"ጌና ኣብ ዓለም ከለኻ ኣብ ገነት ምንባር" ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 2ይ ክፋል Eritrean monastry documentary part2
ሂሩት ቲቪ ሰነዳዊ ፊልምታትን ዝተፈላለዩ ንመንፈሳዊ ህይወትና ዘነቓቕሑ መደባትn ዝፍነወሉ'ዩ። ስድራቤትና ብምዃንኩም ነመስግን
ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ገዳም ደብረ ጽጌ ግንባ ልዑል ኣቡነ ዮናስ • "ዘይዛረቡ ግና ዝበሃል ዘለዎም" ሰ...
• ክሳብ ሎሚ ዘይፈለጥናዮ ዝዓብየ ኢየ...
• ወናኒ ክልተ ገዳማት ኣቡነ ብጹእ ኣ...
ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ ቴድረር • "እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮ...
ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ • ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ...
blessed land; • ብርኽቲ መሬት blessed land ...
gedam abune mnasie/aba smon • ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ...
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት • ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ...
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ • ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳ...
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ • abune gebremenfes qdus...
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ • ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ...
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ • "መን'ዩ ድኻም ኢልኩም" ዘገርም ...
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ • "abune selama document...
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
© Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos
Пікірлер: 199
ናይ ብዙሓት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም'ዩ። ብዙሕ'ኳ ዝጎድለና እንተኾነ ዝያዳ ክንብርትዕ ደግፉና። ስድራ ናይ እግዚኣብሄር ብዘይቀልዓለም ብዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ስራሕ'ዩ። share like comment subscribe እናበልኩም ኣበራትዑና። ከም ዝተባረኽክምሉ ኸኣ ንገሩና እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።
@semeretesfaghabir186
4 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ጸጋ ይብዝሓልካ ሓውና ድያቆን ይርድኣና ኢዩ ጻዕሩን ድካሙን ።ከምቲ ንስካ ኩሉ ግዜ ትብሎ መንግስቲ ኣምላክ ብክንደይ ድካምን ጻዕርን ኢያ እሚ ኣምላክ ዓስቢ ድካምን ጽዕርካን ይርአ።
@almazsemere6802
3 ай бұрын
ተባረክ 🙏❤️
@adeytube6750
3 ай бұрын
አበየናይ ከባቢ ናይ ኤርትራ ይርከብ???ክንከይድ ተደለና
@adeytube6750
3 ай бұрын
ጽቡቕ መደብዩ ኣይተቋርጽዎ
@merontekleab8257
3 ай бұрын
Xegau yebzahlkum yehwat
በዓል ገዳም ኣቡነ ኣብራንዮስ እንዳቦና፡ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም፡ ገዳም ኣቡነ እንቆብርሃን ደቂ ሸሓይ፡ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ከባቢ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ----ወዘተ ካልኦት ገዳማት ሃገርናን ማየ ጸሎታትናን ኣድባራትናን ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት
ተባረክ ዳት ሓዉይ ምስ መሳርሕታካ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቲና ነባረተዖዮም ፍቅራት ስድራ እግዚአብሔር
መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ሓደራ ነዚ ቁዱስ ስፍራ እዚ ምስ ስድራይ መጽየ በረኸቱ ክካፈል ኣብቀዓኒ 🙏🙏🙏🙏
@tesfubeyene2111
2 ай бұрын
Assssyyyyyyy
መንፈስካ ዘሕድስ ቅዱስ ስፍራ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ዘህድእ መንፈሱ የብዛሓልና
ኣብየቱ እግዚአብሔር ዝሓለፈ ይኣኽለኩም በለና ንመላእ ህዝቢ ክርስቲያን ሰላምን ፍቕሪ ሀበና። ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ቅዱሳን መኻናት እንበፅሓሉ በረከት እንካፈለሉ ዘመን ኣመፀኣልና ኣሜን።
@user-pm2ul5pg1r
2 ай бұрын
አሜን🤲🥺
መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ሓደራ ነዚ ቁዱስ ስፍራ ምስ ስድራይ መጽየ በረኽቱ ክካፋል ኣብቀዓኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም በርትዑ!!!
