Yohannes Tseggay Berhe

Yohannes Tseggay Berhe

Dear Visitors,
This channel will help you learn about Eritrea and the Horn of Africa related News, Culture, politics and views.
Welcome to our channel.
We welcome your constructive views and contributions. As the aim of this channel is to learn from each other, please avoid any form of defamatory comments.
If you have any comments or queries, please contact us: E-mail: [email protected]

ዝኸበርኩም በጻሕቲ ቻነልና፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
እዚ ቻነል'ዚ ዕላምኡ፡ ካብ ታሪኽና ንምምሃርን፡ ሓበሬታ ከምኡውን ባህሊን ልምዲን ፖለቲካዊ ኩነታትን ሃገርና ኤርትራን ከባቢናን ዘሎና ኣፍልጦ ንምዕዛዝን ንሓድሕድና ርእይቶ ንምልውዋጥን ኢዩ። ትሕዝቶ ናይዚ ቻነል፡ ብርእይቶኹምን ተሞኩሮኹምን ዝህብትም ስለዝኾነ፡ እቲ እተቕርቡዎ ርእይቶ ይኹን ነቐፌታ፡ ሃናጺ ብዝኾነ ኣገባብ ከተቕርቡ እናተላቦና፡ ዝኾነ ጸለመን፡ ካብቲ ውርዙይ ባህሊ ሕብረተሰብና ወጻኢ ዝኾነ ጽዩፍ ኣበሃህላታትን ከተወግዱ ድማ ኣጥቢቕና ንምሕጸን።
ክትውከሱና ምስ እትደልዩ፡ በዚ ተወከሱና፦ ኢመይል፦ [email protected]

Пікірлер

  • @eyorzeray7526
    @eyorzeray7526Күн бұрын

    There is no question general abrahaleye is a true hero like hadraye.I have asked gen.abrahlaye why weyane ዉግእ ከፊታ ብጋሽ and bever answered ny question becouse i was there personally with 71 ዐዲ ኢብራሂም ጋሽ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi4 күн бұрын

    አሲመራ ዮኒቪሪሲቲ ተባሪቃታያ ኸይቲቢሉና ።ጂ15ዒሪዒሮተባሪቃ ዊጊነኒሒዲሒዲ ተባሪቃቶም ከይቲቡሉና ዉጢኢቶ ተደሚሪና ተኾሊፊናያ።ቢዛዕባ ጌጋናኒ ዉጺኢቲናኒ ጢይቲ ተተኩሻ ቢኒጣሪ ኢሚኒ መይቱ ኺቲቡሉና አይኒአሚኒን ደር ፊጹም ከሚአሲመሪ ዩኒቭሪሲቲ ተሰዊኡሎ።❤

  • @bahri1415
    @bahri14155 күн бұрын

    ለካመፂ ከም ሰድራቢት አየተበሉ ለከበጠ አቆሉኡት ዘየዛረበዋ ዘራባ ቆሎኡት ከተዛረቡ ከም ሰደራቢትሲ ይትረፈ በታ ረሳሓ ዉደብ መጀሀዲኒ ጀበሃኩም እነበር ሰለሓቂ ተዘረበኩም አየተፈለጡነ መሰ መነገሰት ዘሎ ብአኩም ገበኝኛ እዩ ኩሉ ዘርባ ሰብኡት ዘረባ ክበርት ዘሀበኩም ከትዛረቡ ፈቱኑ መበሰሊ ቅጫ ዘበለቶ ሓነት ሰብ 100 ካብ 100 ሓቃ እያ ነዚ በለካ ለክአካ ዘረባ ከመ ሰነደ እለኩም ከተዘረበሀ መሕፈረኩም

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62397 күн бұрын

    "ሓይሊ ጉራዕ ተደቢርካ ሕራእ"! ይብሉ ኔሮም ብዓል ኣቦሓጎይ ቀደም።😅😂

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile6807 күн бұрын

    ንጀብሃ ኣፍሪስኩም ንአሪትራ ክትኮኑ ዘይሕሰብ ኢዩ።

  • @badre2096
    @badre20967 күн бұрын

    አቦ ቅድም ምንባብ ዘይትማሀሩ

  • @netsaseb6445
    @netsaseb64459 күн бұрын

    general abrahaley jegna iyu esikatkum gen zifeshele kalskum kitetsebiku aytifetinu.

