Tv Sened Eritra Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 14

Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 14
ቃል መሕተት ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 14 Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 102

  • @melesrezene7526
    @melesrezene75263 жыл бұрын

    ኣቦና ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ብጣዕሚ ነመስግን በርትዕ ኣጆኻ 👌👌👌👌

  • @mikimiki8097
    @mikimiki80973 жыл бұрын

    ኣነ ጣዕሚ ኣገርሚኒ ኣሎ ወዲ ሃይለ ከመይ ኢሉ እዩ ካብ ባህርያት ህዝባዊ ግንባር ፍልይ ዝበለ ሒዙ ኣደንጺ ኣሎ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ ይምነ።

  • @Blenay684
    @Blenay6843 жыл бұрын

    በጃኩም ብምንታይ ክረክቦ ይኪል ነዚ ኣቦይ ብጣሚ አየ ዝፈትዎ ኣነ ነዚ ሰባይ ❤🐅🇪🇷

  • @dafukaku5007

    @dafukaku5007

    3 жыл бұрын

    Bbhaki ane keman kemu iya zbl love blove girni alo shwedn knkewun nirna

  • @user-ej4hr2xh4g

    @user-ej4hr2xh4g

    3 жыл бұрын

    ናይ ጀነራል contact ኣብ መጭረስታ ንገሩና

  • @HuruyMOSAZGHI

    @HuruyMOSAZGHI

    2 жыл бұрын

    @@user-ej4hr2xh4g ab Stockholm , Rinkby zbhal bota yeneber alo.

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    2 жыл бұрын

    @@HuruyMOSAZGHI ay kab kunat badme nab nab nay Sweden badme atyu sebay rinkeby xluk adi kitletn gebenin zbezho adi

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu3 жыл бұрын

    Thank you Mr. Antonio for another segment of this interview with Brig. General Tekeste Haile. As always, this was wonderful recollection from Brig. General Tekeste. Thank you for narrating and assessing these important events in the military history of Eritrea. You are truly a treasure. Wish you a very long and happy life. Look forward to your book. Hope you include maps of all these locations as it will enhancce your book. It does not have to be a formal map, but a sketch. Thank you for describing and analyzing two important themes for the record--the internal schisms and battle of EPLF & ELF. Also the relationship (so called, collaboration) with TPLF. That was splendid. Also, I hope you include in your book your assessment of Eritrean women's role in the military. Please let us know how an when we can purchase your book, Sir.

  • @mussiebereket4489
    @mussiebereket44893 жыл бұрын

    ነቢ ዝኮነ ሰብኣይ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡

  • @alijahconnor5841

    @alijahconnor5841

    3 жыл бұрын

    Dont know if you guys gives a shit but if you guys are stoned like me during the covid times then you can watch pretty much all the new movies on instaflixxer. I've been streaming with my gf for the last few months :)

  • @leoamari6619

    @leoamari6619

    3 жыл бұрын

    @Alijah Connor yea, I've been using instaflixxer for years myself :)

  • @mohammedwyatt6796

    @mohammedwyatt6796

    3 жыл бұрын

    @Alijah Connor yup, I have been watching on instaflixxer for months myself =)

  • @tomasgibson1912

    @tomasgibson1912

    3 жыл бұрын

    @Alijah Connor Yea, I have been using InstaFlixxer for since december myself =)

  • @erilight8656
    @erilight86563 жыл бұрын

    Eske G. Sbhat Efrem Sebaytu Hafti Sbhat Nega Eya Tbhal. Eske Aflto Aleka do B Meknat deu Kea walas Bhaki Fkri eue 🙏 🙏🙏

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    ኮሎኔል ገብረ ተካ መጀመርያ ኣዛዚ ሓይሊ ኣብ ኣጋር ከቢድ ብረት፡ ጸኒሑ እውን ኣብ ቦጦሎኒ 74 ከምኡ እውን ብርጌድ 80 ኣዛዚ ቦጦሎኒ፡ ድሕሪኡ እውን ኣብ ኣጋር ከቢድ ብረት ክ/ሰ 52 ኣዛዚ ቦጦሎኒ ካብኡ ክሳብ ኣዛዚ ብርጌድ በጺሑ ኣብ መጨረሻ እውን ኣብ ክ/ሰ 39 ከሎ ሓሚሙ 1999 ዓ.ም ኣብ ከረን ተሰዊኡ፡ ከምቲ ዝበሃል ዘይኮነ ወራር ወያነ ክጅመር ከሎ ብሰንኪ ኩነታት ጥዕንኡ ኣብ ገዝኡ ስለ ዝነበረ ኣይተሳተፈን፡ ኣነ ቅድሚ ናጽነትን ድሓር እውን ኣብዚ ናይ መጨረሻ ግዜ ወዲ ኣሃዱየይ እዩ ነይሩ።

  • @iloveu3112
    @iloveu31123 жыл бұрын

    ደስ ኢልኒ ካብ ዝሰምዖም ተጋዳላይ ብ/ጀ ወዲ ሃይለ

  • @voxpopuli735
    @voxpopuli7353 жыл бұрын

    The intro music is uniquely soul healing and nostalgic. It creates a special feeling to my body and mind.

