RADIO ERENA - 'ሸቐጥ ብኣውራጃውነት ደው ይበል'

Open mic - ክፉት ዘተ ምስ ገዲም ተጋዳላይ ብርሃነ ገብረእግዚኣብሄ (ብራሽ) - Saturday, 15 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 63

  • @esayasabraha9106
    @esayasabraha9106Ай бұрын

    አያና ብርሃነ እዚ ትህበና ዘለካ ትምህረቲ ማዐዳ ንዚ ሐደሽ ወለዶ ዘምሰገን ሰሰራሕ የመሰግግነካ ዮነናታነም ከም ኩልሻብ ጽቡቅ መደብ ከም አየና ብርሀነ ብዙሕ ፍለጠት ሰባት ሰለዘለዎ ከም አያና ብረሀነ ሰባት ከተምጽአና ዮናታን ይለወበካ Thank you.

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1riАй бұрын

    ዋው ክብረት ይሃበልና በዚ ኣጋጣሚ ዕድሜን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @tekhlaymanna2618
    @tekhlaymanna2618Күн бұрын

    Excellent content ❤

  • @desbeleberhe7404
    @desbeleberhe7404Ай бұрын

    Thankis ❤❤❤

  • @berhanahmosazghi1641
    @berhanahmosazghi1641Ай бұрын

    I can't stop listening to this man Brashino. He should write a book that we can hand over to the next generation. Brashino you are our history.

  • @tesfaluulmichael9222

    @tesfaluulmichael9222

    Ай бұрын

    Yes!! I felt the same about this intelligent gentleman who explained many of my questions & doubts about our problems . He should definitely write a book. Thank you for mentioning That !🙏🏿

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259Ай бұрын

    Thank you brother 👍 Very good opinion.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637Ай бұрын

    Wonderful Explanation.Thank you Berhane.

  • @mebhadush3360
    @mebhadush336027 күн бұрын

    Yoni good job Xubuk meglexi hibuna brash

  • @user-bv6fo6lc6y
    @user-bv6fo6lc6yАй бұрын

    ATO BERHANE YOU ARE GREAT

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon561316 күн бұрын

    Meshamysh beal meskeb!!

  • @tkh4049
    @tkh4049Ай бұрын

    You explained it perfectly and you are correct about that too. I wish you the best of health and happiness.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690Ай бұрын

    Welcome JONATHAN & Berhane

  • @safetywmn7323
    @safetywmn7323Ай бұрын

    Wow ተመኩሮ፡ ብስለት፡ ልቦና 👏 ሓንቲ ትተርፈኩም ኣያና፡ ነዚ መንእሰይ ኣብ ናትኩም ቻነል ነዚ ልቦናኹም ቀጻሊ ምጉስጓስ።

  • @taameyowhans584
    @taameyowhans584Ай бұрын

    ሰላም ኣቶ ብርሃነ ኩላ ኣብ ልበይ ዝነበረ ኢካ ተንቲንካያ ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ።ሰምዕካ ዘይጽገብ ኩብር ኣቦ።የመስግን።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690Ай бұрын

    Welcome Radio Erena

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017Ай бұрын

    Thank you for sharing, ብሓቂ እዋናዊ ክለዓል ዘለዎ ኣርእስቲ ሒዝካ መጺእካ፡ ልቢ ይሃቦ እዚ ወለዶ ነዛ ንባዕሉ ክሕሾ።

  • @helentekle2822
    @helentekle2822Ай бұрын

    Brhin hawey btami meharii des zbl., Edmen tenan yhabka

  • @FffHxhs
    @FffHxhsАй бұрын

    Thanks so so much readyo erena : He's gever ???????

