Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 27 July 31 - 2021
Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 27 July 31 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 27 ሓምለ 31 2021
Tv Sene Eritra
Antonio Tesfay
Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 27 July 31 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 27 ሓምለ 31 2021
Tv Sene Eritra
Antonio Tesfay
Пікірлер: 88
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና። ኤርትራ ሃገርና መግለጺት መንነትና ህያብ ስውኣትና!!!
@user-wh2up2mj9h
2 жыл бұрын
ኣከሰርናን ሳላ ስወኣትና😬
Thank you Sened TV for bringing this humble fighter. who paid dearly for Eritrea.
ወዲ ሀይለ አንቃኦ ብሰላም መጻኻ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ሃይለ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣንተንዮ ብዛዕባ ዚ ናይ ሕጂ ኩነታት ኣተኪርኩም ስርሑ ፡ታይ ከ ይግስርሑ ።
B/G tekeste haile jigna nay jeganu 😘👍
Antonio, i have a suggestion , the man is hero son of Eritrea, unfortunately they were disrespected by self appointed president of Eritrea. . i feel we should do ,rather contribute to fix all his teeth,, the cost will not be more than 10k$.. happy to contribute half of it..
@FASEAful
2 жыл бұрын
It’s a good idea I’m ready for that
@abrahamblata8183
2 жыл бұрын
This is good idea i am ready to help
@asmerommhreteab681
2 жыл бұрын
Tsebuk Hasab eyu ... Ertrawi mes mete enda kebere .. Beal B.General Tekeste Haile Haweleti Hager eyom 🇪🇷 Ertra Kemziom Aeelaf Yewelda .
ወዳራዊ ትንተነ ማላት ከምዚ ክኸውኣለዎ ንሰማዕንታዕዛብን መሳጢ ድክነ ጠባያት መቃልስትካ ሓቂ ብሓቂ ክውን ኣልዎ ጽቡቅ መደብ ኡ ኩቡር ኣያና ብርጋድር ጀነራል ወዲ ሃይለ ሚስ ኩቡር ጋዘጠኛ።
ንካላኣይ ግዜ ዝጽሕፋ ዘለኩ ርእይቶ! ወዲ-ሃይለ እዚ ኩሉ ብተመስጦ ንከታተሎ ዘለና ታሪክ ገድልና እዛ " ዳሕራይ ክንምለሶ ኢና " እንዳ በልካ ዘይትምለሶ ዘለካ ዛንታ ነቲ ኩነታት ይቆራርጾ ኣሎ ። ኣብ ትቅጽል ክፋል ንጽበዮ ኣይትዝክሮን ዘለካ! ወይ ካብ ሓታቲ ወይ ካብባካ እቲ ዛንታ ብጅልጃል ይከውን ኣሎ ክንሕዘካ ኣይከኣልናን ዘለና። ኣብ ክንዲ ኣብ ኣፍካ ዝመጸልካ ሕቶ ኣልዒልካ ምዝራብ በቢ ዓመተምህረት ዝነበረ ፍጻሜታት ብቀደም ተከተል እንተዝከውን ጽቡቅ በሃላይ'የ ። ወይ ብግዜ መቃን ከፋፊልካ ካብ 1980 - 1983፡ 1984 - 1987፡ 1988 - 1991 ከፋፊልካ ብዝርዝርን ዕምቆትን እንተ ዝትረክ ምበለጸ ባሃላይ'የ። ብዝተረፈ ሰላምን ጥዕናን ንዓካ! ስለ ንናጽነት ሙሉእ ሂወትካ ዝበጀካ ክኣ ኣብ ዘይሓልፍ ማሕደር ታሪክ ተወቂሩ ክነብር'ዩ! ኣብ ዝቅጽል ኣማሓይሽኩሞ ከም ትመጹ ጥርጥር የበለይን። ኣንተንዮ ክኣ ሕቶታትካ ዕምቆት ዘለዎ ፈታሽን በርባርን ክከውን ኣለዎ ኩሉ ገዜ እቲ ሓይሊ ኣብ ሓታታይ እንበር ኣብ መላሳይ ኣይኪነን ወዲ-ሃይለ ባሕሪ ዝኪነ ታሪክ ኣለዎ ዝቀድሖ'ዩ ዝደሊ ዘሎ።
Nice to see you both.B/G Tekeste Haile is clever to elaborate our heroism.THANK YOU🇪🇷💪✌️.