  • @badre2096
    @badre20969 күн бұрын

    ቖይቂ ዝገዳፍናሎም የብልናን 😌ስደትና አክእሉና

  • @alula763
    @alula76311 күн бұрын

    እቲ ውድብ ተሓኤ ሪኡ ተመልኪቱ ኣብ ሕጊ ኣቅሪቡ ኣሲርዎ ኢዩ ንኣብርሃለይ ተፈጸመ። ። ። ። ስራሕ ዝሰኣነት ፈላሲት ቆቢዓ ትሰፊ ይብሃል ። ወዲ ገብሩ ዘዘማ ኣላ ( ኣነ ዝገርመኒ ኣይተማሂርና ጀጋኑ ይመስለና ኣብ ወጻኢ ዘለና ) 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @alula763
    @alula76311 күн бұрын

    ንዳዊት ሕቶ 1 ፡ስለምንታት ገንዘብ ተሰሊዕልካ 2 ፡ ዘምህረት ስለምንታይ ሃንደበት ከትወጽእ ኣዚዝካ ፡ 3 ፡ ስለምንታይ ኣብ ሜዳ ትቀጺዕካ 4 ፡ ኣብ ክሮቾረሳ ዝረክብካዮም ዝተወደቡ ዲዮም 5 ፡ እቲ ኣውቲስታ ዘውጽኣኩም መን ይባሃል ዝተወደበ ዲዩ ? ? ተወሳኪ መኣረምታ ኣብ ከባቢ ባርትብለጽ ዝገለጽካዮ ተጋዳላይ ምስ 2ተ ኣፋሽ ውድባት ወናኒ ጋራጅ መንግስቱ እቲ 2ይ ፋግሮ ናብ ባርትብልጽ ትጥምት ስጋብ ሎሚ ኣላ ። ኣብ መንግኦም ዝተፈንጀረ ኣጽዋር ኣብ ሃደጋ ወዲቆም ካብ ሞት ዝተረፉ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተረሺኖም ነዚ ታሪክ ስለዝተንካፍካዪ ታሪካ ክትስንድ ትፍትን ስለዘልካ ምስ ምልእ ኣክብሮት ኣብሩኢህካ ግለጸልና ❤❤❤ ታሪክ ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ንናጽነት ፡ ንሉኡላውነት ፡ ንድግበ ህንጻ ኣብ ገድሊ ይርከብ ኣሎ ።ስለዚ ወስኩሉ ብትሕትና ኣርምዎ እምበር ምክሳስ ኣድላይነት ዘለዎ ኣይመስለንን ክቡር ሓው ዳዊት ምስ ጉጅለካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @entamogos4107
    @entamogos410712 күн бұрын

    ቢርጋደር ጀረናል አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ጅግና እዩ ዝበልኩም ተበልኩም ህዝቢ እዩ ምስክሩ መጋደሊኡ ዕላማ ወቂዕ አማእከል ሃገሩ አሎ አውኡ ከድኩም ሕተትዎ

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile503612 күн бұрын

    Kkkkkk

  • @haileemereb297
    @haileemereb29713 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉 ዝዓበየ ጎቦ እንከለና ኣብ ነንሕድሕድና ስኒትን ውህደትን ሲኢንና

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile68013 күн бұрын

    ጉዳይ ሃገር ብሞገተ ወዲ ሞገተ ብንጋብእ ወዲ🎉ንጋባእ ኣብ ዘረባ ጥራይ ኣብ ሙጉት ጥራይ ዝነብር ኣይኮነን ጉዳይ ሃገር ከም ኣብ ፍርድበት ትውዕሎ ኣይርታዕንየ ሞጋታይ ኢየ እንዳበልካ ዝወሓስ ሃገር የሎን ናይ ረታዕን ተረታዕን ኣይኮነን።ንስኻትኩም ንጀብሃ ዘይኮንኩምንሃገር ክትኾኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም።ተቓለስቲ ህዝባዊ ግንባር ምእንቲ ክዕወቱ ቅድም ውድቦም ኢዮም ዓቂቦም ንስኻትኩም ግን ቅድም ውድብኩም ኢኹም ኣፍሪስኩም።ሕጂ ኸ ኣ ከም ኣመልኩም ኣብ ደገ ዘዝተሰርሐ ቃልሲ ትፍርሱ ኣለኹም።ናይ ኣዲ ኣ ንጋላ ከም ዝበሃል ንዓኹም ዝመስሉ ኣፍረስቲ ንር ኢ ኣሎና።

