ከይሰማዕና ኣይንጽሓፍ ንጌጋ ጌጋ ንልመድ ተሰሪሓ ዘይተወድአት ቤተ ክርስቲያን የብልናን? Tewahdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መ/አብ

Ойын-сауық

ልዕሊ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ነኽብሮን ንሕለቐሉን የብልናን ካብ ክብሪ ሰብ ክብራ ነቐድም እዚ ግን ሰብ ንጽላእ ማለት ኣይኮነን ። ንናይ ዘልኣለም ቤትና ዘቃልል ግን ስቕ ኣይንብልን እቲ ምንታይሲ ዝተጠመቕናላ ዝቆረብናላ ንቕበረላ ዘልኣለማዊ ቤትና ስለ ዝኾነት፡ ስለዚ ንዑ ነፍቅራ ነዑ ነዕብያ ፡ተሰሪሓ ዘይተወድአት ቤተክርስቲያን የብልናን ፡ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 303

  • @teamehaile7097
    @teamehaile70973 ай бұрын

    ሰላም ክብር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና እቲ ዝብሃል ዘሎ ጉጉይ ትምህርቲ ጽቡቅ ኣይኮነን ኢልኩም ምኣረምታ ምሃብኩም ጽቡቅ ኢዩ ንጊጋካ ዝነገር እተዘይ ኣሊዩ ድማ ምኣረምታ ኣይርከብን ኢዩ እሞ ጽቡቅ ኢዩ ምክያቱ ጊጋ ኢዩ ዘሎ ምባል ክሒድካ ማላት ኣይኮነን እታይ ድኣ ከምዚ ማለትካ ጊጋ ኢዩ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ ዘሎ እቲ ሓሳባት እበር ከም ድያቆን ኣሽመላሽ ገይሩ ንሃይማኖትና ዝቃለስ ሓደ የልቦን ኣብ ፈቀድኡ እዳከደ ወንጌል ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ኢዩ ሰለቲ ምኣረምታ ምሃብ ግን ኣይጽላእን ኢዩ ብዝያዳ ተራኪብኩም ክትእርምዎ ድማ ንምሕጸን ብማርያም ኢለኩም ጸሎት ግበሩልና ምክናቱ መእመናን ንጠፍእ ስለ ዘለና እግዝኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና እታ ኣማናዊትን ኣጽናፋዊትን እምነት ኦርቶደክስ ተዋህዶ ኢያ እሞ ኣጽንዒና ንሓዛ እደራ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ብውሑድ ጌጋታት እምነትና ኣይነጉደል ክብል ይፈቱ ❤❤❤

  • @user-oy5gt2dp2c
    @user-oy5gt2dp2c3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህረይ

  • @user-yb7je7zd4n
    @user-yb7je7zd4n3 ай бұрын

    ኦ ፈታሪ ኩሉ ፍትረት ምህረትካ ኣውርደልና

  • @bereketabraham71
    @bereketabraham713 ай бұрын

    ብስም ኣብ ወወልዲ ወመንፈስ ካዱ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ከመይ ኣለኩም ኩላትኩም መእመና እግዛኣብሄር :ሉኤል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እግዛኣብሄር ኣምላኽና ዝተክብረን ዝተምስግነን ይኹን አወ መምህር ዘኣማኑኤል እዚ ትብሎዘለካ ኣይግዘኡን :እዚ ሕጂ ዘለናዮ ዓቢ ጾም እዩ :ኣብ media ከመኡ ኣይዝርብን ብወሽጢ ተራክብኩም አኩም ክትዛረብሉ አኩም ዝግባእ ነይሩ ነይሩ :: እዚ ሕጂ ዘለናዮ ዘመነ ሓሽወየ እዩ ካብ ክምዚ ኣድሕነና ኣሕዋተይ ክላትኩም ለቃውንቲ መምህራ ን አኩም ክለትኩም ክትዝተሉ ኣለኩም ኣብ media መጽኩም ኣይተካሰሱ ኣሕዋተይ ክተረዳደኡ ኣለኹ መንግዲ ናይ መንፋቃን ኣይትሃቡ :: እግዛኣብሄር ኣምላኽ ጥበብን ምስትዉዓልን ይዓደለና ኣሜን

  • @miriamandlial3905
    @miriamandlial39053 ай бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ምህረትካን ሳህልካን ኣይ ፈለየና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ ተዓረቀና

  • @user-rl4wp9jy4i
    @user-rl4wp9jy4i3 ай бұрын

    ሰላም መምህርና እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ብምቕጻል ቅድሚ ኣብ ሾሻል መድያ ምውጻእኹም ብውሽጢ ዘይትራከቡ። ይቕሬታ ምስ ድፍረት ኣይቁጸርዋ።

  • @tehtenakameharenigoyta2184

    @tehtenakameharenigoyta2184

    3 ай бұрын

    Mesaka aleku ahlifka zeymwehehab mes yekreta gn memherey

  • @fessahagoitom6059

    @fessahagoitom6059

    3 ай бұрын

    ብልክዕ ከሙኡ ዩ ኪከዉን ነይርዎ ። ምናልባት ተዘይተጋጊየ ንካላይ ግዜ ዩ ዘጋጢም ዘሎ ኣቀዲሙ ብዘማሪ በረከት ትኩእ ተዛሪቦም ነይሮም። ከም ናተይ ረዲኢት ተኮይኑ መጀመርያ ተርዲኦ ካላኣይ ትሙጉቶ ነዚ ኩሉ ጥሒሱ ኣይርዳካን ተብለ ግና ብሕጊ ኣምላክ ገይርካ ቲግዝቶ። ዚ ንሪኦ ዘለና ግና ናማኒ ድንግርግር ዘእቱ እምበር ጥቅሚ ኣይሂብን ኮይኑ ስማዓኒ ምስናይ ይቅሬቱኡ

  • @user-ej6wb9ie2t
    @user-ej6wb9ie2t3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ በረኸት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና እቲ ዝሃብኩምና ትምህርቲ ኣብ ልብና ይሕድሮ ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ንፈትዎን ነኽብሮን መምህርና እዮም ጌጋ ድማ ዘሎ እዩ ንሰብ ጌግኡ ምእራም ከኣ እቲ ዝበለጸ እዩ ደጊሙ ብዛዕባ እዚ ዝተዋህበ ትምህርቲ መልሲ ክህበና ክንጽበ ኢና ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቕርን ክርስቶስ ኣምላኽና ኣይፈለየና።

  • @esutekie360
    @esutekie3603 ай бұрын

    ቃለሂወት የስመዕልና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ድናቆን ኣሽመላሻከ ኣ ገጋኻ ተኣረም መእመናን ድማ ንመሃር በጃኩም ግና ወገናውያን ኣይንኽም ❤❤❤🙏

  • @bereketbere4809
    @bereketbere48093 ай бұрын

    Amlak selamu ywrdwlna❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @KeshiMhretab
    @KeshiMhretab3 ай бұрын

    መምህር ዘኣማኑኤል ስለቲ ከይተሓለልኩም በኣጽንዖ ደኺመ ከይበልኩም ተበርክትዎ ዘለኹም ኣገልግሎት እግዚኣበሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ኣብዛ ናይ ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምጺኹሞ ዘልኹም ነጥብታት ።በቲ ናይ ቤተክርስትያና ሕጊ ኣብ ጣዉላ ኮፍ ኢልኩም ብሊቃዉንቲ ኣቦታት እንተዝፍተሽ ሰናይ ኔሩ ።ጾምና ብሰላም ከም ዘጀመረ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና።

  • @user-dx5en2dj2k
    @user-dx5en2dj2k2 ай бұрын

    መምህር ዘአማኑኤል ብርግጽ መልሲ ክኸሀቦ ዝግባእ።ቤተክረሰትያና ጎይታ በደሙ ሐንሳብን ንሐዋሩን ሐኒፁ ወዲኡ አረከከቡና። እመ አምላክ ድንግል ማርያም ድማ ፍጽምትን ምልእትን ብሕልናን ብስጋን ድንግል እያ።ጽቡቅ ትምህርቲ ዘአማኑኤል።

  • @weredetesfagaber9944
    @weredetesfagaber99443 ай бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና

  • @berheteklemichael-gz3km
    @berheteklemichael-gz3km3 ай бұрын

    መምህርና ዘ ኣማኒኤል፡ ብዛዕባ ድ'ኣስመላይ ጌጋ ኣይርከቦን እዩ እካ እንተ ዘይ በልና፡ እዚ ዝምህሮ ዘሎ ግን በኣል ኣነ ኣውነደሰማያት ዘይ ንፈልጥ ከማን እንታይ ክብል ከም ዝደለየ ንርኦ እዩ፡ ዳሕራይ ካ 2 ሰዓት ምሉእ ተዛሪቡ ግድን እዩ ናይ ቃላት ህጸጽ ክርከቦ፡ እንበር ንሱስ ኣብ ማስሚድያ ጥራይ ዘይ ኮነስ ብ ኣካል ፈቀዶ ቤተክርስትያን ይከይድ ኣሎ ክሳብ ኣፍሪቃ። ከምኡስ ኣበይ እሞ ክልተ ሰለስተ እንተ ዝርከቡ ሰበክቲ ወንጌል፡ ንስኩም ውን ብ ጸሎት ዳ ሓግዝዎ ፡ እዚ ንስኩም ትቡና ትምህርቲ ብ ማስ ሚድያ ውን ኣቅሊልካ ዝረኤ ኣይ ኮነን፡ ሪኢቶይ ምስ ድፍረት ኣይትቁጸርዎ ሰሰናዩ ንዓኹም።