  • @amanusonas9270

    @amanusonas9270

    3 жыл бұрын

    Absolutely! You read my mind. I know that song by Yemane long before this intro, however it is so majical hearing it while having the buzz created by the unbelievable narration skill of B. General.

  • @mangomango4624
    @mangomango46243 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና

  • @mussietemelso6836

    @mussietemelso6836

    3 жыл бұрын

    I really appriciate you B.General,

  • @hope3868
    @hope38683 жыл бұрын

    General Tekeste haile abo haqi !!!

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus2893 жыл бұрын

    Welcome our true hero!!!!! Thank you very much from the bottom of my heart.

  • @ambestewelde374
    @ambestewelde3743 жыл бұрын

    ኣብየት ትብዓቲን ስብእነትን ኣቦናን ሓውናን ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ የቀንየልና

  • @hani3933
    @hani39333 жыл бұрын

    Thank you both for continuing the interesting historical interview. 🙏🏼

  • @crow2lio972
    @crow2lio9723 жыл бұрын

    Thank you for sharing your history. 51 minutes it's not enough after waiting a week

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62393 жыл бұрын

    ጀግና B/G ተኸስተ ሃይለ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ብዛዕባ ውግእ ሓድሕድ ብወገን ሳሕል ዚነበራ ኣሃዱታት ህዝባዊ ግምባር ህላወ ተጋደልቲ ወያነ ማለት እታ ኣነ ዚነበርኩዋ ኣሃዱ በጦሎኒ 2 ብርጌድ 58 ሓለፍታ ድማ ኣዛዚ ቋንቁ፡ ኮሚሳር ወዲ ቐሺ እዝራ ካብ ግምባር ናቕፋ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ተሳቲፍና ኔርና። ሕጽር ዚበለ መኣረምታ ኪገብር ኣፍቅደለይ። ኣብቲ ግዜ'ቲ ተጋደልቲ ወያነ ማለት ብደረጃ ውዳበ ነብሱ ዝኽኣለ ኣሃዱ ዘይኮነ እንታይ ደኣ ኣብ ዓራግ ታዕሊም ዝወድኡ ሓደስቲ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጋንታ ከክልተ ሰብ ተወዚዖሙና ከም ዚነበሩ ዘይርሳዕ ሞጎታዊ ሓቂ'ዩ። ንኣብነት ኣብ መስርዕና መስርዕ ማሽንጋን ምስቶም መድፍዓጂታት ተመዲቡ ዚነበረ ዘይርስዖ ብጾትና ሳጓ ዘውጽእሉ "ጉዒምቢር" ዚብሃል ይዝክር። ተሞክሮ ኪቐስሙን ከምኡ'ውን ኪሕግዙን ዚብሃል ዕላል ይዝከረኒ። በጦሎኒና ኣብ መፋርቕ 1980 ኣብ ሮራ ሓባብ ባቕላ ዚተባህለ ቦታ ዕለት ኣይዝከረንን ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ተሓኤ ውግእ ጀሚርና። ኣብቲ እዋን'ቲ መወዳእታ ክሳብ ማማን ዚብሃል ቦታ ሱዳን ክሳብ ንበጽሕ ምጥቃዕን ስልታዊ ምዝላቕን ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ ማለት ገሊኡ ቦታታት ብቋንቋ ሕዳራብ እዚ ዚስዕብ ካብ ዚዝክሮ ተንቀሳቒሳና፡ ጀልጀሊት፡ ዓዳይት፡ ዛራ፡ ሸርኢት፡ ዴባ፡ ገበይ-ጻዕዳ፡ ደብረ-ሳላ ባብቶኖ፡ ኩር፡ ክሳድ-ሽኮር፡ ከርከበት፡ ሓሽሓሽ፡ ኮር-ባርካ፡ ኣድሪካላ፡ ኤስቡስ፡ ኮሎምበይ፡ ቲታይዳምር፡ ባርባና፡ መጓቴብ፡ ተገይሎው፡ ቶሊክ፡ ምዕላብ፡ ገረዊት፡ ከዋብ፡ ሓሺነይት፡ ሆሚብ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ውግእ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ተዛማዲ ዕረፍቲ ኣብ ባርካ ዓመት ጸኒሕና። ምሳና ኣስታት ፍርቂ ዓመት ምስ ጸንሑ ከኣ ተሳሒቦም ናብ ውድቦም ከይዶም ኣብቲ ዚቐጸለ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ውግእ ሓድሕድ ግን ምሳና ከምዘይነበሩ የራጋግጸልካ። ኣብ ከባቢ ባኑና ዚተባህለ ጎቦ ኣብ'ቲ እግሩ "ኤኮክ"፡ "ሳታ" ዚብሃል ቦታ ኣሎ ኣብቲ ግዜ እቲ ይዝከረኒ ስምምዕ ቱኒዝያ ዚተባህለ ተሓኤ ምስ ህግሓኤ ናይ ሰላም ሽምግልና ይካየድ ኔሩ። ኣብ ኢኮክ ዚብሃል ቦታ ብሽምግልና ሱዳን ካብቲ ስግር ኮር-ባርካ ይዝከረኒ ናይ ተሓኤ ሓለፍቲ በዓል መልኣከ ተኽለ ዘለዉዎም ኣብ ኢኮክ ተረኺቦም ኒሮም። ዚኸበርካ ጀግና ወዲ-ሃይለ ኣብ ካልኣይ ፍርቂ 1987 ዓ/ም ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ መጀመርታ ግዜ መስለኒ ኣብ ፍልፍል ከም ጋሻ ክ/ሰ 85 ብርጌድ 22 ምስ እቲ ፈታው ነብሱ ሚኪኤል ሃንስ መራሕቲ ብርጌድና ምንባርኩም ትዝ ይብለኒ!

