ኣቦና ብዛዕባ ወለዶታት ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ይብሉ።

Комедия

Пікірлер: 317

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ

  • @abalibanostube
    @abalibanostube Жыл бұрын

    "ግሩም ውእቱ" ፀጋ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና ናይ በሓቂ። ንዓኹም ድማ ክብሪ ይሃብኩም።

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 Жыл бұрын

    ባዓል በሊሕ ኣእምሮ ኣምልኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።

  • @tecle2236
    @tecle2236 Жыл бұрын

    With out any university degree here is a historian I can't believe this Man a very important documents please keep recording it

  • @tekleghebremariam6523
    @tekleghebremariam6523 Жыл бұрын

    What a wisdom that is great we need to know our background perfectly. This may not perfectly mentioned but nothing will happen suddenly. Brothers record it with a purpose. Tebarek Tekle

  • @awetfessehaye4224
    @awetfessehaye4224 Жыл бұрын

    ገለ ዓይነት ብልሒ ናይ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣቦይ መዓረይ ።

  • @teameberhane4035
    @teameberhane4035 Жыл бұрын

    ክቡር ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደስ ዝብል:ክቡር ሓው ድማ ነዚ መደብ ብምቕራብካ ነመስግን ብዕቱብ ቀጽሎ!!!

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 Жыл бұрын

    Imagine how this our father how he remembered all this step by step very grateful for his nation and stories they are saying very very impressive welldone, jorjo

  • @owlwatchingu8956

    @owlwatchingu8956

    Жыл бұрын

    Is the old man claiming to be a jew ( I see the man around him grinning). What else can this be other than self-abnegation? These men are definitely descendants of Kush.

  • @rackygalerey
    @rackygalerey Жыл бұрын

    ኣሰይ አዞም ኣቦ ነዊሕ ኤድመ የሃቦም ፈጣሪ ወለዶና ኣፍልቶምና

  • @user-dx8hb9uj2d
    @user-dx8hb9uj2d Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦ💯💯💯🤴🏽

  • @yelowbelay8540
    @yelowbelay8540 Жыл бұрын

    ጸባ ስተዩ ደቂ ኤረ ንስኻትኩም እንበር ጀጋኑ ነዞም ኮንቢተር ዝኾነ ርእሲን ሓንጎልን ዝውንኑ ኣቦና ካኣ ማዕሊን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኣሜን! እዚ ዛንታ ካብ ኣቦታትና ከምዚ ጌርና እንተነትርፎ ኔርና እዚ ኩሉ ሃጀምጀም ኣይምተፈጠረን ሊም ብእልፊ ካብ ዓጋመ ዘዝተወለደ ተማሂረየ ባሃሊ ሕማም ርእሱ ክፍውስ ታሪኻዊ መበቆልና ክጠማዝዝን ንህሙላት ከህምልን ንዝገብሮ ገልታዕታዕ ጽብቕቲ ግብረመልሲ ያ ጽቡቕ ጌርኩም ግን ኣቕርቡዋ በጃኹ በቢ ክፋሉ ዓወት ምሳኹም ።

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።

  • @selamdelina5716
    @selamdelina57163 ай бұрын

    Amazing! God bless you, Abona..

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 Жыл бұрын

    Thank you may God bless them 🙏🙏🙏🙏.

  • @MIKYAS1213
    @MIKYAS1213 Жыл бұрын

    Thank you aboy berhe

  • @belovederitrea2306
    @belovederitrea2306 Жыл бұрын

    Wow please document this history we Eritreans we are one from one father 👨 one mother 👩 👨‍🍼 🙏 ❤️ 💙 ♥️ 👨‍🍼 🙏 ❤️ 💙 God bless 🇪🇷 my family 👪 Eritreans awet n hafash

  • @eritreakebretey6255
    @eritreakebretey6255 Жыл бұрын

    Wow Great History 👍👏Abona Thank you 🇪🇷❤🇪🇷🙏🙏🙏

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 Жыл бұрын

    Impressed by their incredible memories 👏 🇪🇷💝👍

  • @RealSelam
    @RealSelam Жыл бұрын

    You are lucky to have him alive! My grandfather thought me weledo 17 generations and I remember the names, nothing else. I wish he was alive to tell me the stories. Cherish your grandfather

  • @owlwatchingu8956

    @owlwatchingu8956

    Жыл бұрын

    Did your grandpa told , you’re a Jew?