  • @gualdengelmariam2364

    @gualdengelmariam2364

    3 ай бұрын

    ደስ ዝበለትኒ ኮመንት እወ እዚ ትምህርቲ ከጥፍእ ዝኽእል ትምህርቲ ኣይኮነን ።ከምቲ ዝበልካዮ ከም ሰቡ ተሰዲዱ እዩ ዘሎ ኣብዚ ገንዘብ ንሰብ ኣምላኹ ኮይንዎ ዘሎ ግዜ ንሱ ግን ኣነስ ህዝበይ ምምሃር ይሕሸኒ ኢየሱስ ክርስቶስ ምግልጋል ይሕሸኒ ዝበለ እዩ። ስለዚ እንተኺኢልና በጸሎት ንደግፎ።

  • @kesetetesfab6321

    @kesetetesfab6321

    3 ай бұрын

    Kbur hawey, Nay Diaqon Asmelash eza zmehara link eba sdedeley bejakha, yeqenyeley

  • @michaelmengsteab2716

    @michaelmengsteab2716

    3 ай бұрын

    እንጀራ ዓለም ብላዕ።

  • @user-fd8he1fj7w

    @user-fd8he1fj7w

    3 ай бұрын

    እዚኣ ኮ ንጽርቲ ኢያ ማለት ንሱ ነቲ ህንጻ ቤተ-ክርስትያን ወይ ሕጊ ቤተ-ክርስትያን ዘይኮነ ነቶም ምእመናን ወይ ኣመንቲ ዝኮና ኢዩ ስርናይን ክርዳድን ዝብለና ዘሎ እዚ ከኣ ሓቁ ኢዩ

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket64003 ай бұрын

    ስም እቲ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽን ድንግል ማርያምን ምስጋና ይኹን።

  • @BiniWediChahma
    @BiniWediChahma3 ай бұрын

    Qal hiwet yesmalna kubur Abona

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    3 ай бұрын

    Amennnnn Amennnnn Amennnnn kale hiwet yesmealna kubur memhrna Egziabher Amlak xegue yebzehelka

  • @miliyontesfalem6121
    @miliyontesfalem61213 ай бұрын

    Selam Selam Selam ,nana orthedox thewahdo ktemena bwshti terakebu ahwat.❤

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste67533 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና እግዝኣቢሄር ሓደ ልቢ ሓደ ሓሳብ ይግበረና ዘስተውዕል ኣእምሮ ይሃበና

  • @dnglmariamhalwni6563
    @dnglmariamhalwni65633 ай бұрын

    Jhna wedi tewahdo qexlo memhr

  • @Ertrian
    @Ertrian3 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ሰላም ዘኣማኒኣኤል ሰዓት ናብ ቤተክርስትያን ከመኡ ድዩ ፡ቅድሚ ናብ ማስመዳ ምእታውካ ብውሽጢ ዘይትዛረቡ😢።ከመኡ ድያ ቤትክርስትያን ትምህር፡ እቦታትና እኮ ብምዝራብ ኣይኮኑን ጸዲቆም ብግብርን ንሰባት ከየዕንቅፍን ሓድነት ንቤትክርስትያንን እዮም ዝጸሩ ነይሮም።በል ዲቆን ኣሽመላሽ ንቤተክርስትያን ህወቱ ዝሃበ ናይ ዘመና ሃዋርያ እዩ ።

  • @Gide-won
    @Gide-won3 ай бұрын

    ኣቦና ኣብኡ ከሎኹም ከኣ ን ሓዋርያ ጳውሎስ (2ይ ቆሮንቶስ 13:14) ን ሓዋርያ ጴጥሮስ (1ይ ጴጥሮስ 1:2) ን ሓዋርያ ዮሓንስ (ራእይ ዮሓንስ 1:4-6) ናይ ሥላሴ ኣስማት በቲ ትኽክለኛ መስርዕ ኣይጸሓፍዎን ኣለዉ እሞ ሓንቲ video ሰሪሑኩም መኣረምታ ግበሩሎም ::

  • @user-zt4ky1mk2y

    @user-zt4ky1mk2y

    2 ай бұрын

    ንስካ ከኣ ኣብ ምምዕታም ኣብ ጥምቀት ግን ከም ኡ ኣይኮነን ፡ ንምንታይስ ተደልዩ ኣብ ሕጂ በጺሕካ ? ስለምታይስ ከም ኡ ኢሉ ? ምሕታቱ ዝመስሎ የብሉን ክሊቲኦም የገዱሱና ዮም ፡ ክልቲኦም ክምሉሱዎ ዘለዎም ድማ ብዝጸነሓና ካብ ኣቦታትና ብዝረከብናዮ ምስጢር እምበር ፍልጠቶም ከርእዩና ኣይኮነን። እዚ መድረክ ዝበጹሑዎ ፍልጠት ዘንጸባርቁሉ ኣይኮነን ናብ ሂወት ዝመልሰና ቃል ኣምላክና ዘንጸባርቁሉ እምበር ።

  • @merhawidesale1596
    @merhawidesale15963 ай бұрын

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን ።ሕራይ እምበኣር መምህርና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ንክሉ ብምርድዳእን ብምስምማዕን ኣቦታት ጌርካ ምርድዳእን ኣይከኣልን ዲዩ ምናልባት ኣብዚ ማሕበራዊ ሜድያ ኢዩ ብዙሕ ምእመን ዘለዎ ኢዩ እዚ ማለት መንፈሳዊ ደረጃ ናይ ምእመናን ኣብ ግምት ምእታው ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ ብልክዕ ኣብ ማስትሜድያ ኢዩ ተማሂሩ ግን ተረዳዲኩምን ተሰማሚዕኩምን ደሓር እርማት እንተዝግበር ጽቡቅ ምኮነ ምክንያቱ ኣብ ፈቆዶ ሃገራት ፋሕ ኢሉ ዘሎ ምእመን ኣሎ ብዙሕ ጽቡቅን ሕማቅን ዝሰምዕሉ ዘለዉ ኢዮም ምክንያቱ ዋላ ሓንቲ ስለ ዘይተማህረ ከምዚ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ናብ ቤት ክርስትያን ንከይድ ዝበሃለሉ ዘመን ስለዝኮነ መምህርና ኣብ ግምት የእትውዎ ብዝተረፈ ንቅድስት ቤተክርስትያናን ሃገርናን እግዚኣብሔር ኣምላክና ሰላምን ምሕረቱን ይልኣከልና ኣሜን ።

  • @abuneendryas203
    @abuneendryas2033 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ

  • @mihreteabandebrhan8615
    @mihreteabandebrhan86153 ай бұрын

    መምህር ዘኣማኒኤል በጃኩም ብፍርሓት ብህዱእ መንፈስ ብውሽጢ መስመር ተኣራረሙ ክፍኣት ወይ ውድቀት ሓውኩም ሽፍንኩም ኣረዲእኩም ግበርዎ። ሰብ ምሉእ ኣይኮነን ይጋገ እዩ መምህር ዲያቆን ኣሽመላሽ ከኣ ሰብ እዩ። ኣብነት ክኾነና ቅዱስ ጴጥሮስ ሓጥኣቱን ጽድቁን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ንረክቦ። በጃኩም ህዝብና ኣብዙሕ ተፈናጭሉ ከሎ ከይ ኣክለና ተወሳኪ ምፍልላይ ኣይተምጽኡ።

  • @user-wp2ln7eq7g

    @user-wp2ln7eq7g

    3 ай бұрын

    Nay bhaqi qalehiwet yesmalna

  • @user-fd8he1fj7w

    @user-fd8he1fj7w

    3 ай бұрын

    ጽቡቅ መልሲ

  • @AdiEto
    @AdiEto3 ай бұрын

    Amen qualehiwate yesmalna memhrna. Melsi kab deacon Asmelash nixibe

  • @debresina5517

    @debresina5517

    3 ай бұрын

    እወ ልክዕ ኣለኩም

  • @user-yz7dc5fx9s

    @user-yz7dc5fx9s

    2 ай бұрын

    ዝይ ሞ ኣብ ክትዕ ብ ክትዕ ዩ አንበር ትርጉም የቡሉን

  • @E-uh7gp
    @E-uh7gp3 ай бұрын

    መጋቤ ምስጢር ቃለ ህይወት የስምዓልና ግን ኩሉኹም ንምክሓልኩም መምህራን ናይ ተዋህዶና ኢኹም ጌጋ እንተ ኣጋጢሙ ንምንታይ ብውሽጢ ዘይፍታሕ ኣብ ሚድያ ምውጻእ እንታዩ ትርጉሙ እዚ እሞ ካኣ ደቂ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ኢኹም ቤተ ክርስትያን ህዝባ ዝከፋፈል ንስኹ እንተ ዘይተሰማማዕኹም እዩ ሓደራ ድፍረት ኣይትሕሰብዎ መምህር ኣቅሪበን ስለ ንኣምነልኩምን እዩ