  • @wediere2238
    @wediere223813 күн бұрын

    ክቡራት ኣቦታት ብዝኾነ መንገዲ ንፕረሲደት ኢሳያስ ብዛዕብኡ ክትዛረቡን ብዛዕባ ኣመራርሓን ክትንትኑን ብቕዓትን ክእለትን የብልኩምን ታሪኽ ግን ክትንትኑ ዝነበረ ክትገልጹ ትኽእሉ ኢኹም፡ እንተ ብኤርትራ ግን ኣይትሸገሩ ዝተማህሩ መንእሰያት ኣሎዉዋ፡ ዓለም ዘዛርብ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ ማፍያ ክትብልዎ ዓገብ ዓገብ ዋላ ንፕረሲደንትና ጽልእዎ እንበር ክንዲ ርብዑ ኣይትቓለስኩምን፡ ኣብ 1981 ከኣ ደወል ደዊሉ ፈዲስኩም፡ ሞ ኣብ ስደትኩም ጥሮታኹም እንዳበላዕኩም ብሰላም ኣዕርፉ። ዋላ ንመንግስቲ ኤርትራ ጽልእዎ ግን ግን ሓቂ ሓቂ ተዛረቡ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile68013 күн бұрын

    ውድብኩም ኣፍሪስኩም ኣዓዲ ስደት ዘምራሕኩም ኣየ ካድራት ጀብሃ ንዓብደላ ኢድሪስ ከ ኣ ተላግብሉ።

  • @wediere2238
    @wediere223813 күн бұрын

    ትምስገኑ ኣቦታት ጽቡቕ መደብ ናይ በሓቂ መሃሪ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኩሉ ጸቕትታቱ ብ ምዕራባውያን፡በሊሕ መርሕነት ኣሎዎ ቡኡ መንጽር ድማ ረብሓ ህዝቡ እንበር ንዓና ነዚ ሓድሽ ወሎዶ ብዘይ ዕዳ ሃገር ከረክበና ኢዩ፡ መንእሰይ 60ታት ሓይላት ኣቦታት ኢኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MehariAbrahamTesfazghi
    @MehariAbrahamTesfazghi15 күн бұрын

    what a useless host let him speak. What's your plan don't expect only to narrate about politics. He is trying tell us a very nice life experience that this generation can lear.we are tired of your politics.

  • @MehariAbrahamTesfazghi
    @MehariAbrahamTesfazghi15 күн бұрын

    please don't interrupt them let them speak freely

  • @bisrattekie9066
    @bisrattekie906618 күн бұрын

    Please m yemane ab mengo aytiatew Sk bel hto teleka hitet Nay tiana xgem aleka Hikimna giber

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle709019 күн бұрын

    Abraham tekle wedi andele hero of heros

  • @wediere2238
    @wediere223820 күн бұрын

    ጀብሃ ኣይውክለና ሻዕቢያ ኣይውክልና ናትና መንገዲ ኣሎና ትብልሲ ገና እምኒ ትዳረበዩ ዘሎኹም መሃይም ሲ ብጀብሃ ሻዕቢያ ክትዋራዘ ክንደይ ጂግንነት ዘሕለፉ ክቡራት ኣቦታትና ኢዮም ጀብሃ ኣደ ሻዕቢያ ምዃና ይርዳካ ዶ፡ ኣብ ሃገር ክንዳይ ምሁራት ፈረዮም ኢዮም ንስኻ ኣነን ኣሕዋትና ሓዲግናዮም ሃዲምና ኢና ሞ እንኺኢልካ ትምህርትኻ ቐጽል ኣይኮነን ከኣ ኪድ ኣዉኡ ተዋጋእ፡ እቶም ጀብሃ በሃልቲ ኸኣ ታሪኽ ዝጎሓፈኩም ኢኹም እንተኺኢልኩም ንሰላም ዘምሩ ሻዕቢያ ክትምክትዋ ስለዘይከልኩም ሲ ንዓና ናብ ሓዊ ኣእቲኹም ምስ ኣሕውስትና ክተውጉኡና ሞትኩም ዝቐረበ ኣረገውቲ ጂግነነትኩም ዓቅቡ፡ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪

  • @user-nz8zr4tg6c
    @user-nz8zr4tg6c21 күн бұрын

    67.700 ገለን ኢሉስ መሊሱ ኸኣ 437 ሽሕ ይብል ናይስርቂ ዩ ኮ ኔሩ እቲ ጀብሃ ድብልዎ ዉድብ ክንደይ ስድራና ባ ለኪሞሞም ጠፊኦም ደቂ ተካሊት

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus201124 күн бұрын

    ኣነስ ይገአመኒ፡ ብህይወት ንዘሎ ሰብከ ንምንታይ ወኪል ኣድልይዎ። ኣብየት ኣንዪ መሬት ኣድኪ ከፊትኪ እንተትዛረብስ ክንደይ ነገር ምተሰምዔ ነይሩ። ብተወሳኺ ኸኣ፡ ኣይከኣልን እዩ ደኣምበር፡ እቶም ስውኣትና፡ ተንሲኦም ንሓንቲ ፡ ሰዓት ፡ እኳ ባዕሎም እንተዝዝርቡስ፡ ክንደይኮን ምጠዓመ ነይሩ። ነገር ግን ኣይንረስዕ፡ ናይ ኩልና ኦርኒክ ዝሓዘ እቲ ሓያል እግዚኣብሄር ክርምዘሎ ኣይንሃመል። ዝገበርናዮ፡ ጽቡቕን ፡ ክፉእን ኣብ ኢድ እቲ ዓብይን ሓያልን ፡ እግዚኣብሄር ኣሎ። ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር መን ንመን ጠበቓ ደው ኣይብልን እዩ። ክቡር ህዝበይ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሕስል እዩሞ፡ ንሰብ ዘይኮነስ ፡ በጃኻትኩም፡ ንእግዚኣብሄር ንድራሓዮ። ሰብ ንእግዚኣብሄር እንትናኡ ዘይፈሪሕዎ፡ ድላዩ ኽገብር ዝኽልክሎ ይልቦን እሞ፡ በጃኻኩም እቲ ዋና ብህይወት ንዘሎ ኣበካቶ ኣይንኹን። ኣንታ ሓውና በጃኻ እንኳንዶ ምሳኻ ዘየሎ ሰብሲ ውላድ እንተሃልዮምካ ስለደቅኻውን ብዝሕ ትፈልጥ ኢኻ ኣይብልን። ስለዚ እቲ ቕኑዕ ፈራዲ እግዚኣብሄር ዓቢ ኣምላኽ ኣልፕሞ ኩሉ ንእግዚኣብሄር ንግደፎ፡ ክብለኩም እፈቱ።

  • @bisrattekie9066
    @bisrattekie906624 күн бұрын

    Aske hiteta d 50 amet

  • @bisrattekie9066
    @bisrattekie906624 күн бұрын

    Kicha ?

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    እዚ ዓበይ ሰበይቲ ዝመስ ኣንቶነላ ከኣ ታሪክ እንዳበለ ክሕንክር ሓማዪ ፡ ክዛረብ ከሊ ፋርኔርሎ ጌሪ ቡን ዘፍልሕ ኢዩ ዝመስል

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    ንሕድራይ ዘንጸርጸረቶ ፡ ኣታ ኣብራሃለይ ኣቲ ስርርዕ ምስ ተዘርገ ኣብ ዉሽጢ ከተማ ፡ ሓደ ሓደ ፈዳይን ዝነበሩ ሕድራይን ካልኦትን ካብ ህዝቢ ብሽም ጀብሃ ገንዘብ ክወስድ ጀሚሮም ኢሉ፡ ክንሃድኖም ምስ ጀመርና ግን ን ኢትዮፕያ ገጾም ሃዲሞ ኢሉ ፡ ባቃ እዚኣ ኢያ እዚ ኩሉ ተዛረቦ ዘላ ፡ዘይሰማዕክማ ዘለኩም ተመሊስኩም ስምዕዋ፡ በጋላልጻ ኣብረሃለይ ቅድሚ ጀብሃ ምብትታና ኢዩ ብ ኢትዮፕያ ገሩ ናብ ካልእ ከይዱ ፡ ንምንታይ ደኣ ንሱዳን ዘይከደ? እዚኣ ሕቶ ን ሕድራይ ሕተቱለይ