  • @user-dy5kf3dr4h

    @user-dy5kf3dr4h

    3 жыл бұрын

    I hope you will be contacted by The General. Also you look like you have a potential to tell the history. So please do something.

  • @zekariashaile3370
    @zekariashaile33703 жыл бұрын

    Great work in presenting the true history.....!!!!!

  • @aronogbay72
    @aronogbay723 жыл бұрын

    ኣገዳሲ፡ ታሪኻዊ፡ ሰበዳዊ ቃለ መጠይቕ። እዛ ቃለመጠይቕ ተወዲኣ (መወዳእታ ክፋል በጺሓ) ከይትብሉና ኩሉ እንዳፈራህኩ እየ ዝጽበያ። ብ/ጀነራል ተከኣተ ሃይለ፡ ኣዝዩ በሊሕ ታጋዳላይ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብ ጀጋኑና ብዙሕ ኣኽብሮት ኣለኒ። Tv Sened ኣንቲንዮ ውን ብዙኽ ምስጋና ይግበኣካ።

  • @davitfesshaiezerabruk251

    @davitfesshaiezerabruk251

    3 жыл бұрын

    Enka dehan metxaka ayana Brgader general Tekeste.

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom20353 жыл бұрын

    ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኣገላልጻን ኣብ ክዉንነት ዝተሞርኮሰ መሪር ዝኽርን ከምኡ ውን ጋዜጤኛ ኣንተንዮ ተስፋይ ኣዝዩ በዳሂ ሕቶታት ኢኻ ተቅርብ ብኣዝዩ ልዑል ወኒ ክትቅጽሎ ይላቦ ብሓፈሻ ነቲ ጽቡቅን ሕማቁን ንገሩና ንዓና ነዞም ናኣሽቱ ወሎዶ ምኽንያቱ ጠፊእና ስለ ዝጸናሕና ታሪኽ በብዝጥዕሞም ክነግሩና ጸኒሖም እዮም'ሞ ስለዚ ቀጽልዎ ኣብ ጎድንኹም ኣለና! ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም!

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta6373 жыл бұрын

    btaemi xbuk mebrhi mexhafka bkltuf ktzrghalna nxbe kbur B/G Tekeste Haile

  • @teklitrussom
    @teklitrussom2 жыл бұрын

    Abyet jignnet 💪💪💪💪💪✊🤴

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie88733 жыл бұрын

    Jigna Wedi Haile edmen tienan yhabka egziabiher ajoka kexlo

  • @zemezemee1475
    @zemezemee14753 жыл бұрын

    Nay bhaqi beal sre edmen tnan yhabka fetari ane hanti hito alatni Mengs Asmerom (cherifo) adi nfas halafi handesa znebere bzabu gele belena yeqenyeley kubur B/G Tkeste Haile

  • @berhaneberaki1565
    @berhaneberaki15653 жыл бұрын

    የቀንየልና ብሃንቀውታ ይጸበ አለኩ መጽሐፍካ

  • @sahlemeskel9023
    @sahlemeskel90233 жыл бұрын

    at least u r honest about the presence of weyane on ur side againest ur own brothers.

  • @tekluberhane1517
    @tekluberhane15173 жыл бұрын

    Kubur general neti kulu mesgedel segirka idmen tiinan hibka nezi ktezentwelna mbqaka kemesgneka yfetu. Biabiu kea mexhafka abzihaxere tewediu nmnbabu nxibe.

  • @tekluberhane1517
    @tekluberhane15173 жыл бұрын

    Mexhafka malet abi hawelti ab gezaka miqmatu zlezi fqad amlak koynu abzihaxere kitbexhana tesfay luilu.

