ካብ ንፖለቲካ ንሰላም ንዘምር ንኣባ መቃርዮስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ
Ойын-сауық
ካህናት ወይሲ ፖለቲከኛታት ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam
Пікірлер: 143
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና።
amen amen amen keber memhiryy amlk xegu yebzalkuom amlk yhaguzkom qxilowo ትምህርትኩም ሀንቀው እለ እየ ዝጽበየኩም ድንግል ማርያም ተጽልለኩም መጋቢ ምስጢር መምህርይይይ
@rahelfesaha942
2 ай бұрын
I do like abona teach us alot.thank you.
መምህር ወመገስጽ ዘኢያደሉ ለገጽ ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል
ሰላም መምህርናን ጋሳናን ቃል ሂወት የስምዓና🙏❤🙏❤🙏❤
ኣቦና ንማዕተብኩም ምፍራድኩም ዓቢ ትምርትዩ እመብርሃን ሰላም ተውርደልና 🙏🙏🙏
ብሃቂ ኩቡር መምህርና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ልብካ ዝመልስ ትምህርቲ ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ካብ ምዓርን ጠስምን ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር ኣስሚዕኩምና ኢኹም ሞ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረኽ
ቃል ሕወት ይሰመአል አቦና እደመን ጥእና ይሐቡኩሙ
*Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Memhrey ane zgermeni gn kemey gerom Nezom sebat merhati haymanot elom ysabwom btaami eu zgermeni*
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ነዞም ሰባት ድማ ኢግዜአብሀር ምስትዉዓል ይሃቦም
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen ❤️ Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen Kalehiwot yasemaln AMEN ❤❤❤
ቃለሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና። እዚ ዘመን ሕማቅ እዩ ዘሎ'ሞ ዘሎት የድሌና ኣሎ። ኣሕዋት ኣብ ክንዲ ተግባር ክርስቶስ ግብሪ ዲያብሎስ ከነሳሲ ንውዕል ኣለና። ምሕረት የውርደልና።
ቃለ ህይወት ያስምዓና አቦና
መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ
Amen Amen kale hiwot yesmalna..🙏🏾
Qale hiwet yesmealna kbur memhrna amlak bmhretu yrayena amen(3)
ብሓቂ ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤
አግዛኣብህር ካብ ሕማቅ ያሓሊኩም ኣቦና ቃል ሂወት ያሃበልና❤❤❤❤
Amlak selam ywardalna
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር መጋቤ ምስጢር ኣማኑኤል።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና ኣደታትና ጸሎት ገበረሊና በትርዒርቅ ኪወርዳ ቢሰላም ከንምለሲ ናብ ሃገረናረ ወለዲ ኣብ ሃገረ እስራኤሊ ደቒኩም እግዚአብሔር ኣምላኽና ንመላ ዓለምና ምሕረት ሰላም የወርድ እመ ብርሃን ቢኣማላዲነነታ ምስ ኩሊና ህዝቢ ክርስቲያን ትኩን
Egziabher keal hewit yesemalna kubur abona abzi 1st World kulu seb deabdlos u zexawetelna zelo kemkum fetefetu zekulesena merhi yedelna alo so egziabher mhretu yewerdelna
በስምአብ በወልደ መንፈስ ቁዱስ ወ ገታ ባዕልኻ ፍትሒ አዉርደልና ብሃይማኖትና አቑመና አሜን 🙏❤🙏❤🙏❤
❤❤❤❤❤❤ amen amen amen liqi qal hwet ysmaliena❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️
