abune gebremenfes qdus ተኣምር ዘይፍለዮ ገዳም ማየ ጸሎት ገብረ-መንፈስቅዱስ ደርዓንቶ documentary film eritrean monastry

ብዛዕባዚ ገዳም ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ፡ ናብዘን ቴለፎናት ምድዋል ይከኣል፦
ቀ/ኪሮስ መንግስ፦07268208
ቀ/ተስፋማርያም፦ 07472444።
ናብዚ ቻነል ዝኾነ ሓሳብ ንምሃብ በዞም ኣድራሻታት ርኸቡና፦
dattekle@gmail.com accounts.google.com/SignOutOp...

ተለፎን 07618536
ብሩኽ ጾም ይግበረልና ጾም ድሕነት ጾም ስርየት ይበሎ።

Пікірлер: 700

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 Жыл бұрын

    እልልልልል፡ ተመስገን ፍጣሪ ነዚ ኩቡር ገዳም ጋ/ገ /መ/ቁዱስ ዘርአኻና። ምስክርነተይ ክህብ አብ 1/2002 ቅዲ 20 ዓመት ካብ ዓዲ ዐረብ ገይሸ መጺኤ ሃንደበት/ልደት ማዓልቲ አብ ገዛ ስድራይ ሕማቕ መንፈስ አትዩና፡ አብ ሰሙናይ ድማ ሐሚመ፡ነብሰይ ለሚሱ፡ ማይ ጮሎት ንእንዳ ጋ/ገ/መ/ቁ፡ ከይደ ድማ አብ ሳልስተይ ለውጢ ጌረ፡ 3 ሰሙን ተሓጺበ ድማ ሐውየ፡ ሎሚ አብ ኤሮጳ አለኹ። ናይ ቡዙሓት ሕሙማት ድማ ብዙሕ ተአምር ሪኤ፡ ብጹኑዕ ሕማም ሓሚሞም አብ አግራብ ይአስርዎም አብ ወጋሕታ ድማ ጋብር ፈቲሑና ኢሎም ምስ ሙሉእ ሃለዋቶም፡ ናብ ስድሮኦም ይምለሱ፡ ምስክርነቶም ድማ ይህቡ ነይሮም። እዋይይይ ይቕረ በለለይ ጋብረይ ከም መብጻዓይ አይገበርኩን እሞ፡ ሕጂ ግን እግዚብሄር ይሐግዘኒ ንኸተግብሮ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ገዳማት ሃገርና ተርእዮና።

  • @qesistefamichaelkflemariam8743

    @qesistefamichaelkflemariam8743

    Жыл бұрын

    waww des zbl mskrnet እዚ ንባዕሉ ዓቢ ስራሕ ዩ ተለፎን ናይቲ ገዳም ኣበይ ይርከብ ይከውን

  • @qesistefamichaelkflemariam8743

    @qesistefamichaelkflemariam8743

    Жыл бұрын

    ተለፎን ናይዚ ገዳም ደልየ

  • @datlove

    @datlove

    Жыл бұрын

    ብዛዕባዚ ገዳም ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ፡ ናብዘን ቴለፎናት ምድዋል ይከኣል፦ ቀ/ኪሮስ መንግስ፦07268208 ቀ/ተስፋማርያም፦ 07472444።

  • @qesistefamichaelkflemariam8743

    @qesistefamichaelkflemariam8743

    Жыл бұрын

    @@datlove የቀነልና

  • @user-uq1lc4pp8m

    @user-uq1lc4pp8m

    Жыл бұрын

    Xegu yebzhalki haftey mearey 🙏🙏🙏

  • @havenabraham5252
    @havenabraham52527 ай бұрын

    ኦ ጎይታ ኩሉ ትክእል አብዚ ቅዱስ ቦታካ ክበፅሕ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @halenamotivation5065
    @halenamotivation5065 Жыл бұрын

    ምሕረቱ ዘይውዳእ እግዝኣብሄር ፡ምሒሩኒ እዩ፥ሞ። ኣነ ግን መብጽዓይ ንኣባጋብር ከምቲ ዝድለ ኣይገብርኩሉን። ይቅረ ይበለይ!!! በስመ ስላሴ ሰናይ ክዛረብ ኣምላክ ሓግዘኒ ኣነ ሮቤል ይብሃል ኣብ ዓዲ ስደት ኣብ ኤውሮፓ ድማ ሕልሚ ብዝመል ፡ደብዛዝ ሂወት ምንባር ይሓልፎ ኣሎኩ።ኣብ ኣባጋብር (ገብርየ ፡ገብረሂወት) ደርዓንቶ ኣብ ኤርትራ ተማሃራይ ላዕለዋት ትምህርቲ ኮሎጅ ኣብ ዝነርክሉ ፡ብጹኑዕ ሓሚመ ፡ኣብ ፈቀዶ መወከሲ ዓበይቲ ሆስቢታላት ኦሮታን ፡ካልእ ናይ ልምዳዊ ሕክምናታት ፈቲነ፡ ተጋፊለን፡ምኮን ኣብይኒ ፡ገንዘበይ ፡ግዝየይን፡ዝነበርኒ ናይ ምሕዋ ተስፋ በኒኑ።ብመንጽሩ ካብ ትምህርተይ ኣቆሪጸ ፡ዓዲ ውዕል ኮይነ።ካብ ሰባት ተነጺለ ድሕሪ ምሕላፍ ።ሃንደብት ከም ፍቃድ ኣምላክ ሲንቅን፡ክዳንን እኮ ከተማልእኩ ናብ #ኣቦይ ኣባ ጋብር ደርዓንቶ ከይደ ።ድሮ እግረይ እትው ከይበለ ፡ኣብታ ናይ ምሸት ምህልላ እትግበረላ ቦታ ተኣምር ናይ ምህርተ እግዝእዝኣብሔር ጀሚረ።ክብራት የሕዋት ኩሉ እቲ ዘገረልይ ክጽፎ ቦታን፡ዓቅሚ ኣገላልጻን ሰለ ዘይበልይ።ብድብዱ ካብ ኩሉ ዝነብረኒ ሕማመይ ተፈዊሰ ፡ኣቆሪጸዮ ዝነብርኩ ትምህርተይ ቀጺለ ብዝለዓለ ነጥቢ ብጽብቕ ዛዚመ ኣብ መምረቅታይ በቅዓ።ሓውየ ተማሒረ።ሰለዚ ብወትሩ ንኣምላክ ኣባጋብር የመግን።ዳግማይ ድማ ገጽ ዓደይን ፡ገጽ ዘፍቅሮ ማጨሎት ኣባ ጋብር(ገብረሂወትይ )ድርዓንቶ ተሳፋ ይገብር። ኣብ ዘለክዎ ክሕልወኒ ድማ ጸሎቶም ኣይፈለየኒ።ክብር ሓውና ድማ ሰለ ምድላዋትካ የመግን።ሓሳብ ልብካ የስምረልካ

