መበቆል ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ብመንጽር መጽሓፍ ቅዱስ 1ይ ክፋል

Пікірлер: 236

  • @meri2336
    @meri23363 жыл бұрын

    ኣቦና ኣምላኽ ነዊሓ ዕድመ የሃቡኩም ፉቁራት የሕዋተይ እዚ ቻነል ነዓቢያ እሞ ቡዙሕ መክሰብ እዩ ዘለዋ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ

  • @KflomHaile
    @KflomHaile5 ай бұрын

    ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-zq7nf7zs8s
    @user-zq7nf7zs8s3 ай бұрын

    Kale hiwet yesimana

  • @lidyayosief6596
    @lidyayosief6596 Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna

  • @weynihagos5835
    @weynihagos58353 жыл бұрын

    ብሓቂ ጥዑም ኣርእስቲ ዶ ኢልኩም ክቡር ኣቦ፡ ጥዑም ኣርእስቲ እወ ብዛዕባ እግዚኣብሄር ዝዓደለና ርስቲ ኤርትራ ምልዓልኩም ብሓቂ ኣገዳስን ከምሰብ መጠን ከኣ ቅዱስ ቅንኢ ከተሕድር ዘገድደካ ስለዘሎ።ማለት ርሑቕ ከይከድና ብዛዕባ እዞም ጎረቤትና ብዛዕባ ሃገሮም ትሓቢኖም ኢዮም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዋ ምትእስሳር ክገልጹን ክትንትኑን ዝውዕሉ ዘልዉ።መቸም እዚ መንፈሳዊ ቻነል ከም ምዃኑ ሕጂ'ውን ፖለቲካ ኣእቲኹም ኢሎም ምኒን ዝብሉ ኣይስኣኑን ኢዮም።ግን ታሪኽ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓደራኹም ኣስፍሕ ኣቢልኩም ወስኹና ክም ፍቓድ ኣምላኽ። እግዚኣብሄር ምስጢሩ ይግለጸልኩም ስድራ እግዚኣብሄር።

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እዚ ትምህርቲ እዚ ሰረቱ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ምካኑ ብዛዕባ መበቆል ህዝብታትን ሃገራትን ዝገልጽ ምካኑ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ምስክርነት ዘከተለ ኢዩ፡ጎረቤትናን ጸላእቲ መንነትና ዝኮኑ ሓደ ክልተ ዘዳምጽዎ ሰሚዖም ምፍላጥ አዝዩ ብሉጽ ኢዩ ኪንኡ ንብሎ የብልናን፡ሕጂ'ውን ሃገርና ህዝባን ዶባታን ወግዓን አቀዲሙ ዝተፈልጠ ፡መዕቆቢ ሱዱዳት ምንባራ ምግንዛብ የድሊ፡ንዝሰፍሐ ክቅጽል ኢዩ።

  • @mussieteklit4010
    @mussieteklit40103 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣቦና።እግዚኣብሔር ሰላሙ የዉርደና ሃገርና ካብ ጸላእታ ይሓልዋ ብጣዓሚ ገሪሙኒ ከምዚ ታሪኽ ዘለዎ ቅድስቲ ሃገር ዘለትና ስደትና ኣብቂዑ ሓንቲ ክንምለሰኪ ኢና ደቅኺ ።

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot76633 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ናይ ብሓቂ ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @yt6780
    @yt67803 жыл бұрын

    አዝዩ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ንናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ ሽሕ ዓመት ጽውጽዋይ ዘበርዕን: ቀጽልዎ🇪🇷🙏

  • @genetgebrhiwetwelday8431
    @genetgebrhiwetwelday8431 Жыл бұрын

    Abona aboy qeshi Kebret yehablna egzabher xegau yebzihlkum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @zenaytes8770
    @zenaytes87703 жыл бұрын

    Wawብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ከማኹም ይብዝሑ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልን

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃብካ፡ወላዲት የዕዚዛ ትባርክካ

  • @matiefrem9287
    @matiefrem92873 жыл бұрын

    ኣሜን(3 ) ቃኣል ህወት የስሚኣና ዝተባረኽት ዝተቐደሰን ብ ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ትባርኽልና ትሓልወና ምስ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ሃገረና ኤርትራ

  • @efremtesfaldet672
    @efremtesfaldet6723 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ናይ ዕድመ ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን።

  • @KibromKibrom-ok1ow
    @KibromKibrom-ok1ow7 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤ ኮሙ ጌርኩም ታሪክና ኣፍልጥና

  • @meharena
    @meharena3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኣቦና፡ጸግኡ የብዛሓልኩም እግዚኣብሄር።

  • @user-sp6hr4dd3f

    @user-sp6hr4dd3f

    3 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @samuelaraya7564

    @samuelaraya7564

    3 жыл бұрын

    Genn kam fiekad amlkie kahtokum intey iu abarient xanbrona zolo kietmlseloy biethtiena yhatiet?