Abet ykre ybelelna kabzi zblwo zelewu ysewrena meskel krstos zhezu abotat kemzi kzarebu ageb ageb Egziabher ab lbkum ymleskum nmemhr Amanal gn xegau yebzhelka admen tanan ka yhebka sle ati rezin kal Amlak tmskr aleka amo Egziabher msaka ykun.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና፡፡ ጎይታ ይቅረ ይበለልና፡፡ ኩሉ ዝበልኩም ሓቂ እዩ፡፡
Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Awet nhsbi ERITREA amen Awet nmengsti ERITREA ❤ Edme n Keshi Amanuel Amen ❤❤❤❤Amen
ኣሜነ ኣሜን ኣባና ኣሜን አሜን ቃሂወቱየስመዓና
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቃል ማዕዳ፡ቃል ህይወት የስምዓልና መርጌታ ብኣማኑኤል ዘበንኩም ይባርኽ፡ሎሚ ካብቲ ዘደንግጸኒ ግዜ ቤተክህነት መስቀል ኣብ ኢዶም ኣብልቦም ግና ብረት ዘቀመጡ ኮይኖም እዚኦም ግና ካብሱል ጥረ ምኻኑ፡ኢልና ክንሓልፎ ዘይግበና ኢዩ
Amen 3 kalihiwet ysmana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qal hiwet ysmalna abona nay agolgulot zebenkum ybak egzabihier ❤kulsrb felitwom eiyu
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓርቢ ስቅለት ክሰግድ ዝወዓለ ወለድና ንበረኸት ክኸውን መግደፍ እዮም ንቤተክርስትየን ዘምጽኡ ነይሮም እዚ ወለዶ ከበየናይ ሕብረተሰብ መጽዩ ቤተክርስቲያንን ንዝወዓለ ብደንጎላ ክትሃርም ብጣዕሚ ዘደንፅዩ
ብሃኪ ኣቦና ቃለ ሂወት የስሟኣና 🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽሎ ብእኻ ተሓጊስና
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና መጋቢ ሃዲስ ዘኣማኑኤል🥰🥰ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏
ቃል ሒወት የሰመኣልና❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመኣልና
Ezi eu nay Amlak timrti kal hiwet yesmalna
Kubuer memhrna abonan kemakuem yebzhalna ❤❤❤❤❤❤
Qal hiwet yesmaana memhir amaniiel
ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ቃል ሕይወት የስማዓና መጋቤ ኣማኑኤል 🙏🙏🙏 እዞም ንሰላም ዘይሰብኩ ኣቅሽሽቲ 666 ዝኽተሉ እዮም. እግዚኣብሔር ማይ ጮሎት ይኽዓወሎም🙏
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደሎም ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኣምላክ ይልኣከልና❤❤❤
Egzabhiér Amlak aynelibeni'om ykfetelom Bedelna gedifu yteareqena Azyu,zehazin gizie eyu Mesqel xierka poletics Bicha Memhirna Qale hiwet yesmealna
መምሕረይ ከመይ ጅግና ዲካ ❤❤❤ ጎቦዝዝ❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmealna kubur hawna zehazn eyu egzabiehier ayni lbonoaom ykfetelom ezom Abotatna
Amen Amen Amen Kal hwet ysmalna Abona
Kale hiwet yasmaln ❤🙏
አበይ ዘበን ኢና በጺሒና ብጣዕሚ ዝሕዝን አዩ
መም ቃለ ሕይወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እቲ ኣልባስ ናይ ቤተ ክርስቲያንና እንተ ምልባስ ገዲፎም ናብ ፖሎቲካ ምምሃር ምሓሾም መስቀል ሒዝካስ ንሰላም ይስበኽ እምበር ንጽልኢ ክዛረቡ ዘሕዝን እዩ
Amen (3) kale hiwet yesmealna egzabher amlak mhretu yleakelna meatu yleakelna egzyo ab mntay zemen ena bexihina zelena abona xegeu yebzhalkum
Amen Amen Egzabhar qale hiwet yesmaln
Amen amen amen qal hiwet yesmaelina❤❤❤❤❤
Thank you so much Abona! You bring it to the point!