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    ሕድራይ ሓደ ግዜ ኣብዛ ቻነል ኣብረሃለይ ፡ሓላፊየይ ኣይነበር ኢሉ ፡ ሎሚ ከኣ ሓላፍየይ ኔሩ ኢሉ ፡ኣብ ወክማ ናይ ኣካላትምግልባጥ ጥራሕ ኣይኮንካን ስልጢንካ እንኮላይ ናይ መልሓስ ኢዩ ምግልባጥ ኢዩ ክክክ

  • @semharkahsay-uh4kf
    @semharkahsay-uh4kf14 күн бұрын

    😂😂😂😂Moyte

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    ሕድራይ ዓሊካላ 40 ጥይት ስሒቱኒ ትብል ሰማይ ዝሃገርካ ፡ ተኩሱ ዘይፈልጥ ከማን ብ 40 ጥይት ዝስሕት የለን ፡ ኣብረሃለይ ኣብ ዓዱ እስኩም ኣብ ስደት እታ ፊልሚ ትወዲኣ

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    ኣያ ነጋሲ ፡ ነዚኦም ምምላስ ኣየድል ኢዩ ፡ ኣብ ዘረባ ዊዒሎም ኢዮም ዝሓድሩ ፡ ካብ ዝተጋደልዎ ኣብ ስደት እንዳተዛረቡ ዝበለይዎ ይነዉሕ ፡ን ቆምነገር ነገር ዘይኮን ቃላት ኢዮም ክፈልትሉ ዝውዕሉ ፡ ካብዚ ኩሉ ዝተዘርበ ግን ኣብ ዉሽጠይ ዝነበርት ሕቶ ኣብ መወዳእታ እቅሪብካያ ፡ እዚ ኩሉ ክገብር ኣብረሃለይ ኣበይ ኔራ ጀብሃ ? ጽብቅትን ንኩሉ ዝረባ ትምልስን ኢያ እሞ እዛ ሂብካዮም ዘለካ ዕዩ ገዛ ዝምልሳ የለን ።

  • @user-fn3qq6jy7m
    @user-fn3qq6jy7m25 күн бұрын

    President Iseyas Yefkdelu do Yemesleka?

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965225 күн бұрын

    Xubuk agalalixa Eyuob mengustu kab kulu wegen zey bule nizinebro zimskir nizey felto win aynbrkun zibil hakena Eno hatati gin hatati kinska beti neska tidelyo kimlselka tideli nerka bi filay ab lili B/ Abrhaley xeli aloka kabti eti hato zenbrka temorkise 1Abnet Abrahley Ab bahrdar temahray ab zenbrelu selya shabya eyu zibhal elkayo gin ayfltin elika B/ Abrahley selayi shabya neru tezkowin slemnay bi Jebha merhi Botoloni koynu Shabiya ni kebesa key tewxe mis hizbi nikey trakeb yehadin neru ezi serah bi Jebha zitwahbo serah do aykonen Ane kem zitredakuka Abrhaley dehri Jebha midfae ni Sudan mis buxetu temlsu sle ztekale tarik niktebalshu eyu gin kiblsho aykilin eyu slzi kem hatati wegen zeyblka konka kitkerb yigbaka

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965226 күн бұрын

    Ata kindey thusuwu leke Jebha haka ya fah fah kitbil elfi gahfate ekum nerkom etom nay libi tekalsti gin 1983 neti nay bihaki hara ni hizbom kewxu temlsom ariyomna ka natsnet hizom atyom niskum tay ekum hji k kitgebru Abrhaly tarik serhu ziatewe jigna bi fixem kemakum hasewtin hasdatin yelen

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965226 күн бұрын

    Gemal feximka tuhsu aloka B/G Abrhaley 3 month tasire binay D fustsum naxa ka tebhle. Huruy 9 month binay mengustu baryu tasire kulu mermer tegru dehar ab gubaie merhnet temruxu melake tekle guday Abrhale entay eyu mis belo kisab lomi duyu tasiru zelo bi Ashkalal melsilu Slzi melake Gega yeblu Abrhale gega yeblu.