  • @InspirationalOceanSunset-lh1zs
    @InspirationalOceanSunset-lh1zs4 ай бұрын

    ጽቡቕ መግለጺ

  • @ambeshadgu3998
    @ambeshadgu39983 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽናን መበቆልናን ዝገልጽ ንቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም ንዝያዳ ኣፍልጦና ንምዕባይ ብሰፊሕ መበቆል ኤርትራውያንን እተን 8ተ ኣስማት ኤርትራን 2ይ ክፋል እንተ ዝቕጽል

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ግድን ጸሎት ደግፉና ኩሉ ብዝሰፍሐ ክግለጽ ኢዪ።

  • @dolshihagos5491

    @dolshihagos5491

    3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምሀርቲ ቀጽሉሉልና ኢግዛኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ካኣ ሓዉና ክኣ ኢግዛኣብሔር ይባርካ

  • @efremfsaha1477
    @efremfsaha14773 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ ብእነት ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸጋ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊክም ብዕጽፍን ድምር የሕድሮ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ✝️💒💖🤲🙏

  • @mihretgebretensei8343
    @mihretgebretensei83433 жыл бұрын

    ኣስይይይ ዋይ ቃል ኽጥዕም እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ሰላም ስላም እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ይዓድልኹም ኣቱም ስባት እዚ ቃል ኣበይ እዩ ታሓቢእና ደኺመ ከበልኩም ህዝቡኩም ማሃሩ እግዚአብሔር ናይ ዘመን ኣገግላኹም ይባርኸልኹም

  • @semerefishaye5668
    @semerefishaye56683 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @mengstabdesale3667
    @mengstabdesale36673 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና እግዚአብሔር አምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ብጣዕሚ ደስ ዘብል አገላልጻ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃብካ፡ወላዲት አምላክ የዕዚዛ ትባርክካ

  • @freweinitekle9179
    @freweinitekle91793 жыл бұрын

    Amen Kal hiwet yesmalna abona tegherime newih edme yhabkum

  • @user-jv2tw9dq5c
    @user-jv2tw9dq5c3 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ቅድስት ቤተክርስቲያን ኩሉ ጊዜ ሓቂ እያ ትዛረብ

  • @danayabrham1249
    @danayabrham12493 жыл бұрын

    ኣሜንን ደስ ዘብል እዩ ቀሲስ ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና ግሩምም ክብሪ ይሃብኩም ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ ዝመሃርኩምና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ሳላ ደገፍኩምን ጸሎትኩምን ክብሪ ይሃበለይ መርጌታ ሓወይ

  • @zeresenayteklay3717
    @zeresenayteklay37173 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @mericall700
    @mericall7003 жыл бұрын

    ደስ ዘብል ፕሮግራም እቲ ኣገዳስን ጽቡቅን ትምህርቲ እዩ ሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @mihretyemane5579
    @mihretyemane55793 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስማዓልና ኣቦና

  • @tesfalemtesfu9391

    @tesfalemtesfu9391

    3 жыл бұрын

    ቓለ ሂወት ኣቦና ቐሺ

  • @robielmulugeta6263
    @robielmulugeta6263 Жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet ysmean ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samisebey6738
    @samisebey67383 жыл бұрын

    ኣቦና እግዘኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብረት ይሃበልና ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢዩ ክትቅጽልዎ ከኣ ብህርፋን ንጽበ።

  • @banjim499
    @banjim4993 жыл бұрын

    WELCOME I wonder why we Eritrean suffering all these years.