ናይ ኣቡነ ዮናስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ይሕደረና ኣሜን💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ናይ ኣቦና የናስ በረከትም ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ደብረ ምዕዋን ኣቡነ ብጹኣምክ ከኣ ብጽሕዎ ሓደ ካብቲ ቅዱስ ስፍራ ቅዱሳን ሃገና ኢዩ።
ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን እዩሞ ቡዙሕ ዘይተበርበረ ገዳማት ኣለና ብዓቅሙኩም ከተፍሉጥና ንምሕጸን . እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም. ድያቆን ኣንጎሶም ተክለወይኒ ቀጽሎ ካብቶም ቡሉጻት ነድንቆም ኢካ ። ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ስደትና የሕጽረልና ከምቲ ናይ ቀደም ዓመት ዓመት ክንነግድ ኣብቲጎቦ እዳዮናስ መይዶሎዎ ሜስ እዳበልና ክንኣቱ ከለና ኮቦሮና ሒዝና ክንምለስ ከለና ካኣ ጮሞርና ሒዝና ጸበልና ሒዝና ዳሓንያ ዋዓሉ ኣቦየናስየ ስጋዕ ናዓመታ ንምለስየ እደበልና ንፋኖ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
ድያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልኩም፡ፈጣሪ ቀጽሉዎ ይሕዋተይይይ❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ🥰🥰👏👏👏👏
ኣዳላዉቲ ናይዚ መደብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ዕድመ ጸጋ ይሃብኩም።
ዲያቆን ጋዜጠኛ ዳት እግዛብሔር ምስካ ይኩን 💒⛪️✝️🇪🇷
ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ረድኤቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤nafqot gedamatna bertiuna nay bahaqi edlegnatat ikum ahwatna amlak msakum ykun ❤❤❤
ኣሜን ኣብቲ ጸሎትኩም ኣምላኽ ይጸብረና🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ ኣምላከ ቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ኣቦታትና ስፍራ ከተላልዩና ነዚ ቪድዮ ብምስራሕኩ ብታዕሚ ነመስግን ።❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ።ብሓቂ ን በዚ እተቕርቦ ዘለኻ ንዕዘብ ( ንከታተል) ፍርቂ ናይ ብኣካል ተኻፈልቲ በረኸት ኮይኑ ዩ ዝስምዓና ሰላም ውን ይዓስለና እግዚኣብሄር ስደትና የሕጺሩ ተኻፈልቲ በረኸት ናይ ኩሎም ቁዱሳን ስፍራ ገዳማትና ክንከውን የብቅዓናን ቅዱስ ፍቓዱ ይኹንን።ኣዚና ኢና ነመስግነካ ሓውና ድያቆን ዳት ምስ ኩሎም ስዓብትኻ(መጋዕዝትኻ)እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣስቢ ቁዱሳን ይኽፈልኩምን ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኩምን ❤❤❤
ኣብዚሑ ፀግኡን በረኸቱን የብዝሐልኩም ❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 🙏 🙏 mexina nrio ygberena bnay abona xadik aba Yonas xelotomn redietom yebzhalna Amen Amen Amen 💕 💕 💕 💕 ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ሓወይ ቡሩኽ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot nay kudusan abotatna ayfeleyena❤❤❤
AMEN AMEN AMEN qalehiwet yesmaoana mdri gedam Abotatna knregx yebqaoana egzabiher ❤❤❤❤
Amen amen amen nay abune yonas bereketu redietun ayfeleyena❤❤❤
Hirut Tv ,,,kemey wedey Egzisbiher adiluka eway fetrulka entay zbel mrqa eyu zeleka ,,,,,Fetari xegu yebzehalka . Amlak n hagernan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hzbnan ybark. Ab xelotkum kea aytresuna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏!!!!
ኦኣምላክ ስደትና ኣሕፅረልና ከመይ ናብ ገዳም ክከይድ ሰናይ ፍቃካ ይኩን ኣሜን(3)
Amlaek Gedamatna Adnan Barikelina Amen🙏🙏🙏
ኣምላክ ጸግኡ የዓድልኩም 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይቶም ቁድሳን አቦታትና አይፈለየና ናይ ብሃቂ ደስ ዝብል አግዚአብሄር አምላክ ነቶም አዚ ገዳማትና አናዘርኩም ተላሉና በረከት ተካፈልቲ ክንከውን ትገብሩ ዘለኩም አግዚአብሄር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባሪከልኩም ቀጽልዎ ገዳማትና ዘይንፈልጦ ብዙሃት ገዳማት ፈልጥና
ብጣዕሚ ከምዚ ጌርኩም ገዳማትና ከተላልዩና ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ይሕዋት።ኣነስ ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ መጥመቅ ገዳምስ ኣብ ሃገርና ይህሉ ዶ ይኸውን ይብል ኔረ።እግዚአቢሔር ይመስገን።ኣሪእኹምና ብሩኻት ኣቦታትናን የሕዋትናን እግዚአቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ከም ፍቓድ እግዚአቢሔር ንበጽሓኩም ይግበረና ።ቅዱስ ዮውሃንስ መጥመቐ መሎከት፡ሓዋርያን ነብን ካህንን ሰማእትን ዓቢ በረኸት ዩ። ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን❤❤❤። ሰብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmaln egziabher fkadu koynu abeu yebxhalna
ቃል ህወት የስማዓና 🙏🙏🙏
Amen qale-hiwet yesmealna bteami deszbel tekafelti breketom ygberena ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ገዳማት ዓድና ተመሊስና ንሳለመሉ ይግበረና ኣሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
እግዚአቢሔር ንሃገርና ሰላምን በረኸት የብዛሓላ።ናይ ኣቦና ዮናስ በርኸትን ጸሎትን ምስ ኩሉና ይኹን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።እልልልልልል የቀንየልና ብሩኻት የሕዋተይ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም።ኣሜን❤❤❤
