ደሃይ ቤትፍርድን መንእሰያትን ጀርመን፡ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ጀርመን ፌስቲቫል ከምዘይካየድ ሓቢሩ፡ኣብዪ ኣሕመድ ሱዳን ኣትዩ

#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #tigray #ethiopianews #eritreannews #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritrea #eritreanmusic ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@mestyatbetna‬

Пікірлер: 74

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q16 күн бұрын

    ብርግደይ ዕድመ የሃብኩም የሃበና🙏🙏🙏💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @merry7267
    @merry726716 күн бұрын

    Brged nhamedu brkukum yxnae🙏,thank you yemane 💙

  • @afomia3521
    @afomia352116 күн бұрын

    ጀግና ፡ብሉጽ መነአሰይ ኣካ ክብሪ ኣለና ፡ኣባካ

  • @bettygebru2975
    @bettygebru297516 күн бұрын

    Viva Bini❤ Thank you so much Yumun hawna!💙💚💙

  • @user-uf5ol7sd1c
    @user-uf5ol7sd1c16 күн бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉አሜን

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb456416 күн бұрын

    የማነ ብሩክ ኩለ ተቅርቦ ጹብቅ ስራሕ ከም ተውሳኪ ሕጁ መደባት ብርጌድ ንሓመዱ መንእሰያት እንዳ ኣምጻእካ ብዛዕባ መንግስቲ ኣብ ስደት ንሙቃም ዝብሉ እንዳምጻእካ ኩፉት ዘተ ፍጠር ።

  • @haneber7369
    @haneber736916 күн бұрын

    🆓💙ነጽር፣✍️ሰፋሕ፣✍️ተዓወት!!✍️💙🆓 (የማነ🏖)

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde84716 күн бұрын

    ሰላም ሰላም የማነ እንቓዕ ብደሐን መጻኻ🙏👍 ትደልዮኦ ሞ ይዝንጋዐክን እዩ ዝባሀል😂 አጆካ አጆና 💙🌿

  • @yemaneyohannestube9477

    @yemaneyohannestube9477

    16 күн бұрын

    ❤❤❤❤ thx ራሄላ

  • @nahappy9208
    @nahappy920816 күн бұрын

    💙

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi406116 күн бұрын

    Bravoooo

  • @besrathagos7378
    @besrathagos737816 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ so much

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu333016 күн бұрын

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @mehariabraha9592
    @mehariabraha959216 күн бұрын

    ጽብቕቲ ሓሳብ ወይ መግለጺ እዚ ጉዳይ በርጌድ ንሓመዱ እዩ ስለዚ መደብ ወጺዎ ኩሉ ተቓላሳይ ሓላፍነቱ ምዃኑ ፈሊጡ ሓገዝና ከነበርክት አለና። መራሕቲ ናይዚ ምንቅስቓስ አብ ነፍስ ወከፍ ሃገር ዘለኹም ብዕቱብ ሓዝዎ። መሓሪ

  • @MmMm-ig2dz
    @MmMm-ig2dz16 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase57616 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi980816 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi980816 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @elsaberhane3594
    @elsaberhane359416 күн бұрын

    Ymun 🎉tak

  • @medhintecruray1307
    @medhintecruray130716 күн бұрын

    Maybe birged ne hamedo yixdemom yikhewen. We praying to God eritrea to be free from this evil system lets see if all supports , if they can do their celebrations back home so good luck to them thank you kibor hawina Yemane God bless you 👍keep up the good work 👏💙

  • @welesharegay6326
    @welesharegay632616 күн бұрын

    Agoka kezlo ymun gegna 👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @rttr3992
    @rttr399216 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @asefaw4345
    @asefaw434516 күн бұрын

    Welcome Yemun

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes197816 күн бұрын

    ❤🎉❤🎉❤❤❤

  • @woldabtefferi6786
    @woldabtefferi678616 күн бұрын

    Good point bro

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw16 күн бұрын

    Ay tamom ktamom do nxbe ena NSA ei OTA heki agdef mendaf gorihlom euxbuk gebrom❤

  • @nebiathagos9518
    @nebiathagos951816 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nebyatnegassi3006
    @nebyatnegassi300616 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @nebyatnegassi3006
    @nebyatnegassi300616 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @konjithagos7591
    @konjithagos759116 күн бұрын

