Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ ምስ ጀጋኑና ሕድራይ ፍስሓ፡ክብሮም መሓሪን 1 ግንቦት 2024 Part 2

Tv Sened መልሲ ንብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ፡ ምስ ጀጋኑና ሕድራይ ፍስሓ፡ክብሮም መሓሪን፡ 1 ግንቦት 2024 Part 2
መእረምታ
ጎብሩ ሓጎስ ተመሃራይ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርስቲ'ምበር ኣብ ባህርዳር ከም ዘይነበረ። ስም ስውእ ኪያር ዓሊ (ፍትዊ) እዩ ዝብሃል። ፍትዊ ኣብ ስርሒት ከተማታት ዝተዋህቦ ስም'ዩ።
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 83

  • @Tesfa325
    @Tesfa3252 ай бұрын

    ሰላም ጀጋኑና ሕድራይ ምስ ክብሮም እዞም ሸፋቱ ህግደፍ እነሆ ሀገር እዚ ዘላቶ ንርእዮ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም Thank you Antonio for inviting Hidat & Kibrom💐💐💐💐💐

  • @elilta70
    @elilta702 ай бұрын

    ናይ ሐቅኻ ሕድራይ ክትዝክሮም ሕጂ ብሐቂ ቅርጸት ከብዲ ኢዩ ዝሕዘካ💔💔💔

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62392 ай бұрын

    እዚ ሓሹል ኣብርሃለ ክፍለ ይሕሱ ምህላዉ ኣብቲ ቃና ናይ ኣንደበቱ ንምፍላጥ ኣየሸግርን እዩ!

  • @teweldeyemeneab5484

    @teweldeyemeneab5484

    2 ай бұрын

    ንስኻ ከኣ ትገድድ ካብኦም ካምሲን:

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    Ай бұрын

    ጀነራልሲ ኮሪዑዩ ኣዘንትዩ ሠጋእ እኳ ኣይበለ።

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    Ай бұрын

    @@asmarah3174 ዋህዮ ንየው በላ! ዋህዮ ሕሹኽሹኽ 'ዩ ኣመላ! ትብል ደርፊ 'ዶ ትፈልጣ?

  • @user-ol9vv8uy5g
    @user-ol9vv8uy5g2 ай бұрын

    ከምዝርዳኣኒ ኣብርሃለ ሰባት ይቀትል ከመዝነበረ ትነግሩና ኣለኩም ሰለምታይ ኣብእዋኑ ስጉምቲ ዘይ ወስድኩም ሕጂ ድሕሪ 40 ዓመት ከምዚ ከምቲ ምባል እንታይ ንማሃር ካብዚ

  • @johnkidane5066

    @johnkidane5066

    2 ай бұрын

    ኣይገርመካን ዶ ኣንታይ ቢያቶም ክምሁና ዝደልዩ ዘለዉ ሕጂ ወላ ናዓይ ኣይተረደኣን። ንኣብርሃለ ኣብዚ 30ዓመታት ዝገበሮ ገበን ኣኩል ኡ ነዚ ወሎዶ ምስክርነት ናዚኦም ዝልየና ኣይኮነን።

  • @yonnastsehaye8277

    @yonnastsehaye8277

    2 ай бұрын

    ይገርም እዩ ባዓል ዕታ ታርኽ ኣልቦ ስለ ዝኾኑ ሕጂ ከምዚ ባ ከምዚ ከላም ፋርቅ....

  • @logo967

    @logo967

    2 ай бұрын

    ሓሳውቲ ኢኹም ኣብራሃለይ ሰባት ትቀተለ ደረት ጉራቱ ስለ ዝደፍእዎ ኣይኮነን ፖሎቲካዊ ውሳኔ እዩ ስለዚ ንቶም ንክቀትል ዝእዝዝዎ ዝነበሩ እዩ ታሪኽ ክሓቶም ዝግባእ ። ንኣብነት ውጩ ንዛላንበሳ ናብ ሓሙኹሽቲ ትቀይሩዋ ንውጩ ድዩ ዝሕተት ዋላ ንቶም ፖሎቲካዊ ውሳኔ ዝሕለፉ ።ሕድራይ ንሓደ ከም ናይ ኢትዮጵያ ሓሳዊ ዝፈልጦ ተሓኤ ቅተሎ ትተባሂሉ ይቀትሎ ግን እቲ ናይ ኢትዮጵያ ሓሳዊ ተባሂሉ ዘሎ ከም ሽፋን ተጠቂሙ ናይ ህግ ሓያል ሰላሊ ከምዝነባረ ትተፈሊጡ ተሓኤ ድዮም ተሓተቲ ዋላ ሕድራይ ?ናይ ብሓቂ ሃላዋት ኢኹም።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49742 ай бұрын

    ዑመር መሓመድ ብጥይት ናይ ብጾቱ ከም ዝተሃርመ ካብቶም ሒዞም ዝማረኽዎ ሓደ ደምመላሽ ዝተባህለ ኢትዮጵያዊ መስኪሩ እዩ

  • @aneeri6921

    @aneeri6921

    2 ай бұрын

    ወስላታ እንታይ ትፈልጦ ዝጎጢ እንተመጺኡ ትሰሓል ኢካ ሓተላ

  • @sumongehbrezgi3294
    @sumongehbrezgi32942 ай бұрын

    ገጋ ሓበረታ እብራሃለይ ካብ ታህዳይ 15 ዝኣባላታ ሕዙ ንመዳ ኣትዩ እዩ ኣነ ዝነበርኩዎ

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane89922 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓደ ብሓደ ጽቡቕ ትንተና ትገብሩ ኣለኹም መልእዎ