  • @elsaabraha478
    @elsaabraha47827 күн бұрын

    Good job Negasi. That is exactly what it should've been done. These people are just making false accusations. I don't know what the motive is.

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu333027 күн бұрын

    Abrahaley Is Always at the service of Iseias!

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965227 күн бұрын

    43 amet ab hasot kurb hifer zeytblu

  • @elsaabraha478
    @elsaabraha47827 күн бұрын

    ከማልዲኻ ትብሃል? እነ ከም ኤልሳ ንሳኻውን ንኣብርሃለይ ከትጥቅዕ ዘይከውን ምህዞታት ምስዝምህዙ ኰንካ ትመስለኒ ኣለኻ፡ ኣበሃለይ ዘይገበሮ ጌሩ ኢልኩም ከተልግቡሉ ዓቕሚ የብልኩምን። እታ ጀብሃ ትብሃል ውድብሲ ሱቕ ኢላ ድያ ዋላ ነቶም ቀተልትን ሰረቕትን ሓቚፋቶም ትኸይድ ኔራ ስለምንታዮምከ ነብሶም ዘይተኸላኸሉ እዞም ጀጋኑ ንብሎም ዘለና? 40 ዓመት ብጽልእን ቅንእን ተባዕጦም ብመጽናዕቲ ብሓሶት መጥቃዕቲ ጀሙሮም ኣለዉ ክሓፍሩ እዩ ዝግብኦም።

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965227 күн бұрын

    B/G Abrahley kedem jigna lomi jigna bezi natkum etgebruwo zelkum xelme zidwmses tarik yeblun

  • @habtezghitesfaldet7640
    @habtezghitesfaldet764027 күн бұрын

    ኣየ ብዓል ሕማም ደሓር፤ዘይትስተሩ ከ! ንታሪኽ ጅግና ብትትዖ ሓሶት ኽብረዝ ዘበት እዩ፡፡ ብ/ጀ ኣብርሃለይ ፍተው ጽልኡ ነባሪ ታሪኽ ሰሪሑ እዩ፡፡

  • @eritreatesfaisenay9703
    @eritreatesfaisenay970327 күн бұрын

    ኣቕራቢ፡ኣወሃሃዲ ናይ'ዚ መደብ ምስጋና ይብጻሕኻ። ምኽንያቱ 'ፈልሲ' ናይ ምልዛብ፡ምምይያጥ፡ሓሳብ ብሓሳብ ኣብ ምስዓር፡ ምኽብባር፡ምርድዳኣ That is with respect & mutual understanding "brain storm " ኣብ ምትኻኣል ትሰርሕ ስለዘለኻ። ዛዕባ ተጋዳላይ ዶር/ፍጹም ዛዕባ ሰውራ፡ቓልሲ፡ገድሊ "ኤሪትራያ" እዩ። ዝኾነ 'ኤሪትራዊ" ኣሽምባይ ኽብሩ ተጋዳላይ ሕድራይ ንዕዑ ዝመስሉ ሰብ-ውዕሎ ነዚ ዛዕባ ኽዛረበሉ፡ኽጽሕፈሉን ኽጽሓሕፈሉን መሰሉን ሪሙን እዩ። ተባሂሉ እዩ ድማ "ዝውዓለን ይንገርኻ፡ዝቐበረን የርድእኻ።" ብዛዕባ "ውዕሎ"፡ መስዋእቲ ናይ'ዚ በሊሕ፡ውፉይ ተጋዳላይ ሕጂ እንተተዘርብ፡እንተተጻሕፈ ይውሕዶ'ምበር ይበዝሖ ኣይኾነን። ዝተዘርኣት 'ዘርኢ" ንሳ "ትጠፍእ" ወይ ትስዋእ ብዙሓት ናታ ተምሳል ይፍጣራ፡ይመጻ፡ይስውታ። This is logic/dialectical materialism which is called 'negation of negation'. ማለት እኒ ሕድራይን ኻልኦትን ምባሎም 'ገበን ኣይኾነ ሓጥያት ኣይኾነ።' ኽውስኽ!! ጀ/ኣብርሃለይ ስጋብ ሕጂ ንዛዕባ መስዋእቲ ዶ/ፍጹም እቲ ዝበሎ ኢሉ'ዩ። ናቱ ብህሎ ግን "ንጉስ ኣይኽሰስ ሰማይ ኣይሕረስ።" ዘይኾነስ "ንጉስ ብገበኑ ይኽሰስ፡ሰማይ በበርቒ ይሕረስ።" እዩ ነገራቱ። ዝኸበርኻ ኣወሃሃዲ ናይ'ዚ መደብ ዛዕባ/መስዋእቲ ተጋዳላይ ዶር/ፍጹም እታ "ፈትሊ" ተረኺባ'ያ ሳሓባ ጥራይ!! ዳሕራይ ሓደ መዓልቲ ምኳኑ'ዩ "ኻብ ጥዑም ኣይትትረፍ፡ኻብ ሕጊ ኣይትሕለፍ" ዝብል ዘበንን መድረኽን ኽመጽ'ዩ።