    Selam yemane hewey anbesa yekenyelna naykulu tekiribelna bitaemi nemesigin

  • @joyoymun-wj5ky
    @joyoymun-wj5ky15 күн бұрын

    Ymun Abi seb

  • @berekethaile6493
    @berekethaile649315 күн бұрын

    💙💙💙💙💙

  • @user-ui8hv3mc8w
    @user-ui8hv3mc8w15 күн бұрын

    💙💙💙💙

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw16 күн бұрын

    Selam yemane nsu nebsu sle zsegd OTI akmi eu tezaribu anssa eyom❤

  • @heidshop4103
    @heidshop410316 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bereketteame8827
    @bereketteame882716 күн бұрын

    Yemane medebatka btaemi eu xbuk kexilo!!!

  • @tsegeredawelde5183
    @tsegeredawelde518316 күн бұрын

    "Tidelyi imo yiznghakin"

  • @yemaneyohannestube9477

    @yemaneyohannestube9477

    16 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @gggh9299
    @gggh929910 күн бұрын

    ትኽክል ኢካ ሰብ ኣይስገዶን 2ይ ክብሪ ንብርገድ ንሓመዱ❤❤❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw16 күн бұрын

    Bbuk hesab eu yemane nhegzom gosguselu❤

  • @tesfaalam8454
    @tesfaalam845416 күн бұрын

    ሕጂ ግርም ደገፍቲ ኢና ዝብሉ መንእሰያትን ኣብዚ ዝተወልዱን እስኪ ከይዶም የብዕልዎ ኣብ ኤርትራ ክንርእዮም እንታይ ከምዝጽበዮም

  • @user-jh2vh7dd4s
    @user-jh2vh7dd4s16 күн бұрын

    ትዕቢት ልዕሊ ዓቀን ኣለና ዝድሓርና ሕብረተሰብ ካኣ ኮይና ጌና ውን ካብዚ ከይወጻና ከም ሕብረተሰብ ኣይንቅየርን ኢና

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye589316 күн бұрын

    Agene Berged Nehmed Ambes Xebeg Beserat Abserkan Yegeln Hade Segemt Keden alen Degee Meley Negedemet Kenewet Ena 💙💙💙😇💯👈🙏☝🏼👌👍🏼🫶✌️🖐💙💙💙💙💙💙💙

  • @hailuweld
    @hailuweld15 күн бұрын

    ስግደት ኣምልኮ ንሓደ ኣምላክ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw16 күн бұрын

    Semane nsom ay konun zedluna nhna ena ndeliom kemta bal kiros ztebgeswa nbegas mlflaf ybkae❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw16 күн бұрын

    Hlk tray eu zgber zelo bagdef tesarom eyom AB diaspora agdef hekom tesayra❤

  • @freelovefree
    @freelovefree16 күн бұрын

    ሕጂ ግርም እንኳዓ ተዓጸወት እዛ ፕሮፖጋንዲስ ፈስቲቫል፡ተሪፊን ዘለዋ ሃገራት ውን ክዕጸዋ እየን።

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    16 күн бұрын

    💙💙💙

  • @KebraMulaw
    @KebraMulaw15 күн бұрын

    🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥀🥀♥️♥️♥️♥️♥️🌿🌿🌿

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte608916 күн бұрын

    Ab Ertra wn B.Nhamedu alo Eti hzbi Merirwo eyu Zelo Sgumti kiwsedelom eyu Hgi Sik elka aykonen

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte608916 күн бұрын

    10 Medrek eyu nay Bini

  • @yemaneyohannestube9477

    @yemaneyohannestube9477

    16 күн бұрын

  • @konjithagos7591
    @konjithagos759116 күн бұрын

    Selam yemane hewey anitum sebat niseb mis amilak ayinewedadiro nihede amilak nisigedi nieimen.