  • @teklezgitesfatsion256
    @teklezgitesfatsion2562 ай бұрын

    ኣብርሃለ ክፍለ ሰላይ ኢትዮጵያን ሰላይ ወዲ መድህን በራድ ምንባሩ ዘጠራጥር የለን። ንወዲ መድህን በራድን ኣብርሃለን ዘጣመረቶም ድማ ክልቲኦም ሰለልቲ ን ኢትዮጵያ ምንባሮም እዩ።

  • @hagosberhe3301

    @hagosberhe3301

    2 ай бұрын

    ትሩኩስ ማዓኮር ንብዓል ንዓኻ ከዳዕ ከጽሪ ሸያጢ ሩስቱ

  • @hagosberhe3301
    @hagosberhe33012 ай бұрын

    ንስኻትኩም ወን ከምዘይ ነበርኩም ካብ ገለጽኩም ንሱ ከም ዝነበረ አንድሕር ተዛርቡ ንመን አና ክንኣምን ? ንስካትኩም ካብ ዝተጽሓፈ አኹም ትዛረቡ ዘለኹም ንሱ ግን ከም ዝነበር አንድሕር ተዛርቡ ንዑኡ አና ንኣምን ወይ ድማ ምስኡ ዝነበሩ አብቲ ስርሕት አንድሕር ገልጸሞ አና ንኣምን አምበር ናትኩም አሎሞ ጽሕፍሞ አንዳበልኩም ዘረባ ግደፍዎ አዚ መፍኮስኹም አዩ ። ዝሰርሓክሞ አንተልይኩም ድማ ምሃሩና ታርኽኩም ክንፈልጥ ዓበይቲ ኣያታትና ስለ ዝኾንኩም ንዓና ውን ታርኽኹም አዩ ዘገድስናን ዘኹርዓናን።

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile5022 ай бұрын

    Sewei tesfay belay aitereseuwo

  • @kudus7756
    @kudus77562 ай бұрын

    ንሱኹም ሲ እንቃዕ ብሂወት ጸናሕኩም ተረከስ ኢልዎ እዚ ሓሹል እሰያስ ምስ ሰምዕናዮ ብያዕሚ እንዲና ጊሂና ሕጂ ግን ጸባ ሰቲና (ሓቅስ ብርእሳ እንተቀበርካያስ ብእግራ ትወጽእ እዩ ነገሩ)

  • @elilta70
    @elilta702 ай бұрын

    ኢዚ ሎቅማጽ አብራሃለይ ክፍለ ሐሳዊ ብሐቂ ብሰለሰ ሸነኽ ይሰርሕ ነይሩ ማለት ኢዩ ከምኡ ሰለ ዝኾነ ኸአ ንሳግም ናብ ህግ ከእትዋ ዝጉምቲ ዝወሰደ አብራሃለይ ብደም ዝጨከወ ገበነኛ ኢዩ:: ሕጂ ኸአ እንቃዕ ክሕሱ ጉዱ ክወጽእ ኮይኑ አሎ ኢዚ ሞሽሞሽ ሐሳዊ::

  • @elilta70

    @elilta70

    2 ай бұрын

    @@qelhi7922 ንስኻ ትፈልጦ የብልካን ከምዚ ትምልሶ ዘለኻ አፍካ እንተ ሐዝካ ይሐይሽ አብርሃለይ ክፍለ ግን ፈቲኻ ጽላእ ብደም ዝጨቀዋ አእዳው ኢየን ዘለውኡ ምህዳ ዶ ጂኒዕፊርት ዶ አይትበለኒ አብዘይ ትፈልጦ ጠብሎቅ ምባል ግደፍ::

  • @qelhi7922

    @qelhi7922

    2 ай бұрын

    @@elilta70 ጋሕሻር ዋላ ኣብ ናይ ዩቱብ ኮመንት ምጽሓፍ ክትከልኡና ትፈልጦ የብልካን ኣይትጽሓፍ ዶ ገለ ዶ ትብልኒ፡ ኣነ ዝበልኩ ኣነ ዝበልኩ ጅግና እዩ ምኽንያቱ ነታ ዝወፈራ ዕላማ መወዳእታኣ ኣብጺሕዋ ሰራዊት መሪሑ ኣትዩ እዞም ሎኽሳሳት ሓመይቲ ግን ብረቶም ደርብዮም ሃዲሞም ነናብ ዝሕሾም ሕጂ ድሕሪ 40ዓመት መጽዮም እንታሓመይዎ ትርጉም ዘለዎ ኣይመስልን እየ ዝበልኩ፡