የቐንየልና ክቡር ብርጋደር ጀነራል ብሃንቆዉታ ኢና ንጽበየካ ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም።
B/g tekste haile you have explained quite clearly possible that you are great good explanation we can learn a lot from you it's good to hear your good. Kiela ika yekeniyeley.
Selam Antonio kemey kenika dahan do bejaka eba n ayana B/G tekeste hayle btami nafiqnayo dahayu tehabieuna ktemxealna b kbri nhateka selamta ka abxehalna eka tegediska b tami eye zfetwo. Nay dhri naxenet ke n meas thasbu aleku ? Ktmlseley tesfa ygebr thank you
B/g (T/h) jegena nay jeganu ab gonka alna::!!
swue wedi segid BRHANE U Smu azazi mekanayzd 49 znber a gziye nxnet ksab gziye meswatu
@FASEAful
2 жыл бұрын
Sbuk aleka ab 2005 or 2006 eu bhmam tesewiu kswae kelo enda 47 eu neru kaliau n wedi melke neru
Tvi send nezi nay b/g/tekeste hayle sigabta ziwetsela elet nezi zanta kezentwelna tesfa yigebr.
Kibur tegadalay Tekeste haile Ab enda 52 zineberu hayalat tegadelti alewu abzi hiji gzie ab kemzi natka Maerig bexihom zelewu Ezia degimka ente tihasbela xbuk neru thank u… kem beal (Afan )malety u
waw wedi Halie you made my day bro
long live kbur general tekeste hayle and antonyo, btaemi des zebl ketsllu.bzaeba Tesfaldet sium"wed sium". merah berged da 16 kfleserawit znebere tariku teleka ktnegrena.......?
Kbur General wedi haile msli geganu tegadiltna msli lebamatn abnetwyan abotatna msli xnatin neti zeyemen zsegeru imo Eritrea kab mngaga haialan menziom hager zerkebuna abnet ertwin nxnat tgadalay itwkil gigna nay geganu ika imo kbri ysemaka idmen tinan ka ymneyelka
htoy ehte hatetkaley xbukh neyru atonyo bkedemnet nkubur brgader jeneral tekeste haile kemesgno ydeli sleti hakena tarik hluf gedli ertra wedbawi wegen key hazka tekrbo zeleka blbi yemesgneka abi thmhrti yu nzi hadusch weledo nab htoy khatu abzi gzie zi bsenki srath hgdef abzi nus weledo awrdwo zelo hadega sdet barnet kutas kulu schgrat bkemey khftah ykhiel tbel schfta ehtebelo nzi shrath ke gega alowo du you thanks
Wihdna satat atenyo begaka weskelu
Wel come eritrean hero!!!!!
Welcome 🙏🏾 back Wedi haile Jegna.. I been waiting to hear your incredible and interesting stories!!!
እንታይ ዓይነት ናይ ምዝካር ክእለትን ዝተሰርዐ ኣገላልጻን ተዋሂቤዎ ሓወይ!!!! ውውውውውት!!!! ካብ ኩሉ ጽቡቕካ ግን ንህግ ብኣዝዩ ጽቡቕ መግለጺ ኣቕሪብካዮ። ኤርትራዊ ምኻን ዘኹርእ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ!!!! ቁርሲ ምሳሕ ድራር ዘረስዕ ትረኻ ‘ዩ ባሓቂ!!!!! ፖፖፖፖውው!!!!!
Selam hawuna bi shim (SEB KUBUR) meninetka habika bizaba Moke zeykone tizareb zeleka akarixo mezaribti Jigna kitkowun aytikilin eka.
