#መስፍን_ሓጎስ ብዛዕባ ዓስከሬን ናይዝጊ ክፍሉ።

ዓመጽቲ ስርዓታት ኩሉ ግዜ ፍሉጥ ዓርኪ የብሎምን ኣርምኦም ጥልመት እያ።
እዚ ክብል ከለኹ ነዚ ንሃገርና ጅሆ ሒዝዋ ዘሎ ከም ስርዓት ሓስበዮ ኣይፈልጥን።
እዛ ቪድዮ ስምዕዋ እዚ መራሒ ዕስለ ኽላባት ነቶም ዕድሚኦም ምሉእ ዝከደምሉን ንስልጣን ክሕልዉ ክሳብ ሂወቶም ክኸፍሉ ድልዋት ዝነበሩ፤ ኣብታ መሬት ዓደቦኦም ከማን ምቕባር ከሊእዎም።

Пікірлер: 15

  • @dana.j9062
    @dana.j906222 күн бұрын

    ኦ ኣደ ኹሉ ማርያም ደብረሲና ኣብ ዕለታዊ ጸሎትኪ ንመላእ ሃገርና ለዋህ ህዝባን ዘክርኦ ኣደ ኩሉ ::✨️🕯🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏🕯✨️

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda441712 күн бұрын

    መስፍን ሓጎስ ተናዒቕካ ተሪፍካ ! ኣየወ ዝኹሉ ጀግንነት ።

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhier15 күн бұрын

    Naiz K. was one who fought against the democratic movement of EPLF fighters in 1973. In other words he was one of the right-hand men of the dictator Iseias Afewerki. Thanks to Naizgi and others like him Iseias is where he is now. And I hope that one day his corpse will find a place in the land of his birth.

  • @user-ns3cp9jz4t
    @user-ns3cp9jz4t25 күн бұрын

    👮🌿💙👐🏾👍

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki24339 ай бұрын

    nayzghi bzuhat nxuhan Eritrawiyan tinfas zehlefe kab wedi berad zeyhayish kltiom belahti seb

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley78429 күн бұрын

    kem dumu deka tbeli widb gud rie🤔

  • @Drar18
    @Drar1811 күн бұрын

    የሐዝን ህዝባዊ ግንባር እትበሃል ውድብ ንሓድሕዳ እትባላላዕ ጉጅለ ያ። ድንስቲ ለኪማቶ እዚ ህዝቢ

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki24339 ай бұрын

    nazghi who cares mesfun hagos solomun weldemariam ke intay thaseb

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish113022 күн бұрын

    ዋየ ዋየ ኢሱ ተጻዊትልኩም።

  • @wedimonguda4417

    @wedimonguda4417

    12 күн бұрын

    ትምበል ዓጋመ !

  • @tesfayezere6419
    @tesfayezere6419Ай бұрын

    ንሓው ናይዝጊ መንግስተሰማያት የዋርስ ፡ ጽንዓት ድማ ንስድራ ቤት ። ንዝኾነ ነገር መስርሕ ዝባሃል ኣሎ፡ ንኣብነት ፥ 1) ኣብ ዓዲ ዝቕበል ነቲ ረሳ፡ 2) ካብ ኤምባሲ መሰነይታ ፡ ንረሳ ዝልእኩ ነፋሪት ትሰማማዕ ካልእ ዝሕተት ስለዘየለ ፡ ተዚ ነገር ሓደራኹ መጓሃሃርቲ ኣይንኹን።

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy14 күн бұрын

    ኢሳያሳዎያን ዕንኪልል ዘገርምዩ ገለ ዶኾን ምስቲ ናይዝጊ ዝበሀለሉ ገንዘባዊ ሕቶ ንዕኦኦምውን ስክፍታታት ዘለዎም ኢድ ዝኹሉ ዕንክሊል ዘብልዋ ዘለው

  • @berhaneZewede
    @berhaneZewede23 күн бұрын

    ናይዝጊ ክፍሉ ረይስኡ እንቋዕ ንዓዲ ኣይኣተወ ምኽንያቱ መቃብሩ ምተፍኦ ነይሩ። እስከ ቅድሚ ኣምበሳደር ምዃኑ ኢሰያስ ኣስናኑ ኣርጊፍዎ ነይሩ ስለምንታይ ሃሪምዎ?

  • @yonasfesha4490
    @yonasfesha449025 күн бұрын

    ኢሲያስ ከሎ ዳኣ መን ከ ክኣቱ ባዕለን ካብ ሳሕል ኮብኲበን ዘእተውኦ ካኣ ግርም፡ገበሮም

  • @munithagos
    @munithagos24 күн бұрын

    Kab mejemeria mesfin aykonen diyu ni isayas tehangitu hizuwo nab asmera Ziatewe. Hiji bahriat isayas Kem zeyfelit entay yizareb. Mesfin is not qualified to speak about isayas. Isu eyu nezi kulu tsegem zemtsealna.

Келесі