  • @user-gs8zp9yf4p
    @user-gs8zp9yf4p Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ቅዱስ ገዳማትና ጸሎት ናታቶም ኢዩ ዘቃሳቅሰና ዘሎ ኩቡር ሓውና ጸጋ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ስደትና ኣብቂዑ ነመስግኖም ይግበረልና ክብር ይኩን እግዚአብሔር ኣሜን

  • @akberetashmelalh1533

    @akberetashmelalh1533

    Жыл бұрын

    🙏🙏🙏

  • @leteyletey3923

    @leteyletey3923

    Жыл бұрын

    አሜን🙏🙏🙏🙏

  • @cristianoronaldo4228

    @cristianoronaldo4228

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-uq1lc4pp8m

    @user-uq1lc4pp8m

    Жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏 🤲 🙏

  • @luwamblata1521
    @luwamblata1521 Жыл бұрын

    ከዘንቱ ታሪኮም በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ከዘንቱ ታሪኩም ናይ ቅዱሳን ኣቦታተይ ከዘንቱ ታሪኩም ኣንጊሆም ዝወፈሩ ምእንቲ ሃይማኖቶም ብቅዓት እኾ እንተጎደለኒ ንገድሎም ከዉሪ ዓቅመይ ግን ክብል ብሓይሊ ፈጣሪ ብመኖም ክፍልም ነብያት'ዶ ሃዋርያት ፍቅሪ ጎይታ ዘብጽሖም ክሳብ ሞት ገሊኦም'ውን ክሳዶም ዘሕለፉ ሰማእታት ደመም ኪዖም ክረክቡ ኣክሊል ዓወት ኣለዉ'ዉን ካብ ቪላታት ዝመረጹ ደብሪ መከራ ጸጊቦም ክሓፍሱ ሰማያዊ ክብሪ ጻድቃናት ክብሎም እምነቶም ፍጽምቲ ኣብ ምድሪ ከለዉ ስሞም ዝተቀየረ መላእክቲ ፍትወት ናይ ዓለም ቁሊሕ ከይበሉ ኣብ ፍቀዶ በረከታት ኮለል በሉ ንነዊሕ ጠሚቶም ንቅዱስ ዕላማ ስግኦም ኣሕሰሙ ክለብሱ ግርማ ፈጣሪኦም ዘይፈልጡ እምነት ዘብዝሑ ንስሊኦም ነቢዖም ንጸሎት ዝነቅሑ ኣምላክ ኣዲልዎም ዘስተዉዕል ጥበብ ንዓለም ሰበኹ ቃል ወንጌል ዘይጽገብ ከምዚ እዩ ታሪኮም ቅዱሳን ኣቦታትና ትእዛዙ ዝክበሩ ክሳብ መወዳእታ ብሰናይ ግብሮም ዝዘርእዎ ሓፈሱ ዝበለጸ ሃብቲ መንግስቱ ወረሱ መዓስ እዚ ጥራይ ኣላ'ዉን ብኩሉ ክብርቲ ኣደ ሉዕል ጎይታ ናይ ሰማይ ንግስቲ ስማ ጥዑም ካብ መዓር ጸባ ማርያመይ ክብላ ዝተጨነቀ ቤተሰባ ተስፍኡ ንኣዳም ዝወጸላ ካብ ሲኦል ጸዋሪት መሎኮት ብክልተ ወገና ድንግል ብርሃን ወሊዳ ሰላም ዝኣወጀት ዊሒድዋ'እዃ ናይ ጸጋ ስግደት እቲ ተኣምር ግድሎም ገሪምኒ ኣነስ ኣብ ቅድሚኦም ፈንፊነዮ ናተይ ምምልላስ ጽድቂ ተገበርኩ ይንፋሕ ይትዕነን ይቅረ ደኣ ይበለለይ ኣምላከ ቅዱሳን ስብሓት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር መዘከርታ ጻድቕ ንዘልኣለም ይነብር። (መዝ 112፡6) ኣ ሜ ን

  • @MercyEritrea17
    @MercyEritrea17 Жыл бұрын

    በስመስላሴ ተመስገን ድያቆን ሓወይ ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ የመስግነካ ኣብ ውሽጠይ ዝሓልሞ ዝብህጎ ቦታ ጻድቅ ኣቦና ኣብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ(ጋብር) ዘርኣኻኒ። ኣነ ኣብ ቤተ-ክርስትያን እንዳ ጋብር (ደብረ ምሕረት) ኣኽርያ ኢየ ተወሊደ ዓብየ ካብ ግዜ ህጻንነተይ ብጸሎቱን ብረድኤቱን ክሳብ ሕጂ ኣለኹ። ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወተይ ዘይፍለየኒ ጋብር ኣቦይ።ናይ ጋብር ኣቦይ ውዕለት ቡዙሕ ኢዩ። ኩሉ ግዜ ጸሎተይ ናብ ኤርትራ ተመሊሰ ኣፍደገ ቤቱ ክስዕም ተስፋ ኣለኒ ብጸሎት ሓግዙኒ ናይ ጋብር ኣቦይ በረኸት ረዲኤት ምስ ኩልና ይኹን 🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷

  • @user-nj7jo5ph6n

    @user-nj7jo5ph6n

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Ajoka Ezgeabiher amlak kulu ykealo eu

  • @freweinigebrmariam6636

    @freweinigebrmariam6636

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @tdflove3582

    @tdflove3582

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጀካ /ኪ. እግዚአብሔር ኣምላክ እኮ ድለትኩም ዘበል ክትርክበስ ናባይ ንዑ እዩ ዝበለና ስለዚ ነብኡ ንለምን እንበር ክንበፅሖ ኢና 🙏🙏🙏

  • @Blessmelord2024
    @Blessmelord2024 Жыл бұрын

    ኣብ 2004 ከባቢ ገና ወዲ 11-12 ዓመት ከለኹ ጸላኢ ሰናይ ስለዝነበረኒ ኣዝየ ይብህርር ነይረ ብጸሎት ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣብዛ ገዳም ሓውየ ብድሕሪኡ እቲ ዝሓሞ ዝነበርኩ ሕማም ገዲፉኒ ሎሚ ኣብ ስደት ኮይነ ነዛ ቪድዮ ክርእያ ከለኹ ንድሕሪት መሊሱ እቶም ምሳና፡ዝሕጸቡ ዝነበሩ ሞስሊምን ሓሚሞም ዝመጹ እሞ ሓውዮም ከምዚ ከማይ ዝተመለሱ የዘክረኒ። ኣምላኽ ገብረመንፈስ ቕዱስ ስደትና የሕጺሩ ዳግማይ ናብዚ ቕዱስ ገዳም ከመልሰና ሕማምና ክፍውስ ቕዱስ ፍቓዱ ይኹን።

  • @fkreykahsay5665

    @fkreykahsay5665

    Жыл бұрын

    ኩብር ሓው ናይብሓቂ፡ ኣነ ዋላ ከምዚ ናትካ ሕማም ነርኒ ናይ ምብህራርን ኣብ እግረይ ድማ ብጣዓሚ ሳሓ ይገብረለይን ነሩ, ምስ ሓኸኽክዎ ድማ ብጣዓሚ ይሓብጥ ነሩ , ኣብ እንዳ ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ደርዓንቶ ምስተሓጸብኩ ክሳብ ሎሚ ሓሚመ ኣይፈልጥን ኤ, እዚ ክብለካ ከአኩ ግን ማራ ንእሽተይ እየ ነረ ግን ኣይርስዖን ኤ ክሳብ ሕጂ, ከምዚ ዝበልካዮ ኣብስደት ኮይነ ወትሩ ኤ ዝዝክሮ ነቲ ገዳምን ጸበሉን, ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ንወትሩ ካኣ ኣይፈለየና ኩቡራት የሕዋተይ, ከምዚ ዝበልካዮ ካኣ ንዓድና ተመሊስና ዳግማይ ንበጽሖ ይበለናና ልዑል ፈጣሪ።

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4i Жыл бұрын

    በለስ እንዳ በላዕኩ ጥሪት እንዳ ሓለኹ ዘዕበየኒ ቅዱስ ቦታ ሎሚ ግን ኣብ ስደት ብማዕዶ ኮይኑ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ሓደራ ስደትና የሕጽርዎ ታሪኽና ቀይርዎ

  • @luliatesfay

    @luliatesfay

    Жыл бұрын

    Fkadu ykun temelisna knhxebo

  • @medadejen7196

    @medadejen7196

    Жыл бұрын

    edelena eka abzi qdus sfra mbayka hawey

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey4351 Жыл бұрын

    ጋብር ኣቦይ ማዓረይ ካብ ስደት ተመሊስና ዳግማይ ማየ ጸሎትካ ክንሕጸብ ኣብቃዓና ኣብዚ ገዳም ታሓጺበ ተማሒረ ኢየ ናይባሓቂ ታኣምራት ዘለዎ ገዳም ኢዩ ስደት ሑሱም ካብ ኩሉ ይፈልየና ኣሎ መድሃኔኣለም ኣቦይ ማዓረይ ስደትና ኣሕጽረልና።

  • @misganabirhane8970

    @misganabirhane8970

    Жыл бұрын

    ጋብር ኣቦይ ምሓርና

  • @user-ry3ve8kh2n
    @user-ry3ve8kh2n Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኸ ተመስገን ኣታ ኹቡር ኣቅራቢ ብፍጹም ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ዘይ ደሊ ብፍጹም ኹቡርን ፉቱውን ሓወይ ብምንታይ ጀሚረ ብምንታይሞ ክውድኦ ሓጎሰይ እዚ ድማ ኹሉ ሳላኻዩ ፉቁር ሓወይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ፉጹም ሰማያዊ ሓጎስ ይሃብኻ ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ውን ወትሩ ምሳኻ ይኹኑ ፉቁር ሓወይ ወትሩ እየ ዝካታተለኻ ኣዚየ ውን የመስግነኻ ነዚ ቪድዮ ናየቦይ ምስ ራእኹ ብሓጎስ ካብ ባይታ ሓፍ ኮፍ ብምባል ሓጎሰይ ብብክያት እንዳራእኩ እየ ጀሚረ ወዲአያ ምክንያቱ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ንዓይ ሂወተይ መድሕነይ ከም ፍቃድ ኣምላክ ውን ናቶም ጥራሕ ኣልቦን መዝሙር ከውጽእ ይሓስብየ ዘለኹ ግጥሚ 12 ወዲአ ዜማ ጀሚረ ኣለኹ ፍቱው ሓወይ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ብፍጹም ኣጆኻ ኽብለኻ ይፈቱ በርትዕ : ኣነ ንጋብር ደርዓንቶ ሓንቲ መዓልቲ እየ ከይደ ንሱ ኸኣ 7 ዓመት ጌሩ ኣሎ ብጸለቱ ብረዲኤቱን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ገዳማቱ ኹሉ ብብዝሒ ተመላሊሰዮ ሕጂ ዝርኸበሉ ኣብ ፍራንስ እዩ ነቦይ ኣለኹልኩም ክብሎም ብፍጹም ፍቃዶም ይኹን ነቦቀሺ ኪሮስ ድማ ኣዝየ ዘክብሮምን ዝፈትወምን ኣቦ ደዊለ ኣጀኹም ክብሎም ፍቃድ ኣቡየ ይኹን ንዓኻ ድማ ኣብ ኣምደ ወርቆም ይጽሓፉልካ ።