  • @AzMariano

    @AzMariano

    3 ай бұрын

    Thanks zehawey

  • @debresina5517

    @debresina5517

    3 ай бұрын

    ደቂ እመብርሃን መጀመርታ ኩሉ ንስምዓዮ ደሓር እንድሕር ተጋግዩ እንተዘይ ተጋግዩን ሓሳብኩም ትህቡ ደሓር ከኣ ካብ ክብሪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ክብሪ ቅድስት ድንግል ማርያምን ንላዕሊ ንኽብሪ ሓደ መምህር ትሓሙ ተተጋግዩ ይቕሬታ ተዘይ ተጋግዩ ድማ ልክዕ ኣለኹ ኢሉ ይሞግት ከምዚ ዓይነት ስሕተት ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ

  • @azebtesfay7596

    @azebtesfay7596

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lx3xm9qf5t

    @user-lx3xm9qf5t

    3 ай бұрын

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። ሕራይ ኩቡር መምህር መጋቤ ምሥጢር ከም ድፍረት ኣትቁጸርለይ ቅድሚ ኣብ ሾሻል ሜድያ ወጺኩም ጌጋ ምባልኩም ብውሽጢ ተዛራሪብኩም ዶ? ኩቡር መምህር ንምንታይ ከምዚ ይብል ኣለኩ ይመስለኩም እቲ ህዝቢ ነዓኩም ከም መምህር ንዲያቆን ኣሽመላሽ ውን ከምኡ ስለዚ ብውሽጢ ተትራዳድእሉ ይሓይሽ ይብል ንዕኡ ተጋጊካ ኢልክሞ ኣይተጋገኩን ዘዝብል ኔሩ ብመርትኦ እቲ ዝርርብኩም እንዳ ኣጸኩም ጌጋ ትምህርቲ ኣምጺኡ ኢልኩም ተዝከውን ምሓሸ ኔሩ ይብል ከም ኣነ ነቲ ህዝቢ ውን ንጹር ምኮነ ነዓይ ከም ዝርድኣኒ ነንባዕልና ከይ ኮነና

  • @user-lx3xm9qf5t

    @user-lx3xm9qf5t

    3 ай бұрын

    ሎቱ ስብሓት

  • @KibreabCideaZkxxxdccordersCv
    @KibreabCideaZkxxxdccordersCv3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ኣማኒኤል

  • @rasiykidane1455
    @rasiykidane14552 ай бұрын

    Amen Amen kale hieet yesmalna beti tiuey timrti kinmehar ab zelekum gizie kemzi gerkum meharuna nenihdkum kea endateararemkum beti nay betekrstyan hgi endakedkum Araya nihzbikum kitkonulna nilawebekum kuburat Abotatna merahti haymanotnan 🙏🙏🙏

  • @user-me4mt6gu9g
    @user-me4mt6gu9g2 ай бұрын

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምሕርትካ ላኣከልና አንታይ አዪ አዚ ብውሽጢ ዘይትርዳዱ መጻወት መናፍቃን

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot58833 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና በተክርስቲያናን ህዝብናን ሉኡል ኢግዜብሀር ይሓልወልና

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q3 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ማእምሩ ክብሪ ይሃብኩም ጽቡቅ እርማት እኳ እንተኮነ ግና ቅድም ብውሽጢ ተራኪብኩም ተረዳዲእኩም ደሓር ቅድሚ ሕጂ ዝመሃርክዎ ብከምዚ ይተኣረም ክብሎ ኔርዎ ኣስመላሽ ኣይተጋገኩን እንተኢሉ ግና ብይፋ ምገበርኩሞ

  • @kabeykoneley894
    @kabeykoneley8943 ай бұрын

    እዚ ህልክን ሰብ ዝከፋፍልን ኮይኑ ረኪበዮ ኣነ ብሓቂ ቅንኣት ቤተ ክርስትያን ተኮይኑ ዛርብ ዘሎ ቤተክርስትያን ካኣ መልሲ ኣለዋ ትብሉ ኣለኩም ቤተክርስትያን ካኣ ብስራት ያ ትምልስ so ብውሽጥ ተረዳዲኩም ኣቦታት ገርኩም ዲኩም ሲነዶስ ገርኩም ዲኩም እቲ ናይ መወዳኣእታ መልሲ ተትዝርጉሕልና እምበር ከምዚ ጌርካ ኮመንት ጸሓፉ ሸር በልዎ እንዳ በልካ ንዓና ኣይ ጠቅመናን ዩ ን ዓናስ ናብ ንስሓ ቁዱስ ስግኡን ኩቡር ደሙን ናብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዘብጽሓ ፍረ መንፈስ ቁዱስ ንፈርየሉ ዳ ስበኩ መምህርና እምበር እቲ ናይ ዲ . ኣስመላሽ እኮ ኣብ መንበር ቆፍ ኢልካ እንዳ ኣቃናበርካ ን ዩቱብ ኮፍ ኢልካ ኣይ ተማህረን ኣብ ቤተክርስትያ ጉባኤታትን ዝተማህር ዩ እንታይ ማለተይ የ ኣብ መምበር ኮፍ ካብ ዝበለስ ዝጎይ ዘሎ ዩ ዝዕንቀፍ ምዕንቀፍን ቃል ምውዳቅን ክህሉ ይክእል ዩ ምዝርራብ ቅድም ምሓሸ ይብል ካብ ናብ ዩቱብ ጉያ ምስ ድፍረት ኣይ ትቁጸሩለይ ፈውሲ ምህረቱ ይላከልና

  • @alemtesfai525
    @alemtesfai5253 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna abona ❤

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo3 ай бұрын

    አግዚ ኣብሔር ኣምላኸ ምሕረት ይዉርደ ቀደማይ ነገሮ ህዝቢ ከበኸትኩም ብዘሕ ኢያ ትምህርት ዘምሃር ጌጋ አንድሕር አሉ ኣቦታት ሊቀዉንት አለወ ኣብ ማአከለኩም ሰለምንታይ ናብ ማሲሜዳያ በዉሸጢ ፍትሕዊ ብዛይፍላጥ ዘተግጋናዮ ይቅረ ግበረሊና

  • @admasusolomon5462
    @admasusolomon54623 ай бұрын

    በየናይ መንፈስ ተደሪኽካ ትዛረብ ከምዘለካ ቃላትካ ስለዘፍልጠካ ኣካይዳካ እንተተስተኻኽል ምሓሸ! ፈላጥ ምምሳልን ምዃንን ናይ ሰማይን ምድርን ኢዩ ፍልልዩ!

  • @mariameymezmurey

    @mariameymezmurey

    3 ай бұрын

    ፋላጥ ምምሳል ዘይምምሳልን ኣይኮነን ኣየናይ እዩ ቕኑዕ ትምህርቲ ናይ ቤተክርስትያን እዩ ዘገድሰና ሓወይ ሰብ ኣይትጠምት ኣብቲ ትምህርቲ ኣተኩር

  • @mariameymezmurey

    @mariameymezmurey

    3 ай бұрын

    እዚ ስብከት ስሕተት ናይ ቤተክርስትያና ዘይኮነ ምህሮ ኣለዎ ምባል ጸለመ ድዩ ድያቖን ኣሽመላሽ ድማ ስለ ዛ ትምህርቲ መልሲ የሃበሉ ጥራይ ዩ ኢሉ ርግጸኛ ኮንካ እዚ ነግር እዚ ስሕተት ንምርካብን ሰብ ንምጽላምን እዩ ትብሎ ተለካ ግን,,,,,,

  • @wekaberhanmesefen-gn7dj

    @wekaberhanmesefen-gn7dj

    3 ай бұрын

    ኣብ ቤተ ክርስትያን ስርናይን ክርዳድን የብላን ምኽንያቱ ንጽህ ዝኾነ ይቁረብ ዘይነጽሀ ኣይቁረብ እትብል እያ እንደገና ክሳዕ መወዳእታ ዘመን እትነብርን ብናታ መተካእታ ድማ ንኢየሩሳሌም ሰማያዊት ንወረስ ኣብ ቤተ ክርስትያን ፍጹማት ካህናትን ፍጹማት ምእመናንን ይነብርዋ ንማብላሽ ዘይተነስሑ ሰባት እንተለው ንሳ ግን ብናታቶም ሓጢኣት ጒድለት ኣለዋ ኣይበሃልን። ኣነ ግና እዚ ናይ ዲያቆን ሃውና ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሸምዲድካ ዕሙቕ ሚስጢር ትርጓሜ መጻሕፍትን ምስጢራቶምን ዘይምምርማር ይመስለኒ። እዚ ኸኣ ብድፍረት ዝስበኽ ትምህርቲ ይመስለኒ።