  • @fikrteame6769
    @fikrteame676916 күн бұрын

    Feletna kbla tayta ylmxa eyu nay enda hgdef. Nab amlakom keytemelesu b handebetawi hmam tewdiom gda xelot zeygebu

  • @duhberhe9991
    @duhberhe999116 күн бұрын

    Yumuney ❤❤ wc

  • @mai-maele29
    @mai-maele2914 күн бұрын

    ኣክሊሉ ተስፋጽዮን እቲ ባርነት ስለዝለመዶ ኢዩ እቶ ደቂ መዝሙሩ ባርነት ዝመቀሮም ከኣ ድሮ ተደፊኦም ሰጊዶሙሉ ይኮኑ

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru264915 күн бұрын

    ሓቂ ዝኾነ ኣባል በርጌድ ንሓመዱ ክሲ ምስመጾም ክሕብሩ ኣለዎም የማነ ለባም መንእሰይ ንበረልና 🙏🩵🩵🩵🩵🌺🌺🌺

  • @welesharegay6326
    @welesharegay632616 күн бұрын

    Yemane hwey denka msgad nhde igzabher trah yu nmanm aytsegdn ika

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we16 күн бұрын

    ሰብ ነናቱ ተውህቦ ኣለዎ ቢንያም ግርማይ ክኣ እዚ ሞያዚ ስለ ዝተዋህቦ ተውህቡኡ ክጥቐመሉ ክኢሉ። ተውህቡኡ ስለ ዝተጠቐመሉ ክንኣድ ይግቦኦ ዶ እወ ይንኣድ ክንደይ ሰብ ኣለዉ ተውህቦኦም ከይተጠቕሙሉ ዝሞቱ። ግን ቢንያም ተውጅህቡኡ ስለ ዝተጠቐመሉ ስቲል ሰብ እዩ። ንስኻውን ህያብ ስለ ዘለካ ሂያብካ ክትጥቐመሉ ፈትክን ከም ብ8ንያም ክትከውን ግን ናይ ግድን ኣይኮነን ተቓዳዳማይ ብሽግለታ ክትከውን። ኤልቭስን ማይክል ጃክሶንን ፐለን ቐዳሞት ኣብ ዓለም እዮም እዮምነይሮም በቲ ዝነጅበሮም ተውህቦ ግን እታ ሞት ከም ሰቦም በጺሓቶም።

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde430116 күн бұрын

    ክቡር መንእሰይ የማነ ፡ ንፍዕ ኢኻ ግን ኣብ ሓደሓደ ዘየድሊ ጽሑፋት ዝሰዱልካ ኣይትገደሰሉ ጎሓፎ።

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904
    @knowledgeisneccessaryknowl590416 күн бұрын

    "" ትደልየኦሞ ይዝንግዓክን "" ድዩ ዝብሃል ። እሞ ሕጂ ድኣ ጒዳይ መጺጻ ፡ መን ድኣሉ ኣስመራ ክኸዶ ፧ ንርኢ ድዩ ዝብል ዕውር ክክክክክ መሬት ቊንቁ ኣሲራ ዘይትብላ ።

  • @gm5215
    @gm521516 күн бұрын

    ህግደፍ ዝጠፈሸት ድኳን ጀበሊ ኮይና

  • @faligali6690
    @faligali669015 күн бұрын

    ኣቱም ሰባት እዚ ዓወት ናይ ቢንያም ኣዚዩ የሐጉሰና እዩ።ግን አርትራዊ ካልእ ዓቢ ጸገም ኣለና።እምበር ኣብ አርትራ ኮነ ኢልካ ከይምዕብል ተሰሪሕሉ እዩ ።ቢንያም ከማን ሳላ ኣብኡ እዩ ኣብዚ ዓወት በጺሑ።ስለዚ ንፕሮፖጋንዳ ነቲ ሰብ ካልእ ከይሓስብ ዝግበር ዘሎ ምትላል እዩ።

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha497815 күн бұрын

    ሂጂ ግሪም ኣብ አሪትራ ይግበሩ አስያስ ሰበአይ ኩሉ ናብ ኣዲኩም መጼአኩም ሁህ በሉ በሎም አሱ ብርገድ ንሃመዱ አዩ ክክክክ

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu995016 күн бұрын

    እታይ ኢያ አዛ መኪና ፋሽኑ ዝወደቀ ኢዩ ኢለያ። ካልእ አቀራርባካ ጽቡቅ ኢዩ።

  • @elubk2741
    @elubk274116 күн бұрын

    ብንያም ግርማይ ካብቲ ህግደፋውያን ዝጸልእዎ ሕብረተ ሰብ ኣከለ/ትግራይ ከምዝተወልደ ይፈልጡ ዶ ይኮኑ። ዓጋመ እንዳበልኩም ክትጸርፉ ከለኩም ከመይ ከምዝስምዖ ትፈልጡ ዶ ?

