Tv Sened ታሪኻዊ ስርሒታት ከተማ ምዑታት ተጋደልቲ ተሓኤ 70ታት ራብዓይ ክፋል 25 ነሓሰ 2023

Tv Sened ታሪኻዊ ስርሒታት ከተማ ምዑታት ተጋደልቲ ተሓኤ 70ታት ኣብ ኣስመራ ቃል መሕተት ምስ ነባር ሓርበኛ ተጋ/ ሕድራይ ፍስሓ፡ ዘይርሳዕ ጅግንነታዊ መስዋእቲ ዳዊት ሰሎሙን፡ ኣረፋይነ፡ ኣርኣያ ተስፋስላሰ ራብዓይ ክፋል 25 ነሓሰ 2023
ቲቪ ሰነድ ኣንቶንዮ ተስፋይ

Пікірлер: 13

  • @Tesfa325
    @Tesfa3252 ай бұрын

    ሕድራይ ከማኻስ አይተወልደን ዕድመን ጥዕናን ኤርትራ ኸአ ብሐይሊ እግዚአብሄር ክትርእያ ዘለኒ ልባዊ ምንዮተይ ይገልጸልካ 🙏🙏🙏🙏

  • @zowdi810
    @zowdi810Ай бұрын

    You are amazing thanks my haro god bless to erterawe people and

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu33302 ай бұрын

    Welcome Hidray ❤

  • @Abi-hero
    @Abi-hero11 ай бұрын

    ሐዉ ሕድራይ ኤርትራዉያን ታሪኽና ክንጽሕፍን ከንመሀርን ገና ግዜን ዕረፍትን አይረኸብናን እሞ በጃኻ እዚ ታሪኽ እዚ ንዝመጽእ ወለዶ ብጽሑፍ አቀምጠሎም። 🇪🇷💙🇪🇷💙💙💙💙💙

  • @nosacurry4257
    @nosacurry425711 ай бұрын

    What a story Hedray please Write a book please bro what a memory

  • @omeribrahim7743
    @omeribrahim774310 ай бұрын

    What a history. What a legend. Please write a book about our Heroic history.

  • @rufaelabrhe9585
    @rufaelabrhe95859 ай бұрын

    Jigna

  • @endertawitgual70
    @endertawitgual7027 күн бұрын

    Hidray my man!

  • @Elias-bl7sl
    @Elias-bl7sl11 ай бұрын

    Kiteamno zexgim( tarik )jignenet u slezi jigna hidray fisaha pls metan kisned ab mexhaf xahafelna edmen tienan dima yimneylka

  • @ttek9180
    @ttek918010 ай бұрын

    ህዝቢ ኤርትራን ደቁን ነዚ ኹሉ ዘስደምም ታሪኻዊ ፍጻሜታት ድሕሪ ምክያድ፣ ነቲ ዘይከአልን ዘድፈርን ዝብሃል ሐይልታት መግዛእቲ ኢትዮጵያ ደምሲሶም ነጻነት ኤርትራ ምርግጋጾም። ናይዚ ኩሉ ድኻምን ጅግንነታዊ መስዋእትነን ቆራጽነትን ጻማን ዓስቢ ብሐደ ኢሳያስ ዝመርሖ ጉጅለ ክጭወን ክዝመትን ዘሕዝንን ዘገርምን ኢዩ። ነዚ ዝተዘምተ ጻማን ዓስቢን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ቦትኡ ንምምላስ ከአ፤ ሐሪኖም ብዝተላዕሉ ተባዓት መንእሰያት ደቁን ሐቀኛታት ተቓለስቲ ደቂ ሃገርን ብርግች ከምልስዎ ኢዮም።

  • @ttek9180
    @ttek918010 ай бұрын

    አንቶንዮ ንሕሉፍ ታሪኽ ትብዓትን ጅግንነትን ኤርትራውያን ብሐፈሻ፣ ንተረኽቦን ፍጻሜታትን ተባዓት ጀጋኑ ሰራዊት ሐርነት ኤርትራ፣ ብልሒን ድፍረትን ተወካፍነትን ዝመልኦ ከተማዊ ስርሒታት አባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ንምብራህን ንምፍላጥን እትገብሮ ጻዕርታት ዝምስገን ኢዩ። ነዚ ብግቡእ ንምስናድ ከአ አካል ከተማዊ ስርሒት ብምዃን ብጅግንነት ዝተቓለሰ ንብጻይ ሕድራይ ፍስሐ ምዕዳምካ ከአ ነመስግነካ። ንክልተኹም አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ አብ ማእከል ዓደቦኹም አቲኹም ንመንእሰይ ወለዶ ክትርኽዎ ዘለኒ ምንዮት ከአ ወሰን የብሉን።

  • @filimontsegay9289
    @filimontsegay928911 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

Келесі