Amlak bsay wusuat ykun. Bsue Abona Edmen tenan yhakum🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Kemzi timrti Amlak zimhrom sinom alewu kal hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kale hiwot yesmalina 💒♥️♥️
Anes Kedem Neti Mengesti yenekefo Neyere Gen Eti Mengesti Hanti Ayegeberen Ezo Agelegelti Betechresian ina Zebelu Abotat Eyom Zekefeu Eti Mengesti Menafekan Abti Hager Keyesefahfeu U Zekales Zelo Bezi Ka Hegus Ye Ane Kale Hiwet Yesemealena
@selteneyohannes6469
2 ай бұрын
Hahahahahah mehafqan aye dbqurna, seb ab dlayu yamen Mengsti Antay aatewo, metshaf kudus tenbbu ikum walas Suk ilkum ikum tsmddwo. Gotyana bhayli aykonen aaminiwom bfqrn thtnan iyu slezi kemau knkewn dea amber orthodox zeykone kasrn kqetln kndgf aygbeanan iyu pls
@yobel-lh2rj
2 ай бұрын
@@selteneyohannes6469 Entay Koyenu Zeyetewo Kid Endo Menafekan Ente Koneka Ketatu dika Welas Ketemeles Tereyo
@ghenethaile2803
2 ай бұрын
Tebarek Haki Meskerka❤❤❤
@MS-to6mv
2 ай бұрын
Abettt 😢😢😢😢 menafikan knbil menfikna mengsti aymlketon eu neru kemey eu krstna beka 🤔🤔🤔
@zigeredagerelase2220
2 ай бұрын
ነፍስና ንመርምር ምስ ኣምላኽና ንሃሉ 😭😭😭
Kal hiwet yesmana
qale hwetu yesmealna ❤️🙏❤️🙏❤️🙏💯👌🏾
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
አበየናይ ጽሑፍ ኢዩ ከንሽበሞ በኽዩ ስቕስቕስቕ ኢሉ ድማ እንዳበለ ደብሽ መናፍቕ ድማ ይስሕቕ እግዚኦ ነዚኦም ደድሕሪኦም ዝኸዱ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
hakekum ikum kebur memherna egziabher tsegeoo yebzihalkum eziom merahti haymanot aykonun wey neti meskel gedifom nab poleticaom yekidu eziom chogri begee zetekednu tekaluyom
Aye ewe bejakum kulna xelotn mhlelan awjulna hmaq alena 😢😢😢😢😢😢
Amen Amen Amen. Abona,
Amlak mhret yewrdelna
ናይዚኦም ዘረባ የብሉን ተገሪምና ሱቕ ኢልና
Amen
Mihret yewridelom. Kab nay kali firdi natom kimzeabi aytredomin zelo. Ab kindi ne seb nab yeman nab xegam zemerhu merahti. Egzabher gina mis kinu seb iye.
Bsenki elamom zresu hadehade kahnat ena behalti orthodox txref ala yehzneka u nmahlel xelot ngber ab kndi mbal
Amlak xeguu ybzalkum
ኦርቶዶክስ መፃወቲ ኮይኒና መምህር አምላክ ምህረቱ የዉርደልና
ቃላ ሕይወት የስመዓልና መምህር። ደስ ዘብል ቃለ አምላክ