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8ohКүн бұрын

    ዝንቡዕ ኣገላልጻ / ረፈረንዱም ::

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690Ай бұрын

    💙💚💙

  • @ghebreyesuswoldeyohanes658
    @ghebreyesuswoldeyohanes658Ай бұрын

    Berhane wonderful explanation

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483Ай бұрын

    Radio erena please you should show something like this program not those who nay tekawomti..tekawomoti

  • @Ae91scd
    @Ae91scdАй бұрын

    ክቡር ብርሃነ ! ሎሚ ዝሀብካዮ " ሽቀጣ አውራጃውነት ደው ይበል ! አርእስታ ጽብቕቲ ዝሀብካዮ ትንተና እውን ጽቡቕ ኮይኑ ነታ ዝበዝሑ ደገፍትን ሐደ ልብን ካብ ደቂ ሓማሴን ምኳኖም ! ( ባይታ ዝምስክሮን ህዝቢ ዝዕዘቦን ዘሎ) ንክትብላ ትብዓት ሐቦን ጎዲላትካ ! ናይ ስጋዶ ኮይናትካ ትኸውን ? አለና ሚድያ አቦና ረድእ ወዲ ሓማሴን ምስክርነቱ ሂቡሉ ነይሩ:: እምበር አዝዮም ውሑዳት አብ ዓቢ ቦታ ዘለዉን ውሑዳት ሕልንኦም ዝሸጡ ምስቲ ሽፍታ መንግስቲ ዝወገኑ ደቂ አከለጉዛይ እውን አለዉ:: ዮናታን እንተኾንካ እውን ደቂ ሰራየ ኸ አበይ ደዉ ኢሎም አለዉ ? ይበሀል ኢልካ አይሐተትካዮን ! ፍሉጥ እዩ ሕጂ እውን ብርሀነ( ብራሽተይ) አብኩሉ አለዉ ምስበለካ ! እቲ ሐቒ ግን ደቂ ሰራየ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ አብ ቃልሲ አይነበሩን ሕጂ እውን የለዉን ! ብጣዕሚ ብዘሕፍር ታሪኽ አብ ጀርመን ዝተወሰኑ ደቂ ሰራየ " ፒሳ አይበላዕናን ኢሎም ! ብርጌድ ቢተወደድ ኢሎም ካብ ቃልሲ ዝተፈንጨሉን ዝሀደሙን ኩሉጊዜ ጸየቕትን አፍረስትን ኮይኖም ቁጽሮም ዘይነዓቕ ደቂ ሰራየ ተባዓትን አባላት ብርጌድ ንሐመዱን ከምዘለዉ እውን ባይታ ዝምስክሮ እዩ::

  • @shamabeyan4982
    @shamabeyan4982Ай бұрын

    ክቡር ሓው ብርሃነ ንዝሃብካዮ ቃለ መሕተትን ንጹር መረዲኢታትን ብልቢ አመስግነካ። ረዲዮ ኤረናን ክቡር ሓው ዮኒ፡ ንእትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ከም ወትሩ ምስጋናይ ወሰን የብሉ ቀጽሎ።

  • @AbrahamOkbay
    @AbrahamOkbayАй бұрын

    Gega haberta aytehilfe zekeser negada eka eska berash tebahal sebay

  • @Haile-ym7qv
    @Haile-ym7qvАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yosefberhe8630
    @yosefberhe8630Ай бұрын

    ደው ይበል ! ይቅጽል ! ይጀመር ይገድፍ እናተብሃለ ዝተርፍን ዝቅጽልን መዓስን ኮይኑ እንተዝከውን ምሓሸና እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም እቲ ፍታሕ ኸ ? ኢልካ ምዝራብ ይሓይሽ

  • @girmayselemon3566
    @girmayselemon3566Ай бұрын

    Jabha hatla tarke

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624Ай бұрын

    ከመዚ ዓይነት በላሕቲ ሰባት እንበር ፡እቶም ብመብረድ ተፋሕፊሖም ቶጎሮኦም ዘይጸሪ ኣይተስማዓና ሸኮርተቲኖ፡

  • @isakkesete5505
    @isakkesete5505Ай бұрын

    ክቡር ሓው ሪፍረንዶም ወያነ ዘይኮነ ዘፍቅደልካ ሕቡራት መንግስታት ደኣንበር ወያነ ዘፍቅደልካ ኣብየናይ ዓንቀጽ ኢዩ ሳውዝ ሱዳን ሪፈረንዶም ክገብር ከሎ ሳውዝ ሱዳን ኢዮም ተሓቲትም አርትራውያን ሪፍረንዶም ክገብሩ ንሑቡራት ሃገራት ዳንበር ንወያነ ዘሕትት ወይ ከፍቅደልካ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ መግለጺ ኢዩ