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ነመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 Жыл бұрын

    Eritrawinet kubur meninet 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 Жыл бұрын

    እዋይ ክበልሑ እዞም ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ። ብዙሕ ተማሂርና። እቶም ኣደላውቲ ኣሕጺርክማ ጽቡቅ ገርኩም ብስፍሕ ዝበለ ሰንድዎ ይብለኩም። እንተ እቶም ካብዚዶ ተወሊድኩም እንዳ በልኩም እዞም ኣቦና ርእስኩም ማርተሎ ገሮም ክሳብ ዝርደኣኩም ዘንጻራርወኩም ወሓጥዋ። 💪🏿🇪🇷❤️👍🏿

  • @melesandom7293
    @melesandom7293 Жыл бұрын

    በሊሕ አቦ ዮም ናይ ብሓቂ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም አበይ በርሀ በሊሕ 💖💖💖💖

  • @Milli-meter567
    @Milli-meter5674 ай бұрын

    እዚ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @senaitsetant748
    @senaitsetant748 Жыл бұрын

    Where is this interview?

  • @fetyenmender6671
    @fetyenmender6671 Жыл бұрын

    Interesting history, this history has to be documented for the Eritrean generation

  • @owlwatchingu8956

    @owlwatchingu8956

    Жыл бұрын

    These is a fairytale.

  • @oneloveonelove3929
    @oneloveonelove3929 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን አቦይ መዓረይ መምር ናይ ኩላትና ኤርትራዊያን

  • @jossi8329
    @jossi8329 Жыл бұрын

    Very interesting history. I never been to my home country. But every time I was wondering. How to find our old generation

  • @user-re9li7ir6i
    @user-re9li7ir6i3 ай бұрын

    ሐተትቲ ጥዑያት አይኮኑን እምበር ተሐታታይ ጅግናዩ እደዞም አቦታት ጽሑፍ የብሎምኒኩሉ ብሐንጎሎምዩ ጀጋኑዮመ አቦታትና ምምሃር ጽቡቅዩ

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።

  • @hadaskeleta5389
    @hadaskeleta5389 Жыл бұрын

    Fantastisk ❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus Жыл бұрын

    ደቂ ኤረይ ኣይትስሓቁ ጸሓፍዎ ክስነድ ኣለዎ እዚ ብቀሊል ዝረኤ ኣይኮነን ሓደራ እዚ ኣይርከብን ኢዩ ብጃኻትኩም

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አዞም ሰብኣይ ገጋ ታሪክ የመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም ፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በ)ኣል ዳዕሮ ቃብሎስ ጞዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም/፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ

  • @user-hs7ov4go7m
    @user-hs7ov4go7m10 ай бұрын

    Yeah

  • @Ben511
    @Ben511 Жыл бұрын

    What people missing is that the land was UpTo lake Tsana and todays Eritrea is only half the size of that original land size.

  • @merhawitesfay1970
    @merhawitesfay1970 Жыл бұрын

    ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ዝበሃል ምስላስ ከምዚ ኢዩ ።ንዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና

  • @user-kd2jg9co7h
    @user-kd2jg9co7h Жыл бұрын

    ወስኹልና

  • @user-pg1nl1mg4v
    @user-pg1nl1mg4v Жыл бұрын

    ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘራክብ የቡሉን ማለት እዮ.ንምንታይ ደኣ ሓደ ህዝቢ ኢናዶ ገለዝብሉና ኤርትራ ንኤትርትራዊያን .

