Tv Sened Eritra መበል 33 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ቃል ማሕተት ምስ ተጋ/ ሕሩይ ተድላ ባይሩ 24 ግንቦት 2024

Tv Sened Eritra መበል 33 ዓመት ነጻነት ኤርትራ ቃል ማሕተት ምስ ተጋ/ ሕሩይ ተድላ ባይሩ 24 ግንቦት 2024 ፡ንነጻነት ዘውሓሰ መስዋእቲ ጀጋኑ ኤርትራ ሎሚ ከመይ ይመስል፡ Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 30

  • @Mahlet162
    @Mahlet162Ай бұрын

    Ayani egziabiher edmen tenan yehabka kebur Heruy Tedla Bayru❤❤❤❤❤

  • @samsontekesteasfaha5127
    @samsontekesteasfaha5127Ай бұрын

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃቦ ነቦና ሑሪይ ተላባይሩ ብጣሚ ዝናአድ ዝምስገንን ዘረባካን ምክርኻን የቄኔልና ኩቡር አቦና❤

  • @demhai4560
    @demhai4560Ай бұрын

    Powerful and seasoned politician!

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    The best our grand father. I new hem when I sebaha in janha jabeha tahiterir Erteay I love you guys thanks

  • @open795
    @open795Ай бұрын

    ኣንቶንዮ ፡ ኣብዛ ዕለት 24 ኣዚያ ቀዳምነት ዝውሃባ ናይ ሳሙኤል ( ዓክዓካ ) ዶኩመንታሪት ፊልም እንኮላይ ኩለን መዲኣታት ክትዝርጋሕ ምፈተኹ ።

  • @Mahlet162
    @Mahlet162Ай бұрын

    Tack så jättemycket aktade Heruy Tedla och Antonio Tesfay.❤❤❤

  • @becool4344
    @becool4344Ай бұрын

    Please answer me as soon as possible… where we can find the courses.

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    For all Eritrean fighters

  • @gebretensaeberhe68
    @gebretensaeberhe68Ай бұрын

    ዝከበርካ አንቶንዮ ተስፋይ ንተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ምስቲ ኩሉ ጉድለታቱ ድሓሸ ፍልጠትን ተመክሮን ስለ ዘለዎ ክሳብ ብህይወቱ ዘሎ ደጋጊምካ ከተቕርበልና ሓደራ ይብልካ

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    I follow you A long time thanks in my main

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    But I love your work thanks you naw

  • @becool4344
    @becool4344Ай бұрын

    I would like to join the group. Where we could find the courses.

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    This man is the best foyer man he is the bester

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    Wedy barou mess amsecayou I naw you are good to go with me thanks

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4eАй бұрын

    ANTONIO TEGHADALY HERUY ENDABELKA SLEMENTAT AB MEDEMDEMTA KUBUR HURUY TEGHADALY NEBER TEBEL??

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514Ай бұрын

    እታ ሃገር ትባሃል ኣይተፈጥረትን :: ሓንቲ ሃገር ኡኮ ሓንሳብ ልዕላውነታ ምስ አራጋጊጸት ሃገር ኢያ :: ንልዕላውነት ሓንቲ ሃገር ሓንሳብ ቃልሲ ኣካይድካ ልዕላውነት ምስ ተረጋገጸ ንካላኣይ ግዜ ንልዕላውነት ኢልካ ዝካየድ ቃልሲ የለን :: ቅድሚ ሕጂ ውን ተራእዩ ኣይፈልጥን :: ሓንቲ ሃገር ሓንሳብ ንሓዋሩ ኢያ ልዕላውነታ ኣረጋጊጻ ኣባል ናይተን ሕቡራት ሃገራት ዓለም ኮይና ማዕረ እተን ኣባላት ሃገራት ዓለም ተድምጽ :: በዚ መሰረት ኤሪትራ ልዕላውነታ ዘረጋገጸት ሃገር ኢያ :: ኤሪትራ ብሓደ ሃገር ክመርሕ ዘይክሊል ብዘይካ ዕንወት ራኢን ትምኒትን ሓቦን ዘይብሉ ውልቀ መላኺ ሰብ ተወኒና ናይ ሓደ ሰብ ንብረት ኮይና ትርከብ ኣላ :: ግን ትኹን እምበር ኤሪትራ ሃገር ኢያ :: ቃልሲ ናይ ደለይቲ ደሞክርስን ፍትሕን ኤሪትራውያን ንናድነት ወይ ንልዕላውነት ኤሪትራ ዘይኮነ ንደሞራስን ፍትሕን ንሓርነት ኢዩ ::

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Africaunitenowornever
    @AfricaunitenoworneverАй бұрын

    Jabha that’s the biers filter in Eritrea

  • @sebahsaleh
    @sebahsalehАй бұрын

    "I don't understand how people took this traitor seriously."