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 ай бұрын

    ምሕሳዉ ኣይትትልኣዮ ኣይ ሳላድጋስወኩ ድሕሪ ክንደይ ሬናኩሙ. ሓቂ ክኣ ከምተኣሉሉና ካቢ ማበር ሓሶት ክዝራኤ ኮሎ ካቢ ምሕበር ሓቕናታትክኣ ብኣልናኣሎናዮ ንምርማሩ ጥራይ ብምሕንፈዩዮ ዎ. ንሕና ደለይቲ ቁዋምክ ብመንፊት ናይጣፍ ንነፍዮ ግደብልኩሙን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai23152 ай бұрын

    ራሳይ ግን ኣብቲ ግዜ እቲ መዓስከር ናይ ጀብሃ ዩ ኔሩ:

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 ай бұрын

    ሰላም ክብሮም መሓሪ👋👋👋👋👋

  • @mkbrom
    @mkbrom2 ай бұрын

    ብሩህ አገላልጻ፣ይበል።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 ай бұрын

    የማነ ትክለገርግሺ ፈዳይን ኣቢ ከሰላ ነይሮም አሉ. ንመለኣከተክለን ኒ ስኣድ ሳልሕ ኣቢ ዓዲ ቆንጥ ኒ ግደት ምኽኣሉ 1972/73 ሬዮም ወዲ 12/13ዓደመ ናረማለትዩ ሹኣዩ ወዲ 4ኣስማራ ኒ ህዋን ገብርሂወት ናይ ሽዓብያ ሙርይክ ናይ ጅብሃ ማርካቶ ሻኡኣኡ ኮርያ ኣቢ ገዛውትና ከልብ ነክስና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @asmarah3174
    @asmarah3174Ай бұрын

    ጀነራል ኣብርሃለይ ንኣሚሪካ ወይ ንጅዳ ስለ ዘየላገሰ ፡በቶም ዝላገሱ ይህረም ኣሎ። ስለምንታይ ይንቀፍ? ስለ ቃልሱ ዝቀጸለ፡ ከም ንቃልሲ ዝወጸ ፈሊጡ? ናጽነት ትርጉም ቃልሱ ድማ ረኪብዋ ተዓዊቱ። ንምንታይ ድዩ ወጺኡ ? ንናጽነት እኮ እዩ።

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie27132 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 ай бұрын

    ሰላም ኩሉኹም ኣሕዋት።

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde57662 ай бұрын

    ኣብዚ ናይ ከተማ ንከደዓት ንምቕንጻል ዝካየዱ ዝነበሩ ስርሒታት ሓደ ሓደ ምንጮም ካበይ ከምዝኾነ ንጹር ዘይኮነ ተጻብኦታት ናይ ተዂሲ ክሳብ ነቶም ኣብ ስርሒታት ኣብ ቅንጸላ ሃሱሳት ደርጊ ዘነጻጸረ ዝተሳተፉ ጀጋኑ ኣብ ሓደጋታት ዘውደቐን ክሳብ ኣብቲ እዋን ሕይወቶም ዝኸፈሉ ጃጋኑ ከምዝነበሩ እቶም ኣብኡ ብኣካል ዝተሳተፍኩም ትትርኹ ኣለኹም። ኣብቲ እዋን ንዓኹም ተመሲሎም ድርብ ተዋስኦ ዝጻወቱ ክነብሩ ይኽእሉ እዮም ዝብል ጠርጠራታት ኔሩኩምዶ፡ ዘካየድኩሞ መጽናዕትኸ ኔሩዶ?

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru20592 ай бұрын

    Jibhay ziteft eyu mesilwo

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82822 ай бұрын

    ዝገርም እዩ!!! እዚ ሰውራና ክንደይ ዘይተነግረ ጉድ እዩ ዘለዎ፡ እሞ እንቓዕ ሃለኹምልና ነዚ ንኽትነግሩ እዩ ኣምላኽ ዕቂቡኹም፡ ደጊመ ንኹለኹም የመስግን፡

  • @user-nz8zr4tg6c
    @user-nz8zr4tg6c2 ай бұрын

    መልኣከ ተኽለ ብኸመይ ተሰዊኡ ኮ ደፊርኩም ክተዕልሉሉ ደይትኽሉስ ብዛዕባ ኣብርሃለይ ትዛረቡ

  • @yonnastsehaye8277

    @yonnastsehaye8277

    2 ай бұрын

    ባዓል ዓጢነ ሰብ መራት ሓንጎል እዮም ከመይ ጌሮም ብዝዓባ መልኣከ ክዛረቡ ብደዎም ዝሞቱ!

  • @samiarai-pk7tt

    @samiarai-pk7tt

    Ай бұрын

    ኣብርሃም ተኽለ ምስተሰውአ ኢሉ ሸፈፍ ምስ በላ ሓቂ ይሓይሽ ኣነውን ባህ ኣይበለትንን። እቲ ካልኦም ግን ነንሕድሕዶም ይፋለጡ፣ ኣብ ከምዚ ወዲቖም ክትሪኦም ግን የሕዝን'ዩ።

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie99212 ай бұрын

    ኣቱም ሰብ ስለዝጸላእክሞ ንኣብርሃለይ ድላይኩም ትዛረቡ ኣለኹም ንሱ ድማ ኣብ ሓንቲ ነጥቢ ክዛረብ ንሳ ድማ ኣብታ ናይ ክቡር ዘብዔኛ ዝተባህለት፡ ኣብ ደብረማርቆስ ጎጃም ብምሉኡ ተመሃራይ ባህርዳር ወሲደሙና ኣብኡ ከኣ ወተሃደራዊ ታዕሊም ወሲድናን ተቐጺዕናን ስለዚ ሓቁ እዩ፡ ናይ ካልእ ግን ዝፈልጦ የብለይን ነሓድሕድኩም ትፋለጡ