  • @asmeromembaye9652
    @asmeromembaye965227 күн бұрын

    B/G Abrahley Gigna nay Geganu eyu Natkum tarik serhu

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4r27 күн бұрын

    🤔 ናብ NAZ YEMANE ዳርጋ ኩሎም መደባት እስኻ እተቕርቦም ናይ ዝሐለፈ ናይ ዝተፈጸመ ኢኻ ጥራይ ኢኻ ተቕርብ ንስለምንታይ ግን ? ማለት ብዝውሐደ ተጋዳላይ ብሐፈሻ ኤርትራውያን ብሰላም ብፍትሒ ብሕጊ ዝነብረላ ሀገር መስሪቱ ተትኸውን ኔሩ YES ብዛዕባ ሕሉፍ ታሪኽ ፍጻመ ጅግንነት መስዋእቲ ስንክልና ቃልሲ ወዘተን ኢልና ክንፈልጦን ክንሰሞዖን ከነኽብሮን ይግባእ ኔሩ 👍 የግዳስ ተጋዳላይ ናይ ጀብሃ ይኹን ዋላ ናይዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ብጀካ ክስዋእን ክስንክልን ሙኻኑ ፈሊጡ እዩ ዝቓለዝ ኔሩ እምበር 👌 ካብኡ ሐሊፉ ንስለምንታይ እዩ ዝቃለስ ኔሩ ዋላ ዋላ አይፈልጥን እዩ ኔሩ ምኽንያቱ ዶንቆሮ ስለዝነበረ ኮይኑ ግን እቶም ብስርዓት ዝፈልጡ ዝነበሩ ንስለምንታይ እዮም ዝቃለሱ ኔሮም ኩሎም ብሻዕብያ ጠፊኦም እዮም ከመይሲ ሻዕብያ ናይ ሐረድቲ ቀተልቲ ውድብ ሙኻኑ ይፈልጡ ስለዝነበሩ ከምኡዉን ነዚ ብድሕሪ 1991 ኮይኖሞ ንዘለዉ ክኾኑ ሙኻኖም እቶም ዝፈልጡ ዝነበሩ አብቲ ሰውራ (ባርነት ) ኤርትራ እንከለዉ ብመደብ ብአራውነት ብጭካነ ተቐቲሎምን ተቐንጺልሞን ተመሪዞምን እዮም እቶም 1991 ኮይኑ ንሀገር ዝአተዉ ኸአ ገሊኦም ገና አብ ሀገር ክነብሩ ከይጀመሩ ንስደት ሃዲሞም ገሊኦም ከአ ብቑልጡፍ አብ ጉቦን ሽርሙጥናን ስርቅን ገበንን ተዋፊሮም ብዙሐት ከአ ብስርዓት ባርያያት አገልገልቲ ናይ ዋላ ኤርትራ ኢሰያስ ክኾኑ መሪጾም ስጋዕ ሕጂ እውን 👍ቀንዲ ባርያታት ገበነኛታት ናይ FAKE ስልጣን ዘለዎምን ዘይብሎምን ነቲ ባርነት ጭቆና ገበን ናይ ውድቦም ሻዕብያ አሜን ኢሎም ተቐቢሎም ይነብሩ አለዉ ብዙሐት እውን ገና ሻዕብያ አሬሜናዊ ውድብ ሙኻኑ ዝፈለጡ STILL NOW ካብ 1991 ስጋዕ ሎሚ ይአስሮምን ይቐትሎምን አሎ ስለዚ ንኹልኹም ተጋደልቲ ነበር ገለ ዉሑዳት ገዲፍካ ከምዚ ናተይ ዝሐስብ እንተዘይኮኑ 👍👍ተጋዳላይ ዶንቆሮ ዓሻ ስለዝነበረ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጥፍእ ንኸጽንት ንኽስደድ ንኽእሰር ዝኽቅተል ንኸይወልድ ንኸይዘምድ ባርያ ናይ ሻዕብያ ንኽኸውን ኢሉ እዩ ሰንኪሉ ተሰዊኡ ተቓሊሱ እምበር ንኻልእ FOR NOTHING እዩ ዝቓለስ ኔሩ ምኽንያቱ ክቃለስ እንከሎ ዶንቆሮ ገና እውን ካብ 1991 ስጋዕ ሎሚ ዶንቆሮ እዩ ዘሎ ብዝተረፈ NAZ YEMANE ዝብሉኻ ትርጉም ዘይብሉ ሃለውለው ምባል ገዲፍካ አብዚ ግዜ እዚ ዝኸውን ዘሎን ኩሎም ሽግራትን መዓታትን ብኸመይ ህዝቢ ሰላም ይረክብ ብኸመይ ከ ገለ ፍታሕ ክመጽእ ይኽእል ነዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ንኽጠፍኡ እንታይ ክግበር ያክአል በዞም ኩላትና አብ ስደት እንነብር ዘለናን ወዘተን ኢልካ ተዛረብ OTHERWISE ጉሐፍ ዝኾነ ናይ ገበነኛታት ሰውራ ዝብልዎ ሰውራ ቀተልትን ሐረድትን አይተቕርብ UNLESS እስኻ NAZ YEMANE ገና ከምቶም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ እትሐስብ ከይትኸውን ??