  • @amanuelasgedom8754
    @amanuelasgedom8754Ай бұрын

    ለባም ሰብ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆል ዝብል ዘረባ ጥራይ ክዛረብ ኣይነብርንዩ ንፕረሲደንት ትዝልፍ ንህዝቢ ትዝልፍ ንሰራዊት ትዝልፍ ዘይኣነ ለባም የለን እዝዓይነቱ ኣዘራርባ ንነብስኻ ባዕልኻ ትሕትቲ ምኻና ካብ ምፍላጥ ሓሊፉ መሃሪ ክኸውን ኣይክእልንዩ ዓቅምኻ ንህዝቢ ኣብዘርብሕ ተጠቂምካሉ እንተትኸውን ብህዝቢ ክብ ኢልካ ምተረኣኻ ዝብል ርኢቶዩ ዘለኒ ህዝቢ ንህዝቢ ዘባልዕ ዘረባ ኤርሳት ተዓጽያ ንመንእሰይ ዝሃርሙ ነቦ ነደ ንቆልዓ ዝቀትሉ ኣብ ኣውሮፓ ኣለዉ ዳስ ዳስ ከይዶም ዝቀትሉ'ሞ ሕጂ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ስለዘሎ ምባልካ ነውሪ ኤርትራ በስላምን ክርስትያንን ትምሓደር ኣላ ምባልካውን ከፋፋሊ መሪሒነት ብርጌድ ንሓመዱ ኮስካሲኡ ንስኻ ምኻንካ ንእግሪ መገድኻ ሓቢርካና ዓባይ በጊዕሲ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ ኣይትግበሮ ዓቢ ጽቡቅ ጥዑም እንተመሃረዩ ግርምኡ 😮😮

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4eАй бұрын

    The independence is hijacked by Iseyas EZI TONKOLENGA TEMEN NKENDEY MEKALSTUN MESAKIN TEGHADELTEN ZEYETELALEN ZEYKENXELEN. Thank you for the excellent interview.

  • @stefanostewolde9440
    @stefanostewolde9440Ай бұрын

    ኣየ ነጻነት Forget U N ናይ ፈለስጢን ምሉእ ተመክሮታት ስለ ዝተመሃርና መፍትሕ ብብረት ጥራሕ እዩ ።

  • @adamismail9137
    @adamismail9137Ай бұрын

    ዓሸ ዓሽ ! በሓቂ ገሊጽካዮ ንተጋድልቲ እቱ ምስ በሉ ኮፍ ከሊኡ ጻህያይ ከርተት ነይሩ ኤምባስደር ኣድሓኖም ገ / ያም ከምዚ በሎ ኢሳያይስ ኣፍወርቂ ንዘይተጋደሉ ይንዕቅ ኢሉ ንዓይ ሕሩይ ተድላ ናይ ኤርትራ ጀማል ዓብዱል ናሲር ኢዮ የቀንየልና ኣንቶኒዮ ህዝቢ ኤርትራ ይንበር ኤርትራ ተዓምቢብ !

  • @tesfaighebray6588
    @tesfaighebray6588Ай бұрын

    ከመይ ገርና እቲ ኮሩስ

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832Ай бұрын

    Atleast zbaes yeblenan

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124Ай бұрын

    ሰላም አንተንዮ ትገብሮ ዘለኻ ስነዳ ታሪኽ የድንቀካ በርትዕ ምስ ጅግና ሱውእ ኪያር ዓሊ ( ፍትዊ ቅጽል ስሙ ) ምስኡ መጋድልቱ ዝነበረ ዓብደልማሊክ በሽር ዝተባሃለ አብ ጅዳ ሱዑዲ አሎ እሞ ዘይ ሩዱእ መስዋእቱ ዝፈጸሞ ጅግንነት ህዝቢ ክንጽረሉ አብ መደብካ ተተቅርቦ ጹቡቅ ኔሩ

  • @justice1st245
    @justice1st245Ай бұрын

    ክቡር ሓው ሕሩይ፥ መጀመርያ ንስለቲ አብ መሪር ቃልሲ ዝነበረካ አበርክቶ ምስጋናይ ይብጻሕካ። አንተኾነ ግን፥ ኢስያስ ካብ ብጊሓቱ ዝጠጅኦ ፈላላዩ ሜላ (ካብ ንሕናን ዕላማናን ጀሚርካ) ኣስላማይን ክርስትያንን፥ ከበሳን ቆላን፥ ትግርኛን ዘይትግርኛን፥ ኣከለን ሓማን ወዘተ ከየአክል፥ ንስኻ'ውን ነዛ "ኣዝማሪኖ" ትብል ፈላላዩት ቃል ደው ተተብላ በሃላይ'የ። ምኽንያቱ እስመራ መኽባዕትን ማአክልን ኩሉ ቕያ ስለዝኾነት፡

  • @mmsaed4630

    @mmsaed4630

    Ай бұрын

    I agree w you

  • @Wedihagereertra6191
    @Wedihagereertra6191Ай бұрын

    ኤርትራዊ ኣብቲ በቦኻ ተድላ ባይሩ ትምራሕ ዝነበረትሉ ደአ ይሕደንን ይርዕድን ኔሩ ደአ በል?

  • @yosiefmichael5427
    @yosiefmichael5427Ай бұрын

    ሓቂ እየ ዝዛረብ ትብል ኣሎኻ እቲ ሓቂ ረፈርንድም ከምዘይተኻፈልኩም ንሰባት ከም ዘታለልኩም ብውድብና ገርና ረፈረንድም ክነግብር ኢና ኢልኩም ንሰባት ዘታለልኩም ። እወ ንናጽነት ኣይፋል ኣይበልክምን ካባኹም እንጽበዮ ።ብዚ ተምዚንኩም ኢኽም ።ኣብ ቅድሚ ህዝቢ።ህዝቢ ክዒቡኩም እዩ። 1:11:04

Келесі