Mestyat Betna | ኣምባሳደር ሃይለ መንቆርዮስ ኣብ ዋዕላ ዓለም-ለኸ ይኣክል ኣውሮጳ
Ойын-сауық
Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean KZread channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
Пікірлер: 196
".....ተጠርኒፍኩም ተቓለሱ ......"
ናይ ብሓቂ ዘረባ ኣቦና
ጽቡቕ ዘበለ ንምነየልኩም ይኣክል። ይኣክል ናይ ናይኩልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፕሮ- ሃይለ መንቆርዮስ
Thank you so much for your mature advise ambassador Haile Menkorios. You have experience from in and out of the system in Eritrea and your advise will contribute a lot.
ብሓቂ ጹቡቅ ነጥብታት ካብ ኩልል ምውዓል ክሳድ ምሓዝ
@weinikeleta3461
9 күн бұрын
Nay behaki ❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዋዕላ ሓርበኛ ኣቦ ሪፈረንዱም ኤርትራ ሃይለ መንቆርዮስ💙💚💙💚💙💚
Thank you, Ambassador Hyle🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Excellet speech by Amb. Haile Meknorios. It it imperative the wise and experienced people to participate with the youth movement. Thank you Amb. H.
We need to come into terms with our history when this forum brings personalities like the ambassador. Next time, have the courage to bring along Mesfin Hagos and Ambassador Hbret and others to these type of forums.
Very wise and timely advice
Thank you Zaky ❤❤❤❤
ፕሮፈሰር ሃይለ መንቆርዮስ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ጽቡቕ ምኽርን ለበዋ ክብረት ይሃበልና
@gideonyemane659
9 күн бұрын
ሞኣስ ዳኣ ፕሮፈሰር ሂብካዮ ? ክክክክ
Ambassoder Hail menkorios he is a great person I like his comment and God bless him
ጽቡቅ ሓሳብ
ናይ ብሐቂ አቦ ማለት ከምዚኦም እዩ ❤❤❤
ይበል ለበዋ ን ኣሰተምህሮን🙏✌️
Nemesgneka Abona Ato Haile 🙏🏾
ሓድነት ንደሊ ኢና እንዳበላ ተራቢሔን ድማ ይሓድራ😅😅😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤
Thank you Mr Haile Menqeryos intersting 🔥
እቶም ኮመንት ትጽሕፉ በጃኹም ክብረት ስነ ስርዓት ይሃልኹም ስነ ስርዓት ዘለዎ ስዋስው እሩም ኣጸሓሕፋን ኣዘራርባን ይሃልኹም።እዞም ኣቦና ሃይለ ኣታ ዝብሃሉ ዕድመ ዘለዎም ዘይኮነ ኣቱም ዝብሃሉ ንመብዛሕቴኹም ኣቦሓጎኹም ዕድመ ዝውንነኑ ኣቦ ዮም፥ስለዚ ኣቱም ተጠቀሙ!
@weinikeleta3461
9 күн бұрын
Nay behaki ❤
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ ኩቡር ኣቦና ኣንባሳደር ሃይለ ሞንቆሪኦስ ሕጂ ወን ሓሳባት ሙሁራት ስምዑ ዓድና ክንምለስ ተወደቡ
Very good advice and recommendations. I hope now to come all parties to work together. Diplomatic engagement for the same cause should be handled in one to avoid confusion .
Thank you for your advice professor!
Ambassador Haile is one of the intelligent ambassadors who graduated from Harvard University. Your advice is very valuable as usual
@habtomhabtemicael1454
10 күн бұрын
Oxford or Harvard?
Accurately explained!
Bravo bravo ajokum ajona
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤thank you zeky
HELNA AZIZA AB GHONI HAKI DEW MEBAL MERIXU , NETARIKHU KEAA XEBUK EYU, .
በዓል ሃይለ መንቆርዮስ ንረብሓ ሃገሮም ጠሊምም ናይ ጸላኢ ዝተሰለፉ፣ አብ መጨረሻኡ ዋላ ሐንቲ ተሰፋ ከምዘይብሎም ዘረጋገጹ ብኡ መሰረት ዘግነቶም ዝቀየሩ ሰባት
Thank you so much zaki.