Pls 🙏 nay bAl Abeto, Napoleon, b.44 ab gzye kunetat Salina 1977 merhahti boToloni tarikom kemu eyun Hayle jebha mulue tarikom dhar eke abey abelu ngerena. Thanks 👍
ካብ ጎላጉል ተበግስና ክልተ ጊዜ ከባቢ ሽዕብን ይርማን ጸጋም መጥቃዕቲ ነይሩ ብተበግሶ ውድብ ዲዩ ወላስ ኣሃዱ ዩ ነይሩ? ወዲ ሃይለ ካልእ ድማ ምጥቓስ ዘድልዮም ጀጋኑ ኣብ ምልክትን ሕክምናን ክፍሊ ኤምዳድን ቁጠባን ነይሮም። ኣካል ናይቲ ታሪክ ስለዝኮኑ ትዝክሮ ቅያታት ምዝካር ጽቡቅ መስለኒ ን ተመኩሮ ምውርራስ።
Merhabae arkanat enkae bdhan mexaekum kem wetru blux Eritreawi haben tarik gedlna temahirna,Arkanat harbenatanan Semaetatnan wn dgmay tezekron fltetn qesimna edme yhabelna Qenuyulna
General. Temesgen Berhe (wedi Berhe)
መጀመርያ ግምባራት ኩላቶም ሕዝቢ ዝነብረሉ ዓድታትን ሕርሻን ከብትን ዘለዎ ስለዝነበረ ድሕሪ ዝኾነ ውግእ እቲ መጒዳእቲ ኣዚዩ ከቢድ ነይሩ: ድሕሪ ምድምሳስ ናደው ብወርሒ 3 1988 ከምኡውን ፍሽለት መውቃዕቲ ከረን ወርሒ 5 (ዕለት 11- 12) 1988 ካብ ከተማ ከረን ንሰሜንን ምብራቅን ዳርጋ ኩሉ ጠፊኡ: ዓድታት ዓኒየን ሕዝብታት ተበታቲኖም ገሊኦም ንከተማ ዝተሰዱ ወይ ንሳሕል ኣብ "ወግረት" ዝሰፈሩ ገሊኦም ብሕይወቶም ተሪፎምስ ወረኦም ዘይተረኽበ ዝተረፉ ብጦር ዝተረሸኑሉ ኩነታት ኢዩ ነይሩ፣ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተገብሩ ውግኣት ኣብ ሕዝቢ ዝወረደ ግፍዕን ምፍንቃልን ክሳራን ጌና ክምዝገብ ዝግብኦ ኢዩ::
Amazing stories but a big loss for the country when a hero could not give his experience over to the next generations,very sad indeed.i hope a better day will come for the Eritrean people where a normal life is possible without the evil and useless dictator.military science made in EPLF ,it is just unbelievable.we appreciate for sharing these amazing stories with us General.Thanks Tegadaly & General Tekeste Haile and thanks Antonio for making such great heroes as your guests and giving them the opportunities to tell their heroic as well as sad stories.keep it up.Thanks again.God bless you both.
well come our hero general
Hi my name is Tecklab gebremichael Wedi segid Brhane Segid He is form Quandeba karneshim
ኣብ ሮራ መንሳዕ ብርጌድ 11 ናይ ክፍለ ሰራዊት 16 ቋንቁን ወዲ ምነይን ዝመርሕዋ 'ውን ተሳቲፎም ነይሮም ኢዮም 'ሞ እዚኣ ከዘኻኽረካ ብምባል ኢየ
እቲ ብዛዕባ ብ/ጀ: ከም ውልቀ-ሰብ ብግሉ: ዝስሕበካ ነገር'ሲ: ጉዳይ ፍትሓውነት/ሰብኣውነት'ዩ ዝኽውን። Thank you.