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli80172 ай бұрын

    ሕጂ ግርም። ጀጋኑ ዝብል ቃል ይግብኦም ኢዩ። 1ይ ክፋል ውን ተኸታቲለዮ ኔረ። ጽቡቕ ትሕዝቶ ተጋደልቲ፡ ተጋደልቲ ዝጨንዉ ብዙሕ ሃለውለው ፖለቲካ ዘየንጸባርቁ።

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu4405Ай бұрын

    ብጽልኢ ዝዓወረ ታሪኽ ናይምስናድ ይኹን ናይምዝንታው ሞራል ይኹን ብቕዓት የብሉን ?????

  • @MusseFkreyesus
    @MusseFkreyesus2 ай бұрын

    እዮብ መንግስቱ እዩ ዝፈትጣ ይብለና ኣሎ ኣፍልጦ ዘይብልካ ኣብኡ ዘዋዓልካ ምዝራብ ኣይከብድን

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai2 ай бұрын

    እዚ ስለያ ኢትዮ..ሻዕብያን ዝነበረ..ንጀጋኑ ብጾትኩም ዘሕቀቀ ኣብ መቀለ እንተ ነይሩስ እንታይ ኮንኩም ሽዑ ስጉምቲ ዘይወሰድኩሙሉ? መቸም ምስ ወያነ ተጸጊዕኩም ወርቃዊ ግዜኩም ኢኩም ኣጥፊእኩም ። ወያነ ኣብሊዓ ኣብሊዓ ቁም-ነገር ከይትገብሩ ዓዚማትኩም ዝገደደ ድማ ሕጂ ንህዝቢ ኤርትራ ከተርግጹ ትግራይ ትስዕር ኢልኩም ንኣሽቱ ኣሕዋትና ምስ ተወልጀ ሓናፊጽኩም ኣድጊ ንሓመዱ ኢልኩም እታ ናይ ኣቦታትና ባንዴራ መለይ ንተጋሩ ኣረኪብኩም ኣርኪስኩማ በዚ ድማ ኣዚና ንሓዝን። ኩሉ ንብላሽ ኮይኑ መስዋእቲ ጀብሃ ኣቦታትናን ዕድሜኦምን😓

  • @tedrosrussom4137

    @tedrosrussom4137

    2 ай бұрын

    አይ ዝሩጋት ማዓንጣ እንድዮም ዓጢነታት !!!ንተ/ጋ አብራሃለይ ሕጹብ ማዓንጣ ክቕንጽሉ አይኮነን ኮሚደረ አየንትዑን ሃደምቲ በለጸኛታት ነጋዶ!!! ህዝቢ መቐለ ብፍላይ እቲ ዝነበሩዎ ብኢንዲስቱሪ ዝፍለጥ ከባቢ መቐለ ከም ሸቓጦ ቡን እዮም ዝፍለጡ ኔሮም ።እዚኦም ሓስወቲ ነጋዶ እዮም!!!

  • @asmarah3174
    @asmarah3174Ай бұрын

    ወይ ሃተፍተፍ ! ሓጓሚ ከሎስ ተሕጓሚ ይጠርጥ ይበሃል። እሞ ንስኻትኩም ድማ ስዑድያ፡ኣሜሪካ ምካድኩም ንምስኪን ክጋደል ዝወጸ መንእሰይ ደሃዩ ከይገበርኩም ድዩ ንኣብ ስራሕ ዘሎ ስብ ኣማዕዲኩም ትሓምዩ ? ዋይ ሓመይቲ !፡ናጽነት ዶ ኣይኮነን ኔሩ ዕላማኹም? ኣይትሓፍሩን ከማን፡ ሕጂ ስዒድ፥ ዋላ ዓብደላ፡ ተላ፡ ክትብሉ? ዒብ ግበሩ ወርዝዉ ሓቂ ፍተው እርጋን ኣርኪባያ። ንሓመዱ ክዝልፍኩም ከለዉ ኣስቖርቁሩ። ጽቡቕ፡ፍቕሩ፡መሃሩ። ጊዜ ጊዜ መምህርዩ እሞ ወርዝዉ። ኣይተቃልሉ፡ኣበይ ኮንኩም ኢኩም ተቃልሉኸ? ኣብ ዩትዮብ፧ንውሪ

  • @avmars5937
    @avmars59372 ай бұрын

    ክብሮም፣ እንታይ ኢኻ ኩሉ ከም እትፈልጦ ጌርካ ትገልጽ ዘለኻ። ከም ዓቢ ሓላፊ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ከም ዝነበረካ ኢኻ ትመላለስ ዘለኻ። የድንቀኻ፣ ኣብ ክልተ ዓመት ዘይኣኽላ ናይ ሜዳ ተሞኩሩኻ ክንድዚ ፍልጠት ምውህላልካ ይገርም። እዚ ታሪኽ ምስናድ ስለዝኾ በለካ ወቐዓካ ከይከውን ጥንቃቐ ይሓትት። Good to hear from you ሕድራይ!