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99493 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና።

  • @user-nr9kr8zl8w
    @user-nr9kr8zl8w3 ай бұрын

    ዋይ ለለ ለሙስ ላመን ዶ ኣቲኹም😏 ትዘረባ ከምዘሎ ኣይትዉስድዎ ኩቡር ኣቦና ዘረባ ከምዘለዎ ተወሲድካዮ ይቀትል ትርጉም ገይርካ ተተረዲእኻዮ ግን ሂወት ይህብ ዩሞ ብትርጉም ሕዝዎ😌 ድ/ን ኣሽመላሸይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህር ሂወተይ ሓርበኛ ወዲ ተዋህዶና ድያቆነይ💙

  • @user-nc9xd6cj8l
    @user-nc9xd6cj8l2 ай бұрын

    Abona Aame yehibru kalhiwet yesmealna zestewil libonnan yiadilena Fetar amennnnnnnnnnnnn

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ንፋዕ መምህርዩ ንጌጋ ጌጋ ምባል ግን ጽብቅዩ

  • @berihubahlbi2723
    @berihubahlbi27233 ай бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና መምህር ኣነ ክም ዝተረዳእክዎ ናይ ድ/ኣሽመላስ ኣብ ሓደ ቤት ክርስትያን ሕማቅ ብምእመናን ዘግደስ ዘይትጉህ ካህን እንተ ሃልዩ ቤተክርስትያን ትድቅስ ምአመናን ብተካሎ ይምንጠሉ ቅኑዕ ትሁህ ፍቃር ለዋህ ብምእመናን ዝግደስ ሰለ ቤት ክሪስትያን ዝሓልፍ ድማ ቅኑዕ ፍጹም መራሒ ይብሃይ ኣነ ክምዚ ኣየ ተረድኤያ ይቅረታ እምበር

  • @robielabsadi

    @robielabsadi

    3 ай бұрын

    እሞ ድክመታት ናይ ከህናት ውስንቲ ተሰሪሓ ዘይተወደአት ከብላ ይክእል ድዩ? ማለተይ ብዙሓት ቅድሚ ሕጂ ድኩማት ካህናት ጳጳሳት ሓዋርያት ኔሮም እዮም ካብ ሃዋርያት ይሁዳ፡ ኣርዮስ ንስጥሮስ ወዘተ ብዝሓት ኣለው ግን ንበተክርስትያን ውስንቲ ፡ ዘይተወደአት ከብልዋ ኣይክእሉን እዮም።

  • @autikoszsmu

    @autikoszsmu

    3 ай бұрын

    ወላሓንቲ ጌጋ የብሉን ተተረዲኡኩም አበሃሃልኡ ግን ኤርትራውያን ንሓውና ክንወግእ ምፅአት አርኪብና

  • @KeshiMulugeta-yh7of

    @KeshiMulugeta-yh7of

    3 ай бұрын

    ሰላም መጋቤ ምስጢር ዘ ኣማኔኤል ከመይ ዊዕልኩም ክብርን ምስጋናን ን መድሃኒየ ኣለም ክርስቶስ ን ቅድስት ማርያም ኣደ ብርሃን ይኩን ቀጺለ ይሕዋት ብዙሕ ርእይቶ ሂበምሉ ኣለዉ ከምቲ ክልተ ሓራምዝ ክበኣሱስ ሳዕሪ ይህሰ ዝበሃል ብዙሕ ህዝቢ እዩ ዝሰምዖ ኣብ ኤርትራ ከይተረፈ ብዙሕ ህዝቢ ናይ ዲያቆን እዩ ዝሰምዕ ሕጂ ግን ኣብ ጣውላ ተትረዳድኡ ምሓሸ ምክንያቱ ነቲ ሰብ ይጋጨዎ ኣሎ ቅድሚ ሕጂ ዝገበርክሞ ከምዚ ዓይነት ነቄፈታ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ህዝቢ ኣንድምታ ምምሃር ይትረፍና ዝበሉ ኣለዉ ይቅረታ ሊቁ ኣብ ጣውላ ውረዱ

  • @YrgalemMael-jr3rw

    @YrgalemMael-jr3rw

    3 ай бұрын

    Bhaqi qaሉ

  • @YonsTesfy

    @YonsTesfy

    2 ай бұрын

    Nska Amlak dika nay seb kemzi hasibu ymesle elka temls way kal Amlak bykawn aymlesn diu Memhrey bhaki xubuk alekum,diyakon ashmelash gna ykrita khatet alewu,maryamey kebrn msgana ykan nzelalem

  • @fifi-ts7kq
    @fifi-ts7kq3 ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN KAL HIWET YASEMALN MEMHR ! EGZIYO MARENA

  • @geralegas47
    @geralegas473 ай бұрын

    መምህርናን ሐውናን ቀሺ ኣማኒኤል ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዘተጋገናዮ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ብምቅጻል ካብኹም ዝዐብዩ መምሃርራን ኣቦታት ኣለዉ ካብ ብማስ ሜዳ ምምጻእ ብዉሽጢ ተራኺብኩም ጸገማትን ጊጋተትን ክእረም ይግቦኦ ስለዚ ሕጂውን ከሙኢታት ተጋጢሙ ብዉሽጢ ክትፈትሕዎ ካኣሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሐድነትና የጠንክረልና።

  • @Yorsalem-vs1ji

    @Yorsalem-vs1ji

    3 ай бұрын

    Ezi mearemta gin nmendyu tewahibu nana dyu NMNTAY ETI ztehatete MEMHR AYTEGAGEKUN BWSHTI RKEBENI ZEYBL NEZOM BWSHTI RKEBO TBLU ZELEKUM EZI MELSI ZTEWAHBO NAY QDST BETEKRSTIYAN DYU AYKONEN? BMQXAL KHDET BYOUTUB ZESTEMHARE BI YOUTUB MELSI YWEHABO MKNYATU GEGA NAB HZBI ENDHR TEMEHALALIFU NHZBI ETI QUNUE YNGERO. KEYTEREDEENA NAY GEGA ZEMHRU DEGEFTI NKEWN ALENA. NAYSEB AF AYNKUN EZIA MELHASNA KBRI BETEKRSTIYAN GEDEFNA KBRE SEBEKTI AYEHMENA BEGAKUM DEW ELNA NHSEB EZI MELSI NHNAWIN KNMLSO WEY KNHATO ZGBAE EYU BETEKRSTIYAN TETEMIKNA NKBERELA NAY ZELALEM RSTNA EYA BETEKRSTIYAN NEKEDM WESBHAT LEEGZIABIHER AMEN

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete55883 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ። ህዝበ ክርስትያን ናይ ቲፎዞ ኣይንኩን ነቲ ሓቂ ሓቂ ነቲ ጌጋ ጌጋ ንበል ካባይ ጀሚርካ ምሕታት ንፍቶ ብፍላይ ዝተማህርና እንተሊና ብወገነይ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ሓዱሽ ትምህርቲዩ ንዓይ። ጾምና ብሰላም የፈጽመና ኣሜን ።

  • @user-dx5en2dj2k

    @user-dx5en2dj2k

    2 ай бұрын

    ብርግጽ ተሰማዑ ዘይፈልጥ

  • @robielabsadi
    @robielabsadi3 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል መምህር ወመገስፅ

  • @regatnuguse9149
    @regatnuguse91493 ай бұрын

    Amelk mhret yewerdlna merdidde mhshe neru dhar ka kabe egri afe yenkef

  • @okubazghihabte4072
    @okubazghihabte40723 ай бұрын

    መ ዲ አሽመላሽ ተሰሪሓ ዘተወደአት ማለቱ ነዛ ነፍስና ዝኮነት ቤተ ክርስትያን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ። ካብ ሰብ ምምሃር ተከልኡ ዘይትማሁ ኣንቱም መምህረይ።

  • @debresina5517

    @debresina5517

    3 ай бұрын

    ገደደ ነፍስና ኸ ዘይተወድአት ዘይፍጽምቲ ጌሩ ድዩ ሰሪሕዋ ፈጣሪ። ደሓር ከኣ እዛ ዘለናላ ቤተክርስቲያን እንዳበለ ንምንታ ከሙ ኢሉ ዘይምልስ ባዕሉ ተርጋማይ ትኾነሉ ዘለኻ እሞ ኣብ ሚድያ ወጺእኻ ተርጉምካ ኣምህር

  • @okubazghihabte4072

    @okubazghihabte4072

    3 ай бұрын

    ማቴዎስ 18:7፤ መዓንቀፊ ኸይመጸ ኣይተርፍን እዩ እሞ፡ ወይለኣ ንዓለም ብሰሪ መዓንቀፊ። ምናዳ ነቲ ብሰሩ ስሕተት ዚመጽእ ሰብ ወይለኡ።