  • @saglafilmproduction9799

    @saglafilmproduction9799

    Жыл бұрын

    ኮሊልካስ ናብኣ! ሃሃሃ

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    Жыл бұрын

    @@saglafilmproduction9799 ሃደ እንድህ ኮይና ጽዉዋይ ዘይኮነ ብ መረጃ ጌርካ አረዳአና ንህና ከአ ምስ ትግራይ ዋላ ሃንቲ ዘራክብ ከምዘይብልና በብሃደ ካብ ቀደም ብዝተጸሃፉ ታሪካት ነረዳአከ ድህር ፍልሰታ ።።።።ብአበዩ ግን እግዛብሔር ኢዩ ንኤርትራ ምስ ካርታ ዝሃበና ።።።

  • @saglafilmproduction9799

    @saglafilmproduction9799

    Жыл бұрын

    @@user-cz1zz2gk2g ኣነ እዝን እትን ዘይበልኩ

  • @user-wb8pf6id2u

    @user-wb8pf6id2u

    Жыл бұрын

    ኣይትጋገ ክበር ሓው ክሉ ምድሪ ሓበሻ ኤርትራ ኢትዮጵያ ሶማል ኦሮሞ ሱዳን የሕዋት ኢና፣ ንዕና ዝፈረዩ በለው, ከለዉ, ሶባ, ናባ, ላንዱ ይብሃሉ ኢዚኦም ክሎም የሕዋት ደቂ ኣይቶቢስ እዮም፤ ሳባውያን ካም ይብሃሉ ብግቦጺ ዝኣተዉ፣ ሳባውያን ሴም ዝብሃሉ ክኣ ብየመን ናባና ኣትዮም፤ ቀሊል ኣብነት በለው ንህዝቢ ኤርትራ በጃን ፈርየዩ፤ ሶባ ንህዝቢ ትግራይ ፈርዩ፤ በለው ንፍርቂ ህዝቢ ኤርትራን ንኦሮሞን ኣገውኖ ፈርዩ፣ ኖባ ንህዝቢ ሱዳንን ሶማልን ዓፋርን ፈርዩ፥ ላንክዱ ዝወለዶም ኣብ ኤርትራን ሱዳን ይርከብ፣ ምስ ተጋሩ ብቀረባ ይሕዋቶም ክጠቕሰልካ እየ፤ ህዝቢ ኢሮብ ህዝቢ ዓጋመ, እገላ ሓጺን, እገላ ሓምስ, ሮብራ, ላምዛ ስሓርቲ, ኮርባርያ, ኣድከመ ምልጋ ሰራየ, ታርቀ ብሌን, ዓዲ ሓርቦይ, ዝርቤን, ገርዓንታይ, ትምዛኣ፤ እዚኦም ክሎም ሓደ ሰብኣይ ደቂ ንጉስ ምራራ ተኽለሃይማኖት እዮም ክቡር ሓው።

  • @retaamanuel1249

    @retaamanuel1249

    Жыл бұрын

    Eritrean and tigray never be brother and sister never

  • @araratararat8624
    @araratararat8624 Жыл бұрын

    Wonderful father

  • @AsmeraEritre
    @AsmeraEritre Жыл бұрын

    Full vedio pls

  • @haileabamine7522
    @haileabamine7522 Жыл бұрын

    Smart grand father tank you

  • @biemnethidru5182
    @biemnethidru5182 Жыл бұрын

    ብሓቂ እዞም ኣቦ ጥንታዊ ዘይምኖ መፅሐፍ እዮም

  • @Awliemeror
    @Awliemeror Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዕ፡ በሊሕ ኣቦ

  • @estifteclu1601
    @estifteclu1601 Жыл бұрын

    Nice memories

  • @natnaelmahari5843
    @natnaelmahari5843 Жыл бұрын

    ዋውውውውውውውውው ናይ ብሓቂ

  • @abebaessak845
    @abebaessak84510 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 Жыл бұрын

    ብዙሕ ጊዜ ሓደ ሓሳብ ይመጸኒ - እዚ ዝብሉዎ ናይብሓቂ ክመሳኸር ይከኣልዶ?!

  • @hailutesfagabr
    @hailutesfagabr6 ай бұрын

    ❤ een tana thanks fetare

  • @segenmedhanie3479
    @segenmedhanie3479 Жыл бұрын

    Edmen tenan yehabelay ❤💗♥

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    Smart our father bless you!