  • @testsegay5112
    @testsegay5112Ай бұрын

    ab enda hidef tray eyu awrajawnet zelo ( n deki hade libi kedkum hitetwom) VIVA BERGED NHAMEDU

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehayАй бұрын

    Nay bhaqi xbuq tntena

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056Ай бұрын

    ኣብ ጎዲኒ ብርሃነ ኣሎኩ።

  • @tesfalemhaile080
    @tesfalemhaile080Ай бұрын

    ኣያና ብርሂን ዝንኣድ ስራሕ ዝናኣድ ትምህርቲ ትህበና ኣለኻ። ኣብዛ ናይ ናይ ኣውራኛ ብዝግባእ ገሊጽካያ ዝብል ግምት ኣለኒ። ብዓንደርእሱ ምፍልላይ ሓደ ሕብረተሰብ ካብ ጸላኢ እዩ ዝብገስ። ጸላኢ ድማ ካብ ግዳም ክኸዉን ይኽእል ካብ ዉሽጢ ጸላኢ ጸላኢ እዩ። ሕብረት ሓደ ሕዝቢ ዘይደሊ ነተን ሕብረተሰብ ዝኸፋፍላ ረቛሒታት ዓቂቡ እዩ ዝሕዘን፡ ኣብ ዝደለየ ድማ ይጥቀመለን። ታሪኽ ድማ ናይ ባዕሉ ጽልዋ ኣለዎ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ። ጀብሃን ሻዕብያን ዝገደፍኦ ታሪኽ ዉን ኣሎ። ሕማቕን ጽቡቕን ክጥቀመለን ክነጽጎን ዝግብኣና። ነዚ ኩሉ ዝመሚ ግን ቁዋም እዩ እንበር እቲ ንዓይ ሕማቕ ንብጻየይ ጽቡቕ ክኸዉን ይኽእል እዩ። ኣነ እኳ ንብርሂን ብቐረባ ዝፈልጦ እንተ ኮንኩ ከም ብዓል ብርሂን ንኹሉ ኣማእኺሎም ዝኸዶ ኣርካናት ናይ ቃልሲ ክትረክብ ግን ሓደ ካብ ትዕድልቲ እዩ። ብርሂን ድማ ቀጽሎ ከም ዎትሩ

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Radio erena yonatan tray eka delay fithi shishay Arkey darga higdef hade dima ab Canada alo Calgary antsar BN