  • @ebetesfahiwet9658
    @ebetesfahiwet9658 Жыл бұрын

    ዓሕ ነዚ ቅዱስ ማይ ጨሎት ዘይምርካብና እባ ኣብ ስደት ከርተት ንብል ኣለና ኦ ኣቦይ መዓረይ ስደትና የሕጽረልና

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 Жыл бұрын

    ኣየይይይይይይይይይይይይይ ትዕድልቲ ኣየይይይይይይይ እዋይ ቅንኢ ተዋሒጠ ቅዱስ ቅንኢ ስደተይ ኣብቂዒካ ኣብ ገዳምካ ኣብ ጸበልካ በረከትካ ኣውስደኒ ጋብረየ ጋብር መንፈስ ቅዱሰየ❤❤❤❤❤❤❤❤😭🙏🏽💐✝❤❤❤❤❤

  • @sabashamsabeto8642

    @sabashamsabeto8642

    Жыл бұрын

    ኣሜንንንን

  • @angesetmhtsunangesetmhtsun571

    @angesetmhtsunangesetmhtsun571

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @havenabraham5252

    @havenabraham5252

    7 ай бұрын

    Amen 🙏🏽🙏🏽

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l Жыл бұрын

    አቦይ ገብረመንፈስቅዱስ ማሐሪ እዩ ሕጂ አየ ተመሊሰ ምስ ደቀይ ንስደት ክልተ ሠሙን ታሐፂብና ተፈዊስና ጽርየቱ ማዩ መደቀሲኡ ኩሉ ነገሩ ጽቡቅ ሪኢና ናይ እስልምና ተኸተልቲ ከይተረፉ ብዙሐት ይሕፀቡ ክማሐሩ ድማ ሪኢና የቀንየልና ነዚ ክቡር ቦታ ዘቅረብኩምልና ነመስግነኩም

  • @hadasmisgina3627
    @hadasmisgina3627 Жыл бұрын

    በረከትን ረድኤትን ጋብረመንፈስቅዱስ የካፍለና ምሕረትካ ሃበኒ ሓሚመ ኣለኩ ኣሜን

  • @mendeferaeritrea6610
    @mendeferaeritrea6610 Жыл бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዘብል እቲ ዝዓበኽሉ ብተኣምርን ኣማላድነት ኣቡነ ገብረመብፈስ ቅዱስ ካብ ኣዝዩ ከብዲ ሕማም ተፈዊሰ ከም ሰበይ ኮይነ ሂወት ክመርሕ ዝክኣልኩን ኣዙ በረኸት ዘለዎ ክትፍለዮ ዘይትደሊ ማይ ጸሎት ኢዩ ሓውና ከኣ ከምዚ ገርካ ብምቅራብካ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ሊዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ኣማላድነትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና

  • @abrahamjoseph9960
    @abrahamjoseph9960 Жыл бұрын

    ኣነ ንባዕለይ ወርሒ 7/2022 ኣብዚ ገዳም ጋብር መንፈስ ቅዱስ ን (7) መዓልቲ ተሓጽበ ግን ኣነ ሰብ እንዳ ጋብር ክብሉ እስምዕ ነረ እንተኾነ ኣነ ንጋብር ጥራሕ ደይኮነ ሃይማኖተይ ክፈልጥ ክኢለ ኣነ (45)ዓመት ኣብ ስደት እየ ድነብር እቲ ዘውሰደኒ ከኣ ሓውየ ጋብር ደራንቶ ልዕሊ ኹሉ ሃይማኖተይ ከምዝፈልጥ ገርንሎ (ኣሜን )

  • @user-dani173
    @user-dani173 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ነዚ ቁዱስ ቦታ ስለ ዘረኣኩመና ነቶም ብስም ጥራይ እንፈልጦ ድማ ናብዚ ቁዱስ ስፍራ የብቀዓና ኣሜን🙏🙏🙏

  • @kibreabanday1396
    @kibreabanday1396 Жыл бұрын

    አቡነ ተክለሃይማኖት ፍሸይ (ለሚናት) ከመኡ ክልእ ጸጋታት ሃገርና ከተላልየና ክንጺበ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 Жыл бұрын

    ኣሜን በርከቶምን ልማኖኦምን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩሉ ኣማኒ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኹን።

  • @edenz7956
    @edenz7956 Жыл бұрын

    ድያቆን ሓወይ ጸጋ የብዝሓልካ በረከት ናይ አቦና አብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ አይፈለየና

  • @luwamkifletsion3891
    @luwamkifletsion3891 Жыл бұрын

    ኣሰይይ ድያቆን ሓወይ ኣዚና ነመስግነካ ናይ ኣቦና ገብረመንፈስ ቅድስ ምስ ኩልና ይኩን💒🙏

  • @rishane9576
    @rishane957624 күн бұрын

    ጋብር ገብረመንፈስ ቅዱስ ዘዕበካኒ ኣቦይ ኣቦ ስድራቤተይ ኣቦ ደቀይ ገዳምካ ንምርጋጽ ፍቃድ ጎይታ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡❤❤❤❤❤

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    በረከት ናይ ጻድቅ ኣቦና ይሕደረና በጣዕሚ ደስ ዝብል።

  • @mihreteabandebrhan8615
    @mihreteabandebrhan8615 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ቅዱስ ስፍራ ክንርኢ ካብ በረከት ናይ ጻድቕ ኣቦና ገብረ መንፈስ ቅዱስ ይፍቀደልና። እግዚኣብሔር ብቅዱሳኑ ድንቂ እዩ። ኣጆኩም ኣጆና ህዝበ ክርስትያን ነዚ ዝተቀደሰ ስፍራ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሰጋገር ዝጸንሐ ንሕና ውን ኣሰሮም ስዒብና ካባን ናብ ዝመጽእ ወለዶ ከነሰጋግሮ ኣሎና።