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41322 ай бұрын

    Temesgen ኢኒቅዒ ቢሂዊወቴሀ አሊኮም❤❤❤❤❤❤

  • @godislove6290

    @godislove6290

    2 ай бұрын

    Tigrigna men mihirki khato eye ngerni

  • @user-nz8zr4tg6c

    @user-nz8zr4tg6c

    2 ай бұрын

    ዋይ ሜትካ ኮለኻ ዲኻ ትጽሕፎ ደለኻ ነዚ ትግሪኛ

  • @teclitdo7dle3fededembaye22
    @teclitdo7dle3fededembaye222 ай бұрын

    አብርሃለ ክፍለ ሽፍታ እዩ ነይሩነዚ እንዳፈለጥኩም ንቃለስ አለና ምባል ገበን አብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክድዓት ዘይኮነን መሳኪን ደቂ ህዝቢ ሐቂ መስሊው ምእንቲ ሐቂ ዝወደቁ አንቱም ሸፋቱ ቀዳሞትን ዴሕረውትን ደምና ደም ከልቢ ዝገበርኩም ተሐተቲ ኢኹም ዝመጽእ ወሎዶ ውን ከፈራደኩም እዩ

  • @girmaberaki8090
    @girmaberaki80902 ай бұрын

    ጉዳይ ጸዓዘጋ በአካል ባዕለይ ሰለዘካየድኩዎ ዘይ መሰል ጽውጹዋይ አዩ ስዉእ ሐድጉ እዩ ንእሳያስ ዘዛረቦ አብርሃለይ ዲሕሪ ቶኽሲ እዩ መጺኡ

  • @ogbaihagos4732
    @ogbaihagos47322 ай бұрын

    ኣብዚኣ ቁሩብ ሸተት ኢላትካ ኣላ ክብሮም ።ማእከላይ/ ፈጻሚት ሽማግለ ዝነበሩ ገርጊስ ኣቦ መንበር, ዘምህረት ናይ ፖለቲካ፡ጆመትራ ናይ ጸጥታ ፡ብርሃነ ሃይለ ወተሃደራዊ ሓላፊ🎉ኣብርሃለይ ኪፍለ ኣብዛ መሪሒነት ኣይነበረን ፡ምክትል ብርሃነ ሃይለ ስለ ጽነበረ ግን ብግዳይ ብርሃነ ምስቶም ብግቡእ ዝተመርጹ ፡ ብስምምዕ ህዝባዊ ግንባር ኩሎም ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝነበሩ ኣብካላይ ጉባኤ ከምዛትው ኮይኖም። ሓደ ሕንቂል ሒንቂሊተይ ግን ኣሎ ፡ቅድሚ ጉባኤ ብርሃነ ሓይለ ሓንሳብ ተሰሚሙ ሓንሳብ ተመን ነኺሱዎ እናተባህለ ጠፊኡ። ኣብርሃለይ ከኣ ፡ኣስ ምሉእ ቃልሱ ረኪብዎ ዘይፈልጥ ኣብ ስልጣን ሓኹሩ።

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai23152 ай бұрын

    ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክንደይ ብርጌዳት ኔርዎ::

  • @Tv.senedNews

    @Tv.senedNews

    2 ай бұрын

    10 ብርጌዳት ነይረን፡ደሓር ብሰንኪ መስዋእትን ቀጻሊ ኵናት ክልተ ብርጌዳት፡ኣብተን ካልኦት ብፍላይ ሰሜናዊ ግንባር ሳሕል ንዝነበራ ብርጌዳት ክሕወሳ ተገይሩ ዓብይ ደገፍ ነይሩ። 8 ብርጌዳት ተሪፈን። ኣስማተን 19፣44፣61፣64፣69፥72፣75፣77፣81፣97

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 ай бұрын

    አንታዮኖ ሓብሓሱዊት አንታይ ትጥበ ማር ኩኮልሰካ ዋላ ቁዋም ወይ ሕጊ አንዳባ ትጥበ ኣይቀበቱኩምን. ኣነባድኣ ኩኮነለይ ተጋዳለይ ኩዩን ከመጣለይ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸💚🇺🇸💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @ogbaihagos4732
    @ogbaihagos47322 ай бұрын

    ስመይ ዑቅባይ ይበሃል

  • @adamismail9137
    @adamismail91372 ай бұрын

    ውግእ ሕድ ሕድ ነዊሕ ነይሩ እሞኻኣ መሪር ካብ ደንከል ኢራፋይለ ኩማይለ ኢምባ ሶይሪ ቅናፍና ጾሮና / ኣትካሮ/ በ ሰፍሑ ባርካ ... ጅግና ሲዕድ ሳልሕ ን ሮሞዳን ኣዉሊያይ ዚበሎ ነይሩ ካልእ ጀነራል ሓየሎም ኣራእያ ኣብ ኢምባሶይራ ዉይ ትግራይ ኢሉ በኺኡ ንዉሎዶ ዚመሓላለፍ ታሪኸ መጽሔት ወያነ ተዓዘብ

  • @hadishanan695
    @hadishanan6952 ай бұрын

    abrhalay kefele emun nay iseyas mekanu felut eyu kesb heji kea key tetnkefa yeber alo nebal geberberhan zera zeshweya abrhaley kefla eyu zekaras hafte zektela abrhaley eyu