Bihaki kale hiwet kale Selam eyu.selamu ybizihalina goytanan amlakinan medihaninan eyesus christos.selam niakatikum ykun kemzibellena selamu ybizihalina
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና
ቃለ ሂወት የስመዓልናጥራይ እኹል አይኮነን ብወገነይ ምግሳፅ ንዝግብአ አተሪርካ ምግሳፅ ሞራል ንዝግብኦ ሃናጺ ተስፋ ምሃብ መቃርስ ጳጳሳት ጥርዓኖም ናብ እግዚአብሄር የቅርቡ ንስኻ ግና ዓለማዊ ምኻንካ ክተፍልጥ ጥርዓንካ ናብ ሰባት ከቅርብ ትብል አሎኻ።መጋቤ ም ዘአማኑኤል ቀጽሎ ወላዲተ አምላኽ ምሳኻ እያ።እንተ ተሃድሶ(መናፍቃን) ከም ዕንባባ መሮር ድሕሪ ቅሩብ እዋን ክቅምስሉ እዮም።ብዙሐት መናፍቃን ተንሲኦም ወዲቆም ከአ።እምነት ተዋህዶ ግን አይክትናወጽን እያ።
Amen Amen Amen 🙏
❤❤❤ amien
ተውሃዶ ምካነይ ሓፊረ
@tewahdozebeaman9147
2 ай бұрын
ተዋህዶ ምኻን ኣየ ሕፍርን ኢዩ ሓቀኛን ርትዕትን ርእሲ ቤተክርስቲያን ክርስቶስ ስለ ዝኮነ ትፍተን ድማ ኣላ ብደሙ ዝመስረታ ስለ ዝኾነት ከምቲ ክርስቶስ ክሳብ ሞት መከራ ዘብዝሕሉ ካብ ኩለን ንዓዓ ፈልዩ ናይ ሰባት መከራ ይበጽሓ ኣሎ ክርስትና ብመከራ ስለ ዝተመስረተት ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገር ክድሕን ኢዩ ቃል ኣምላኽ እዩ እሞ ክሳዕ መወዳእታ ተዓጊስና ኣክሊል ዓወት ንኽንረክብ ብጸግ ኡ ይደግፈና ኣሜን
@ghenethaile2803
2 ай бұрын
Ajoka kbur hawey kulu Kinder eu
ዝገርም እዩ፡ዘሕዚን ከኣ እምበር😢😢😢
Amen amen amen
qal hewet yesmaln
❤❤❤❤❤❤
Qale hiwet yesmealna
Qale hiwet ysmealen
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦና❣️🙏፡" ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ" ዝበሎ ኣቦና ሰለሙን ከምዚ እዩ። ዝተፈላለየ ዓይነት ሰናእትነትን ሽግራትን ኣሕሊፋ እያ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያና። ኣብ ሞንጎ ሰማእታት ክሓቲ፡ ኣብ መንጎ ናይ ኣምላኽ ምስክርቲ ሓሰውቲ ነብያት፡ ኣብ ሞንጎ ተባዓት ናይ ኣምላኽ ድማ ናይ ኣረማውያን ሸፈጥ ኣሕሊፋ እያ ኣብ ዘመና በጺሓ ዘላ እዛ ቅድስቲ እምነት። እዚ ዘመን ድማ ጊዚኡ ስለ ዝኣኸለ ብኸምዚኦም ዓይነት ቫይረሳት ቤተ ክርስትያና ትጥቃዕ ኣላ። ንሕና ውን ልክዕ ከምዚ ኣቦና ክብልዎ ዝጸንሑ ክነቕሓሉ ይግባእ። ስለዚ ካብ ጽልኢ ፍቕሪ፡ ካብ ጭካነ ድማ ርህራሄ ይበልጽ እሞ ካብ ፈጸምቲ ትንቢት ሙኻን ሓደራ ንጠንቀቕ❣️🙏። ነዚኣቶም ድማ እግዝኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም፡ ንዝሞተ ሓውና ከኣ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የውርሰልና ❣️🙏። ኣቦና ከኣ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም❣️🙏።
ወንሕነሰ ንሰብክ ክርስቶስሃ ዘተሰቅለ እዚኦም ድዮም ሕጂ ጳጳስ ክበሃሉ ብኻ ተሪፍዎም መናፍቕ መኑ የሃድገነ ፍቅሮ ለክርስቶስ