  • @user-ge6pt2fr3e
    @user-ge6pt2fr3e Жыл бұрын

    ናይ አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረከት ይሕደረና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብለካ ኣእምሮካ ዘሐድስ ደስስስ ክብል እቲ በረካታት✝️❤️

  • @genetkifle1970

    @genetkifle1970

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @genetkifle1970

    @genetkifle1970

    Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-oc4io6fs8m

    @user-oc4io6fs8m

    Жыл бұрын

    ናይ ኣቦና ገብረመንፈስ ቅዱስ በረከቶምን ረዲኤምን ኣይ ፈለየና ምስኩላትና ይኩን ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣእምሮካ ዘሐድስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ጻድቃንን ኣቦታትን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Wedi_asmerom_abraham
    @Wedi_asmerom_abraham Жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ድያቆነይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕል ፀጋ ይዓድሉኩም እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ብሓቂ ደስ ዝብል ገዳም ዓድና ናፍቀዮ ብሓቂ 🥺🥺😥😥🕊🕊️✝️✝️✝️🕊️✝️✝️✝️🕊️✝️✝️✝️✝️🕊️🕊️🕊️✝️

  • @fnankaleab322
    @fnankaleab3223 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።

  • @user-ox1lk3om3y
    @user-ox1lk3om3yАй бұрын

    አሜን አሜን አሜንንን ጸሎትን በረኸትኒ ናይ አቡነ ገብር መንፈስ ቅዱስ አፈለየና ስለ አቡነ ገብር መንፈስ ቅዱስ ይማሓረናአ ስለ ክሎም ቅዱሳን ይማሓረና❤❤❤❤❤❤❤

  • @rutahans9724
    @rutahans9724 Жыл бұрын

    ጾሎቱን ርዲኢቱን ኣቦና ጋብር መንፍስ ቁዱስ ኣይፈለየና።🙏🙏🙏⛪

  • @rutahans9724

    @rutahans9724

    Жыл бұрын

  • @shmendibrhane6371
    @shmendibrhane6371 Жыл бұрын

    ነዚ ምስ ረኣክዎ መንፈሰይ ይሕጎን ሓጎስ ይስማዓኒ ደስ ዝብል ኣምላከ ቅዱስን አግዚኣብሔር ብምሕረት ኣቡነ ገብረህወት ብጸለቶም ድንግል ማርያም ብኣማልድነታ ትሓልወና ።

  • @GedamabuneBrukamlak
    @GedamabuneBrukamlak5 ай бұрын

    በረኸቶምን ረዲአቶምን የካፍለና ቁዓነዚ ረአና ዘድሊ ሓገዝ ተገርሉ ኽንርእዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የብቃዓና እዞም ባካል ዘይርኣናዮ ድማ ምአጺና በረኸቶም ተኻፊልና ክንከይድ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ሰናይ ፍቃዱ ይኹነልና ❤❤❤❤

  • @user-rx1jx2cl3c
    @user-rx1jx2cl3cАй бұрын

    ጸሎቶምን በረከተምን ናይ ኣባ ገብረ መንፈስ ቅደስ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg Жыл бұрын

    ኣሰይ ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኦቦና ገብረመንፈስ ቅዱስ ጸሎቶምን በረኸቶምን ተራዳእነቶምን ምስ ኩልና ይኹን 🙏🙏🙏⛪❤️ 🍀🕊️🌿🍀🕊️🌿🍀🕊️🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይ ነዚ ክንሪኢ ዓይንና ዝከፈተ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕለቱ እንቃዕ ናትኩም ኮና ጸጉኡ የብዝሓልካ እሁየ ቡሩክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብጸሎት ኣቦታትና ይምሓረና በረከት ኣቡየ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይሕደረና❤💒❤

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas5092 Жыл бұрын

    ተመሊ ክሕጸብ ኣምላክ የብቅዓኒ ናይ ጋብር መንፈስ ቁዱስ ክልተ ግዜ ትሓጺበ ኢየ ብጣዕሚ ትእምርቲ ዘለዋ ኢዩ ስደትና ኣሕጺሩ ጋብረይ ተመሊሰ ኣብ ማጫሎትካ ክሕጻብ ቅዱስ ፍቃድካ ኢዩ

  • @teklekflay6880
    @teklekflay68806 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ገብረመንፍስ ቁዱስ ኣማላድነቱ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን❤

  • @user-fb9wc3ce2n
    @user-fb9wc3ce2n Жыл бұрын

    ዲያቆነይ ጸጉኡ የብዘሐልካ በረከት ናይ አቦና አብነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ይሕደረና አሜን። ሊንክ ናይታ መዝሙር አቅምጠልና መዘምረይ

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 Жыл бұрын

    ጸጋን በረከትን ናይ ኣቦና ጋብር መንፍስ ቁዱስ ምስ ኩላትና ይኩን ቅድሚ 18 ዓመት ወዲ ሓሙሽተ ዓመት እከለኩ ንመጀመርያ ግዜ ካብ ማህጸን ወላዲተይ ዝውጻእኩላ ጽበል ዝጣዓምኩላ ቤተይ ኢያ እሞ ኣብ ሽውደን ኮይነ ብልበይ ይናፍቃ ሓደ መዕስልቲ ድማ ንዓደይ ተመሊሰ ካልኣይ ግዜ ንክበጽሓ ይምነ።

  • @muluberhane13
    @muluberhane134 ай бұрын

    ኣሰይ ❤ ኣሰይ ❤ ኣሰይ ❤ ኣቦይ መዓረይ ጋብር ጉብረ መንፈስ ቅዱስ ስምካ ይኽበር ይመስገን ከመይሲ ምሕረትካ ዕፁብ ዲንቂ ገድልኻ ኣንቢብካ ከም መዓር ወለላ ዝጥእም ❤ ኣቦየ ናይ ብሓቂ መግለፂ ቃላት የብለይን ሕጂ እውን ክበር ተመስገን ኣቦይ መዓረይ ❤ውእለትካ ብዙህ እዮ ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @simonakube650
    @simonakube650 Жыл бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡ትውክልቶሙ ለቅዱሳብ በቅድመ እግዚኣብሄር ፡፡ምሕረት ኣምላክን ጸሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን፡ ኣብየት እቶም ኣብ መቅደስካ ዝነብሩስ ክንደይ ተዓዊትሎም፡፡