  • @tesfayewerede3347
    @tesfayewerede33473 жыл бұрын

    Can you send this book to Australia please

  • @aklilubeyney1109
    @aklilubeyney11093 жыл бұрын

    Kbur bsul jgna b/g wedi hile Mexhafka bkemey yrekba

  • @janjhon187

    @janjhon187

    3 жыл бұрын

    Agdasit mexhafe eya ember ke wedi merit akalun sedreun zesatefe nenaxenet elfi lokmaxat ka Abe mongo kalsi mahber girom kab Geza hagerun Abe makel adu abgzea jardinu megben mesten sedreu ena beleu akeba selfi Alena keblewo ezi sele Hager koinu embr ane bomba metkulom dekiza wahiyo etom kendi wdebty feliti selfi gliom bedieom gliom ka bebuom Eritrawian aykonun temben. adwa.Yemen .Sudan eyom kulom eta flity selfi zemesrtewa merihent adom abta mexhafe ketesfro tesfa negebr ezi zegebrwo zelewu gefei mebegedieu nesu eu

  • @shammic8882
    @shammic88823 жыл бұрын

    Subuk tentena dess yebll

  • @angesommehari3788
    @angesommehari37883 жыл бұрын

    Ata Jigna Edmen tienan yimneyelka Kab zegelgele zewdeldeleya Tifetu Eritrea

  • @skeriland9305
    @skeriland93053 жыл бұрын

    🙏💕🇪🇷

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob98883 жыл бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏💪💪💪

  • @akele21guzay87
    @akele21guzay873 жыл бұрын

    ካብተን መረታ ከም ጎቓት ገይሩ መረቱን ገረቡን ሰቡን ነቲ ስርዓት ኣብ ምምጻእ ናጽነት ገይሩ ዘገልገለ የለን፡ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ከምቲ ዓዲ ገይሩ ዘዋረዶን ዝኣሰሮን የለን፡ ዓዲ ምልእቲ ኣብ እሱርበት ዳጉኑዋ አዩ እዚ ግለት ውድብ

  • @aronhidray69
    @aronhidray693 жыл бұрын

    Wdi solomon and tekeste haile jeganu!

  • @tatihara5892
    @tatihara58923 жыл бұрын

    Degagimka semiakayo zeymuno agelalxa wawww ayana general wedi hayle hero

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde69723 жыл бұрын

    Tebae sebeay brgder general tekeste haile zterefe gizeka amlak ybarkelka alokum tebeat abotat tegadelti zehagere abay eritrean

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane7203 жыл бұрын

    ኣብዛ ኣብ ሳሕል ዝተማረኹ ናይ ወያኔ ተጋደልቲ ትብል፡ ቁሩብ ሓበሬታ ክህበኩም። ኣብ 1980 - 1981 ዓ. ም ተጋደልቲ ወያኔ ምሳና ነይሮም ኢዮም። ኣበየናይ ወርሒ ምዃኑ ኣይዝክሮን፡ ወዲ ፍላንሳ ዝመርሓና ተጋደልቲ ብመንጎ ኣፍዓበትን ከረንን ኣዝዮም ብዙሓት መንእሰያት ትግራይ ናብ ሳሕል ኣስጊርናዮም (ዘይተዓለሙ)። ኩሎም ድሕሪ ምዕላሞም ናብተን ናትና ሓይልታት ኢዮም ፋሕ ኢሎም። ንብዙሕ ኣዋርሕ ምሳና፡ ኣብተን ሓይልታት ጸኒሖም ኢዮም። ቅድሚ ምኻዶም። ካብዚኦም፡ ካብ ታዕሊም ወይ ካብተን ሓይልታት ንሱዳን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ኢድ ተጋደልቲ ተ. ሓ. ኤ. ዝኣተዉ ነይሮም ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም። ብሳሕል ስለ ዝኸዱን ህወሓት ክዕለሙ ዝሰደዶም ኣባላቱን ከኣ ስለ ዝኾኑ፡ ምስ ተታሕዙ ተጋደልቲ ህወሓት ኢና ክብሉ ግድን ኢዩ። ስለዚ ኣንተንዮ ከምኡ እንተበለ ሓቁ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ብሳሕል ዝመጹ ስለ ዝኾኑ ኢዩ። ከም ጥርኑፍ ኣሃዱ ዝመጹ ግን ኣይነበሩን። ክዕለሙ መጺኦም ኣብኡ ከለዉ ናባና ፋሕ ዝበሉ ኢዮም።

  • @meronsimon7049
    @meronsimon70493 жыл бұрын

    Hero

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ዋእ ከም ክልተ በቀይኑ ውድብ ማለት እኮ'ዩ። ኣብ ማእከል ከቢድ ውግእ: ብዘይ ፍቃድን ፍላጥን ናይ ብ/ጀት ተኸስተ ሃይለን ቫይናክን: ከም መጠን ወትሃደራውያን ኣዘዝቶም: ኣባላት'ቲ ሕቡእ ጉጅለ ህ.ግ.: ብዝተፈልየ ትእዛዝ ናይ'ቲ ሰልፎም: ውግእ ገዲፎም ናብ ምስጢራዊ ጉዳዮም ይዋፈሩን ይስኣኑን ብግብሪ ክኣ ኣሃዱታትን ኣባላቶምን ከግድዑ ይርኣዩ። Thank you.

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam4433 жыл бұрын

    B-general Tekeste Haile Bitaemi Temesite Eye Zisemiaka Zeleku Nay bhaki gn Jigna Eka .Mokenen gubutan Dea Entay Koinom Eyom Kab Merahi Botoloni nab Merahi Haili Awridom mista nay Beal Jenbil Botoloni . Fikadika Ente koinusi Kurub Eske bzaeba Mokenen Gubutan Nigerena Eka .