ብጣዕሚ ከቢድ ሂወት ከም ዘሕለፍኩም ብኹሎም ተጋደልቲ ተዘንትይልና እንድዩ ፡እቲ ን ኣከያይዳን ኣሰራራሓን ዝነበረ ግና ብዑምቀት ከም ናትካ ወዲ ሃይለ ፡ብቅንዕና ዝገለጾ ኣይገጠመንን።እዚ ድማ መርኣያ ተወፋይነትካን ግሉጽነትካንየ። ክትምስገን ክትከብርን ይገብረካዩ እሞ ከምቲ ኣኽቢርካ ይጠቅምዩ እቲ ሓቂ ንመጻኢ ወሎዶ ኢልካ ብድፍረት እቲ ጌጋታት ሻዕብያ (እቲ ሰልፊ) ምዝራብካ ደጊመ የመስግነካ።እቶም ከምዚ ከማካ ምስጢር ዝፈልጡ ኣፎም ዓቢሶም ላዕሊ ላዕሊ ጥራይ ዝዛረቡ ካኣ ኣሰር ናትካ ክወስዱ ይላቦ።እንተ ንስካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንመጀመርያ ግዜ ዝዛረብ ሰብ ተበልኩካ ኣየጋነንኩም ካብቶም ሻዕብያ ማለተይየ።
Welcome back B/G Wedi Haile.
Abona nay wedi degiat tarik abrahalna
ብሪጋደር ጀነራል ተመስገን ኣብ ክፍሊ ታዕሊም፡እውን ኔሩ እዩ።
ኣብርሃለይ ኣዝዪ ሓያል ፓለቲከኛን መራሒ ፈዳይን ምንባሩ ኣብ ጀብሃ ይግለጽ እዪ ፣ ኢሰያስ ን ኣብርሃለይ ክፍለ ጀብሃዊ ኣታሓሳስባ ዘይወጸሉ ኢሉ ይገልጾ ከም ዝነበረ እዪ ዝዝረብ እዪ ብዝኮነ ኣይኣምኖን እዪ ፣ ግን ከምዚ ተኮይኑ ከመይ ኢሉ ክሳብ ሎሚ ክቅጽል ኪኢሉ ይገርም እዪ ዘይተኣማመኑ ከለውስ ! ነመስግን ጀነራል ተከስተ ሃይለ ።
@yonaskinfe6164
2 жыл бұрын
ኢሳይያስ ዝኣምኖ ሰብ የብሉን ንኩሎም ኣይኣምኖምን እዩ
1989 Asosa kemey nebere????
ከምቲ ዝበሎ ናይ መስሓሊት ብርቱዕ 'ኳ እንተነበረ ናይ ሮራ መንሳዕ ግን ባህሪ 'ውን ግዲኡ ተጻዊቱ ኢዩ።ኣኻውሕ ዝበዝሖ ኣጻድፍ ብምንባሩ ብከበድቲ ብረት ኣኻውሕ ተፈናጪሎም ጉድኣት የስዕኑ ነይሮም ኢዮም። ሮራ መንሳዕ ብኹሉ ምችኡነት ኣይነበሮን ምስቲ ካልእ ውግኣት ዝካየደሉ ዝነበረ ቦታታት።
I mean Nuguse kibreab
ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ሞኮነን ሃይለ (ባርያ) ኣብ 1975 ተ.ሓ.ኤ ተሰሊፉ ድሕሪኡ ምስ ፋሉል እዩ ናብ ህ.ግ መጺኡ፡፡
@qelhi7922
2 жыл бұрын
Barya was commander of division 33 in his last post and he was very good humble and honest guy who had love and care of his soldiers and he died poor unlike the other eritrean generals and colonels who see their army as their servants and slaves
@senaitmokenen8274
2 жыл бұрын
@@qelhi7922 Hey! Thank you for your honest answer. As his sister, I appreciate your honesty and compassion for Mekonnen. I would appreciate if I could get in touch with you. Senait Mokenen
@ourunitytobekeep8508
2 жыл бұрын
1974 እዩ ተሰሊፉ
Aye bislet yibel agalalista jigna B/General tekste hayle(baba) kirub gin ab may gesgesti mhurat tintane wihidna.