  • @user-jm1om6bd8w
    @user-jm1om6bd8w Жыл бұрын

    ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣቦይ ባዓል ቡዙሕ ዉዕለታይ ፆሎቶም በረኮቶም ኣይፈለየና አሜን ፫ ግን ኣበይ ከባቢ እዩ ይቅርታ ካብ ሰደት ተመሊስና ክንከይድ እግዚአብሔር ይሓግዘና❤🥰

  • @flimonbakimos

    @flimonbakimos

    Жыл бұрын

    ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ጋብር ደርዓንቶ

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    በሓቂ ደስ ኢልና *መድሓኔዓለም* ይመስገን ናይ *እመኣምላክን* ናይ ኣቦና *ጋብርመንፈስቅዱስን* ጽአሎት ይኽፈለና!

  • @brhanbrhan6523
    @brhanbrhan6523 Жыл бұрын

    ብሓቂ በረከቶም ናይ ኣብነ ገ/መንፈስ ቅዱስ ኣቦና ይሕደረና ክቡራት ኣሕዋትና ነዚ ቅዱስ ቦታ ዘረኣኸምና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-cw1zp3xg2k
    @user-cw1zp3xg2k Жыл бұрын

    ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ስደትና የሕጺሩ ናብ ቤቱ የብቅዓና 🙏🙏🙏

  • @lidufsehastin9118

    @lidufsehastin9118

    Жыл бұрын

    Amen xoltman berktoman Ms kultna hzbe krstiyan ykun sdetna Ahxiru nab betu yebqena Amen Amen Amen

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 Жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ቅዱስ ገዳም በዚ መስኮት ምድያ ዘራካኒ ድያቆነይ ከኣ ኣምላክ ቅዱሳን ጻድቃናት ምሳካ ይኩን እድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @selamasrat4945
    @selamasrat4945 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን በሮኮቶምን ጋብር መንፈስ ቁዱስ ኣይፈለይና ::ቅድሚ 24 ዓመት ኣቢሉ ሓፍተይ ዓይና ሓምማ :ክትሕጸብ ከይዳ :ኣነ ክኣ ኣስቤዛ ኣብጽሕላ ተባህለ :ከይደ ንእሽተይ ስለ ዝነበርኩ ወላሓንቲ ኣይተሰማዓንን :ግን ኢቲ ማይ በየን ይመጽእ ኣሎ ኢሉ :ከይደ በቲ ላዕሊ እንተራኩ ወላሓንቲ ዋሓዚ ዘይብሉ :ካበይ ድኣ ይመጽእ ኣሎ ኢለ ንሓፍተይ ሓቲተያ ኣምላኽ ባዕሉ እዩ ዝሰዶ ኢላትኒ ::ብዝኾነ ሓፍተይ ዓይና ሓቢጡ ተሻፊኑ እዩ ነይሩ ደምን ሙግልን ይወጽእ ነይሩ ::ማዕረ ንመርዓ ዝተከልከለትሉ እዩ :ሓውያ ኮላ ዓይና ትሓምም እያ :ትባሃል neyra ኣምላኽ ይመስ ግን ክሳብ ሕጂ

  • @user-uc5gr5ot9z
    @user-uc5gr5ot9z6 ай бұрын

    Amen Amen Amen Xeletom Bereketom Ayifelyena Nay Abona Gebremefis Qidus Ayifelyena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @virgotg8543
    @virgotg8543 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ደስ ኢሉኒ ናይ ዝመሓረኒ ጻድቅ ኣቦይ መዓረይ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወዲ ኣቅላስያ (ጋብር ደረዓንቶ)በረኸቶም ይኽፈለና ኣሜን ከምዚ ናተይ ዝተማሕረ ብዙሕ እዩ ናይ ዙቃላ ኣቡየ ናብ ቤተይ እቶ🙌🙏🥰😍❤️❤️❤️😍🥰🙌🙏

  • @abrahaletsegay7767
    @abrahaletsegay7767 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረክት ገረ መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ኣንቱም ክምዚግርኩም ምስ ገዳማትና ክንላለ እትጽዕሩ ዘለኩም እግዚአብሔር ዘይውዳእ ሓይሊ በረከት ይሃብኩም!!!

  • @kdstiasfha2361
    @kdstiasfha2361 Жыл бұрын

    ክቡር ሐወይ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል አነ ካአ ክሕብረካ አምላክ ምሳካ ይኩን አብ ሰላዕዳዕሮ አላ ገዳም እንተ ኪኢልካ ብጽሐዮ መለከጻድቅ እዪ ዝባሃል 3ጳጉሚ ይንገድ ምርአይ ምእማን እዮ እዚሐወይ አምላክ ምሳካ ይኩን

  • @user-wt4hp3ln5m
    @user-wt4hp3ln5m Жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃካ ኩብር ሓውና ብሓቂ ኣሰይይይይ ደስ ክብል ክንደይ ታዓዲልኩም ኢኩም እዚ ዝረገፅኩም እንኳን ከይድካዮስ ኣብዚ ኮይንካ ኮ መንፈስካ ይሕድስ ኣብቀዐና ላብዚ ኣምላከይ😢

  • @user-wj2so6gv1k
    @user-wj2so6gv1k Жыл бұрын

    ኣሰይ እልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ በረከቶም ረዲኦቶም ኣማላድኖቶም ኣይፈለየና ናይ ጻድቅ ገብረ መምፈስ ቁዱስ ,ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ብሩካተይ, ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም

  • @user-ez6bj6pu8o
    @user-ez6bj6pu8o2 ай бұрын

    Amen3(3)gabire mefes kudus bani mihretom yzekuruna burukatey❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z8 ай бұрын