  • @user-tc3et5df3r
    @user-tc3et5df3rАй бұрын

    Tkkl

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZeraАй бұрын

    ብራሽኖ🎉❤🎉 ብትክክል ገሊጽካዮ ነመስግነካ፡ ብተወሳኪ ንዮነታን ስማዕትን ኣውራጃ ምሕደራ'ዩ ካብ ተባህለ ንኣብነት ኣውርጃዊ ባይቶ ምሕደራ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ክህሉ እንታይ እዩ ጸገሙ። ኣውራጃታት ዋላ ዞቦታት ንብሎ ካብ ዓዲ ዝጅምር ባይቶ ዝኮነ ጸገም የብሉን። ክምቲ ሓው ብርሃነ ዝበሎ ነዚ ኣውራጃታት ፍልልያት ንሃገር ዘስግኡ ኣይኮነ፡ ምክንያቱ ወከልቲ ሽማግለታት ዓዲ ወረዳ ኣውራጃ ዘይፍቅድ ክምዚ ገባቲ ህግድፍ ጉጅለ ኢሳያስ ዘየለ ሓንሳብ ብሃይማኖት፡ ኣውራጃ ብሔራት፡ እንዳፈላለየ ብዛዕባ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዘራብሖ ወፍሪ ብሓደ ኮይኖም በቢ ምሕደርኦም ካብ ዓዲ ጀሚሮም ኣንጻር ምልኪ ከይላፈኑ ክይስማምዑዓቢ ስግኣት ስለ ዝኮኖ ከይቐውም ዝፍንዎ ራዕዲ ዓድና ጅሳብ ክብርና ወግዕና ክሳብ ውሽጣዊ ሕግታት እንዳቦ ኣቐዲሞ ሰንዱዊ ኣፍሩስዎ። ዋላ እቲ ኣስማት ጽኒሓዊ ክብሪ ድምሲስዎ። ልዕሊ ኩሉ ዓዲ ይኩን ጢሳ ኣብ ኤርትራ ስለ ዘይብሉ። ሓዳሽ ኤርትራ፡ ሓዲሽ ዞባ ዩኒቨርስቲ ከይተረፈ ዓጽዩንሃገርባ ብዘይ ክብሪ ኣትሪፉ ዝተረፈ ኣዋሳን ጎንደርን ይመስክራ። ብዝኮነ ዮኖታን ብርሃነ ብራሽኖ ነበር ቀጽልዎ ነመስግነኩም። ኣብ ጠንቁ ምፍታሽ ምድሃብ ኣብ ሳዕቤን ውዒልና ኣይንሕደር።

  • @michaelaraya1192
    @michaelaraya1192Ай бұрын

    Merexa tezichowun ,kindey dem mifesese?

  • @mniyamozeraihamas5427
    @mniyamozeraihamas5427Ай бұрын

    😂😂😂🦧🦧🦧🦧🦧

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477Ай бұрын

    ብራሽ

  • @Danielsolomon8889
    @Danielsolomon8889Ай бұрын

    Noooo nia bejaka ajani, abza dege zelo sidetena Erotreawi bmare ykales alo eyu, aynsekakef eti haki kemzelewo tezarebwo, Yeman tsegam ayedln

  • @davidharcot220
    @davidharcot220Ай бұрын

    አብ 2:44(ነዛ ቁጽሪ ጠውቑዋ )ብሰንክኻ አይበሃልን እዩ አታ ሰንካም ሰንኪ ማለት በደል እዩ ። ንጹቡቕ ግን "ሳላ" እዩ ስለዚ "ብሳላኻ" ይባሃል ማለት እዩ ተማሂርኩም አለኹም " ብፍላይ ዬናታን

  • @user-xq5po5vb8s
    @user-xq5po5vb8sАй бұрын

    ልክዕ ኣብትሕቲ ገረብ ኮይነ (ኣብዓራግ) ሳሕል ጽውጽዋይ ታሪኽ ሰውራ ዝመሃር ዘለኹ ኮይኑ ተሰሚዒኒ ።

  • @AbrahamOkbay
    @AbrahamOkbayАй бұрын

    Yonatan ata kemy aynet meshet eka esa.ety tekerbo medeb bemilu ezay nay alem halay sebay kab alem zedenkore seb.medebatka betana kichi eka temesi .reyio kindey sebat yerika 👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽👽

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056Ай бұрын

    ዮናታን

  • @Mussie-yc7wi
    @Mussie-yc7wiАй бұрын

    ኣቶ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387Ай бұрын

    ብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ ንኣውራጃውነት መሰረቱ ግን እዛሕጂ ዘሌ ጃንዳ ህግደፍ ኢሰያስ ዝመሃዞ እዩ ዋላ እቲ ምክልኻል ንርእሱ ብሓዱ ኣውራጃዊ ከምዝበሓት ስሚዒት ፈጢሩ ይርከብ