  • @haileteklemar5698
    @haileteklemar569827 күн бұрын

    ኣብ ሰዲት ኮንካ በዛባ ጅነራል ኪትዛረብ

  • @haileteklemar5698
    @haileteklemar569827 күн бұрын

    ኣብራሃልይ ጀግና ጀነራል አዩ❤❤❤

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias610927 күн бұрын

    As long as he is his brother, he is not going to say any bad things about his brother. First of all, he wasn't there at the time .his words will not have any credibility. Why don't you don't ask the people who were there at the time?

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f27 күн бұрын

    ቀዳማይ ነገር እዚ ጉዳይ ከም ጀብሀ 7ምዕሙቅ ዝተቀብረቶ ተቀቢሩ እዩ ስለዚ ሱቅ ኢልኩም ዓዘፍዘፍ አይትበሉ ቖንዳፋት ዓጋመ

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f27 күн бұрын

    አነ በተሰቡ እየ እወ ፈሊጡ እዩ ቀቲልዎ እሞ አብርሀለ አብ ዓዲ አናብስ እዩ ዘሎ ከድኩም ሕተትዎ ብዓል ልሕቲት

  • @WHabte
    @WHabte27 күн бұрын

    ኣታ እዚ ናዚ ዝብልዎ ሽማግለ ሰብኣይ ዓሪፉ ኮፍ ዘይብል። ካብ መልሓሱ ቃላት ምውጻእ ኣብየሞ። ናዚ ጠስጣስ ንጀነራላት ኤርትራ ኣብዚ ኮፍ ኢሉ ክጻረፍ ሞራል የብሉን። ጀነራል ኣብርሃለይ ድማ ቃልሱ ቀጺሉ ናጽነት ዘረጋገጸ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ። ናዚ ጠስጣስ ግን ከቢድ ዋጋ ክኸፍል ኢዩ።

  • @amana.m4183
    @amana.m418325 күн бұрын

    እዞም ናይ ዳይበር ብ ምንታይ ከዕልሉ ብጀብሃ እንዳበሉ ካልእ ዘይብሎም ፡ ብድሕሪኡ ክንደይ መድረክ ተሰጊሩ ኣብ ሓንቲ ዕንኪሊል ክብሉ 50 ዓመት ክይኑ

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f27 күн бұрын

    ሕቶይ እሞ እንታይ ኢኹም ክትገብሩ