  • @ermiasbeletse2144

    @ermiasbeletse2144

    3 ай бұрын

    ​@@okubazghihabte4072 መፈራርሒ ዲኻ ሓሲብካያ ባዕሉ መልሲ ዘይህበሉ 🙈

  • @khtt8663

    @khtt8663

    3 ай бұрын

    Sebat sle zkonna fzumat aykonnan ezi ab tegbarna eyu​@@debresina5517

  • @FutsumbrhanKahsai-oe3no

    @FutsumbrhanKahsai-oe3no

    3 ай бұрын

    ኣይኮነን ድያቆን ኣስመላሽ ጸቅጡ ዝምህረሉ ዝነብረ ብዛዕባ ህንጻ ቤተክርስትያን እዩ ።ዳሕርይ ከኣ እግዚኣብሔር ንኣዳም ምሉእ ግይሩ እዩ ፈጢርዎ ኣዳም ብዓሉ እዩ ናጽነቱ ተጠቂሙ ኣብ ሓጥያት ዝወደቀ።

  • @tesfitwelde9127
    @tesfitwelde91273 ай бұрын

    ሰላም፡ንዓኻ ይኹን ኩቡር ሓውና መርጌታ ኣማኑኤል፡በጃካ ባሓቂ ናይ ቤተክርስትያን መምህር እንተኮይንካ ስለምንታይ ብውሽጢ መምህር ድያቆን ኣስመላሽ ዘይትዝራረቡ፡ቤተክርስትያና ትብል ኣሎካሞ ድያቆን ኣስመላሽ ከ መናፍቃን ድዩ ወይስ ተሃድሶ ወይስ ናይ ውልቁ ቤተክርስትያን እያ ዘላቶ ፡እዛ ቤተክርስትያን እኮ ሲኢናያ ብሰንኩኩም፡ካብ ኩሉ ግዜ ክትነቅፍ ትውዕል ዘይትምህር ንሕና ዝምህር ኢና ሲኢና ዘሎና እንበ ዝከራኸር ኣይሰኣናን፡

  • @dngleyadegoytay9262

    @dngleyadegoytay9262

    2 ай бұрын

    d. ashmelash tewahdo eyom and haymanot zexneu seb eyom

  • @FithawiFisahaye-jg5gc

    @FithawiFisahaye-jg5gc

    Ай бұрын

    Nay bhaqi

  • @Rezene-nj1kl
    @Rezene-nj1kl3 ай бұрын

    ❤❤❤ good job abona

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi49563 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye10193 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ኩቡር መምህርና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቅድሚት ብድሕሪት ብየማን ብጸጋም ትሓልካ ጸግኡ የብዝሓልካ ዓይነልቦናና የብርሃልና መገዲ የማን ይምራሓና ከም ሓጢያትና ከም በደልና ዘይኮነ ከም ምሕረቱ ይምሓረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @tsehayneshweldu4416
    @tsehayneshweldu44163 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum memharena bi haki qale hiwet yesmalina

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu12413 ай бұрын

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @HabenGezai-yu7ww
    @HabenGezai-yu7ww3 ай бұрын

    ሓስዊ አካ ናይ ማዓስ አዩ አዚ ዝሰብኮ ስብከት ሕጂ በስጋ ገለ መስ ኣግጥመካ ኣምጽካ ሊቅ ኣይትምሰል ሓቅኛ ኩን ሰብ ጀስዕብካ ድዩ

  • @hailemichaekibreab1430
    @hailemichaekibreab14303 ай бұрын

    ካብ ምውድዳር ብውሽጢ ዘይትገብርዎ እዚ ንሰብ ዝጠቅም ዘይኮነስ ዝኸፋፍል እዩ

  • @nestereandebrhan1642
    @nestereandebrhan16423 ай бұрын

    ብመጀመርታ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ከመይ ኣለኩም ብምቕጻል በጃኹም ብስም እግዚኣብሄር ክልምነኩም መጛሰ እግዚኣብሀር ፋሕ ኣይተብሉ ኣነ ነቲ ንጌጋ ጌጋ ምባል ተቃውሞ የብለይን እንተኮነ ግን በጃኩም ቅድም ብውሽጢ ተኣራረሙ እንተዘይኮይኑ ግን ካብ ጥቕሙ ጉዳቱ ይበዝሕ ኣሎ ብዘይ ንሱ ድኹማት ወለዶ ኢና ካብ ቤተክርስትያን ንምውጻእ ንእሽተይ መመክነይታ ተድልየና ወለዶ ስለዚ በጃኹም ብውሽጢ ተረዳ ድኡ እሞ ብሓንሳብ ናብ ህዝቢ ትቀርብሉ መንገዲ ፍጠሩ ደፊረ እንተኮይነ ይቕረ ግበሩለይ ሰሰናዩ

  • @germiasghebrezgabher9021
    @germiasghebrezgabher90213 ай бұрын

    ሰላም ምእመናን። በጃኹም አብ ሱባኤ ኢና ዘለና። ሕጂ ንናቃቀፈሉ ግዜ አይኮነን አብ ሐዘን ኢና ዘለና ከመይ አርኩምኩምሉ ሕጂ ምንቃፍ። ፍቅሪ ክርስቶስ ብዉሑዱ እንተሊና እቲ ምእንታና ዝተኽፍለ ዋጋ ዘኪርና አድህቦና አብ ሱባኤ ንግበር። ከም በዓል ዲያቆን አስመላሽ ዓይነት አገልገልቲ ግን ህዉክ ኢልካ ምንቃፍ ምጉያይ ምእመናን አብ መማህራኑ እምነት ከምዘይሕድር ምግባር ስለዝኾነ ብትዕግስትን ጥበብን መድረኽ ጌርካ ሊቃዉንቲ ዓዲምካዩ ኔሩ። እንታይ ተጌሩ ኢልካ ጌጋ ክፍትሽ ምዉዓል እንዲዒ አምላኽ ምሕረት የዉርደልና። ዝኸበርኩም ምእመናን አድህቦኹም አብ ስባኤ ንመለስ አድህቦና አብ ጾም ንግበር አብ ከምዚ ናይ ሶሻል መድያ ሐሸዉየ አይንእቶ።

  • @shewitkdane6163
    @shewitkdane61633 ай бұрын

    Kale Hiwet yesmalina kubur abona 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kidstweldeamlak2617
    @kidstweldeamlak26173 ай бұрын

    Qale hiwet yesmalna

  • @debresina5517
    @debresina55173 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣንቱም ደቂ እመብርሃን መጀመርታ ኩሉ ንስምዓዮ ደሓር እንድሕር ተጋግዩ እንተዘይ ተጋግዩን ሓሳብኩም ትህቡ ደሓር ከኣ ካብ ክብሪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ክብሪ ቅድስት ድንግል ማርያምን ንላዕሊ ንኽብሪ ሓደ መምህር ትሓሙ ተተጋግዩ ይቕሬታ ተዘይ ተጋግዩ ድማ ልክዕ ኣለኹ ኢሉ ይሞግት ከምዚ ዓይነት ስሕተት ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ

  • @user-om2qh3qf3u

    @user-om2qh3qf3u

    3 ай бұрын

    ብክብሩ ሓሚምና ዘይኮነ ቅድሚ ሕጂ ዘተዘራረብሉ ዛዕባ ኣልዒሉ ሕጂ ክደግሞ እንከሎ ኣይገርምን ዶ? ንባዕሎም ቡዙሕ ጌጋታት እንከለዎም ንምንታይ ናይ ቃላት ጌጋትት ክደልዩ ይግዩ ኣለው ዝብል እዩ ይሕሚሙና።

  • @efremestifanos1939

    @efremestifanos1939

    3 ай бұрын

    ​@@user-om2qh3qf3uክቡር ሐወይ ዲያቆን አስመላሽ ሰብ ዘይኮነን ክጋገ ከምዘይክእል ጌርኩም ትወስድዎ ግን ስለምንታይ ኢኩም።እዚ መርጌታ ሐዉና ነቲ አብ ማስሜዳ ዝሐለፈ ጌጋ ትምህርቲ ግቡእ መልሲ ይህበሉ አሎ ግዴትኡ ስለዝኮነ።

  • @taklitbahata8578

    @taklitbahata8578

    3 ай бұрын

    ሰላም እግዚኣቢሄር ምስኩልና ይኹን ዓበይቲ መማህራን ኢኹም ብዛዕብቅ እቲ ምስጢራዊ ኣገላልጻ መጽሓፍ ቑዱስ ንስኹምብትፈልጡ ግን ኣብ ክንዲ ትተሓጋገዙ ኣብ ምውቓስ ትኣትዉ በጃኩም መሳኩም ምእመናን ትሃስዩ ኣለኹም እንተተኻኢሉ ኣቦታት ዘለዎ ሳንሱር ጌርኩም ተረዳዲኩም እንተትምህሩ ሰናይ ምኮነ