  • @thehaileab4478
    @thehaileab44782 ай бұрын

    መጠረሽታ 70 ታት ወይ መጀመሪ 80ታት ነበረ :: ከባቢ ባር ሊዲያ ነበር :: ዲሕሪ ሲነማ ካፒቶል: ዘጋጠመ ፍጻመ :: ክባቢ ምሸት ሳዓት 7:30 ይኸውን : ዝተጻወደ ነታጊ : ተተኮሰ :: አብቲ ፍጻመ 5 ቆልዑ ካብ ሓንቲ : ስድራ : ሞቱ :: እዚ ፍጻመ : ብፈዳይን ከምተገብረ : ድሕሪኡ : አብቲ : ሓዘን ካብ ሜዳ ኤርትራ ዝተላእከ: ይቅረታ : ተነበ ::እታ ስድራ : ቦኽሪ ጓሎም : ሕሳስ ልደት : ሓዚላቶ : ዝነበረ ወዶም: ሒዛ : ተረፋ:: ነታ : ድሕሪ ቤቶም : ነጸላ መንደቅ : ዝነበረት : ዓባይ : መብራህቲ : ኤለክትሪ : ንምዕናው : ዝተጻወደ : ነታጊ : ነበረ :: አብ ክሽነ : ድራር : ዝድረሩ ዝነበሩ : 5 የሕዋት : ጠፍኡ :: አደ : አቦ : ዓባይ ጓሎም ምስ ሕሳስ ልደ ወዶም : አብ ካልእ ክፍሊ ሳሎን : ብምንባሮም : ሂወቶም ክተርፍ : ኪኢሎም :: እዚ ከቢድ ሓደጋ : ህዝቢ : አስመራ ዘሰንበደ : ፍጻሜ : ነበረ :: አቦ አይጸንሑን ብጓሂ :ዓረፉ :: አደ ክሳብ እዚ ቀረባ : እዋን ኔረን ምስ ከቢድ ሕማም : : ዓባይ ጉዋሎም ሓዳር ገራ : ወሊዳ : አብ አስመራ አላ :: እቲ ሕሳስ ወዶም : ብኽንደይ : መስገደል : ስግረዶብ : ስደት : ሕጂ ኖርወይ : አሎ :: ነዚ ዘይተነግረ : ፍጻሜ : ብዝያዳ : ብሂወት ንዘለው : ዝነበሩ : ፈዳይን : ተወኪስኩም : ከምታሪኽ : ሰንድዎ : ሓደራ ::

  • @adamismail9137
    @adamismail91372 ай бұрын

    ሕቶ ? ኢብ ኩማይለ ዚነበሩ ደያኑ ክንደይ ነይሮም ኣገባብ እቲ ፍርዲ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41322 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile5022 ай бұрын

    Ab wishti ketama koynu zesereh hade tesfay belay yebahal mes omer ab senbel teasiru neru ne mot dema teferidu kab eser nay be jebha zesu eyu

  • @sifisosiyabonga4434
    @sifisosiyabonga44342 ай бұрын

    ብዛዕባ ወያነ ምዝራብ እያ ኤርትራውነት ተብሎ ዚብል ዘረባስ እንታይ ኣምጽኦ።ታራ ሰባት ኢኹም።

  • @eyorzeray7526
    @eyorzeray75262 ай бұрын

    አብናይ መጨረሽታ ዉግእ ሕድሕድ አነ አብ ብርጌድ 71 ዐዲ ኢብራሂም ጋሽ ምስወያነ ተዋጊእና መስዋእቲ ኔሩ እንደገና አብ አዉሒ ትባሀል ቦታ ምስ ሻዕብያ ተዋጊእና መራሕ ጋንታና ኡሙኩኒ ተሰዊኡ። አብ ዉሽጢ 48ሰዐታት 2ዐይነት መስዋእቲ ኸፊልና ማለተይ እቲ ሐደ ምስ ወያነ እቲ ሐደ ምስ ሻዕብያ

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ንስኻ ብዛዕባ እታ ኣረጊት ማኪና ኣይትፈልጥን ነርካ፡ ንሕና ግን ንፈልጥ ኔርና።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias61092 ай бұрын

    ካባኹም ቡዙሕ ኢና ንጺበ ኢቲ ዝዋዓልኩምሉ ኩሉ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ግለጹሉ።ኣብርሃሌ ናይ ኢሰያስን ናይ ደርግን ብኣካል ክኣ ናይ ጀብሃ ኮይኑ ኢዩ ድሰርሕ ኔሩ።

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o422 ай бұрын

    መልኣከ ተኽለን ኣቀታትልኡን ንምንታይ ክትዛረብሉ ዘይትደልዮ፧ ወገናዉያን ኮንኩም እንዳተዛረብኩም : ከም ተረኽቲ ሓቀኛ ታሪኽ ኮንካ ምቅራብ ምስሉይነት (Hypocrisy) እዩ።