  • @Wediharestay
    @WediharestayАй бұрын

    ኣብዚ ንህዝባዊ ግንባር ትምጉሰሉ ዝነበርካ ግዜሲ (1982-1991)ብዙሓት መቓልስትኻ ተጋደልቲ ጀብሃ ብውልቅን ብዙሓት ውድባትን ዝቕንጸልሉ ግዜ ኢዩ ኔሩ፡ ንስኻ ግን ተጣቓዓሎም ኔርካ ንህ/ግ። ይገርምዩ ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ኔሮም ክትብል ከለኻ።ጀብሃስ ተባዓትን ንሓቂ ዝሞቱን ምዃኖም ኢና ንሰምዕ፡ ንስኻ ግን እታ ካብ ትፍጠር ህዝቢን ተጋደልትን ምቕታል ኣዕሪፋ ዘይትፈልጥ ሻዕቢያስ ከተመጉሳ ሕጂ ሓላፍነት ምስከልአትካ ከኣ ካልእ መዓዳይ ኮይንካ መጺኻ።ክሰርቀኒ ዝረኣኽዎስ ክመልሰለይ ነይኣምኖ ይብሉ ኣቦታትና። ምኽርኻ ይትረፈና ንዓኻ ይኹንካ ኣቦይ ብርሃነ

  • @alula763
    @alula763Ай бұрын

    ተ/ጋ ከም ፖለቲከኛ መጠን ዓለም ብፍላይ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ አርትራ ዘለዎም ኣጠማምታን ውሳነን ከምይ ይመስል ስጋብ ሕጂ ግለጸልና ? ? ብወገንካ ትትንትኖ ክሰምዕካ ከልኩ ብዛዕባ ምምቅራሕ ስልጣን ኣብ አርትራ ።

  • @asmarabella9533
    @asmarabella9533Ай бұрын

    Eti Christian dlayu yebel kab belkayo eti aslamay kea kem dlyetu kixiyenekum eyu. Tigray Tigrinya bi waga aslamay aysirahin eyu fiqri mies hzbi Tigray ente delika nay werazut politics sirah nay tebelalex gn lekimka kikeyed eyu.

  • @Ae91scd
    @Ae91scdАй бұрын

    ከምቲ አብ ዝሐለፈ ነዊሕ ቃልሲ ታሪኽ ኤርትራ ! ድሕሪ ግንቦት 24 / 1991 ቤተሰብ ደቀ ተጋደልቲ አፍልቦም ገቲሮም ኮምብሽታቶ ሸናዕ ዝበሉሉን ! ደቒ ወዶገባን ደቀ ኢሰፖን ዝተሐቡኡሉን ዝተሸቑረሩሉን ! ብድኹማት ውዱባት ዘይኮነስ ብብርጌድ ንሐመዱ ጽባሕ ዓድና ክንአቱ አና ! ደቂ መን ን ቤተሰብ መንን አፍልቦም ገቲሮም ቀሲኖም ከነበሩ እዮም ደቀ ሐደ ልብን ደቀ ዝነቡዓት ከአ አበባ ክሕብኡ እዮም ዓቢ ( Homework) ዕዮ ገዛ ይጽበዮም አለ:: ጽባሕ ክወግሕዮ

  • @eyobgezai243

    @eyobgezai243

    Ай бұрын

    Kilae gehafat

  • @wewe5688
    @wewe5688Ай бұрын

    ከመይ ማለት ንበርገድ ንሓመዱ ትድግፎ አቶ ብርሃነ፡ ንስካ ብፍትሕ እየ ዝአምን ትብል አለኻ በርጌድ ንሓመዱ ድማ ብእምንን ድላን አብ ልዕሊ ስቪል ህዝቢ ብምውራድ ብሓይሊ ኩን አይትኹን ደግፈና ኢሉ ዝአምን እዩ እሞ ትብሎ ዘለኻ ነንሕድሕዱ ዝጋጮ'ዶ አይኮነን?