He should lead Eritrea....we need educated people like him ....world diplomat
Danke zaki ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
I would love to see ambassador Andebrrhan and professor Gaim as well. They have knowledge and experience as well. Well done ambassador Haile Menkorios.
@memhirkesete1289
10 күн бұрын
Andeberhan deA nab HGDF temelisu mish
@dehabamine2322
10 күн бұрын
@@memhirkesete1289 Xegem nay eritrawyan b hafesha TEQENE mibzahu eyu. N politican tarikhn Eritrea kem beal Ambassador Andebrrhan geru zfelto yelen. Kemu wn n diplomacy alemna. Denqoro hizbi kem beal nisika hizkan gn ab zeysem'aka debri ayitixeli koinu negeru.
@fekarwedifekarat
8 күн бұрын
@@dehabamine2322እዞም ትብልዮም ዘለኪ ደኣ ህግደፍ እንድዮም ብፍላይ እቲ ገደዌን ዝብሃል ካልእ ደኣ በሊ ከም ብዓል ቭሮፌሰር በረከት , ደኩተር ኣሰፋዉ , ኣሕመድ ቀይሲ , ጀነራል መስፍን ሓጎስ ካልእን
Good analyse
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤thanks zekiy 💙.
ብሓቂ ክቡር ኣብነታዊ ኣቦ 💐💐💐
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ thank you Zaki
Thank you kibur ABONA Ambassador Haile 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ኣምበሳድር ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ብሱል ዘረባን እዩ ......... ክሳብ ሕጂ ኣፍኩም ኣጺኩም ምንባርኩም እዩ መዓልታዊ ዋጋ ዘኽፍለና ዘሎ ሕጂ ድማ ዋላንስኹም ተዘይመራሕኩም ነቶም መራሕቲ ዘለው ቁሩብ ደገፍ እንተሂብክሞም ጽቡቅ ኔሩ
ዋዉ ጽቡቖ ዘረባ
Mr Zekarias , It seems to me, that it's too late for Ambassador Mekarios for any movement against the Eritrean regime . For more than 30 years he freezed himself ,instead of struggling using his diplomatic relations and experience.
@nakfakarura5670
10 күн бұрын
Better late than never, I guess.
@tsigeasfaha9942
9 күн бұрын
ንፈንጨራዕ ከም ምቅላስ'ዶ እርድኦ እህሉ ኢልካ፡ ንነብስኻ ምሕታት'ውን ከድሊ እዩ።
Good job
Hi zaki, great to see you again and great to see Ambassador Haile Menkorios, he the most important, very intelligent, brilliant guy, i am so so happy to see him in this conference, great job and well-done
ብዘይ ናይ አውራጃ ምፍልላይ እና ንቅድሚት ክንከይድ ንኽእል ከሙእውን ሃይማኖት 💙💙💙💙💚💚💚
እቲ ግዜ ሕጂ እዩ ኣሕዋት ሓደን ሓንትን ነዚ ስርዓት ምእላይ
@Tec88
4 күн бұрын
You have dead dreams
Sabianizehleme 🇪🇷🇪🇷👍❤️🙏👍✊🌺✅Sabia Nizehleme nebariri Kaleyejeletesefakuruzu Sabianizehleme 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Sabia Sabine Sabia Nizehleme kinebeyeja Medelayehayeleffekumone🇪🇷👍✅🌺✊✊✊🙏❤️❤️🇪🇷✅🌺✊Sabia Nizehleme nebari
Great presentation Pro Haile. We would appreciate your experience if we have to make some progress. unfortunately, the young generation is tik tok generation who is only driven by emotions rather than intelligence.
ዎው ዋው ...