  • @merhawikibreab2238
    @merhawikibreab22383 ай бұрын

    ኣብ መድረክ ብምጻእክ ንኦርቶዶክስ ክትምስክር ነመስግነካ ዘኣማኒኤል ሓውና እንተ ናይ መምህር ኣስመላሽ ከኣ ሓደ ንማስምመድያ ኢሉ ዝሰበኮ ኣይኮነን ህዝቢ ዘለው ኣዳራሽ እዩ። ነዚን ናቱ ኣምጺኢካየን ዘለካ ከኣ ብክፍኣት እዩ። ምክንያቱን ንስካ ክምህር ኮሎ ኣቡኡ ነርካ። ናይ ዲያቆን ኣስመላሽን መርጌታ ማሓሪን ከኣ ትምህርቶም ኣዝዩ መስጢራዊ ስለ ዝኮነ ኣክርድኣካን ኢዩ። ብዛዕባ ስላሴ ማዕረ ንምባል እዩ፡፡ ንቤተ ክርስትያን ከኣ ብክልተ እዩ ዝገልጾ ዘሎ፡፡ ድንግል ማርያም ካብ ንስካ ዝሰበካዮ ወይ ካብ ዝመሃርካዮ ንላዕሊ ብመምህር ኣስመላሽ ተስቢካ እያ፡፡ በጃ መርጌታ ዘኣማኒኤል ዮትብካ መዕብይ ኣይትግበር እንተ ተጋግዩ ኢልካ ካብ ምድግጋም መልሰሉ። ደሓር ከኣ እቲ video ምሉእ ኣምጻዮ ኣቡኡ ስለ ዘለካ ኮፍ ኢልካ ንስካ።

  • @FithawiFisahaye-jg5gc

    @FithawiFisahaye-jg5gc

    Ай бұрын

    Nay bhaqi

  • @senaitweldeghiorgis3250
    @senaitweldeghiorgis32503 ай бұрын

    Egzeabhier Amlak Libona yehabkum Tsor yehwat dikam yehwat Enatsorkum btselot Niqihu Egzeabhier Amlak mhretu ytemtena mechem Eritrea & Tigray & Amhara..R.I.p

  • @fyorimnet4925
    @fyorimnet49253 ай бұрын

    ኣብ ገሊኡ ምዝርራብን ምርድዳእን ዘድልዮ ናይ ኣባሃህላ ኣሎ ኣብ ገሊኡ ድማ እርማት ዘድልዮ ኣሎ ።ስልዚ ካብ ናይ ጽልኢ መንፈስ ወጺና ብኸምዚ ኩሉ ዓለም ኣብ ዝሪኦ ሚድያ ዘይኮነስ ብውሽጢ ክትራኸቡ ኔርኩም ብኸምዚ መንገዲ ክኾውን ኣይነበሮን።ንጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን'ዩ።ድሕሪ ሕጂ ብኸምዚ ንኻይኮውን ለበዋይ ይማሓላልፍ።

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w3 ай бұрын

    እቲ ክርዳድ ዝበሎ ግን ንመእማናን ሕማቅ ግብሪ ዝገብር ኣሎ ጽቡቅ ግብሪ ዝገብር ኣሎ ኣብ ግዜ ፍርዲ ጸብጻብ ክህበሉ እዩ ንምባል ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ

  • @mogoseyekaselama9775
    @mogoseyekaselama97753 ай бұрын

    ተዋሃዶ ዘብኣማን ቃለ ሂወት የስማዓልና። ነዞም መማሃራን ሰባክያን ኢና ብሃልቲ ንመእመን ዝርቡሹ ዘለው ርእሶም ርእሶም ክትሓርሙዎም ከለኩም ደስ ዝብለና እዩ። ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    3 ай бұрын

    😢😢😢

  • @awettewelde3402
    @awettewelde34023 ай бұрын

    ኣምላክ ብምሕረቱ ይጥምተና ንኹልና ካብ ኣብ ማስሜድያ ምስቃል ኣብዝምልከቶ ኣካል ምቕራብ ይሓይሽ ምኽንያቱ ጌጋ ክንጋገ ስለ ንኽእል ምስ ወድሰብ ክኣ ጌጋ ንቡር እዩ፡

  • @user-uy5do9cl7m
    @user-uy5do9cl7m3 ай бұрын

    ሰላም እግዚኣቢሔር ምስ ኹልና ይኹን፡ ኣብ ላይፍ ወይ ኢንተርፊ ገርኹም መልሲ ትትዋሃባ ጽቡቅ ነሩ ቡዙሓት በዚ መለሲ ሓሳቡ ተፋራሪቁ ክህሉ ሰለ ዝክእል፡ በጃኹ በጃኹም መምህር፡ ከሙኡ ካኣ ዳያቆን ኣሽመላሽ ካኣ ነዚ መልሲ ክትህበሉ ብሉኡል እግዚኣቢሔር ንልምነኹም ብዛሓት ኣመንቲ ክርስትያን ከይንጠፍእ ሓደራኹም ምብርሂ ሃቡሉ ክሳብ እዛ ትመጽእ ሮቡዑ ኣይትጽንሑ

  • @samuelyehdego
    @samuelyehdego3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና .ቅድስት ቤተ ክርስትያን መጋቤ ምሥጢር ኢላ ዝሰመየትኩም እኾ ምሥጢራት ናይ ቤተ ክርስትያን ክትምህሩ እያ ።ግና አይተመጋብና አይስተና ! ካልእይ ድማ አብ ዓብይ ጾም ሕዝቢ ጉዳይ ስግደት ጸሎት ጾም ድአ እንበር ባእሲ አይመድለየን ኔሩ ብዝኮነ እግዚአብሔር ሓድነት ይሃብኩም 😮 እቲ ምግብና ግና ንምዕስ እዩ

  • @kesetetesfab6321

    @kesetetesfab6321

    3 ай бұрын

    Kbur hawey Nay memhrna Diaqon Asmelash eta zmahara eba sdedeley bejakha.

  • @Mgkmillisium
    @Mgkmillisium3 ай бұрын

    መምህር ምሳንይ ይቅሬታኡ ነቀፌታን መኣረምታን ኣብ ሰዓቱን ግዚኡን እዩ ጽቡቅ ደሓር ኣንጻር ቤተክርስትያን ዝሰበኮ እንተዝከዊን ነይሩ መኣረምታ ጽቡቅ ነይሩ ኣብ ሓደ ምሳካ ንዝጎዪ ዘሎ ኣብ ሜድያ ወጺካ ምንቃፍ ግን ምስ ክብረትኩም ውን ዝከዪድ ኣይኮነን ናይ ውልቁኩም ባእሲ እንተ ኣሎ ድማ ክትረዳድኡ ፈትኑ ኣይኮነን ንዝጎዪ ምዕንቃፍ ሕመቅኩም እዩ ዝነግር ዘሎ ምስ ይቅሬታኡ ኣብ ካልእ እንተትጥቀምሉ እቲ ፍልጠኩም ጽቡቅ ነይሩ

  • @user-rm6xi6pt2d
    @user-rm6xi6pt2d3 ай бұрын

    መጀመርታ እግዚኣብሄር ናይ ምርድዳእ መንፈስ ይሃብኩም መርገታ ኣማኑኤል ከኣ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ተተግዩ ከኣ ብሩጉእ መንፈስን ኣበይንኩምን ጌርኩም ከተረድእዎ ይግባእ እምበር ኣብዚ መራከቢ ብዙሃን መጺካ ምዝራብ ግን ጌጋ ክትእርሙ ክትብሉ ሰብ ከይትዕንቅፉ ግዜ ጾምን ሱባኤን ኢዩ ሰብ ኣብ ሓሻውየ ኣይትእትውዎ ጸሎት ንግበር ኩልና ።

  • @welde9662
    @welde96623 ай бұрын

    ሰላም መርጌታ እዛ ቤተክርስትያን መወዳደሪ ትምህርትኹም ገርኩማ ነንሕድሕድኩም ክትጋጨዉ ምስማዕኩም ኣሰልችይና ሓንሳብ ምስ ስልጣን ሓንሳብ ምስ ዲ፡ኣሽመላሽ መሊስኩም ተዓሪቅና ትብሉ ኣቱም ስባት ተመኣዱ በበይ ናቲኩም ከምዝበለ ብውሽጢ ክትዘራረቡ ኣይትኽእሉ ደሓር ኩሉኹም ኣብትሕቲ ቤተክርስትያ ኣለና ኢኩም ትብሉ ክሊተኹምጥራይ ድኹም ሊቃውንታ እቲካልእ ሓንቲ ኣይፈልጥን ማለት ድዩ እዚኩሉ ሊቅ ናይ ቤተክርስትያን ይዕዘበና ኣሎ ኣይትብሉን ብዓቢኡ ቤተክርስትያንን መራሕታን ነዚ ስብከት ኣይትሰምዖን ኣላ ማለትካ ድዩ ዶስ ኩሉ ኣብ ውስጣ ዘሎ ፈሪሑ ወይ ኪሒዱ ኢልካ ኢካ ትሓስብ ይቅረታ ንቃላተይ እዚ ኣብዚ ትምህሮ ዘለኻ መባእታዊ ትምህርቲ ናይ ቤተክርስትያን ኢዩ ዲ፡ ኣሽመላሽ 'ውን ኣይፈልጦን ዩ ዝብል እምነት የብለይ በጃኻትኩም እቲ ትምህርትኹም ብምውዻር ዘይኮነስ ብምኡዝ ስብከትን ህዝብኹም መሃሩ እዚ ንሰምዖ ዘለና ግን ውዽድር ወይ ብፍልጠትኩም ክትክበሩ ክብሪ ናይ ገዛእ ርእስኹም እምበር ንኹሉ ኣብቲ ውሽጣ ዘሎ ሊቃውንቲ ዝርኢ ዓይኒ እውን የቅብልኩምን ምኽንያቱ መእመናን ሕተቱ፡ዘይተሓትዎ እንበር ሊቃውንቲ ሕተትዎ ደው ኣብልዎ ዝብል ኣይሰማዕናን ወይ ወግዓዊ ዝኾነ ስምዕታ ክትገብሩ ኣይረኣናን በጃኹም ወይ ወግዓዊ ዝኾነ መገዲ ኣትሒዝኩም ክሕደት ኣለዎ ኢልኩም መገዱ ኣትሕዝዎ ኣብ ዳንነት እተዉ እንበር ዩቱዩብ ዝፈትሖ ሽገር የለን ሽግር ክትውስኹ እንበር።