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ስድራ ቤት ኢኹም እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዛሓልኩም፡ኣብ እትገብርዎ ጾሎት ደግፉና ኢኹም ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም።
Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum
Goytana eyesus krstoss xegu yebzehalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
DAT hawey Ms mesarhtka btamiye zemesgneka Egzabiher Amlakna xegan tbebn yebzhalka ❤❤❤❤❤ am proud of you ma bro ab CBSS with Diacon Mili bzuh indikum mhirkmuni and hjika komu blbie zemesgneka ❤❤❤❤
አሜን (3)ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡረይ ብዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 👏♥️🌿
ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ንኽንበጽሕ እግዝኣብሄር ብጸግኡ ይደግፈና ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ደስ ዝብል እግዚኣብሔር❤ፍቅሩን ሰላሙን ይልኣኸልና❤ቤተ-ክርስትያናን ሃገርናን❤❤❤ሓይልን ጽንዓትን ይሃበና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amlake kidusan xegu ybzhalkum .Berket abotatna ayfeleyna
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቅዱሳት ገዳማትና ክንዕቅብ ክንሃንጽ ድማ ይደግፈና ❤❤❤
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen ❤
Nay abona yenase berekete Rediato yehderelna Amen 🙏❤️❤️❤️❤️
ከነደይ ደስ ክብል ተመስገን በረኸት ቅዱሳን ገዳማትን የሕድረልና. ክብር ሓውና ቀጽለሉ ፀጉኡ የብዝሕልካ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ❤❤⛪️⛪️⛪️
Bhaqi des zebl medeb burukat yhwat 🙏🙏🙏fetari xega bereketu yebzhalkum 🙏🙏kab zelenayo sdet temelisna nnegdelu ygberena🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale yesemelna
Amen Kal hiwet yesmealna amlak xagu yebzhalkum bereikt nay abotatna yhalwana
አሜንንን ቃለ ሂይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኢ የብዝሓልኩም ናይዚ ተሳተፍት በረከት ይግበረና እግዚአብሔር 👐⛪👐
Bitaimi des kitbil qalehwet yesmalna qexiliwo lueul egziabiher misakum yikun aytitehalelu
እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዝሓልኩም ብሩዃት የሕዋተይ ደቂ እዛ-ቅድስቲ ሓላል መርየት🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ ከምቲ ናትኩም ጸጋ ናይዚ ቁዱስ ስፍራ ንካፈለሉ ግዚየ ይዓድለና ፈጣሪ🙏🙏 🙏✅✅✅
ክብሪ ኒግዛቢሀር ይኩን ንሃገርናን ህዝብናን ንዓኩምን ይባርከልን ፍጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤
❤ኣሜን ❤ቃል ❤ሂውት ❤የሰማዓልና❤ ❤የሕዊትና ❤ካኣ ❤ኣምላኽ ❤ናይ❤ ❤ዘበነ ❤ኣገሊግሎት ❤ይባርኪም❤ ❤❤በረክተም ❤ጸሎት ❤ናይ ❤ነበየ ❤❤ዮናስ❤ ኣየፈላና❤ ❤ ❤ ❤ ❤
እግዝኣቢሄር ኣምላኽና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጉኡን በረኸቱን ይብዘሓልኩም
Amen ((3))Kalehiwet yesmealna
Amen amen amen abotatey xeletukum mskulna ykun
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላኽ ገዳማትና ይባርኸልና ::❤❤❤❤❤❤❤
Edime Teina yihabkum kale hywot yasemalin Amen
Egziabher amlak fqadu koynu adna temelisna bsga nbexho ygberena, dyaqon kea egziabher amlak xegu yebzhalka .🙏🙏🙏
ተመስገን ኣምላኽ
አሜን አሜን አሜንንን ቃል ህወት የስማአልና ጸሎትን ናይ አቡነ ዮናስ አይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🙏🙏
ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Amen amen amen ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen❤️ 🙏👏
❤❤❤❤ ኣሜን በረከት ቅዱሳን በረከት ኣብነ ዮናስ ኣይፈለየና
Egziabher yibarka Mohammed...senai aemro
ኣሜን(3)
Amen amen amen ❤
Amlak msakum ykun
Egziabiher yhagzkum
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen 🙏
Amen amen amen ❤❤❤🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Egzabiher ymesgen Brukat Abotat ,Yehiwatna Qale hiwet yesmealna.
❤❤❤aziyu des zebl qale hiwet yesmealna xegueu yebzhalkum😊😊😊❤❤
Amen xelot bereket nay abona Yenas ayfeleyena ab xeltkum zekruna abotat yhwat
Aseyyyy hawey natey edmen tienan
AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏
Amien Amien Amien buruk abotatey xolotkum ayfeleyena edmen teanan yhabkum fetari kulu alem medhaniealem Aboy. Btami des zbl ❤❤❤🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina yahewat xega ybzhalum❤❤❤ bereketomin redatomin qudusin Abotatina ayfeleyena ❤
AmenAmen❤❤❤❤
Amen ❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏💒❤❤❤
Egziabher segu yebzhalkum nezi kudau bota zerakumna bereketom selotom ms kulna hzbe krstian ykun❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜነ ቃለ ሂወት የሰመዓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤💍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