  • @dawitabraham7290
    @dawitabraham7290 Жыл бұрын

    Ezom sebayi edaiam tina yehabwom ana wed naged Lewa eya long live

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Жыл бұрын

    ኣንታ እዞም ሰብኣይ ካበይ ረኺብኩሞም። ብጣዕሚ ዘሓጉስ እዩ ብሂወቶም ተረኺቦም እዚ ክነግሩና ምኽኣሎም ግርማይ እዚኦም ታሪኽ እዮም እዚኦም ቅርሲ እዮም ብስርዓት ኩሉ ዝብልዎ ተቐዲሑ ክቕመጥ ኣለዎ። Thank you for sharing this with me 👍👍👍👍

  • @mihretyemane7301

    @mihretyemane7301

    Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ዝሕጉስ እንበር ኣበይ ተሓቢኡ ነይሩ እድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 Жыл бұрын

    ዋዉ

  • @yergalemhabtu2209
    @yergalemhabtu2209 Жыл бұрын

    May God bless his heart 💜❤️

  • @merhawirussom1971
    @merhawirussom1971 Жыл бұрын

    Nice histry abona edme yhabkum

  • @memakrtihkya5376
    @memakrtihkya5376 Жыл бұрын

    Edmen teanan yhabkum 🙏🙏🙏

  • @SB-en6ev
    @SB-en6ev Жыл бұрын

    ❤❤❤🙏

  • @michaelzereyohannes3072
    @michaelzereyohannes3072 Жыл бұрын

    ዘገርም ነገር እዩ እዚ ክስነድ ዘለዎ እዩ ከምዚአም አቦታት አይርከቡን እዮም ሰንድዎ ሐደራ ብጣዓሚ ንጡቅ አእምሮ እዚአቶም ቅርስታት እዮም ወለድና።

  • @timaralem6505
    @timaralem65055 ай бұрын

    This is big. I hope someone will save this for our next generation. Very interesting!

  • @merimehari2577
    @merimehari257711 ай бұрын

    edme yhabkum

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab72804 ай бұрын

    Edmen tenan yhabkum egzabhir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 Жыл бұрын

    Part2+3 please ❤️🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏

  • @ghebretedros
    @ghebretedros Жыл бұрын

    አነ ከም ሎሚ ደስ ኢሉኒ ዝረኽዎ ቪድዮ የለን ካብዚ አብዚ ግዜ ዝዋቓዕ ዘሎ ናይ ወለዶ ብፍላይ ከኣ ነዞም ፖለቲካ ናይ ስግር መረብ ንኸብስሉ ሓደ ጸብሕና ሓደ ዙርያና ዝብሉ ዓቢ ጽፍዒት፡ነዞም ሓደሽቲ ወለዶ ከኣ ወለዶና ንኽንፈልጥ ስለዝሕግዝ ካብ ልቢ የመስግነኩም ነዞም አቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    @mengedihaqiterarikinaybhaqi

    Жыл бұрын

    Zkeberka Hawey Hade Abo sleztezarebus kulu haki Malet aykonen,Azi Hasab tsbuk aka antekone ,kab bzuhat kitsedk alewo,

  • @adhanomrussom9730
    @adhanomrussom9730 Жыл бұрын

    Wawwww

  • @AsmeraEritre
    @AsmeraEritre Жыл бұрын

    ✊✊✊✊✊✊✊

  • @viscaelbarca7796
    @viscaelbarca7796 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari91078 ай бұрын

    👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @lwamabraham2533
    @lwamabraham2533 Жыл бұрын

    true

  • @massmass4548
    @massmass4548 Жыл бұрын

    Nay bhaqi smart zkone sebay, eza history b lke kab abeaye temahireya. K sned zelewo history u.

  • @Ben511
    @Ben511 Жыл бұрын

    Because this is true . My Grandfather also used to say that we are descendants of Judaea or the Yahudis.