ብጣዕሚ ደስ ካብ ዝብል መግለጺ እዩ።ኣብዚ ዝጥቀስ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ዓመተ ህጻውንቲ ኢና ነርና። እቲ ዛንታን ታሪኽን ናይ ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣደታትናን ኽጥቀስ ከሎ ኣዝዩ ደስ ካብ ዝብለካ እዩ። እቲ ኣብዚ ፍሉይ ዝገብሮ ድማ ኣገላልጻ ናይ ወዲ ሃይለ እዪ። እዚ ዝኣክል ናይ ኣወዳድባን ሓይልን ንቅሓትን ዝውንን ሰራዊት ክንሱ ብሓደ ደርሆ ጻሕቲራ እትረኽቦ ሕቡእ ሚስጢር ሒዙ ኢሳያስ ክመርሔኩም ከሎ፡ እሞ ድማ ጀጋኑ ክልኽሥንብከሎ ከመይ ዘይተረዳኣኩም?
wedi tsige girimay goitiom diyu
ዓሽ አሪትራዊ።
ዓመትን 4 ወሕን ዩ
i just wonder why don't you write a book if you are talking about eritrean fighters.
መኣረምታ: ነብሰሀር ብ/ጀ ተመስገን በርሀ ብ65 ዘይኮነስ ብ66 አዩ ተሰሊፉ::
@user-wh2up2mj9h
2 жыл бұрын
Kulu hade eyu dehan nay hade amet not big issues
@hailewolde1816
2 жыл бұрын
ፀገም የለን !!
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ እንቃዕ ንስኩም ኣያታትናን ኣቦታትናን ኮንኩም ከምኡ ወን ኣንተንዮ ጽብቅ ኣቀራርባ ቀጽሎ ።ብ ፣ ጀ፣ ተከስተ ሃይለ ኣነ ገን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስለምንታይ ኢና ኤርትራውያን ከማኩም ዝኣመሰሉ መራሕትን ሰብ ተመኩሮን ከለኩም ፍልልያትና ኣጽቢብና ነዚ ኣብ ኤርተራ ዘሎ ስርዓት ኣልቦ ዝኮነ ኢሰያሰን ህግደፍን ከንጥፍኦ ዘይክኣልና ፣ ኣነ ግን ህዝቢ ኤርትራ ቡቁዕ መሪሕነት ሰለ ዝስኣነ እዩ መክንያቱ ከምቲ ንህቢ ሽም ዘይብሉ ህዝቢ ካኣ ከምኡ እዩ ሞ ከምኡ ድማ ንስኩም ፍልልያትኩም ኣጽቢብኩም ነዚ ህዝቢ ዋልታ ኩንዎ ።የቀንየለይ ኣጆኩም ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ።
ሓሙሻይ መስርዕ ምህዞ ሻዕብያ እያ፡ ክሳብ ክንድዚ ዝከይድ ናይ የሕሊፍካ ምውኃብ ኣይነበረን ምበልኩ ንመሸፈኒ ድክምታት ግን ብሓንቲ እምኒ ክልተ ጨራሩ ምህራም ኣመል ኢሳያስን ኮራኩሩን እዩ። ወዲ ሃይለ ጥንቁቕ ወተሃደር ም ብጀካ ውሑድ ጸጊዕነት ዝተቃለሰሉ ገዲፍካ ኣዝዩ ብሱል ህያትአዘክሮታቱ ነብሪ ዉፉይ ብሊሕ ጀነራል እዩ። ሰናዲ ሓው ኣንቶንዮ ተስፋይውን ንመስግነካ።
ሞኮንን ቀሺ ሃይለ. ካብቶም ጀብሃ ፋሉል ኢላ ተጓይዮም ዝነበረት. ኣብ 1977 ናብ ህግ ዝተጸንበረዩ ።
@user-pm3fb9er7l
2 жыл бұрын
ካብቶም ፋሉል ሻዕብያ ኣብ 77 ኣብ ሳሊና ክጠፋኡ ዝገበረቶም ድዪ
@ourunitytobekeep8508
2 жыл бұрын
1976 እዩ ተጸንቢሩ ናብ ህግ
ወዲ ሃይለ. ከምዝዝከረኒ ቅድሚ ሓያለይ ዓመታት ብፍላይ ከኣ ኣብ መጀመርይ ናይስደት ዕድሜኻ ስም መስፍን ሓጎስ ክትጠቅስሲ ይትረፍ ሰባት ብኣካል ከራኽቡኻ ምስሓተቱኻ ዳርጋ ዕቃበታት ከምዝነበረካ ዝገለጽካ መስለኒ ።እንታይኮን ይኸውን ሽዑ ዝነበረካ ኣጠማምታ? ሕጂ ግን ዘሐጉስዩ ሓርበኛ መስፍን ኢልካ ኢኻ ትጽውዖ ፣ዓቢ ለውጢዩ ፣ገለ ብዛዕብኡ ጉጉይ መረዳእታ ደኾን ነይሩካ ኮይኑዩ?