  • @wediaraya4968

    @wediaraya4968

    3 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቀለ ሂወት የስማዓልና ንግዛእ ርእሱ ኣዕቢዩ ስለ ዝሓስባ ምሁር ኢየ እንዳ በለ ርእሱ ጠምጢሙ ብዘይካይ ፈላጥ የለን። እዋይ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እንበር እዚሲ ነንዶ መምሃራን ዋላ እጻን ኢዩ ክፈትሖ ዝክእል .ግን ንከይራዳድእኡ ኢዮም ተሰማሚዖም መስለኒ

  • @kibrommebrahtu1112

    @kibrommebrahtu1112

    3 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመኣልና ብሱል ርእይቶ

  • @FutsumbrhanKahsai-oe3no

    @FutsumbrhanKahsai-oe3no

    3 ай бұрын

    መምህር ዘኣማኣንኤል ናይ ግድን እዩ መልሲ ክህብ ጌጋ ኣስተምህር ክርእይ ኮሎ እዝ ከኣ መንፈሳዊ ሓልፍነቱ እዩ

  • @user-ph3ye6mw4i
    @user-ph3ye6mw4i3 ай бұрын

    ኣጀካ ኣብ ገንካ ኣለና ንሃይማኖት ተቃለስ መምህርን መገስጽን አስካ ጥራይ አካ ዝለካ, ዲያቖን ኣሽመላሽ ግን መልሲ ክህበሉ ኣለዎ ።

  • @YonsTesfy
    @YonsTesfy2 ай бұрын

    Nay bhaki memhrey

  • @alula763
    @alula7633 ай бұрын

    መማህራን ብሚድያ ክትነቃቀፉ ጽቡቅ ኣይኮነን መማህራንኩም ብሃባር ቀሪብኩም እንተትታአራረሙ ጽኑቅ ምኮነ እምነቱ ኣክቢሩ ዝከይድ ምእመን ዕንቅፋት ኣይትኩንዎ ። ንዝተጋገ ኣምላክ ብዓይነ ልቦንኡ ይኣርሞ❤❤❤❤❤❤

  • @Kokebelida23.
    @Kokebelida23.3 ай бұрын

    Selam nay Egziabhier misakum yikun memhir. Nimintay ekum giega zikone hasab entehalyu weywin entetesemiekum, bwishti mesmer zeytiwidiewo, mintay abta zelata teweseketa tikonuna. Hizibina zedlyo zelo fiqri Egziabhier kimehar ember kem bete ayhud neqefita ayedliyenan eyu. Zifelaliyu aywehadunan. Entekuelkum biwishti mesmer teredadiekum nimintay kemu elkum bimibal tezateyu temeaadu. Egziabhier xegiu yebzehalkum, tibebun mistiwalun yiadilkum.

  • @merontekleab8257
    @merontekleab82573 ай бұрын

    ኣነ እንታይ ይጽበ ኣለኩ ዘኣማኑኤል ነዚ ኩሉ comment ክትምልሰሉ ማለተይ ሲ ማራ ቂር ኢልኒ ኣሎ ደስ ዘይብል ነገር ኢካ ጌርካ ዘለካ ቀድሚ ህጂ ከሙ ጌርኩም ተባኢስኩም ብ ኣቦታት ከኣ ተዓሪቅኩም! ህጂ እንደገና ምልዕዓልካስ እንታይ ሓድሽ ነገር ስለ ዘሎ ዩ? ብሓቂ ደስ ዘይብል ነገር ጌርኩም ከምዚ ናተይ ሪኢቶ ዘለዎ ሰብ like ይርገጽ ነዖኦም ከኣ ይርድኦም😢😢😢😢😢

  • @michaelandemariamk3004
    @michaelandemariamk30043 ай бұрын

    ቃለ-ሂወት የስምዓልን መምህር፡ እንተኾነ ግን መምህር - ጌጋ ትምህርቲ እንተኾይኑ በጃኹም ብውሽጥኹም ተኣራሪምኩም ንመእመናን እቲ ቁኑዕ ትምህርቲ ማሃሩና። ንህዝበክርስትያን ኣብ ሰንፈላል እይትሕድግው(confusion)። እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።ኣሜን።

  • @tesfaybokre6907
    @tesfaybokre69073 ай бұрын

    ሰላም ናይ እግዘኣቢሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ኩቡራት መምሃራና ብመጀመርያ በቲ ትህቡና ትምርቲ እግዘኣቢሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ኣነ ርእይቶይ ክልቴኩም ኣብ ማስሜድያ ኣብ ቅድሚ ሕዝቢ ወጺኩም ትትዛራረቡ መሓሸ እቲ ተጋግዩ ዘሎ ከኣ ይእረም እቲ ህዝቢ ዉን ካባኩም ክልተ ነገራት ምተማህረ እቲ ቀዳማይ ትሕትናን ይቅሬታን እቲ ካለኣይ ድማ እቲ ምእመን ብዙሕ ደስ ምበሎ ካባኩም ከኣ ቀሲኑ ምተማህረ ይብል የቀንየለይ

  • @goytayadlenie9573
    @goytayadlenie95732 ай бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መምህርና ብዝተረዳኩም ጹቡቅ ሓሳብን መግለጺን መልስን ። ግን ኣብዛ ስብከት ኢዚኣ ነረ ኢየ ብኣካል ተሳቲፈ ነዚ ዝገለጸሉ መክንያት ድማ ኣብ ስዊዝ ትበሃል ከተማ ዙሪክ ንዓኣ ንምግላጽ ነታ ቤተ ክርስትያን ኢዩ መምህርና ኣቡኡ ዞሎ ኩነት በሓሓቂ ብምሉእ ሓይሊ ኣምላክ ንሰብ ኣንቂሑ ንስኩም ከኣ ከም ኒቆዱሞስ ትሕት ኢልኩም ሕተቶትዎ ካቡእ ብሩህ ኩኮነልኩም ። ኢታ ቤተ ክርስትያ ኣብ ስራሕ ኢያ ዘላ ጊና ኣይተዛዘመትን ። ንከምዚ ዓይነት ትምህርታት ኣቀዲምካ ረኪብካ ካቦኦም ካቦኦም ግብረ መልሲ ረኪብኩም ተዛረቡ በጃኩም ነዚ ህዝቢ ካሉኡ ይ ኣክሎ ተናዊጽኩም ኣይተናውጽዎም ንዝተጋገኩዎ ኣብ ጾሎትኩም ድኩም የ ።

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus63903 ай бұрын

    Kalehiwet.yesmalna Amen.amen Amen

  • @merhawikeset6241
    @merhawikeset62413 ай бұрын

    Ja kieremela alewo d. Ashmelash.

  • @semeretekile1124
    @semeretekile11243 ай бұрын

    Ezigaebhier mihiret yewuridelina

  • @amanuelmehari3624
    @amanuelmehari36243 ай бұрын

    እግዛኣብሄር ምሕረት የውርደልና ።ሕጂ ካኣ ኣብ ግዜ ጾም ድያብሎስ ጉዳይ ጾምና ከይንገብር ካልእ ንጾምና ዝፈታትን ጉዳይ ሒዙ መጺና። ጉዳይ ጾምናን ጸሎትናን ንግበር ሓሳብና ኣብ በለካ ለኽዓካ ከይነሕልፎ። መምህር ዘኣማኑኤል ካኣ ቅድስት ቤተክርስትያን ሲኖዶስ ኣለዋ ኢንድዩ ወይ ሃገረ ስብከት ብኡ ብውሽጠ ውሽጢ ቅድም ዘይትረዳድኡ።

  • @filmonfisseha5769
    @filmonfisseha57693 ай бұрын

    Dyakon amanuel abaka bzuh kbri alona bmkxal dma abzi gze xom kemzi aynet hizka kitmexie xbuk aytesemeann mnalbat ayteredeakan ykewn enber nbzuht sebat enkfat tkewn aloka mknyatu ezi korarixka tekrbo zeleka entay kbl kem zdeleye krdeana entekoynu mulue ena knsemeo zelena zkone gega tmrti ente halyu dma nab sinodos kitkeso tkiel eka abzi amxika mkrabka gn zkone wlkawi xilei kem zeleka eu zemelkt.