እቦና ኣያና ሃይለ መንቆሮይስ የቀነለና ስለማዕዳን ተመኩሮካን🎉🎉🎉🎉💙💙💙
Thank you Mestiat Betna For your important informations Keep doing the great job 👍👍👍👍👍👍
ደስ ዝብልን ገላጽን❤
Hgdef Mexnaeti Ayedlyon Hgdef ketal Maxi kab lmat kunat zbrho shfta Hzbu Zeyhaquf
@rushbush7320
10 күн бұрын
እወ ዝብለካ ዘሎ ት ስርዓት ክእለየሉ ዝክእል ኣብ ጎድንኻ ሃገራት ዝድግፋኻ የድልያኻ።ግን ረብሕአን ከተቐምጠለን ኣለካ ዩ ዝብል ዘሎ ንኣብነት ሱዳን ሶማል ጅቡቲ ግብጺ ዓረባት የን ንዓኻ ክትዕወት ኣይደልያኻን የን ጣሊባን ሞ ንውሰድ ምስ ፓኪስታን ኢማራት ዓረብ ኮይኖም ዮም ንኣመሪካ ጉሒፈሞ ምኽንያቱ ምኽንያቱ ኣመሪካ ኣብቲ ከባቢአን ክዓርድ ኣይደልየኦን የን።ስጋብ ሕጂ ግዳይ ዚ ስርዓት ዝገበረና ዚ ኣቦና ዝብልዎ ዘለው ዩ ከባቢና ኢሰያስ ንኢትዮጵያ ኣሲሩ ዘሎ ስርዓት ስለ ዝኾነ ንህወሓት ንምጥፋእ ንኢሰያስ ድሮን ሂበንኦ
❤
❤❤❤
የቐንየልካ ዛኪ ነዚ መደብ ብፍላይ ናይ አምባሳደር ሃይለ ለበዋን ተስፋን አንፈትን ዝሓዘ መደብ ስለዘቕረብካልና ፣ ነቶም ሰብ ጸጋ ዕድመውን አብ ውድባት ዘለው ዝግባእ አስተምህሮ ሂብዎም አሎ ነብሱ አብነት ብምግባር ፣ ደጊም ብዛዕባ ህዝቡ ዝሓምም ውድብ ምንቕስቓስ ሲቪክ ማሕበራት ሚድያታት ምስ ፍልልያቱ ናብ ሓደ ጽላል ክመጽእን ዝውክሎ ቖጽሊ ኸውድቕን ክሰርሕ ይግባእ እዚ ክውን ንኽኸውን ሚድያታት ካበለካ ለኻዓካ ኽወጻን ንሓድነት ክጉስጉሳ. ይግባእ ፣ ዕምሪ ጸላኢና አብ ውዳበናን ጥርናፈናንዮ ዘሎ።
የቐንየልና ኣያና ሃይለ መንቆርዮስ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ካባኻ ብዙሕ ከም ንረብሕ ኢና ንኣምን ዝተረፉ ከማኻ ዝመጹልና ይግበረልና፥ ተባረኽ።
ስሙር ሃገራዊ ሓይሊ ኣብ ደገ ምስ ብእኡ ዝተወደበ ስቱር ውሽጣዊ ምንቅስቓስ ህጹጽ እዋናዊ ዕማም ኩሉ ደላይ ፍትሒ'ዩ ክኸውን ዘለዎ::
Edimen tinay yhbka kubur ayana
Mr. Haile do have any news about the million dollars that you betted in Nairobi Kenya.....
👍👍👍👍👍👍
ሰላም ኩቡር ሓው ዓወት Good to see you there 😊😊😊
Thank you Mr. Ambassador Very good points and advices ☝️☝️☝️🙌🙌🙌🙌💝💝💝💝
Wow tesfu zelewo💙💙💙💙💙
ከም ብዓል ኣቶ ሃይለ መንቀርዯስ ዝኣመሰሉ ብትምህርቲ ብፍላይ ድማ ተመክሮ ኣብ ዝብረኸ ናይ ዓለም ስርሓት ዝተሳተፉ ዜጋታት እዮም። ኣነ ድምጺ ፕረዚተንታዊ ምርጫ እንተ ዝህሉ ንኣቶ ሃይለ ምሃብኩ። እዚ ደንበ ተቃዉሞ ዉን ክሳብ ሎሚ ዝበዝሐ ክፋሉ ብፍላይ መንእሰያት ነዞም ኣያታትና ኣቦታትና ክንጽሎም እዩ ጸኒሑ! ንርእሶም ኣብ መልሓሶም ዝኮኑ ሰባት እዩ ዝዕቢ ዘሎ። ክንዲ ኣቦታትካ ምኽባር ፣ ተጋዳላይ ይኣርግ እንበር ኣይልብምን እዩ እንዳ በልካ ምስጟግ፣ ጸባብ ርእሲ ሒዝካ!!
