VOE-Naz Yemane (09-June-2024 show)፡ ዝርርብ ምስ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም conversation with veteran Kamal Ibrahim.

CKDU Voice of Eritrea - Naz Yemane ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ
ናይ Sunday, 09 June 2024 show መደብ
2-5 PM Halifax, 7-10 PM Berlin Time
Tel: +902-494-8433
TOPIC:
------
ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም።
A conversation with veteran Kamal Ibrahim.
ዘተ ምስ ሓርበኛ ከማል ኢብራሂም። ከማል ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ ሓራ ንምውጻእ ንነዊሕ ዓመታት ዝተቓለሱ ጀጋኑ ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ እዩ። ካብ ተመኩሮታቱ ንስማዕን ንመሃርን፡ ሰንበት 9 ሰነ 2024፡ ካብ ሰዓት 1 ክሳብ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ eastern time። ኩልኹም ርእይቶኹም ክትህቡ ወይ ሕቶታት ክትሓቱ ዕዱማት ኢኹም። ብመንገዲ snitna ወይ Ckdu.ca live ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም። የቕንየለይ! ናዝ፡ ካብ ድምጺ ኤርትራ።
Discussion with Patriotic Kamal Ibrahim. Kamal Ibrahim is one of the heroes of Eritrean Liberation Front (ELF) who fought for long years to liberate Eritrea from the hands of the enemy. Let us listen and learn from his experiences, on Sunday, 9 June 2024, from 1 to 3 pm eastern time. You all are welcome to give your opinion or ask questions. Tune in via snitna or Ckdu.ca live. Thank you! Naz, from voice of Eritrea.
snitna.com/articles/ckdu-voice...
Recorded Live by www.snitna.com/ Sunday, 09 June 2024 show at 18:00 GMT
www.snitna.com is owned by Yohannes Tseggay Berhe. Please visit the website for more resources and articles.
ተወሰኽቲ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ። See more on our Channel here below:
/ @yohannestseggayberhe7536
To participate and listen Past Voice of Eritrea shows, please follow link below:
ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-
www.snitna.com/ckdu_radio_voic...
OR ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ KZread Channel:
• Voice of Eritrea ድምጺ ኤ...
ድምጺ ኤርትራ ዝጅምረሉ፡ ወትሩ ሰንበት፡ ሰዓት፡-
Voice of Eritrea show is Broadcasted live Every Sunday at:-
---------------
• ኣስመራ Asmara = 9:00 ድቀ/pm፡
• በርሊን Berlin = 7:00 ድቀ/pm፡
• ዓባይ ብሪጣንያ UK = 6:00 ድቀ/pm፡
• ሃሊፋክስ Halifax Canada = 2:00 ድቀ/pm፡
• ዲሲ DC = 1:00 ድቀ/pm፡

Пікірлер: 22

  • @Tesfa325
    @Tesfa325Ай бұрын

    ጀጋኑና ጀብሀ እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩ እቲ መስተንክር ዝኾነ ቅያኹም ክንዛተየሉ thank you Naz, kamal and Hdray. Thank you our hero’s.

  • @badre2096
    @badre20969 күн бұрын

    ቖይቂ ዝገዳፍናሎም የብልናን 😌ስደትና አክእሉና

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330Ай бұрын

    Abrahaley kindi zister YIGTER 😢

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325Ай бұрын

    ኣብ ጀብሃ ኣብ ጉብጥሽ ተሓቢኦም ግዚእም ዘሕለፉ ጀጋኑ ሓርበኛታት ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ😂

  • @amana.m4183
    @amana.m4183Ай бұрын

    ጀ ኣብረሃለይ ክፍለ ኣቲ ዝነበሮ ኢዩ ተዛሪቡ ተወዲኡ፡ እስካትኩም ግን ን ኣብረሃለይ ዝረከብኩም መሲልኩም ን ታሪክ ህዝቢ ተባለኣሽዎ ኣለኩም ፡ ጀማል ኣይፈልጦን ኢዩ እንዳበልካ ብ ዛዕባ ዘይፈልጦ ትሓቶ ፡ እሞ ንዓይ ከኣ ሕተተኒ ኣይፈልጦን ኢየ ኣይነበርክኑ ቅንጥብጣብ ዝሰማዕክዎ ክምልስ ፡ድሓር ገደም ተጋዳላይ ትብሉ ፡ ካብ ዝተጋደምክሉ ኣብ ስደት ዘሕልፍክሞ ይበዝሕ ፡ ስለዚ ብ ገዳይም ስደተኛታት ኣርምዎ