  • @hiwangosh
    @hiwangosh3 жыл бұрын

    ኣብ 1974 ወርሒ 11 ኣብ ደብረሳላ ነይረ፡ ኣጋጣሚ ሓደ ምሩኽ ዝተወግኤ ናይ ሻዕብያ ረኺበ፡ መልሓሱ ትግራዋይ ከም ዝነበረ እዝክር፡ እዚ ትግራዋይ እዚ ርእሱ ትጥፋእ ካበይ መጽዩ ኣብ ወኪ ዛግር ተማሪኹ ትብል ብ/ጀ ?

  • @user-bj7ri4cf5s
    @user-bj7ri4cf5s8 ай бұрын

    Men kemaka wrdie haile yake

  • @user-rt6ob7jr9q
    @user-rt6ob7jr9q3 жыл бұрын

    መስዋእቲ ተኽለ ወደይ ግን ኣይገለጽካዮን፡ ኣነ ከም ዝፈልጦ መራሕ ብርጌደይ ነይሩ ኣብ ወርሒ 09/83 ቦትኡ ሓላፍነት ናይ ዞባ ድሕሪ መስመር ብተኽላይ ተተኪኡ ናብ ኣሃዱኡ ብርጌድ 80 ከም ኮሚሽነር ብርጌድ ኮይኑ ሓደ ወርሒ ኣቢሉ ምስ ጸንሐ፡ ኣነ ይዝክሮ ካብ ዛራ ንድፋዕ ክዘውር ኢሉ ምስ ከደ ኣብ ጉዕዞ ኮለላ ድፋዕ እንከሎ ኣብ ወረጨጋ ዓሶ ርእሲ ሓሚሙ ንዛራ ሕክምና ከም ዝመጸ፡ ብድሕሪ ቅሩብ ግዜ ብትሕም ትሒም ተሰዊኡ ሰሚዕና፡ ብጣዕሚ ሓዚንና፡ ሽዑ ኣዛዚ ብርጌድና ወዲ ፈረጅ እዩ ነይሩ፡ ድሕሪ 8 ወርሒ ኣቢሉ ቦትኡ ብወዲ ሊቀ ተተኪኡ፡፡

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ኩናት ሕድሕድ እዪ ኣብዚ ኩሉ ኣብጺሕና ዘሎ ብሰንኪ ናይ ስልጣን ዕንደራ ህዝቢ ኤርትራ እዪ ግዳይ ኮይኑ ጸሊም ታሪክ (ኩናት ሕድሕድ ) ጀብሃ ክትስዓር ዝገበራ ስያን መልኣከ ተኽለ ዝመርሖን ናይ ወትሃደራዊ መራሒ ዓብደላ እድሪስን እዮም ን ጀብሃ ክስዓር ጌሮም ምክንያቱ እቲ ድለያ ብግቡእ ተዝሰርሕ ነይሩ ከሙኡ ውን እቲ ወትሃደራዊ ስታፍ ግቡእ ተዝዋጻእ ጀብሃ ክንድዚ ብዝሒ 50,000 ሰራዊት ብሓንሳብ ተደፊኡ ክወጽእ ዘገርም እዩ ' እቲ ምክንያት ክኣ ኣብ ሞንጎ እቲ መሪሕነት ዘይምስምማዕ ስለ ዝነበረ እዪ ብዝኮነ የቀኔልና ጀነራል ወዲ ሃይለ !

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87752 жыл бұрын

    ውግእ ዝተገበሮ ብርጌድ 81 ናብ ደንከል እኔከደት ንብረት ክንወስድ ውግእ ገርና ዝበልካዮ እቲ ቦታ ኣብ ቀርኒ ማጨው እዩ ነይሩ

  • @mebrhatomhailemariam6197
    @mebrhatomhailemariam61973 жыл бұрын

    Admen tanan yhabka wedi haile jgna ybel agelalxa

  • @h.h.m4519
    @h.h.m4519 Жыл бұрын

    Tv Sened ደንበር Tv ሰነድ፡ ቀጽልዎ

  • @teamekflaey4591
    @teamekflaey45913 жыл бұрын

    Wedi Haile jigna

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans3 жыл бұрын

    Entay aynet sinkisar zikone tarik u, btaemi yekenyelna jeneral tekeste Haile edmen tienan yhabka

  • @mestes4158
    @mestes41583 жыл бұрын

    General you’re the greatest

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia46213 жыл бұрын

    ኣንተንዪ፡ ነዛ ኣብ ሳሕል ወያነ ኣይነበሩን፡ ኣብ ሳሕል ናይ ወያነ ዝተማረኹ ኣይነበሩን ድዮም ትብል ሕቶ ደጋጊምካያ። ሓንሳብ ኣይነበሩን እናበለካ ስለምንታይ ኢኻ ደጋጊምካ ትሓቶ ዘለኻ?