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8ohКүн бұрын

    ኣብ ቅድሚ ኢሰያስ ድገማ : ብህዎት ኣሎ ኣለኻ ::

  • @mussiehabtezion9229
    @mussiehabtezion9229Ай бұрын

    Wedibrash Alem nay membab aikimka amabilo Referendom aytekebelon tibilo zeleka hasot Kalay ni adgi ni hamedu edigif eye tibili zelka ni hade eilama zeybilu antsar eritraenet zikales ab gonukum alku kitibili koleka elamaka kem zi shetka eye ziamini

  • @ghebrehiwetwoldetinsae1643
    @ghebrehiwetwoldetinsae1643Ай бұрын

    ብርሃነ እቲ 1974 ዝፈልጠካ ኣይኮንካን ሓሶት ኣርሕቅ ብላሽ ረፈረንድም ኣብ ምብራቕ ጀርመን ኣብ 1980 ኢሳያስ ከም ዝበለ ታሪኽ ይነግር ፡ምሕረት የውርደልካ ካብዚ ከምዚ የድሕነና ኣብዚ ዕድመኻ ከምዚ ክትብል ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8kАй бұрын

    ኣስተውዕል ብርጌድ ንሓመዱ ታሪክ ከይንደግም ሓደራ

  • @Mussie-yc7wi
    @Mussie-yc7wiАй бұрын

    ኣቶ ብርሃነ ናይ ቃልሲ ጉዕዞኻ ከምቲ ዝገለጽካዮ እንተኾይኑ ሓቂ ክትዛረብን ኣብ ሓቂ ተመርኲስካ ዘለካ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ክትገልጽን እምበር ብዕውር ናይ ውልቂ ጽልኣት (ንኢሳያስ) ንታሪኻዊ ፍጻመ ብሓሶት ብምግላጽ ህዝቢ'ውን ንዕኡ ክኣምን ምሕታትካ ዓቢ ገበን እዩ። ኢሳያስ ኢልዎ ዝበልካዮ ንረፈረንዱም ኤርትራ ዝምልከት ዘይኮነ ወያነ ንኢትዮጵያ ኣብ ብሄርን ቋንቋን ዝተመስረተ ፈደራሊዝም (እቲ ኣብዚ እዋን ንኢትዮጵያ ኣብ ውግእ ሓድሕድ ሸሚሙዋ ዘሎ) ዘፍቅድ ቅዋም ስለዝጸዓኖ ንህዝቢ ኢትዮጵያ በዲልዎ ንምባል እዩ ኔሩ። ስለዚ ብጌጋ ተረዲኡካ ዲኻ ዋላ ብፍላጥ ኮነ ኢልካ ንዝገበርካዮ ምዝንባዕ ታሪኽ ዓገብ ክትበሃል ኣለካ። ኢሳያስ ዝመርሖ ዝነበረ ውድብ ህዝባዊ ግንባር እኮ እዩ ኣብ 1980 ኣብቲ ድሕሪ ምዝላቕ ዝነበረ ጸልማት ጊዜ ናይ ረፈረንዱም እማመ ዘቕረበ። ገለ ካብ እቶም ዝገለጽካዮም ኣባላት መሪሕነት ብስምዒት ብሓይልና ዘምጻእናዮ ናጽነት ንምንታይ ናብ ረፈረንዱም ነቕርቦ ዝብሉ ዝነበሩ እዮም። ኢሳያስ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ብወተሃደራዊ ሓይሊ ዘምጽኦ ነጻነት ብድምጺ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ደሪዕካ ኣብ ዓለም- ለኻዊ ሕጊ ዝተሰረተ ልኡላዊነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ብኣንጻር ሽዑ ዝነበረ ክቱር ናይ ህዝቢ ህንጡይነት ብምስርሑ ብስምዒት ዘይውስን ኣንዊሑ ዝጥምት መራሒ ምዃኑ ጸላእቱ'ውን ዝምስክርዎ ታሪኻዊ ሓቂ እዩ እሞ ብዘይከውን ዘረባ ሚዛንካ ኣይተውርድ።

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239Ай бұрын

    ኣልፋን ኦሜጋን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጥራይ እዩ።

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    Ай бұрын

    Kkkkk he is old mad man finish

Келесі