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhierАй бұрын

    - ድምጺ (አድመጸ) sound in English - ድሀይ (አድሀየ) voice in English - A conversation with ሐንቲ ወግዒ (አውግዐ) ምስ አብ ቲግሪይና - veteran ቨተራን, ገዲም

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965226 күн бұрын

    Gemal feximka tuhsu aloka B/G Abrhaley 3 month tasire binay D fustsum naxa ka tebhle. Huruy 9 month binay mengustu baryu tasire kulu mermer tegru dehar ab gubaie merhnet temruxu melake tekle guday Abrhale entay eyu mis belo kisab lomi duyu tasiru zelo bi Ashkalal melsilu Slzi melake Gega yeblu Abrhale gega yeblu.

  • @hadishanan695
    @hadishanan695Ай бұрын

    abrhaly kefele is the kilar kemal ibrhime the teru ispicar men

  • @user-nz8zr4tg6c
    @user-nz8zr4tg6cАй бұрын

    ኣየ ገዳይም ስደተኛታት ኣይሓፍሩን ዪም ኮ

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965225 күн бұрын

    Ata kindey thusuwu leke Jebha haka ya fah fah kitbil elfi gahfate ekum nerkom etom nay libi tekalsti gin 1983 neti nay bihaki hara ni hizbom kewxu temlsom ariyomna ka natsnet hizom atyom niskum tay ekum hji k kitgebru Abrhaly tarik serhu ziatewe jigna bi fixem kemakum hasewtin hasdatin yelen

  • @alula763
    @alula76310 күн бұрын

    እቲ ውድብ ተሓኤ ሪኡ ተመልኪቱ ኣብ ሕጊ ኣቅሪቡ ኣሲርዎ ኢዩ ንኣብርሃለይ ተፈጸመ። ። ። ። ስራሕ ዝሰኣነት ፈላሲት ቆቢዓ ትሰፊ ይብሃል ። ወዲ ገብሩ ዘዘማ ኣላ ( ኣነ ዝገርመኒ ኣይተማሂርና ጀጋኑ ይመስለና ኣብ ወጻኢ ዘለና ) 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965226 күн бұрын

    43 amet ab hasot kurb hifer zeytblu

  • @eriascari8355
    @eriascari8355Ай бұрын

    HASEWTI JEBHA 😂😂😂 HADEMTI ABREHLEY KEFLE IS HERO ERITREAN......WERE DID ALL JEBHA FIGHTERS GO AFTER 1981??? WHAT DID YOU DO FOR ERITREA?? NOTHING HASEWTI NOW YOU WORKING WITH AGAME

  • @ghebrehiwetwoldetinsae1643
    @ghebrehiwetwoldetinsae1643Ай бұрын

    እንታይ ንምምጽእ ስለ ዝተድልየ እዩ ዝፈልጥ ዝይፈልጥ ብዝዕባ ክቡር ስዉእን ብዛዕባ ሓርበኛ ነጻነት ክዉን ዝገብረ ንህይወቱ ዝይብቀቀ ዕድሜኩም ኣብ ስደት ዝበለየ ትፈልጥዎ ዘይብልኩም ጫቁጭቁ ትብሉ ጉዳይ ዋናታቱ ኣለውዎ ። ኳሓልቲ ተመሲልካ መንቆርቲ

  • @user-nk9tb7wf8e
    @user-nk9tb7wf8eАй бұрын

    ዘሕፍር ከምዚ ዘረባ ከተቆምጡዑ ግዜኹም ከተሕልፉ

  • @abduyassin

    @abduyassin

    Ай бұрын

    Where you like it or not, history should be told, as is. It's a treasure for the coming generations. Be it Kamal or Abrahalay, they are from the selfless golden generation.