  • @artlovetv8966
    @artlovetv89663 жыл бұрын

    Amennn 🙏🙏🙏 kale hiwet yesmalna abona segu yebzhalkum

  • @ALU4279
    @ALU42793 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ብሰንኪ ብዝሒ መግዛእቲ ኣብ ሃገርና ዝነበረ ታሪክ መበቆልና መብዛሕትኡ ብ ገዛእቲ ተወሲዱ ብ ናቶም ቀይሮሞ እዮም። ታሪኽ መበቆልና ክንፈልጥ ዝገበርኩም የቀንየልና።

  • @asterkefela7702
    @asterkefela77023 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna

  • @emhamelake9878
    @emhamelake98783 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai80453 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የቀንየልና ክብረት ይሃብኩም

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ወላዲት አምላክ የዕዚዛ ትባርከና።

  • @tekia8416
    @tekia84163 жыл бұрын

    ኣቦና ፥ ኣቦይ ቀሲስ ተወልደ እግዚኣብሄር ብጣዕሚ ርቱዕ ዝኮነ ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስማዓልና። እዚ ዝበልክሞ ብልክዕ እኮ ሓቂ እንተ ኮነ ፥ መወከሲ ታሪኽኩም ወይ ኣበይ መጽሓፍቲ ከም ዝርከብ እዚ ትገልጽዎ ዘለውኹም መውከሲ እንተ ትገብሩሉ ጽቡቕ ኔሩ።ምክንያቱ ነቲ መጽሓፍ ክነንብቦ ዝያዳ ካኣ ኣንቢብና ክንፈልጥ።

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃበለይ፡እወ እዚ ቃል እዚ መወከሲ ትውፊትን አብ ብራናታት ዝሰፈረ ኮይኑ አብ ሃገርና ዝርከብ ኢዪ፡በቲ ዝፍሕርዎ ዘለዉ ድማ ክርከብ ኢዪ።

  • @teameteklemariam1628
    @teameteklemariam16283 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የሃበልና ታሰመዓኒ ቃለከ ዘልፈ ኣነሂ ይፈውስ እም ህማምየ እሁየ ኣቦና ቀሲስ ገብረትንሳኤወፍቑርየ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣሰር ኣበዉ እታ ቅድስቲ ሃገር ኣቦታትና አስሮም ይጥለል በረከትኩም ምስኩልና ይኩን

  • @atewebrhandebretsion4224
    @atewebrhandebretsion42243 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባ ቀሺ

  • @munaaman4152
    @munaaman41523 жыл бұрын

    አቦና አምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም። ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓቐኛ ዛንታ ኢኹም ክትምህሩ ጽንሕኩም። አነ ብወገነይ ሐቐኛ ዛንታ'ዩ ። አብ ሰደት'የ አብ ዓረባዊት ሃገር ሱዑዲ እንከለኹ ምአንቲ መንነቶም ክብሉ ብፊልም ይኹን ብጽሕፍ የገልጹ ኢዮም። ሕጂ አብ አፍላሞም ኩሉ ጌዜ ብባሕሪ ኤሪትራ አቢሎም ን ኤሪትራን ንኻሎኦት ሃገራት መስገርን ፥ መህደምን፥ ናይ ዕዳጋ ሰንተር አፍሪቃ ክም ዝነበረትን ምሰአ ድማ ሴኔጋል። መጀመርታ ናይ ቁዱሳን መዕረፍት ከምዝነበረት ቅድሚ የኢየሱስ ክርስቶስን ፥ ካብ ፎርዖናውያን ፋሕ አብ ዝበሉሉ ገሊኦም ንሱዳን አቢሎም ንቑሩብ ጊዜ ምስ ተቐመጡ እዚ ቦታና አይኮነን ኢሎም ንኤሪትራ ከም ዝጋዓዙን ድሕሪኡን አብ ኤሪትራ ድማ ከም ዝተቐመጡን ዝተዳኸሙን ድጠፉን፥ ግን ደቂ ሰባት ምስ ማዕበሉ ። ሐደ ስንክሳር ዝኮነ ዛንታ ደሓዘለ 6 መጻሕፍቲ አሎ ተባሂሉ ይጥርጠር። ኑሱ ድማ 6 ፊደላት ድሐዘት ማርሞ አብ ሱዳን አብቲ ዝኽምጥሉ ዝነበሩ አህራም ተባሂሉ ድጽዋዕ ግድጋድ ወይ ቦታ ምስ ረኸቡ ክሳብ ሕጂ ትርጉመን ዘይተፈልጣ ፥ፈላስፋ ናይ ዓለም ድጽዑሩለን ዘለዋ፥ ፍደላት'የን ትርጉመን ምስ ተፈልጣ ግን እቲ ቀንዲ ሃፍቲ ናይ ፈርዖናውን አብ ኤሪትራ ወይ ሱዳን አብ ቀርኒ አፍሪቃ ተቀቢሩ አሎ ዝባሃል ትንተናታት አሎ ። እቲ ዛንታ ድሐዘለ መጽሕፍቲ ምስ ዝርከብ እታ ዝሃብተመት ሃገር ክትኮውን'ያ ዝብል 1991/01 / ብዓረብ ድተጻሕፈ መጺሄት ሰሓቢ ዝኮነ ዛንታን አንቢበ ኩሉ ጊዜ ድማ ኤሪትራ ዶ ትኸውን ይብል ኔረ ፥ ድሮ ድማ 30 ክይኑ ብተስፋ ። ንተስፋይ አጸቢቁ ታስፋ ዝህብ ዛንታ። ን2'ይ ክፋል ክሰምዕ ድማ ተሃንጠየ።