  • @waletburru1725
    @waletburru17253 жыл бұрын

    Sad sad very sad you used Wayane To destroy ELF party was our oarty for people from people, we lost brave and heroes ,

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ን ጀብሃ ዝሃረሙዋ ሻዕብያን ወያነን እዮም ተደፊኡ ክወጽእ ዝገበሩ

  • @kiflemariamhamde3120
    @kiflemariamhamde31203 жыл бұрын

    ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትንተና ኢዩ፡ ግንከ - ክንደይ ትነፍዑ ኢኹም ክልተ ወድባት ክትቀታተሉ እሞ መስዋእቲ መስዋእቲ ክትበሃሃሉ፡ ክልተ ደቂ ሓንቲ እኖ! መኣስከ ክትዕረቁ ኢኹም ምስሲ ዘሕዝን ታሪኽን - ምስ ህዝቡኹምን እውን! ይቅረ ይቅረ ተበሃሂልካ ኣብ ክንዲ ብሰላም ዝንበር እቲ ሓደ ወገን ከም ጅግና (ብዙሓት ኣሕዋቱ ስለዝቀተለ) እቲ ካልእ ወገን ከኣ ከም ስዑር (ብኣሕዋቱ ስለ ዝተገድዔ)፡ ድሕሪ ናጽነት 1993 ዕርቂ እንተዝግበር እቲ ብ2001 ዝተፈጥረ ዛይምርድዳእ እውን ምፍትሑ ምቀለለ ነይሪ በሃላይ ኢየ፡ ወይ ደገፍቲ ፍትሕን ምርድዳእን ምበዝሑ ነይሮም። እዚ ናይ "መን ክንዳይ" ታሪኽ እኒሆ እናገደደ ክሳብ ንደቅና ይልክም ኣሎ። እቶም ናይ ተሓኤ ጀጋኑኸ እንታይ ይብሉ ኣሎዉ ኣብዚ ሰዓት እዚ?

  • @gebremedhnfere
    @gebremedhnfere3 жыл бұрын

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ኣሕዋት ኣብ ወግእ ሕድሕድ ብሳሕልን ባርካን፤ እድሪስ ብሪራይ ምስ ኣድሓኖም ገብረማርያምን ዝመርሕዎ ዝነበሩ ብርጋድና 23 ካብ ሮራሕባብን ዓደቡሓን ዝጀመረ ኩናት ሕድሕድ ክሳብ ግርማይካ ቡዙሓት ተጋደልቲ ኣብ ኢሮፓን ኣሙሪካን ኣለና ብደቂቅ ክንታሓባበረኩም ንክእል ኢና ። ብፍላይ ናይ 23-2 ዘጥቃዕናሉ ቦታታትን ቁጽሪ ስዉኣት ብጸወታን ሓላፍነትን ብዝርዝር ። ካብ እቶሞ ኣብቲ ዉድብ ዝነበርኩሉ ኣሕዛኒ ኩናት ወግሕድሕድ ጥራይ እዩ ። ካብ ናተይ ኣሕዋት 2 ኣብ ጀብሃ 2 ኣብ ሻዕቦያ ኢና ነርና ።እቲ ወያነ ኣብ ባርካ ነሮም ዝብል ግን ብዙሓት ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ዘናሃሃህር እዩ። ነሮም ይብሉ ኣይነበሩንብል እቲ ሓቂ ወዲ ሃይለ ዝብለካ ዘሎ እዩ። ሓደ ሓቂ ግን ከዕለል ዝሰምዖ ኣሎ ።ወያነ ብግዝግዛ ታዓልሞሞ ክሰግሩ ከለዉ ኣብ ከባቢ ሃበሮ ኣድብዮም ቀቲሎም ማሪኮሞ ነሮሞ ቅድሚ ወርሒ 8-81 ኣብ ሮራሕባብ ከሉዉ ።

  • @dehabamine2322
    @dehabamine23223 жыл бұрын

    Bejaka ita .mexihaf ms tewedeet ngerena. Weyane dea bzeyka hasot kalie ayneberom, hiki wn aybilom

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane89923 жыл бұрын

    ኣብ ቶኾምቢያ ክልተ ወያነ መራሕ ጋንታ ተማሪኹ ኔሩ

  • @abrahamgebremikieal1858
    @abrahamgebremikieal18582 жыл бұрын

    ሃይ ወዲ ሃይለ ከመይ ኣለካ ዳሃን ዶ በታአሚ ከየ መስገንኩካ ክሃልፍ ኣይደልንን ብምንታይ ክንረክበካ ንኸአል ተለፎን ውአይ ፈይስ-ቡክ ክንረኽበካ ምደለና በዛአባ አዚ ትብሎ ዘለኻከኣ ከጽሎ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane7203 жыл бұрын

    ታደሰ ኢየ ካብ ዓዲ እንግሊዝ

  • @akele21guzay87
    @akele21guzay873 жыл бұрын

    ሰላም ኣቦና ተከስተ ዓየና መረትናን ደጀን ኮይኑ ንዓመታት ሓቁፍኩም፡ ዓዲ ምድረ በዳ ኮይና ኣቦታትና ኣሕዋትናን እንዳገፈፍኩም ሾዑ ሰለሎ ምስ ኣተዋ ክሳብ ሕጂ ዘይተመልሰት፡ ዓዲ ምልእቲ ጠይቂ ቀይርኩማ ዝነብረርኩም፡ ዓዲ ጎቓት ከመይ ገይርካ ረስዕካያ ኩቡር ኣቦ🐆🐆🐆