  • @condemned2brefugee

    @condemned2brefugee

    Ай бұрын

    ቅትለት ናይ መልኣከ መለክዒ ናይ ምንታይ እዩ ክትብል ትፍትን ዘለኻ? ምስዚ ዝበሃል ዘሎኸ እንታይ ዘተኣሳስር ኣለዎ? ንኽትፈልጦ ግን መልኣከ ንፈዳይን ጀብሃ ኣብ ምብታን ዓቢ ተራ ዝተጻወተ ሓላፊ እዩ ነይሩ። ንኣብራሃም ተኽለ ምስ ብጾቱ ኣሲሩ ነቲ ኣሃዱ ንፋስ ዘእተወሉ ከኣ ንሱ እዩ ዝነበረ። መልኣከ በቲ ነዚ ብምግባር ዘገልግሎ ዝነበረ ወገን እዩ ተቐቲሉ። ሕድራይ ከም ብጻይን ፈታውን ናይ ኣብርሃም ተኽለ ኣብ ኣቀታትላ ናይ መልኣከ ተኽለ እንታይ ሓቢኡ ንምባል እዩ ተደልዩ?

  • @aronyonas7563
    @aronyonas75632 ай бұрын

    ወያነ አይተሀባበረቶምን ንሻእብያ ጀብሀ አብ ባድመ ንህዝቢ ተባሳብስ ክፍት ጥየል ይወስዱ ግደፉ የህዋት ኢና ይብሉዎም ከንዝነበሩ ይፍለጥ አግልጣሚ እሱባት ሀይለስላሴ ኢሳያስ አብርሀ ምፕስፍን ሀጎስ ካልኦትን ቃልሲ ክጅመር ከሎ ተዳልየሙሉ እዬም ግን ዝኩሉ ጌጋታት እንዳተራአየ ስጉምቲ ንኢሳያስ አብርሀለይ ዝቀትል አይነበረን ሀደ ተዝቅንፀል ለውጢ ምስ ሀለወ ስለዚህ ወያነ ተንኪፍኩማ ኢሳይያስ ጃሱስ ሙካኑ ጭንጭንታ ነይሩ ውግእ ግድ ግድ ካብ ኢሳያስ አብርሀ ካልኦትን እዩ አብርሀ ብሽጣራ እዩ ንብ ጀብሀ ተሀዊሱ ንኩሉ ቃልሲ ክጅመር ከሎ ተዳልየሙሉ ፁኒሆም ምክንይልቱ 1960 ጀሚሩ ሀይለስላሴ ሽማግለ ይስድድ ነይሩ ከምስርአት ተዳልዬሙሉ ፀኒሄም እዬም

  • @berhanedebessai2315
    @berhanedebessai23152 ай бұрын

    ጀብሀ ልዕሊ መሬት ሻዕቢያ ትሕቲ መሬት ይነብሩ ኔሮም ዝብሃል ከ ሓቂ ድዩ::

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    2 ай бұрын

    ከመይ ደኣ! ስለምንታይ ድዩ በረኸት መንግስተኣብ "ዋህዮ ኒየው በላ፡ ዋህዮ ሕሹኽሹኽ 'ዩ ኣመላ" ኢሉ ን መሪሕነት ጸረ-ገድሊ ሃላሊት ሻዕቢያ ዝደረፈላ?

  • @berhanedebessai2315

    @berhanedebessai2315

    2 ай бұрын

    @@tomasmogos6239 እዚኩሉ ወራራት ኣብ ሳሕል ይገብር ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ን ተ/ሓ/ኤ ኣብ ጥቅኡ ኣብ ባርካ ማለት ብዓል ሃዋሻይት ርብዳ ሆሚብ ከጥቅዖም ዘይፈተነ ይፈርሆም ስለዝነበረ ድዩ::

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    2 ай бұрын

    ከመይ ደኣ! ስለምንታይ ድዩ በረኸት መንግስተኣብ ተጋዳላይ ጀብሃ ከሎ፡ "ዋህዮ ንየው በላ ዋህዮ ሕሹኽሹኽ 'ዩ ኣመላ" ኢሉ ን ሃላሊት ጸረ ገድሊ ሻዕቢያ ዝደረፈላ?

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    2 ай бұрын

    እወ ሓቂ'ዩ! ስለምንታይ ድዩ በረኸት መንግስትኣብ ተጋዳላይ ኣብ ጀብሃ ከሎ "ዋህዮ ንየው በላ! ዋህዮ ሕሹኽሹኽ 'ዩ ኣመላ"፡ ኢሉ ዝደረፈ? መራሕቲ ሻዕቢያ ኣብ ሳሕል ፍሉይ ዝኾነ ባህሪ ኣጥሪዩ እዩ፡ ልክዕ ከም መንካዕን (ናይ ለይቲ ዑፍ)፡ ዝብእን ብቐትሪ ይድቅሱ ብለይቲ ድማ ይንቀሳቐሱን የሕሾኽሹኹን ኔሮም።

  • @berhanedebessai2315

    @berhanedebessai2315

    2 ай бұрын

    @@tomasmogos6239 ኣይመለስካያን::

