሪናካ ሞ ንዓና ናፍልጦ እተ ተዛረበ እንታይ ሓጥያቱ ዶ ንጀብሃ ጥራይ ደይ ወደስልካዩ። የቐንየለይ ዘውትር ተኻታታሊኻ

  • @becool4344
    @becool43443 ай бұрын

    I like the way how Ato huruy Tedla explains things.

Келесі