*ኣብ ናይ ሕጂ ግዳ ዘይትዛረቡ፡ካብቲ ዝሓለፈ ንላዕሊ ዝኸፍአ ጉዳይ ስርዓት ናይ ህግደፍ ንምጉሓፍ ከለና ንድሕሪት ተመሊስካ ምትንታን ሕጂ እንታይ ኣድለየ፡ብርግጽ ፍረ ጅግንነትኩም ናጽነት'ካ እንተረኸብና፡ፍረ ናጽነት ግን ኣየስተማቀርናን፡ ካልእ ሕቶ ን ብ/ጀ ተኸስት ንምንታይ ምስ በዓል መስፍን ሓጎስ ሓቢርኩም ቁሩብ ክትንቃሳቀሱን መንእሰያት ክትውድቡን ዘይትፍትኑ ዘትቃለሱን፡ እቶም ምሳኹም ዝነበሩ ሕጂ ኣብ ዒራዒሮ ዘለዉ ቁሩብ ኣየደንግጽኹምን፡ከይገረመኒ ኣይተርፈን ትም ኢልኩም ብምጽቃጥኩም*
@zemenesigntir1736
2 жыл бұрын
Meda mwrad yu ab youtube konka aykonen
@jambojojo648
2 жыл бұрын
Nsom si ziaklom tekalisom yezentwlu alewu tebelaxay aitkun zierefe kalsi teraka eu kilte gize mot yelon
@ghirmaihaile4419
2 жыл бұрын
እንታይ እዩ ጸገምካ ናትካ ግደ እዩ ብዛዕባ ሕጂ ምዝራብ fake.
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
ንሳቶም ተዋዲቖም ምስ ሓለፉ፡ ጎደና ሓርነት ሸናዕ ክትብለሉ። ሓቀይ? ተበላጺ!!!!
@dahlakk8539
2 жыл бұрын
ኣነ ክዉፈ ግዳ ዘይትብል ልሕጺ ። ናጻ ሃገር ኣረኪቦምኻስ ሕጂ ኣብ ዕድመ 70ታት ድማ ቃልሲ ክመርሑ ትጽበ ? ዕሩብ ሕልና
The interviewer is so annoying!!!!