  • @SelamEri-lx3km

    @SelamEri-lx3km

    3 жыл бұрын

    Izi tbliyo zelekhi btaemi sihibuni. Kab Sudia video wey dma tshuf entelo eba bejakhi habereta habi. Hadera.

  • @titiefrem4302
    @titiefrem43023 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna btami des zbl tmhrti eyu aboy keshi egziabiher edmen tenan yhabkum

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃብኪ

  • @filmawithadera7583
    @filmawithadera75833 жыл бұрын

    ብሓቂ አየ ተሓግሰ መክናቱ ኩሉግዘ አየ ካበይ እናመጽና አየዝብልነረ ሃሳስ ምስሊ አዩ ነርኒ ሕጂ 'ግን በጃኩም እቲሓቂ ናኤርትራ ታርክን ናህዝብ ኤርትራን ታርክ አቲሓቂ ደኣ ንገሩና እንበር ዘይናትና ኣይድልየናን አዩ በቲ መጽሓፍ ቅዱስ ገርኩም ኣቦታትና ኪሳብ እቲ ዝበጻሕኩሞ መሃርና "ግን ሓደራ" እቲሓቂ መንነትና ደኣ ንገሩና ። እቶም ምህራት ናይ ቤት ክርስቲያን ከምዚ እዳገበርኩም ኣምጽኡልና ሰባቲ ክተምጽኡከለኩም ተጠንቀቁ 💗💗💗 እግዛብሄር ኣምላክ ሃገርና ህዝብናን ይሓሉ ኣመን

  • @mhrettesfagergish9248
    @mhrettesfagergish92482 жыл бұрын

    Kal hewet yesmalna

  • @emebrhan_wahsey
    @emebrhan_wahsey3 жыл бұрын

    Amen amen amen abona kale hiwet yesmalna. Kulu eti tarik xibuk gerna knfelto btaemi hntuynet alena...

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃበለይ እግዚአብሔር ይደግፈና ንኩልና

  • @kefalikeshi1062
    @kefalikeshi10623 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር፡ናይ በሓቂ ዘዂርዕ ታሪኽን ሕብንቲ ሃገርን ኣላትና፡እዚ ናይ ሎሚ ወሎዶ ጥምዙዝ ታሪኽ እንዳ ሰምዐ ንሃገሩን ክጸርፍን ከሕስርን ትምልከቶ ሞ ከም ሰብ ትሓርቕ፡ብዝኾነ ኣጆኹም በርትዑ።ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኽኩም እቶም ኣብ ስደት ዘሎና ናብ ሃገርና ተመሊስና ጥዑም ንፋሳን ምቁር ፍቕሪ ስድራናን ክነስተማቕር ኣምላኽ ይፍቀደልና።

  • @lovehopepiece8187
    @lovehopepiece81873 жыл бұрын

    ዋው ብጣሚ ዘህጉስ ዩ! እግዛብሄር ይሃግዝካ መጽሃፍ ሄኖግ ካኣ ካብ ግእዝ ናብ ትግሪኛ ተትቱርጉመልና ጽቡቅ ኔሩ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ብምሕረቶም ሥላሴ ይደግፉና