መርሓባ መምህርና ዘኣማኒኤል ዓቃቤ ምስጢር እንቛዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጻሓና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልክዕዩ ከምቲ ዝበልኩሞ ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ኣሽንዃይ ዶ ሰብ ክትቀትል ሲ፡ እንስሳ ውን ክትቐትል ወይ ኣብ ገዛኻ ኣምጺእካ፡ ክትሓርዳ ብሕጊ ኣይፍቀደልካን ዩ ከምኡ ድማ ኣብ ኢስራኤል።እዚ ግና ናይ ነዊሕ ግዜ ዝወሰደ ሰይጣናዊ ሓሳብ ቡዙሕ ገንዘብ ዝወጾ ናይ ምዕራባውያን፡ንተዋህዶ ሃይማኖት ንምጥፋእ ኮነ ኢልካ ዝተመስረተ፡ዩ ኩላትና ክነቅሓሉ ይግባኣና። ተቓዋሚ ደጋፊ ደይ ኮነ ንኤረትራውያን ንምጥፋእ ዩ፡እዚ ድማ ብጟይላን ብዳንኬራን ዘይኮነ ብጸምን ብጸሎትን እግዚአቢሔር ክረድኣናስ በጃኹም መራሕትናን ኣቦታትናን ጾምን ጸሎትን ኣዉጁልና።ኣብ እስራኤል ቤተ ክርስታን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንሰለስተ ግዜ ንኸንድድዋ ፈቲኖም።ሕጂ ውን ኣብ እስራኤል፡ዘለዉ ኤረትራውያ፡ የሕዋትና ኣብ ሽግር ዮም ዘለዉ ከይሰርሑ ከይ ወጹ ከይ ኣትዉ ኣብ ኣፍ ደገ ገዛውቶም ኣድብዮም ካራን ፋስን፡በትርን፡ኢዞም ይጽበይዎም ኣለዉ።እዞም የሕዋትና ቆልዓ ሰበይቲ ሒዞም እንታይ ይብልዑ እዚኣቶም ቆርበት በጊዕ ተኸድኑ ቶኻሉ እምበር ካህናት ኣይኮኑን ብዓድን ብዓልሌትን ንህዝቢ ዘቃትሉ መስቀል ኢዞም፡ኩሉና ክነቅሓሎም ይግባኣና።ቅዱስ ኣቦና ዘኣማኒኤል፡እግዚአቢሔር ብአኹም ጌሩ ዝማሃረናን ዝገስጸና ዝተመስገነን ዝኸበረን ይኹን እሜን ኣሜን ኣሜን።❤❤❤።
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷
ንጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክኽንሽብዎ ምስ መጹ ተኸንሽቡ ጸንሖም ምኽንያቱ ቕድሚ ዓርቢ ስቕለት ዝፈስስ ደም ስለ ዘየለ
❤❤❤ ስላም መርጌታ ሓውና ኣነ 8 ዓመት ኣብ ኢስራኤል ኔረ ኢየ እቲ ጸገም እንታይ ይመስለካ ብቅዱስ ሲኖዶስ ትምራሕ እንተኮንካ ደጋፊ መንግስቲ ኢካ ብካልእ እንተኮንካ ተቃዋሚ ኢካ እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ናይ ኣውራጃ ኢዩ ወዲ ኣውራጃካ እንተኮይኑ ትፈትዎ ክልእ እንተኮይኑ ትንጽሎ ኢዩ ዘሎ ስብ ኣብ ደስ ዝበሎ ይእመን ብፍላይ ኣብ ኢስራኤል ዘለዉ ኣቦታት ንሰላም ክዝምሩ ኣለዎም ኢስራኤል ቦታ ቅድስና ዝነበረ ቦታ ደም ኮይኑ ኣምላክ ስላሙ ይምለሰልና ❤❤❤
@yohanaandat8616
2 ай бұрын
Amen❤
ንምንታይ ግን ሓቂ ዘይንዛረብ ፡ እቶም ቡንባ ተኾልሳም ፡ዓወት ንሓፋሽ ፡ ዝብሉ፡ፓትራሪክ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክመቱ፡ንኹሉ ማዕረጌርኩም ፡ዘይትግስጡ፡እግዝኣብሄርስ ብሓቂ'ዶ ኣይርእን ሱቕ ይሓይሽ።
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ኣባ ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። እቲ ዝብልዋ ዝፈልጡ ነይሮም እንተ ዝኮኑ ከምዚ ኢሎም ኣይምስተዛረቡን ነይሮም። እዚኣቶም ግን ዓይኒ ልበኖኦም ተደፊኑ'ዩ ዘሎ'ሞ።ምሕረት የውርደሎም። እዚ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ደም ምርሳስ ዝኣቱ ዘሎ፡ንዚኦም ቃላት ሰሚዑ ኢዩ። ስለዚ በዚ ኩሉ ጥፍኣት ናይ ሂወት ወዲ ሰብን፡ንብረትን ተሓተቲ ኢዮም። ምበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ቤተክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Politicalegnatat eyom eziom ,dhar ka kidu ngeru zeytblwom kulatom ka kahnat ybhalu, ezi hizbi eqae gud eu rekibu, ab kindi n selam nneger yesawuru
ኣልባሳት ካህናት ተጀዲኖም ካድረታት ወይን አዮም