  • @erihayet7566
    @erihayet75663 жыл бұрын

    ገብረ ተካ ኣዛዚ ብርጌድና ኔሩ ክ/ሰ 52 ብርጌድ 45 ኣዝዩ ዝገርም ለውሃት ዘለዎ ሰብዩ። ይዝከረኒ ኣብ ኣቁርደት ኣብቲ ንሳዋ ዝወስድ ብሎኮ መኪና ክንጽበ ውዒልና ምስቀበጽና ናቱ ቶዮታ ምስመጸት ዓጊትናዮ። 30 ንከውን ኢና ወይ ጽዓነና ወይ ኣይትሓልፍን ኢኻ ምስበልናዮ። 30 ደኣሞ ዘይትኣክል። ኢሉና በቃሞ ኣይትሓልፍን ኢኻ ምስ በልናዮ ዋይ ኣታ ኮቦርታይ ኣቐብለኒ ኢሉ ነቲ ኣውቲስታ ። ኣብጥቃታ መኪና ኣንጺፉ ደቂሱ። በሉሃየ ዕላል ኣምጽኡ ከነውግሓ ኢና ኣብጺኣ ኢሉና። ድሕሪኡ መኪና ኣዚዙልና ኬድና ብጣዕሚ መስኪን ሰብ ኣብ ከረን ዓሪፉ

  • @user-xq5po5vb8s
    @user-xq5po5vb8s3 жыл бұрын

    ኣንተንዮ ንታሪኽ ልክዕ ከም ወያነ ጀብሃ ውን ብተባለን ተወረይንያ ተዘንትዎ ነቶም ኣብሳሕል ዝነበርና ሰባት ኣብ ሓድሕድ ኲናት ዝተሳተፉ ተጋደልቲ ወያነ ነይሮምዮም ምባል ብዘይካ ተራ ጽውጽዋይ ካልእ ክኸውን ኣይክእልን ።ኣብቲ እዋን ሓደስቲ ተዓለምቲ ኣብሳሕል ዝተዓለሙ ናይወያነ ኣብ መሳርዕና ተወዚዖም ተመክሮ ወሲዶም ክኸዱ ተባሂሉ ዝተመደቡ ነይሮም ።

  • @shalom7shalom953
    @shalom7shalom9533 жыл бұрын

    ሰላም ወዲ ሃይለ ጅግና! መዓርግካ ብ ጅግነነትካ እምበር ብ ሞቕሽሽ ዝተርክበ ኣይኮነን ብ ዙሓት መዛኑካ ይምስክሩ ፡ ክቡር ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክልተ ሕቶ ኣለዋኒ 1 ኣብ ግዜምዝላቕ ኣብ እምባ ደርሆ ዝነበረት ሕክምና ኣብ ሊዕሊኦም ታንኪ ዝደየበቶም ን ሙዝየም ኣብ ኣስመራ ይረኤ ነሩ ባዝዕዚኣቶም እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ዋይ ከመይ ነሩ እቲ ኹነታት ምናልባት ናይ እንዳ 8 ሓክይም ይብልዎም ትፈልጦም እንተ ኮንካ ብ ጣንኪ ዝተረግጹ 2፡ ኣብ ወፍሪ ዳንካልያ ምስ ውጩ ተስሓሒብኹም ይበሃል ነስኻውን ምትእኽኻብኩም ኣይግድሰንን ኢልካዮ ይበሃል ሓቂ ድዩ ፡ሓቒ እንተ ኾይኑ እንታይ ኣሰሓሒብኹም ፡ ምስ ብዙሕ እክብሮት ፡ የቕንየልና ነዚ ኹሉ ምዝካርካ ደቅና ይምሃርሉ ብሃንቀውታ ን ጽበ መጽሓፍካ። ከምእውን ሰነድ ቲቪ የቅንየልና ኣንቶንዮን መሳርሕትካን ። ኣምልኽ ሃገርና ይባርኽ!

  • @mangomango4624
    @mangomango46243 жыл бұрын

    ናብ እስራኤል እባ ስደዱልና እታ መጵሓፍ በጃኩም

  • @user-dy5kf3dr4h

    @user-dy5kf3dr4h

    3 жыл бұрын

    Is the book published?

  • @roramedia3841

    @roramedia3841

    3 жыл бұрын

    Thank you for the Good information b/general Teleste

  • @roramedia3841

    @roramedia3841

    3 жыл бұрын

    Thank you for the Good information b/general Tekeste

  • @sahlemeskel9023
    @sahlemeskel90233 жыл бұрын

    with all respect br.gen.tekeste I was in aina-andom or kerni-mychew and I know exactly what happen there .let ur audiences know about it as u say it is black part (indeed) I could say a lot what faced u there .