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru20592 ай бұрын

    Edimen tinay yhbku jaganu

  • @user-qv2gx1ix2k
    @user-qv2gx1ix2k2 ай бұрын

    በጃካ እዚ ሓሳዊ አየብርሃ ጀነራል ሓሶት ይቅጽሎ አሎ አምጻልና ነቦና ሓርበኖ ንሑሩይ

  • @aneeri6921

    @aneeri6921

    2 ай бұрын

    ደብቆሮ ንደንቆሮ መሊኢኩማ እዛ ሃገር ንሱ ባካል ዝነበሮ 45-50 ዓመት እዩ ዘዘንቱ ዘሎ ተጋግዩ ተኮይኑ እቪደንስ ኣምጺኦም ክምጉቱን ክእሩሙን ምተገበኣ ወይ ዝጎደለ እንተልዩ ክምልኡ ነይርዎም እዚኦም ግን ኣፎም ተዓቢሱ ዝነበር ሕጂ ሰብ ከከሻምሹ ዝመጹ ዱሑራት እዮም ስለምንታይ ዘይትሩኩ እንድሕር ደልዮም ንስካ ከኣ ሃለው ትብል ዘይነበርካ ኣዋህልል ብስሚዒት ምዝራብ ጹቡቅ ኣይኮነንን

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai2 ай бұрын

    ኣቱም ጀጋኑ እንቋዕ ተዛረብኩም ታሪክ ኣቦታትና ኣሕዋትና ብበዓል እዚ ክጽለም ቅኑዕ ኣይኮነን..ስለቶም ኣብ በረካ ኤርትራ ገዲፍኩሞም ዝመጻኩም ኩልኩም ኣቱም ሓቂ ትፈልጡ ተዛረቡ..ሞይቶም ከይኣክል ዒራ ዘየለዉ ድላይካ ምዝራብ መታን ከብቅዕ።

  • @qelhi7922

    @qelhi7922

    2 ай бұрын

    ሃደምቲ በሎም

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw2 ай бұрын

    ሓው ክብሮም ይኹን ሓው ሕድራይ ንፖሊቲካዊ ጉዳያት ጀብሃ ንምምላስ ዘድሊ ሓበሬታን መጽናዕትን ስለዘይብሎም ካብ ወተሃደራዊ ፍጻሜታት ወጻኢ ክምልስዎ ኣይክኣሉን። ብዛዕባ ጉዕዞ ጀብሃ፥ ካብ መጀመርታ ስጋብ መጨርሽታ፥ ብዙሓት ናጻ ተመራመርትን ጸሓፍትን ዘቕረብዎ መጽናዕታት ብወሳኒ ትሕዝትኡ ካብቲ ኣብርሃለይ ዘቕረቦ ዝፍለ ኣይኮነንን። እዞም ክልተ የሕዋት ክምቶም ካልኦት ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ታሪኽ ብዓይኒ ስነ ፍልጠታዊ ክርእይዎ ድልየትን ቁሩብነትን የብሎምን። ንናይ ጀብሃ ታሪኽ ብዓይኒ ነቐፈታዊ መርደእታ ኣብ ክንዲ ምርኣዩ ብድብዱቡ ክምጎስ ምፍታን ሃናጺ ምርምር ክኸውን ኣይክእልን'ዩ። ኩሉ ግዜ ጎደሎን ዙንቡዕን ዝኾነ ደይ መደይ ኢልካ መንእሰይ ወለዶ ንኸይምርምር ምቕራብ ዝተለምደ ባህሊ ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ። ብቐንዶም ኣባላት መሪሕነት ዝነበሩ ከም ድጊጋ፥ ዓብደላ ስሌማን፥ ዓብደላ ሓሰንን ካልኦትን ከለዉ ኣብ ዘይትፈልጥዎ ዓበይቲ ፖሎቲካዊ ጉዳያት ምዝራብኩም ፋይዳ የብሉን። ንኣብነት ኣብቲ ቶቲል ዝጻሓፎ ኩሊንታዊ ሓቤርታን ትንተናታት ዘጠቓለለ መጽሓፍ ብዛዕባ ኣመዓባብላ ናይቲ መጨርሽታ ኩናት ሓድሓድ ብዝርዝር ኣቕሪብዎ ካብዘሎ ካብቲ ኣብርሃለይዝገለጾ ምንም ዝፈለ ነገር ኣይረኽብኩሉን። ቶቲል ነቲ ኪናት ሓድሓድ ብግዜን ቦታን ብኸመይ ከምዝተጀመረ ክገልጽ ከሉ ንባዕሉ ፈጻሚት ሽማግሌ ብዘይትፈልጦ ምኽንያት ብትእዛዝ ሕሴን ከሊፋ ድሮ ናይቲ ናይ ሓባር ናይ ስምረት ሽማግሌ ስሩዕ ኣኼባ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ኣብ ልዕሊ መዓስከር ናይ ህዝባዊ ግንባር መጥቃዕቲ ብምፍናው ጀብሃ ከምዝወላዓቶ ብንጹር ኣቕሪብዎ

  • @MusseFkreyesus
    @MusseFkreyesus2 ай бұрын

    እዮብ መንግስቱ እዩ ዝፈትጣ ይብለና ኣሎ ኣፍልጦ ዘይብልካ ኣብኡ ዘዋዓልካ ምዝራብ ኣይከብድን

  • @MusseFkreyesus
    @MusseFkreyesus2 ай бұрын

    እዮብ መንግስቱ እዩ ዝፈትጣ ይብለና ኣሎ ኣፍልጦ ዘይብልካ ኣብኡ ዘዋዓልካ ምዝራብ ኣይከብድን

Келесі