  • @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
    @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 Жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ዝብል ኣቦታትና ሲ ከሕግሰካ መዓት ናይ ሕጂ ወሎዶ ሲ ብከመይ ኢና ክንግለጽ

  • @llllllolllllllll
    @llllllolllllllll Жыл бұрын

    He is a national treasure

  • @owlwatchingu8956

    @owlwatchingu8956

    Жыл бұрын

    No. He doesn’t represent the country. It’s sad to see this black man surrounded by jew wanna-be bastards.

  • @merhawittekle1269
    @merhawittekle1269 Жыл бұрын

    Waww.waww🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @embahbelen4657
    @embahbelen4657 Жыл бұрын

    ኣብ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከምዛ ናይ ዞም ኣቦ ዝበልዋ ወሎዶና ካብ እስራኤል ሙኻኑ ደቂ ጫሉቅ ማሉቅ ፋሉቅ ሙኻና ኽዛረቡ ሰሚዐ ኔረ ። ዝገርም ቅርሲ 🇪🇷🇪🇷

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u Жыл бұрын

    መወሰኽታ ኸአ ኔስታሊን ትብል ቻነል ናይ አቦና ቀሺ ተወልደ ታሪኽ ኤርትራ ዝብል ዘርዚሮሞ አለው እግዚአብሔር ይባርኽኩም አቦና ቀጽልዎ ብጽፋፍ አተሓትታ ግበርዎ

  • @voiceofthevoiceless6115

    @voiceofthevoiceless6115

    Жыл бұрын

    የቐንየልና

  • @rutayemane3114
    @rutayemane3114 Жыл бұрын

    እዋ በሊሕ 😍😍❤️

  • @user-jr6bo7iz5p
    @user-jr6bo7iz5p9 ай бұрын

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ So amazing

  • @kalebdawit934
    @kalebdawit934 Жыл бұрын

    Waw egziabiher newih edme yihabom abona baal abi xega eyom. (nay kedem sebn nay kedem haxinin ay rikebn u.) Teamratawi zikhone riesi. Kab mihro yeemro ki ehal kemzi u

  • @adhanomtekle4082
    @adhanomtekle4082 Жыл бұрын

    ኣታ ክንደይ ትሕወክ ሓታቲ, ክብረት ይሃበልና

  • @adhanomtekle4082

    @adhanomtekle4082

    Жыл бұрын

    ኣቦና ከማኹም ይብዝሑ

  • @user-lu5dl3px4t
    @user-lu5dl3px4t Жыл бұрын

    ጆሩጆ ያሆ

  • @kiflmariammengteab7280
    @kiflmariammengteab72806 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @danieltekle109
    @danieltekle109 Жыл бұрын

    ሓቂን ሓሶትን ብዘየገድስ: ኣቦና ዝብልዎ ዝመዝገብኩሞ ምስጋናን ኣድንቖትን ይብጻሕኩም።

  • @user-oh5ik9ox6w
    @user-oh5ik9ox6wАй бұрын

    💯💯💯❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yonatanjhon
    @yonatanjhon Жыл бұрын

    Zegerem wow

  • @girmaibokrekahassai8666
    @girmaibokrekahassai8666 Жыл бұрын

    ጓል ግርማይ፡ ኣቦይ በርሀ ነዚ ኹሉ ሓንጎል ሒዝዎ ሕሊፉ።

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 Жыл бұрын

    ደቂ ሴም ኢና።

  • @mehretbarnabas8026
    @mehretbarnabas8026 Жыл бұрын

    Edmen tenane ehbekumi ❤❤❤

  • @muzitweldeslassie8479
    @muzitweldeslassie8479 Жыл бұрын

    I think it’s very true

  • @biniamAynialem
    @biniamAynialem Жыл бұрын

    Plis parti 2.......