  • @aklilubeyney1109

    @aklilubeyney1109

    3 жыл бұрын

    Tigrna gerka akrbo hawi meta ezom menseyat knrdo

  • @sahlemeskel9023

    @sahlemeskel9023

    3 жыл бұрын

    des enablini- aklilu entaymo- zehizen- eyu- mis-tegaru- koynu- ahwatu- kiketel- mebzatu- gega- habreta- bimehabu- biflay- ab ina-andomn- kernimychew- ane abu- nere- abti- kunat-

  • @binyamaraya2448
    @binyamaraya24483 жыл бұрын

    Ne tarikie be hakie zegalix sab entlo general Tekeste haila try eyu.

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl7013 жыл бұрын

    ኣንታ እዚ ወዲ ሃይለ ታሪኽ ሓማሴን ክገልጽ እዩ ዝመጽእ ናይ ኣከለን ሰራየን ዘኪርዎም ኣይፈልጥን እዩ

  • @yitbarekasgedom6003
    @yitbarekasgedom60033 жыл бұрын

    ጀነራል ንስኻዉን ትሕሱለኻ ካበይ ተበጊሱ ደኣ ወይን ጎማ እግራ ኢሉ ዝተደረፊ እንዳ ሻዕብያ ብ ወዲ ትኹል ?

  • @user-rt6ob7jr9q

    @user-rt6ob7jr9q

    3 жыл бұрын

    እንታይ ኢሉ ሓስዩ ድዩ ወያነ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ምስ ጀብሃ ኣብ ጎድኒ ሻዕብያ ኮይኑ ከምዝተሳተፈ ገሊጹ እንድዩ፡፡

  • @user-rt6ob7jr9q

    @user-rt6ob7jr9q

    3 жыл бұрын

    ወያነ ዘይወዓልዎ ውዒልናዮ ይብሉ፡ ንተሳትፎን ልዑል ኣበርክቶ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ጀብሃን ዝኽሕዱ እንድዮም፡፡

  • @petertella4169

    @petertella4169

    3 жыл бұрын

    Kab thisu alka tibl hasabatka akrib mzlaf xbok aykonn.

  • @negodatatselam443

    @negodatatselam443

    3 жыл бұрын

    Kkkk Kab Tihisu Aleka Wedi Haile Gizen Eletin Endagelexe Eyu Zizareb Zelo Endhir Tegagiyu kea Abzi Elet Ezis Tegagika Aleka Elika Eyu Zierdm .Hilikus Mibelikuka gn Entay geberika kkk

  • @solomonimesghen5959

    @solomonimesghen5959

    3 жыл бұрын

    ይትባረኽ ናይ ብሩኻት እንተሰረሕካ ይሕሸካ ፣አብኡ ዘይነበርካ ከምዚ ኢሎ ም ኢልካ ትሑሱ አለኻ ክትብል ዘይ ሐላፍነታዊ ፤ሕልና አልቦ ርእይቶ አዩ ። እዚ ኽአ ናይ ተጋደልቲ ፈይስ ቡክ ፣ዩ ቱይብ ጅግንነት ሜዳ ምኻኑ ኢዩ።

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom83392 жыл бұрын

    አዋይ ሞት ነዚ ዮም ኣቦታትና ተሰዊኦም።ሻዕብያ ክርስትያን ኣስላም አምነቶምን ስድርኦምን ረሲዖም ኣብ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ዓጋመ ባራዩን ኣምለኽትን ተቀይሮም ምንባሮም ኣዝዩ ዘሕዝን ዩ።ነዚ ድዮም ተቃሊስና ዝብልዎ።ምስ ሓዎም ብዘይ ድሌቶም ብትአዛዝ ሓደ ኢሰያስ ኣዝዩ ዘሕብን ዘይ ኮነስ ዘሕዝን ዩ።ኢሰያስ ብመዓርግ ዘይ ኮነ ናቱ ሰልፊ ኣቂሙ ገድሊ ከም ድላዩ ኣብ ኣፍዴገ ሞት ክሰጥሖን።አንተ ደለየ ውን ባዕሉ ከጥፍኦን ምኽኣሉ ንኹሎም ተጋደልቲ ኩርዓት ዘይ ኮነ ሕፍረት ክስምዖም ዩ ዝግበኦም።ብዘይካ ቶም ንጹሃት ደቂ ሓረስቶት።ነቶም ሰረቅቲ በላዕቲ ማስቲካ ግን ክብረት ኣይ ግበኦንም ዩ።በዓል ጴጥሮስ ሰሎሙን፡ስብሃት ኤፍሬም፡ዑቕበ ኣብርሃ፡በራኺ ገብረስላሴ ፡ድሩዕ ውን ናይ ኢዶም ዮም ረኺቦም።ከንደይ ካ ድሕሪ መስዋአቲ ኣቦታትና በሊዖምን ወሊዶምን።ምስጢራዊት ሰልፊ ኢልካ ሎ ዘረባ ፎአ !!

  • @solomonwelday2964
    @solomonwelday29643 жыл бұрын

    ለዘይቲ

Келесі