  • @rahwanegasi2960

    @rahwanegasi2960

    3 жыл бұрын

    Alo eko btigrigna

  • @lovehopepiece8187

    @lovehopepiece8187

    3 жыл бұрын

    Ewe alo gen kemty abotatna zitsihafwo bgeez aykonen semieyo kemty nay English u Beti ztemom youm atergimomo nbalu ezy kab derar nlaly zmretsi hawenan abonan zezarebo zelo Ab kali yelen

  • @WEDIEYAMO4810
    @WEDIEYAMO48103 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ እግዚአብሔር አምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ: ናይ ብሓቂ እዚ ተላዒሉ ዘሎ ኣርእስቲ ብዛዕባ ታሪክ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ብመለክዒ ሃይማኖት ክትገልጹ ምጅማርኩም ኣነ ሓደ ካብቶም ሕጉሳት እየ:ምኽንያቱ ክግለጽ ዝደልዮ ግን ከኣ ዓቑሚ ሓጺሩኒ ዘዕለብጥ ዝነበርኩን ታሪኽ ገዳማትናን ንዋየ ትዱሳንን ታሪኽ ቅዱሳን ኣቦታትናን ተንሲኡ ዝትንትን ምሁር አብዛ ሃገር የለን ማለት ድዩ ክሳዕ ምባል ኢየ በጺሐ ነይረ: ሕጂ ግን እግዚአብሔር ይመስገን: ተስፋ ጌረ: ዝተረፈ መደባትኩም ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ ኣሎና: ጅኦጉራፋዊ ኣቀማምጣኣ ንምግላጽ እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ፖለቲካ ከይትኣትዉ ግን ሓደራ ይብል ብሰላም ምጹ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃበለይ አብ ትውፊት የዕጽምቶም ይጥለል አበዋትና ዝተገልጸ ዝተሰነደ ክንገልጾ ቅዱስ ፍቃድ አቦና ይኩን፡አብ ፖሎቲካ ዘእቱ ግን አጆና የለን

  • @erinatey2165
    @erinatey21653 жыл бұрын

    Edmen teanan yhabkum fetari, ezgabiher memelisu tsgue yebzhalkum,

  • @danielkbrom8735
    @danielkbrom87353 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ቀሲስ ተውልደ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ

  • @asmakifle2627

    @asmakifle2627

    3 жыл бұрын

    Egzabher xgu ybzhalkum yhwatey

  • @adyamluulseged8710
    @adyamluulseged87103 жыл бұрын

    Amennn abona kale hiwet yesmalna tarikna mebokolna zefletkumna

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ጸሎትኩምን ደገፍኩምን አይፈለየና

  • @tititesfa59
    @tititesfa593 жыл бұрын

    Kalehiwot yasemalin abona, egziabhir amlak edmin tiena yhabkum

  • @habenhager5663
    @habenhager56633 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃብኩም የቀንየልና ኣባ ቐሹ። እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @breygebreyesus9790
    @breygebreyesus97903 жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላክ🙏 ኩቡር ኣቦና የቀኒየልና ጸጋ እዝጋቢሄር የብዝሓልኩም❤.

  • @user-lp5vr8jl4q
    @user-lp5vr8jl4q3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላከ ቅዱሳን ምስኩም ይኩን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስቁዱሳን ብኣማላድነታ ትደግፍኩም

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @weynihagos5835

    @weynihagos5835

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ ጥዑም ታሪኽ ዶ ኢልኩም ክቡር ኣቦ፡ ጥዑም ታሪኽ እወ ብዛዕባ እግዚኣብሄር ዝዓደለና ርስቲ ኤርትራ ምልዓልኩም ብሓቂ ኣገዳስን ከምሰብ መጠን ከኣ ቅዱስ ቅንኢ የሕድረልካ ኢዩ።ማለት ርሑቕ ከይከድና ብዛዕባ እዞም ጎረቤትና ማለት ኢዩ። መቸም እዚ መንፈሳዊ ቻነል ከም ምዃኑ ሕጂ'ውን ፖለቲካ ኣእቲኹም ኢሎም ምኒን ዝብሉ ኣይስኣኑን ኢዮም።ግን ታሪኽ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓደራኹም ኣስፍሕ ኣቢልኩም ወስኹና። እግዚኣብሄር ምስጢሩ ይግለጸልኩም ስድራ እግዚኣብሄር።