  • @michaeletesfai4300

    @michaeletesfai4300

    3 ай бұрын

    Dikuna yeblun

  • @user-mq6qi7gb5s
    @user-mq6qi7gb5s3 ай бұрын

    በሥመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኅዱ ኣምላክ ኣሜን ክቡር ኣቦና ብታህዋክ ናብ ህዝቢ ኣይተውጽእዎ መእመናን ተርዕዱ ኣለኹም በጃኹም ጉዳይ ቤተክርስትያን ካብ ኮነ ብውሽጢ ደውልኩም ዘይትረዳድኡ ከምዚ እንድሕር ኮይኑ ኩሉ ግዜ ኣብ መእመን ምጢርጣር ኣዩ ክመጽእ ዓገብ በጃኹም እዚ ዩቱብ እዚ ብዙሕ መእመን ዘጥፈአ እዩ

  • @user-py2mk1pb4x
    @user-py2mk1pb4x3 ай бұрын

    Memhr kale hywet yesmalna kemakum hyawot gasot yebzhalna

  • @awetbereket3570
    @awetbereket35703 ай бұрын

    "ንሓደ ሰብ ከይተመኽረ ከይተሓተ እዚ ዝበሎ ጌጋ'ዩ ምባል ጽቡቕ ኣይመስለንን"ብዛዕባ ምግጋይ ግን ጳጳሳት ከይተረፉ እኳ ይጋገዩ እዮም እርማት ኣይንጽላእ።

  • @aregayhabtemariam861
    @aregayhabtemariam8613 ай бұрын

    ሰለምንታይ ግን ጌጋ እንተ ኣሎ ብ ኣቦታታ መኣረምታ ዘይ ውሃብ ወይ ከኣ ብ ስኖዶስ ጉዳዩ ዘይርኤ እምበር ከምዚ ስ ንኹሉ ጽቡቕ ኣይኮነን ኣቦታት ስለምንታይ ዘይ ሕዝዎ እዚ ጉዳይ?

  • @debresina5517

    @debresina5517

    3 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣንቱም ደቂ እመብርሃን መጀመርታ ኩሉ ንስምዓዮ ደሓር እንድሕር ተጋግዩ እንተዘይ ተጋግዩን ሓሳብኩም ትህቡ ደሓር ከኣ ካብ ክብሪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ክብሪ ቅድስት ድንግል ማርያምን ንላዕሊ ንኽብሪ ሓደ መምህር ትሓሙ ተተጋግዩ ይቕሬታ ተዘይ ተጋግዩ ድማ ልክዕ ኣለኹ ኢሉ ይሞግት ከምዚ ዓይነት ስሕተት ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ

  • @momonachanel6794

    @momonachanel6794

    3 ай бұрын

    Abotat dea meas kezarebu semikayom tefelet zezarebu entezkonu abune entenyos keser kelo metezarebu abom eyu neru

  • @mantes7

    @mantes7

    3 ай бұрын

    ነቶም ቀተልቲ ኣቦኦም ዲኻ ሲኖዶስ ትብሎም ዘለኻ ኣቱም ሰባት ሕሰቡ ድሕሪ ሰማእት ቅዱስ እንጠንዮስ ሲኖዶስ ዝብሃል ኣብ ኤርትራ የለን ። ነቲ ምስኪን ህዝቢ ዳኣ ማዓት ካይተውርድሉ😢

  • @DaniSolo-km4ii
    @DaniSolo-km4ii3 ай бұрын

    መጀመርታ ኣቦና እቲ ርኢቶ ጽቡቕ ኢዩ ግን ብውሽጢ ተዝግበር ግን ጽቡቕ ኢዩ፡ ኣቱም ሰባት መጀመርታ ስምዑ ተቐዳዲምኩም ኣይትፍረዱ ሰሚዕኩም ከኣ ካብ ሕማቕ ዘረባ ተቐጦቡ በጃኹም

  • @user-qk4zh2zz9k
    @user-qk4zh2zz9k3 ай бұрын

    ቀል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መሪ አማኑኤል

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey1903 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    3 ай бұрын

    Amennnnn (3) Kale hiwet yesmealna kubur Megabe Amanuel Egziabher Amlak zebenka ybark

  • @TsegayAdisu
    @TsegayAdisu3 ай бұрын

    ስለቲ አርማት ቃለሂወት የስምአልና መምህር ቀዶምኩም ግን ተዘራሪብኩም ዶ ትኮኑ ይቅርታ ግን ከምድፍረት አይትቁፀርዎ ንስኩም ናይ ቤተ ክርስትያን መምሃራን ኢኩ ብሓደ አይኒ ከአ ንሪአኩም

  • @akberetnetsereab-rh3bm
    @akberetnetsereab-rh3bm3 ай бұрын

    Maremmta mes abotatna teararemu abzi amtskum tsbuk aykonen

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak4373 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓና ምህርና ❤🙏❤🙏❤🙏🌹🌹🌹

  • @Resynikrstyane
    @Resynikrstyane3 ай бұрын

    ስለቲ ኣገልጉሎትካ ኣስበ ሊቃውንት የኣድለልና ግና አዚ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ትም፡ ናይ ቃላትን ናይ ኣገላልጻን ጉድለት ሙካኑ ይርደኣካ ስለዚ ብሜድያ ዝተመሃረ ብሜዲያ ምምላስ ሰናይ እዩ ንሃውና ኣስመላሽ ከኣ ብግሊ ተትዘራረቡ ሰናይ እዩ ኣብ ሓቀኛ መንፈሱ የንብረና ኣሜን!

  • @mebrhitamanuel3090
    @mebrhitamanuel30903 ай бұрын

    ሰላም ኩሉኩም ደቂ ኢመ ብራሃን ኣሕዋተይ ቀዲም ምምላስኩም ነስተዉዕል እዞም ኣሕዋተይ

  • @user-sc6yb8dk8o
    @user-sc6yb8dk8o3 ай бұрын

    ኦ እግዚኣቢሄር ኣቦይ ምሕረትካ ለኣኸልና መን ዩ ጽቡቅ ዘሎ ደኣ

  • @yemanegoitom3387

    @yemanegoitom3387

    3 ай бұрын

    @@user-wi3yw9pe8n how? gega naymen tisem aleka

  • @edenmoments9931

    @edenmoments9931

    3 ай бұрын

    Ajokum ahwatey kulu kere yu bhali Amlak kulu ente bfltet ente bzeyfltet shtan gdn yu kegatm mknyatu Kal goyta ayhalfn eyu ajona lbna ayseber

  • @user-zb9zg3hz7q

    @user-zb9zg3hz7q

    3 ай бұрын

    . ​@@user-wi3yw9pe8n ዲ/ን ኣሽመላሽ ጌጋ ኣሎ ከይተረድኣካ ዲ/ን ኣሽመላሽ ቁኑዕ ኣሎ ኣይብሃልን ኢዩ ።

  • @user-mg4cd1ic2b
    @user-mg4cd1ic2b3 ай бұрын

    Selam amlak msaka ykun kubur mergeta bwushti Mesmer eyu eti zbelexe❤❤❤

  • @user-wl4he2gu4x
    @user-wl4he2gu4x3 ай бұрын

    ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ብመጀመርታ እዚ ኣምጺእካዮ ዘለካ ኣቀዲምካ ተጋጊኻ ከም ናተይ ርእይቶ ከም ዝበልካዮ ቅድሚ ሒጂ ስለዘይ ተሳማማዕኩም ሕጂ ኸ ኣይትሳማምዑን ማለት ድዩ? ብኸምዚ ሰብ ይርኣየለይ ግን ኣይግድን ብዉሽጢ ምረኸብካዮ ኣቀዲምካ እሞ እንድሕራይ ዘይተሳማማዕኩም ድሕሩ ናብ ቅዱስ ሲኖዶስ ምሓለፈ። እንድሕራይ ኣብ ትሕቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ትምሓደር ኣሊኻ ኮንካ። ከምዚ ትከድዎ ዘለኩም ግን ነቲ ናብ ፍረ ክተምጹ ዘይኮንኩም ሲ ወላ ነቲ ናብ ፍረ ዝበጽሐ ኢኹም ክተጥፍኡ። የቀንየለይ ናይ መንም ጸግዒ ይብለይን ግን ተኸታሊ ናይ ክልተኹም ትምህርቲ እየ።

  • @yohanayewa4649
    @yohanayewa46492 ай бұрын

    Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ 10: ሽዑ ብዙሓት ኪዕንቀፉ፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪዋሃሀቡ ንሓድሕዶምውን ኪጻላልኡ እዮም።

  • @mebrhitamanuel3090
    @mebrhitamanuel30903 ай бұрын

    ኣንቱም ኣሕዋተይ ብዉሽጢ እንተኮይኑ ደኣ በይን ኪንማሃሩን ክንፈልጦን

Келесі