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4rАй бұрын

    😎 Naz የማነ አብእዚ እስኻ እተቕርቦም መደባት ብቐፃሊ ኢኻ ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ጀብሃ ሻዕብያ አብኡ ዝቃለሱ ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝተኻየደ ዝተፈፀመ ወዘተ እንዳበልካ ክትዛረብ እንከለኻ ይገርመኒ ምኽንያቱ ንስለምንታይ ? AT LEAST ኩሎም አብ ሰውራ ኤርትራ ዝነበሩ ዝተቓለሱ ተቓሊሶም ሰንኪሎም ተሰዊኦም ኤርትራውያን ብነፃ ብሰላም ብስርዓት ብሕጊ ንኽነብሩ ኢሎም እዮም ሂወቶም ሐሊፉ ክንብል ይግባእ እንተዘይኮይኑ ብሐፈሻ ጀብሃ ሻዕብያ ካልኦትን ግን ህዝቢ ኤርትራ ባርያ ንኽኸውን ንኽእሰር ንኽቕተል ንኽስደድ ንኽርሸን ንኽፀንት ተባሂሉ እዮም ጀብሃ ሻዕብያ ዝብል ስም ተጠቒሞም ንኸንቱ ዝነብሩ ኔሮም እዞም ገበነኛታት ጀብሃን ሻዕብያን ስለዚ ዝኾነ አነ አብሰውራ ኤርትራ ኔረ እየ ዝብል እስኻ/ኺ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸተጥፍእ ንኸተፅንት ኢልካ ኢኻ ትቃለስ ኔርካ እምበር ካልእ አይኮነን 👍ምኽንያቱ ህዝቢ ኤርትራ አብ ትሕቲ ሀይለስላሴ መንግስቱ ሀይለማርያም ዝበለፀ ዝጠዓመ ሂወታት እዩ ኔርዎ ስጋዕ እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ዝመፅዎ ብዝተረፈ ሰውራ ኤርትራ ዝብሃል ቀታሊ ሐራዲ አፅናቲ MOST CRIMENALS ናይ ዓለምና ስለዝኾነ አብቲ ሰውራ ናይ ገበነኛታት ዝነበርኩም ንስለምንታይ ኢኹም ትቃለሱ ኔርኩም እትፈልጡ ስለዘይነበርኩም ንባዕልኹም ባርያታት ኮይንኩም ኮንኩም ንብምሉኡ ህዝቢ ኤርትራ ንኽፀንት ኢኹም ንብላሽ ትቃለሱ ኔርኩም ሰውራ ኤርትራ ናይ ሸፋቱ ዘይኮነስ 👍 ናይ ቀተልቲ ሐረድቲ ዓመፅቲ ሰውራ እንስሳታት እዩ ኔሩ STILL NOW አሎ

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310Ай бұрын

    ኣታእንታይ ገበረኩ እዚ ህዝቢ ዕድሚኩም ምሉእ ብሓሶት ከትርታልልዎ ሕጅስ በዚሑ ቅድም እቲ ኣብራሃለይ ዝበሎ ብግቡእ ስምዕዎ እምኒ ህሪማቶ ኣይበለን ጥይት እምኒ ሃሪማ እያ ኣንደልሂጻ ተመሊሳቶ ወይ ብግቡእ ሳምዕዎ ወይ ኣይትዛረቡ

  • @Tesfa325

    @Tesfa325

    Ай бұрын

    ሱቅ ኢልካ አቲ ሐቀኛ ታሪኽ ስምዓዮ ስለዚዩ ኸአ ህዝቢ ኤርትራ አብ ደልሀመት ሰፊሩ ዘሎ😂😂😂

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330Ай бұрын

    Welcome Kemal 💙🌿💙🌿💙🌿🙏🙏💙🌿💙🌿💙🌿

  • @user-nz8zr4tg6c
    @user-nz8zr4tg6cАй бұрын

    ኣታ ወድ ሸርሙጣ ዓካር ንመልኣከ ተኽለ መናዴኻ ቀቲልዎ እስከ ተዛረብ ደቂ ሸራሙጥ ብዛዕብኡ ደኣ ደይትዛረብ

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816Ай бұрын

    ጀብሃ ብኣኽረርቲ ኣስላም ዝተመስረተት ቄናን ( ንኹሉ ሕብረተሰብ ብማዕረ ዘይትውክል ) ውድብ ኮይና እያ ተበጊሳ ። ኣብ ሰብዓታት ጽገናዊ ለውጢ ክትገብር እኳ ፈተነ ተገይሩ እንተነበረ ውጽኢት ስለዘይነበሮ ግን ብ1981ዓ/ም ናይ ታሪኽ ጎሓፍ ኮይና ።

Келесі