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674 Жыл бұрын

    ኣታ እዞም ብልጻት መዳርግቲ ዘይብሎም ኣቦታት ነስተውዕለሎም በጃኩም ጥዕና ይሃብካ።

  • @balfanghebrihiwet3678
    @balfanghebrihiwet36784 ай бұрын

    Edmen tenan yhabkum Abona🙏

  • @michaelyowhans9808
    @michaelyowhans9808 Жыл бұрын

    ክብሪ ንአኹም ይኹን አቦና ከምዚ ጌሩ ብሐቂ ዝገልጽ አበይቲ አበይ ይርከቡ ንአኹም ዝመስሉን ከመኹም ጌሩ ታሪኽ ወለዶታት ዘነጽሩ ንአሽቱ ክበዝሑልና ተስፋና ደረት የብሉን

  • @yohannesasmerom7090
    @yohannesasmerom7090 Жыл бұрын

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🙏🇪🇷

  • @tsfegabrkbrab3006
    @tsfegabrkbrab3006 Жыл бұрын

    Part 2

  • @teshomegebremeskel1508
    @teshomegebremeskel1508 Жыл бұрын

    jigna kbri yhabka weladi

  • @AfariMoranSleuth.ExportedSalt
    @AfariMoranSleuth.ExportedSalt4 ай бұрын

    ጀግና

  • @essayasgezae1126
    @essayasgezae1126 Жыл бұрын

    ወለዶ ኣባና በጺሑ ከይጠፍእ የፍርሃካ በብዓክምና ዘለና ኣፍልጦ ነበርክት የሕዋት ሰላምታ ግን ኣይረሳርናን

  • @awetdebesay1803
    @awetdebesay1803 Жыл бұрын

    Aseyy abona tebrka gal aynta aglalxa ❤❤🇪🇷🇪🇷🕌⛪

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын

    ብሩክ አቦና ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አባሐጎይ ውን ልክዕ ከምዞም ናይዞም አቦ ነጊርና ኔሩ ሕጂ ብሂወት የለን እግዚአብሄር አብ ገነት የንብሮ ብሐቂ ሐቀኛ ታሪክ እዩ ነዞም አቦና ብክብሩ ሐዙልና ታሪክ ክጻሐፍ ስርሕሉ ተሌፎኖም እንተትህቡና ሐደራ

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ነመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።

  • @kudus7756
    @kudus7756 Жыл бұрын

    ኣንታ ዘይትዉሱኹና በጃኻም ናይዞም ኩቡሩን ብዓል ዘይ ተበርበር ታሪኽ ተሰኪሞም ዘለዉ ክኡቡር ኣቦ ካልእ ቪድዮ እንተ ሊኩም ኣስሙዑና እዚ ከምዚ ታሪኽ ጽባሕ ዘይርከብ ታሪኽ እዩ ፡ ኣብቲ ልቦናኹም ክንላወበኩም ቡዙሕ ታሪኽ ሕተትዎም በጃኹም ኩቡራት ይሕዋት። ክህሉዉ ብዓል ዓቢ ተስፋ እየ። እዚ ኣብ መጽሓፍ ክጽሓፍ ኣለዎ።

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    8 сағат бұрын

    አንታይ ክወስኩካ አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ Ayom ይመህሩ ዝምህሩ ዘለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ ታሪኮም ይኽሕድዎ ኣለዉ፥ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ህውከት ዓመጽን ጽልእን ዝነብሩ ነበሩ አዮም ፥ ጥርኑፋት ኣይነበሩን ፥መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ ነቲ ከባቢ ክርብሹ ከለዉ ከኣ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም ከም በዓል ኣሉላ ኣባነጋ ቁቢ ፥ ዶክቶር ሁብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ከኣ ሕዝቢ ሓማስየን 90% ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕትኣን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ብ ጭብቲ የረድኡ።

  • @yohannesasmerom7090
    @yohannesasmerom7090 Жыл бұрын

    Edmen tenane yhbkume Abona ❤🇪🇷❤

  • @goytomkifle6149
    @goytomkifle6149 Жыл бұрын

    ሙሉእ ኣበይ ክረክባ ይክእል ብሮ

  • @biniyamwolday2974
    @biniyamwolday2974 Жыл бұрын

    Ata biniyam do semia aleku abzi maluq chaluq faluq deqey eyom 🙄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🤴🤴🤴♥️♥️♥️♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @giduhagos3255
    @giduhagos3255 Жыл бұрын

    Edemen tenani yehabkume

Келесі