nay behaki kubur abon ambsader haile sleti zehabkayo abtawi mekrei kalot dima aserka zelwom temkuro neneus weldo kemhalalfu nezi natka hsab kibgeslu tiray.u zlwom ( bmkxal nzaki dima kulu tgbro zeleka bmetekela ab leleka zeleni adnakot meglexi yewhdeni kulu shtoka nktrei edme yehabke fetari
ጽቡቕ ምኽሪ፡ በሊሕ ሰብኣይ💙ዕድመን ጥዕናን ፕሮፈሰር
💙💙💙💙💙
ጽቡቕ ምኽሪ ግና እዛ ዓሌታዊት ጽልልቲ ርእሲ ደምበ ተቓውሞ ክንደየናይ ከይትሰምዖ ነዚ ምኽሪ?
ሓዋ ንኣስካሉ መንቆሬስ ድዬም እዞም ፕሮፌሰር ሃይለ? መስናይ ይቅሬታ።የቀንየልና ከኣ ፕሮፌሰር ሃይለ መንቆሬስ።
Kk ካብ 91 ናብ 61 ንድሕሪት ከም ሽንቲ ግመል
👍👍👍🌷🌷👍👍👍👍
ቅኑዕ ዘረባ።
👍👍👍✌✌✌🙏🙏🙏🙏
Agedasi tintena eu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Mestyat Betna for the update. Please keep up the good work.
🤩🤩🤩👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Welcome Mestyat Betan
❤🎉❤🎉❤🎉❤
Haji sumur hagerawi hayli
"Be united!" That's what I've been calling the nonsensical Eritrean opposition! Thank you, Ambassador Haile Menkerios!
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሰላም መስቲያት ቤትና እዚ ኩቡር አቦ አምባሳደር ሀይለ መንቆርዯ ብዛዕባ እስራኤል ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ አሎ ስለዚ ካብ ጉዩይ ማዓል ክሳድ ማሐዝ ከም ዝባሀል ምስ መንግስቲ እስራኤል ስምምዕ ከድሊ ኢዩ ማለት ‘ሞ ብሪጌድ ንሐመዱ ዝበለጸ ዲፕሎማሲ ምስ ኢስራኤል የድሊዯ አሎ 👍👍👍
ኩቡር ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዩስ ነቲ ምክርካ፣ኣስተምህሮካ፣ብልቢ ነመስግነካ❤ ምክርኩም ኣይፈለየና ነቲ ኣካይዳ ንከዶ ወትሩ ምክርኩም፣ተመኩሮኩም ኣይፈለየና። የቀንየልና ነቲ ግዜኩም።
Nay bhaki busul zereba eziom tezmehwo ezi kalsi mteawete neyru
እወ ዘረባ እንተበዝሔስ አብ አድጊ ነይጸዓን።ብሐቂ እዚ ብዙሕ ትንታኔ ዘድልዮ አይመስለንን ወዮደአ ዓበይቲ ድዓርቁ ደዋሀህዱ የለውን እምበር እቲ ነፃነት በቶም እስኻ ጽናሕ አነ ክሐልፍ እንዳበሉ ከምኡውን ድሰንከሉሉን ነጻ ወጺእና ኮይኑ ግን ንሳላሳ ዓመት ዝአክል አብ መሪሕነት ዝነበሩሉ ጉዳይ እዩ ። እዚሕጂ ተላዒሎምሉ ዘለዉ ኩሎም ፍትሒ ይሐቱ ደአ አለዉ እምበር ካልእ አይኮነን ይኹን ግን ንፉዓት መራሕቲ እንተትህልዉ ሰደት ይኣክል ህዝቢ ይመለስ ንሕናም ለውጢ ንግበር አብ ክንዲ ብዝሐለፈ ጥራይ ብሩህ መጻኢ ንደቅና ዘይምባል ኩሉ ዓዱ ገዲፉ ተሰዲዱጽባሕ ድአ ምስመን ክትነብርዋ ከ ኢኹም ። ንሕሰብ ንነፃነት ዘረባ ደይብሉ ተወዲኡ እንታይ ደአ ሓርነት ሕድሪ ስውአት ብደቅና ዘይኮነ ክሕሰብ ነይሩዎ ብአቦታት ሕጅም ሀገር ምምሕዳር ለውጢ ከይገርካ እቶዉ እንተተባህለ ብምንታይ መገዲ ሕጅም መሠረታዊ ለውጢ ሕረስ ሐሰስታይ ንገድነጋዳይ ኢልካ ቁዋም ናይ ሀገር ክትከል አለዎ ለውጢ ምስዝግበር ሀገር ይህነጽ ፋብሪካታት ይኽፈት እዚ እንተተገይሩ መን ከአምን ስለዚ ንዐና ጥራይ ዘይኮነ ነህዝቢ ሓልዮት ነተግብር፠😭😭😭😭😭😭😭😭
Yekenyelna kbur Abona🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ኣየናይ ጽቡቕ ኣታ ።ሃገር ምዕናው? በይነይየ ንቑሕ ፡ ዝደጸሰ ብዙሕ ዩ ዝሓልም ። ቁሩብ ጽናሕ ክትዕዘብ ፡ አርትራዊ ሰሪሑዩ ግብሪ ዘርኢ ።
ናይ ቅድሚ ክንደይ ዓመት ዝነበረ ሃዋህው ትንተና ትህቦ ዘለኻ ሕጂ ደኣ ሃገራት ዓረብን ኢስራኤልን ኣብ ሓደ ድፋዕ ኢዮም ዘለዉ
ወዲ መንቆርዮስ መሕፈሪ! ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት: ነታ ዝተቓለስካላ ፅላዊት ባንዴራ ገዲፍካስ እዛ ናይ ትኳቦ ፈደረሽን ባንዴራ ትወንዚፍካ ክትምድር! እዋይ ውድቀት : ከዳፅ ክዳፅ እንድዩ ግን እዛ ባንዴራዚኣ ብንጽጽር ፃንደብርሃን ኣይምገበራን: ትሩፍ እዚልካ እቲልካ ተምጸኦ ለውጢ የልቦን :: ኤረና ካብቲ ኩሉ ምስ ባፃል እቶም ጎይተትካ ኮንካ ዝፈሓስኩሞ ሸርሒ ቦሎኽ ኢላ ወጽያላ! There is nothing you can do now.
Kedae lekbat shefta
ሀይለመርቆርዮስ 1992 አብ ከተማ ባህር ዳር ከተማ ምሰ ልሳኑ ናይ ኢትዮጵያ ሰብ ስልጣን ገዛና መፂኡ ድራር በሊኦም ዘህለፍናዬ ምክርኻ አይርስኦን
Aziu agedasi astemhro thank you ambassador haile menkoryos ❤
@hagosfessehaye31
11 күн бұрын
Hawa ne Mr askalu du haqey ?
@user-et1ls7pk8k
11 күн бұрын
@@hagosfessehaye31 No
@Maranata224
10 күн бұрын
No I do not think.@@hagosfessehaye31
@BrightHope-HorizonMedia
10 күн бұрын
ድኹም ዝኾነ ኣስተምህሮ
@user-et1ls7pk8k
10 күн бұрын
@@BrightHope-HorizonMedia how
He care about other interat
ብኣውራጃ ዝመጽእ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ዝመጽእ ለውጢ የለን
ፕሮፈሰር ሃይለ መንቆርዮስ እሞ ካባኩም ዝዓቢ ሰብ ኤርትራ የብላን 33 ዓመት ቀሊል ኣይኮነን ኣበይ ደኣ ኔርኩም እዚ ኩሉ ዘበን ሕጂ ከኣ ይፈቱኑ ብዲፕሎማሲ ኣጀኩም ምባል ኢና ካባኩም ንደሊ
Mr.you care about US
Telamatete kedahatete Asewetete
አንታ እዞም ህዝቢ ከሓዲ ክትፈተፈትዉስ ይገርመኒ። መስዑ ደፎ ፍዓላ ድኤ ስድራቤቱ ክመርሕ ዘይከኣለስ ኣኸባኹም ክመርሓልኩም። ትሩፍ ትትሩፍ ጥራሕ ከምዝመርሖ ነረዶኣካ። ሃገር ክሸይጥ ዕድሚኡ ዘወድኤ ምዃን ዝኣበዮ ተበላጺ ፍጥረት።