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile69353 жыл бұрын

    Kalehiwet yesmalna, Amen

  • @searemisgna8261
    @searemisgna82613 жыл бұрын

    ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ። ብጣዕሚ ሰፊሕን ዓሚቅን ታሪኽ እዩ ንጹር ዝኮነ ወከስን ግዜን የድልይ እዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ። ከምኡ ውን እቶም ነታ ካብቶም 12 ነገድ እስራኤል ዝተዓመጸት ጓል ብኤርትራውያን እንተተዓሚጻ ንሳቶም ከ ካበይ ወገን እዮም፧ ኣበየናይ ክፋል ኤርትራ ከ ይነብሩ ኔሮም፧ ንትገርዎ ጻዕርን መልስን ኣቀዲመ የመስግን።

  • @teametewelde5671
    @teametewelde56713 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @hiwotzgta7346
    @hiwotzgta73463 жыл бұрын

    Amlak kibrie yehabka kal Amlak tgelso zeleka ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🌹🙏🙏🙏 Selam na -aka yikun👍🏝

  • @meradedeart9949
    @meradedeart99493 жыл бұрын

    ደስ ዝብል እንቓዕ ደቂ እስራኤል ኮና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃብካ ሰፊሕ ተከታታሊ ኢዩ ክቅጽል ኢዩ

  • @tesfalemfsahaye3675
    @tesfalemfsahaye36753 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @ikkmii
    @ikkmii3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @kibromweldetnsae9258
    @kibromweldetnsae92583 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ። 1ይ)ርእቶ ኣላትኒ ማለት ኣዴና ቂድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ስደታ ንክደይ ኣብ ሃገርና ተቀሚጣ? ዝረገጸቶ ቦታታት ብቀደም ተከተል ተትገልጹልና

  • @miniasghid6386
    @miniasghid638610 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕 4:35

  • @natnaelgebrehiwet3873
    @natnaelgebrehiwet3873 Жыл бұрын

    Qal hiwet yesmealna abonan memhernan keburat yehwat xegu yebzehalkum nay aglgulet zebenkum yebarek texebeyti eina behanqewta

  • @semeretekile1124
    @semeretekile11242 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina ✝️ ✝️✝️

  • @theotokosmt3249
    @theotokosmt32493 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmiana abona kesis tewelde.nay agelglot zemenkum ybarekk.2y kfal nsbe ina zelena.

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ሰኑይ ክትስደድ ኢያ

  • @medhaniekesete4410
    @medhaniekesete44103 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna abona nay agolguletkum edmiekumn zemenkumn ybarkelkumn yqedselkumn egziabhier amlakna Amen!!!!!!

  • @lulemaha5354
    @lulemaha53543 жыл бұрын

    Abona SELAMAT tarekina kulu negeruna.

  • @thekingofredsea
    @thekingofredsea3 жыл бұрын

    I am proud of you aba God bless you

  • @rahwanegasi2960
    @rahwanegasi29603 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna Abona! Gn eza Ararat tbehal bota ab alemna ab 2 bota eyen zrkeba ybehal hanti ab Asian hanti kea Ethiopia slezi bzaeba kab zbehala ayeneyti eya haki bzaebu kea chbut zkone documents alo do?

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃብኪ፡አራራት ማእከላይ ድምሪ እስራኤል ኢዪ አቦና ኖህ ዘዕረፈሉ።

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf72983 жыл бұрын

    Qal hiwet yesmialna

  • @afewerkighebray5800
    @afewerkighebray58003 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመኣልና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡

  • @samrasimona8060
    @samrasimona80603 жыл бұрын

    Kale hiwet yemalna, Abona . Egzabher ab riesi xega xega ab riesi bereket bereket yebzihalkum.