  • @Tareke-cr1md
    @Tareke-cr1md16 күн бұрын

    ሰገድሉ እንበር እቶምም ቢኒ ቢኒ ኢልኩም ነዚ ምስ ቀታሊኹም ወጊኑ ጉዳይ ቢዝነሱ እንበር ንዓኹም ከም ሰብ ዘይፈልጠኩም እንተሰገድኩምሉ ታይ ጸገም ኣለዎ ክክክክክክ ብስም ናይ ቢኒያም ፈስታ ብሓንሳብ ንውዓል እንተኢሎምኹም እቶም እንዳሓሸማ ብዘይጥርጥር ምሰኦም ምዋዓልኩም እዚ ናትና ቃልሲ ብነብሱ ኣባላቱ ሰቡ ዕላሙኡ ከየነጸረ ተዓዊቱ ማለት ዘበት ሻይዘ

  • @user-tn2bh6tc2s
    @user-tn2bh6tc2s16 күн бұрын

    የሙን ምስጋና ምሃብ (thank you) ንስብ ትብል ነአምላክ ትብል ስለዝስ ብዝግባእ አየቅረብካዮን!!! ዋላ ዉን ምምስጋን ክንለምድ አለና ዳበልካ ዝስራሕካዮ ቪድዮ አሎ አክሊሉ ተስፋጽዮን ከአ ስነጥበባዊዩ ብከምዚ ዝበልካዮ ዝግለጽ አይኮነን መሳርሕቱ ደለይቲ ፍትሒ ምስኩሩ !!! የሙን pls ካብ ዘይትፈልጦ ነገር ተቆጠብ አብ ኩሉ ስራሕካ ፡ንኩሉ ከምዚ ወጅሃቱ ደስ ዘይበለካ ብካልእ ምስሊ ምልጣፍ ዉን ጌጋዩ ስነልቦና ህዝብና አይነጥፍእ፡ ንስካ ኢካ ዝሐሽካ ዘለካ በርትዕ!!! Much respect 🙏👈

  • @yemaneyohannestube9477

    @yemaneyohannestube9477

    16 күн бұрын

    ኖ እታ ምስጋድ ትብል ሲ ቅንዕቲ ቃል ኣይኮነትን እምበር ምምስጋን ደኣ ባዕለይ ውን ኮ የመስግኖ ኣለኩ። ደሓር ናተይ ርእይቶ የ ሂበ እምበር ስብ ስለዝጸላእክዎ ከሙኡ ኣይብልን። ብመሰረቱ ውን ነዚ ወዲ ብዙሕ ኣይፈልጦን

  • @mai-maele29

    @mai-maele29

    14 күн бұрын

    ናይ ካልእ ሞያኡ ዋላ ጠባዩ ንዑኡ ይምከት ስገድሉ ድንን በሉ ንዝብ ሓሳባቱ ግን ኣውሒዱሉ እኳ ባርነት ዝመቀሮ ዩ ኣክሊሉ ንቢንያም ክብሪ ገሲፉ ስግደት ኣምልኾ ክወሃቦ ኣዚዙ ስለዚ ምንም ካልእ መግለጺ የብላን ዕብዳን ባርነት ኢዩ

  • @teklezgitesfatsion256
    @teklezgitesfatsion25616 күн бұрын

    ኣታ ከመይ ኢኻ ዘይረብሑ ዝሃቡኻ ኣጀንዳ ተቐቢልካ ባዕልኻ ተጋውሓሎምሲ ቪድዮ መስርሒ ጥራሕ ዲኻ ትደሊ። ንዘይጠቅም ኣይትዛረበሉ ዋላ ሰኺሩ ዝተዛረበ ድዩ ወረ ኮይኑ ዝስማዓካ ! 5:11

  • @berihumesel
    @berihumesel15 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

Келесі