ዝኸበርካ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብዛዕባ ሃብርሃለይ ክፍለ ካብ ኣልዓልካ ኣብርሃለይ ክፍለ ብረት ተቓጻላትኒ ብዝብል ጉልባብ ንዶ/ር ፍጹም ከም ዝቐተሎ እዩ ዝፍለጥ ስለዚ ኣብርሃለይ ክፍለ ተላኢኹ እዩ ቐቲልዎ ንዶ/ር ፍጹም ይብሃል እዩ እሞ መን እዩ ላኣኺኡ ይመስለካ ትፈልጦ ወይ ዝሰማዕካዮ እንተሎ ? ኣፍልጦኻ ክትገልጸልና ብኸቢ ይሓተካ !! ዶ/ር ፍጹም ማለት ወዲ ከባቢ ዓዲ-ቐይሕ ኮይኑ ተጊረን እዩ ዓዱ ተጋዳላይ ናይ ጀብሃ ዝነበረ እዩ። ምሕረትኣብ ኣንጎሶም
@user-pm3fb9er7l
2 жыл бұрын
ንሱ ኣይቀተሎን ተባሪቃትኒ ዝበለሉ ውን የለን መሳርሕቲ ግን ነይሮም እዮም '፡ ወይ ሻዕብያ እያ ቀቲላቶ ወይ ውን መሪሕነት ጀብሃ እያ ቀቲላቶ ።ኡ
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
@@user-pm3fb9er7l መሪሕነት ጀብሃ፡ ንፍጹም (ዶር.) ዝቐትለሉ፡ ዋላ ሓንቲ፡ ምድራዊ ይኹን ሰማያዊ ምኽንያት የብሉን። ባዕሉ አብርሃለይ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ከዘንትዎ ዝግባእ ታሪኽ ኢዩ። ክሳብ ሽዑ ትዕግስቲ ዝጽንቅቕ ትዕግስቲ ከድሊ ኢዩ።✌
@user-pm3fb9er7l
2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 መጀመርታ ኣብርሃለይ ን ዶር ፍጹም ዝቀትለሉ ምክንያት የብሉን ዶር ፍጹም ስለ ዝቀተለ ዝረብሓሉ የልቦን " ንሱ ቀቲልዎ ተዝከውን ጀብሃ ኣይምንሓፈቶን ነይራ ቀተልቱ ወይ መሪሕነት ሻዕብያ ወይ ውን መሪሕነት ጀብሃ እዮም ፡ ምክንያቱ ን ሻዕብያ ዶር ፍጹም ኣብቲ ቦታ ምህላው ፍጹም ምግልባጥ ከሊእዎም ነይሩ እዪ ፡ ን መሪሕነት ጀብሃ ውን ዕብየቱ ከስጎኦም ስለ ዝጀመረ ካብቶም ኣድሓርሓርቲ መሪሕነት ቀንጺለሞ ኣለው ።
@samuelghebreghiorgis5603
2 жыл бұрын
@@user-pm3fb9er7l ሰብ ሕጊ እንታይ ይብሉ፡ ሓደ ሰብ/ጉጅለ ወንጀለኛነቱ ክሳብ ዘይተረጋገጸ፡ ምጥቃኑ ጥራሕ ወንጀለኛ ኣየብሎን ኢዩ። ብተወሳኺ፡ ከምቲ ቀዳሞት ዝብሉዎ፡ "ክንዲ ዝኣኸለ ውላድካ 'ጉጅለ/ጀበሃ' ኣይትምሓል" ክሳብ ዝኾነ ዝኸውን፡ ኣብ'ዚኣ 'ተደቀስናዮ (እንካን ሃባን) እንታይ ይመስለካ✌ ክቡር ሓው
@user-pm3fb9er7l
2 жыл бұрын
@@samuelghebreghiorgis5603 ጽቡቅ ኣለኻ ብዙሕ ይዕዘብ እየ ምስ ህዝባዊ ግንባር ስለ ዝቀጸለ ጥራሕ ኩሉ ሓጥያት ናቡኡ ከሰክምዎ ዝደልዪ ኣለው ' እዚ ግን ቅኑዕ ኣይኮነን ሰብ ቀቲሉ ኢሎም ዛኣምኑ ተዝኮኑ ከም ብጻዮም ኮይኑ ነዊሕ ዓመታት ኣይምተቃለሰን ስለዚ ዊዒሉ ሓዲሩ ክጻረ እዪ ዘለዎ " ብዓል ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ስደት ኣለው ንሶም እዮም መሪሕነት ኔሮም ነቲ ጉዳይ ክ'ኣ ብቀረባ ዝፈልጥዎን ኣብ ትሕቲ መሪሕነቶም ዝነበሩ እዮም ' ስለዚ ክገልጹ ኣለዎም ምበር ንሰብ ይከውን ኢልካ ከም ቀታሊ ምቅማጥ ቅኑዕ ኣይኮነን ።