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብርቲ ሓፍተይ ጋል ድንግለይ፡እምርእሰ ሳኔር ወኤርሞን ወእምግበበ አናብስት ወእም አድባረ አናብስ ወጻኢኪ፡ይትፌሳሕ ብኪ፡እህትየ መርዓት እትሃሰይ ብኪ ርግብየ ሰናይት።

  • @habtuberhe5430
    @habtuberhe54303 жыл бұрын

    Amen Amen amen Qal hiwet yesmealna

  • @bruksamiel8652
    @bruksamiel86523 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣረእስቲ ዩ ,,,ፍልጠትኩም የብዝሃዮ ኣቦና,,,2ይ ክፋል ግን ዶንጊኩምና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ፡2ይ ክፋል አብዛ ሰሙን ክትፍኖ ኢያ

  • @elisamahari7261
    @elisamahari72613 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ኣሰይይይይይ ዕልልልል ተመስገን ኣምላኽ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዎ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃብኪ ብምሕረቶም ይደግፉና ክንቅጽሎ ኢና

  • @adhingirmay6652

    @adhingirmay6652

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 aboy qeshi qali hiwet yesimealina des zibil tmrti

  • @abilude1805
    @abilude18053 жыл бұрын

    እዚ መጽሓፍ ሄኖክ ኣብ ኢትዮፒያ ኢዩ ተረኺቡ ዝበሃል ከ እቲ ናይ ምጀበርታ ቓንቓ ግእዝ ዝበሃል ሓቕነት ኣለዎ ዶዩ እታ ዝተሰወረት ገነት ከ ኢቲዮፒያ ኢያ ዝብሉ ካብዚ ጂንቢሮም ኢዮም ከኣ ኢቲዮፒያዊያን እቶም ናመጀበሪያ ፍጥረታ ኢና ዝብሉ ብዛዕባ እዚ ቑሩብ መብሪሂ ተትህቡና ኣቦና

  • @user-gu9sb5ny8i
    @user-gu9sb5ny8i3 жыл бұрын

    Qalhiwet yesmalna 🙏

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ክብሪ ይሃብካ፡ወላዲት አምላክ የዕዝዝዝ አቢላ ትባርክካ

  • @samrasimona8060
    @samrasimona80603 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna Abona.

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብርቲ ሓፍቲ ወላዲት አምላክ የዕዚዛ ትባርክኪ

  • @siyumgebreyohannes3163
    @siyumgebreyohannes31633 жыл бұрын

    Amen Abona

  • @yrgalemmehari7832
    @yrgalemmehari78323 жыл бұрын

    ስላም አቦና ከመይ አለኹም ቓል ሂወት የስምዐልና ✝️⛪️🌺🙏🙏🙏👏🇪🇷

  • @abrahaamanuel8000
    @abrahaamanuel80003 жыл бұрын

    ኣቦና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu11193 жыл бұрын

    መርሓባ ኣጆኩም ደቂ ተዋህዶ መስረት ኤርትራ ብዕምቆት ብርቢርኩም ዝሃብኩምና ብርኩቱ ይብዝሓልኩም

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃብካ፡እዚ ቀዳማዊ ክፋል ኢዩ ዝስዕብን ዝክተልን ብክፋላይ ክስዕብ ኢዩ

  • @nighistihaile6329

    @nighistihaile6329

    3 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ተባረኩ ተመስገን ናትና ዝኮንኩም

  • @prouderitrean8081
    @prouderitrean80813 жыл бұрын

    ❤🇪🇷🙏🙏

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam541711 ай бұрын

    🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @meriabrham1438
    @meriabrham14383 жыл бұрын

    Asey abona kexlwo tarikna xbuk mihirkumna kale hiwet yesmalna

  • @chhg3226
    @chhg32263 жыл бұрын

    Gale hiwet yesmaalna bzuh temahirna gexlwo

  • @meazabokretsion7583
    @meazabokretsion75833 жыл бұрын

    Tsbuk tmhrti abona admen tanan yhabkum Fetari 💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹

  • @hakiewenet4754
    @hakiewenet47543 жыл бұрын

    Kesis Tewlde betami nemsgen Amxehafe Asferewo

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ኣዝዩ ደስ ዘብል ታሪኽ ኢዩ፥ ሓንቲ ሕቶ ኣልትኒ ኣቦና ታቦቶ ጽዮን ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሃም ደብረሊቦኖስ ደብረ ውርቂ ሃም ማለተይ ኢየ ኣዕሪፋ ከምዝነበርት ዓበይቲ ሰባት ኣዕሊሎምና ኣብቲ ሽዑ ግዝየ ኤርትራ ኣብ ግዝኣት ሃይለስላሴ ስለ ዝነበረት ኢያ ባሓይሊ ውሲዶማ ኢሎም የዕሊሎምና እሞ ዝከኣል እንተ ኮይኑ ኣብርህ ኣንተተቡሉልና ጽቡቅ ኔሩ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃብኪ ምስ ሰፊሕ ታሪኩ ክምለስ ኢዩ ጸገም የብሉን።

  • @user-ug5rb8zp2n

    @user-ug5rb8zp2n

    3 жыл бұрын

    @@niestaliorthodox5249 እሺ ኣቦናየ ባሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና

  • @amandata1056
    @amandata10563 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ

  • @hakiewenet4754
    @hakiewenet47543 жыл бұрын

    That's why Ethiopia need Eritrea budly all the history will go to Eritrea

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    ብዝሰፍሐ ትምህርቲ አብ 5ይ 6ይ ክፋል ምስ ተበጽሐ ኢዩ ዘገርም

  • @yordanoshaile7773
    @yordanoshaile77733 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmaola abona

  • @user6652
    @user66523 жыл бұрын

    Aseyyyyy kbur abona tum afom mewaeil yhabkum

  • @mikaelat4557
    @mikaelat45573 жыл бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ፡ ነቶም ሃለው ለው ክሰብኩ ዝዉዕሉ መምሃራን በሃልት፡ ከምዚ ናትኩም ልቦና ዝሓንጽ ትምህርቲ ተዝምህሩስ፡ ክንደይ ሰብ ብመንፈስ ምስ ዓበየ።

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃብካ፡ብጸሎት ድጋፍኩም አይርሓቀና

  • @weynihagos5835

    @weynihagos5835

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ!!!

  • @selamgebrit3340
    @selamgebrit33403 жыл бұрын

    Des zebl kal kale hiwet yesmalna Abona🙏💒❤️

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን፡ክብሪ ይሃብኪ፡

  • @samiaraya1125
    @samiaraya11253 жыл бұрын

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ኣበይ ቀሺ ቃለሂወት የስመዓልና ብምቅጻል ክትጠቅሱ ከለኩም ታሪክ ደስ እዩ ዝብለና ግን ዝርከበሉ መጽሓፍ ንኣብነት ስንክሳር ዝከበሉ ገዳም ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ ምክንያቱ ብዙሓት ካብ ስንክሳር ዝተተርገሙ መጽሓፍ ቅዱስ ጀሚርካ ካልእ ኣለዉ ግን ብዛዕባ እዛ ካብ ኖህ ጀሚርካ ካብ ደቁ ክጥቀስ ከሎ መብዛሕቱ ሰብ ብባህሊ ነዚ ጸሊም ዝሕብሩ ሰብ ካም ካብ ሕዋቱ ስለ ዝተረግመ ጸሊም ሰብ ዘርኢ ካም ይበሃል ብሓፈሻ ኣብርህ ኣቢልኩም ኣብ ካልኣይ ክፋል ክትገሉጽሉና ደስ ይብለና ቀጺሉ ዉን ከም ሓሳብ መበቆል ቃንቃ ግእዝ ካብቶም ኣህጉራት ዝዛረብሉ ዶ ነሮም ወይ ኣብ መዓስ ግዚ ከጀሚሩ ምምላሱ ክብድ ስለ ዝብለና ከተብርሁሉና ንጽበ ቃንቃ ኣዳም ጥራይ እበር ካልእ መልሲ ኣይ ተዋህቦን እሞ ንጽበየኩም

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    እሲ ክብሪ ይሃብካ ከም ፍቃዱ አብ ተከታታሊ ክንፍኖ ኢና

  • @HenokTsinatHadeLibi
    @HenokTsinatHadeLibi3 жыл бұрын

    ኣብዚ እንሃልካ ዓቢ ዕድል ቤት ርምህርቲ ዩኒቨርስት ታርኽ ኤርትራ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ቀሺ !!@ጽንዓት ወዲ ዉጩ

  • @niestaliorthodox5249

    @niestaliorthodox5249

    3 жыл бұрын

    አሜን ክብሪ ይሃበለይ

  • @selammerhawi1558
    @selammerhawi15582 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @sirakadam738
    @sirakadam7383 жыл бұрын

    Aseyyyyy Egziabher xegu yebzhalkum abona Aseyyyyy za Erena si bkulu des zebl tarik

  • @user6652
    @user66523 жыл бұрын

    Xbuk astemhro abona edmentienan yhabkum

Келесі