    ስለ ሁሉ ነገር ተመስገን አምላክ ክንደይ ቅዱስ ቦታ አዩእንዩ ዓደይ ማዓረይ ነዚ ዘርአካናእልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል በረከትኩም ይሕደረና. አሰይይይይይይይረ

  • @elentesafy6867
    @elentesafy6867 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ፀጋ በረከቶም ናይ ኣቦና ፃድቅ ገበረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ኣቦታተይ ኣሕዋተይ አበይ ኣከባቢ እዩ በይዛኹም ሓቡሩኒ

  • @Filipos610

    @Filipos610

    Жыл бұрын

    ኣብ ዞባ ደቡብ ከባቢ ከተማ መንደፈራ እዩ። ንዝያዳ መብርሂ ኣብ መእተዊ ኣበይ ከባቢ ሙኻኑ ገሊጽዎ ኣሎ።

  • @user-cf8fo8li4b
    @user-cf8fo8li4b Жыл бұрын

    ብሐቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ክቡር ሓውና ገዛናለ አሎ ከምዚ ትአምረኛ ናይ አቦነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ናብኡ ያብቀዐና

  • @freweynifsehaye
    @freweynifsehaye Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመኣልና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩልና ይኩን

  • @user-vz6wb8uk4u
    @user-vz6wb8uk4u Жыл бұрын

    ገዳም ደርዓንቶ፡ ገዳም ገብረ መንፈስ ቅዱስ፡ እታ ሓንቲ ኣብ ግዜ ቁልዕነተይ ምስ ስድራይ ካብ ኣብ ኤረትራ ዘለዋ ገዳም/ ማይ ጸሎት ዝበጻሕክወን እያ፡ ግዝይኡ ጽቡቅ ገረ ኣይዝክሮን ቆልዓ የ ነረ ግና ኣብ 2007 ክሳብ 2009 ዘሎ መስለኒ ፡ (ወዲ 9/10 ዓመት ኮለኩ) ሓዊና መጺና ሽዑ እቲ ቦታ ቁሩብ የ ዝዝክሮ ፡ ወዲ 16 ምስ ወጻኩ ካብታ ቅድስት ሃገረይ ኣብ ኤውሮፓ ይርከብ፡ ኣምላክ እንተፈቂድዎ ድማ ሃገረይ እንተተመሊሰ ኣብዚ ቦታ ክበጽሕ የ ምስ ስድራይ ። ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክቡር ድያቆን ሃውና ❤❤❤💒💐🇪🇷

  • @russomgwet3429
    @russomgwet3429 Жыл бұрын

    ጋብር ደርዓንቶ ናይበሓቂ ደስ ዘብል ቦታ እዪ። ንእሽተይ ከስሕቀኩም ኣብ 2009 ወይ 2010 ኣቢሉ ኣደይ ንዓይ ምስ ንእሽተይ ሓወይ ናብ ጋብር ደርዓንቶ ሒዛትና ከይዳ ኔራ። ክሕጸብ ደልየ ኣሕጽበኒ እዩ ኔሩ ምኽንዪት መኸዲና። ድሕሪ 2 ሰሙን ገዛ (ደቀምሓረ) ብ ሰላም ተመሊስና ገለ ነገር ጌረ ምስ ኣሕረቅክዋ እዚ ኩሉ ማጮሎት ኣሕጺበዮስ ከምኣ ኢሉ ኣሎ በለትኒ ሓሚመ ዉሰደኒ ዶ ኣበልክንን እንተ በልክዋ ወሪዲኒ ከይትኣብየኒ ኢለ እምበር ኣነ ኣዴኻ ካብ ኣድጊ ይጥዒ ኢላትኒ ይብለኩም።

  • @temesgenamlakey250
    @temesgenamlakey250 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ እልልልል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣቦይ ሓደራ ገዳምኩን ንምስላም የብቅዓኒ ኣነስ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ድያቆን ሓወይ ከኣ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ልዑል ፈጣሪ ገዳማት ዓድና ንከተላልየና ስለ ዝጸዓርካን ዝተበገስካ ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሓፍውልካ እግዚኣቢሄር ኣጆካ በርትዕ ክብለካ እየ ዝክእል እሞ ሓገዝ ማለት በረከት ክሳተፍ ንዝደሊ ብከመይ ክሳተፍ ይክእል ። መልሲ ክጽበየካ እየ ንበረከት ክንሳተፍ ንደሊ ሰባት እንደሊ ኣለና

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g Жыл бұрын

    ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏

  • @weredeeyasu9750
    @weredeeyasu9750 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ጾሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ዲያቆን

  • @salamibraha1721
    @salamibraha1721 Жыл бұрын

    ኣሰይይ ደሰ ዝብል ቅዱስ ገዳማትና ዳም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውና

  • @gelobtsiegottinsel5617
    @gelobtsiegottinsel5617 Жыл бұрын

    ናብዚ ገዳም ክትከዱ ትደልዩ ኣድራሻ ይኹን ካል ሓገዝ ትደልዩ ሓበሬታ መብጽዓ ይኣትወልኩም ዓቕመይ ክሕገዘኩም ዳን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣቦይ ምህረይ ኪሮስ ናብራ ከቢድ እዩ ኣብ ኣገልጉሎት ተጸሚድኩም ዘበንኩም ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @fama7407
    @fama7407 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ሂይወትካ ዘረስርስን ብሓቂ ጸሎት ኣቡነ ገብረመንፈስ ምስ ኩልና ይኩን ቃለ ሂይወት የስመዓልና ኣሜን 🌿🌿🌿

  • @filimonbrhane5998
    @filimonbrhane5998 Жыл бұрын

    ነዚ ክሰምዕ ዝፈቐደ እግዚኣብሄር ይመስገን በረኽት ገብረ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩልና ይኹን

  • @FRETUBE-oz4pm
    @FRETUBE-oz4pm Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ንዚኣ ትርእዩ ኣሕዋተይ #ስብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ

  • @InnocentMacawBird-no4jg
    @InnocentMacawBird-no4jg4 ай бұрын

    Gaber menfes kudus xelotika ayfelyna sedetina yehxeru ab debrika yehixbna amen

  • @anbesaghebretnsa2639
    @anbesaghebretnsa26399 ай бұрын

    ኣሜን (3) ኣባ ኣቡነ ጸሊ በእንቲኣነ ናይ ብሓቂ ዩ ዲያቆን ሓውና በረከት ናይ ኣቦና የካፍለና ንዓኻ ደሞ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ

  • @freweinietesfamichael1826
    @freweinietesfamichael1826 Жыл бұрын

    ቃልእ ሂወት የሰምአና አቧና ቴልፎን. ጲሐፍሎይ ሞባአ ክንሰድድ

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya2266 Жыл бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ካብ ዓዲ ስደት ብሰላም ተመልስናስ ገዳምካን ጸበልካን ንቃደስ ትንፋስን ግዜን ሃበና 🙏። ይንዋሕ ይሕጸር ሓደ ማዕልቲስ ኣላ ቤትጾሎቶምን ጸበሎምን ንሳተፍ ።

  • @godschild9020

    @godschild9020

    3 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @hermonmehanedsuraj406
    @hermonmehanedsuraj406 Жыл бұрын

    በረኸት ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸት ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረኸት ናይ ኩሎም ቅዱሳን የካፍለና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ ክቡር ሓውና

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 Жыл бұрын

    ፍቅርን ገድልን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ እንዳበለኒ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ጾሎቶምን በረከቶምን ይብጽሓና ኣሜን።ብሩኽ ድያቆን ሓውና እግዝኣቢሔር ኣምላኽ ሃይማኖትናን ንገዳማትናን ተላሌና ዘለካ ውዕለትካ ኣብ ዓሌትካን ኣብ ዘትሓልፍ መዝገበቅ ዱሳን ኣብ ዮርሳሌም ይጽሓፈልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸቶም ናይ አቦና አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይሕደረና ብዓይንና ንሪኦ ይግበረና

  • @mullinaable
    @mullinaable Жыл бұрын

    ብሓቒ፡ ኤርትራ ሃገርና እግዚኣቢሄር ዝባረካን ዝቐደሳን ሃገር እያ።እሜን!!

  • @awetnasr3229
    @awetnasr3229 Жыл бұрын

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ረዲኤት ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስቁዱስ ይህደረና ኣሚን

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 Жыл бұрын

    አሰይ ደስ ዝብል ጸሎት አቦና ገብረመንፍስ ቅድስ በረከቶምን ይሕደረና። እግዚአብሔር አምላክ ዝከበረን ስተመስገነን ይኩን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏❤️🙏

  • @almazdesale8329
    @almazdesale8329 Жыл бұрын

    ጋብርመንፈስ ቅዱስ ጸግኡ ይብዘሓልና 🙏🙏🙏

  • @yhhgi1597
    @yhhgi159711 ай бұрын

    ናይ ኣብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረኸት ይሕደረና❤❤❤❤❤❤

  • @mamemelese3054
    @mamemelese30543 ай бұрын

    ተመስገን ገብረ መንፈስ ቅዱስ ባርኩን እባክሽ ከኢትዮጵያ መጥቼ ሱባዬ ልገባ ነበር እችላለሁ እባክሽ መረጃ ስጭኝ

  • @datlove

    @datlove

    3 ай бұрын

    ይቻላል ሁሉም ሰው መጥቶ በረከቱን መካፈል ይችላል።

  • @semusemu4176
    @semusemu4176 Жыл бұрын

    ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብለ በረከቶምን ጸሎቶም ረዴቶምን ናይ ኣቦና ጋብር መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና አዛብሄር ኣምላክ ፍቃድካ ኮይኑ ኣብኡ ኣብጽሐና !!!

  • @user-ln4mn1qu5k
    @user-ln4mn1qu5k5 ай бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesmana nay abona gebremnfeskudus bereketom ayfeleyena bhaki nezi gedam ms reakwo thagushe temesgen amlak nezi zerakani

  • @natania553
    @natania553 Жыл бұрын

    ክብሪ እግዚአብሔር ንዘላለም ይተዓደለካ ክቡር ሓውና: 🙏❤️⛪️❤️🙏: እታ መዝሙር ኩላ ክንሰምዓ ኣበይ ክንረኽባ እንታይ እያ ትብል 🙏

  • @fanatewelde9305
    @fanatewelde9305 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዕና ናይ አቦና ገብረ መንፈሰ ቁድሰ በረከቶም አይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @Adoniram1032
    @Adoniram1032 Жыл бұрын

    ኣሜን ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን። ናይ ኣቦና ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ በረኸቱ ይሕደረና። ዲያቆን ሓውና ድማ ኣማላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርኸልካ። ገዳማትና፡ቅዱሳን ቦታታን ኣብ ምልላይ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኣምላክ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።ቃል ሂወት የስምዓልና።

  • @esayaskesete5413
    @esayaskesete5413 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ ማላእክቲ የስማልና፡ናይ ኣገልጉሎት ዕድሚካ ኢግዛቢሄር ይባርከልካ፡ ኣባ ጋብር መንፍስ ቁዱስ ጸጋ በረከት የካፍለና ኣሜን።

  • @lloveymama8011
    @lloveymama8011 Жыл бұрын

    ጽሎቶምን በረኽቶምን ናይ ኣቦን ጋብር መንፍስቅደስ ኣይፍለይና⛪⛪⛪

  • @sofanit5174
    @sofanit5174 Жыл бұрын

    እልልልል ተምስገን ኣቡነ ጋብር መንፈስ ቁዱስ ስለ ኩሉ ነገት 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 Жыл бұрын

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ጸበል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ጋብር ደራዓንቶ ደስ ዘብል ክብሪ ይሃብኩም ማየ ጸሎታትናን ገዳማትናን ተላልዩና ዘለኩም ቀጽልዎ ክብሪ ይሃብኩም ነቶም ዝተረፉ ገዳማትና ዘለውን ዝጠፍኡን ማየ ጸሎታትናን ዘለውን ዝጠፍኡን ክተላልዩና በረከቶም ክንካፈል ብትሕትና ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

  • @user-li1nr1mh1d
    @user-li1nr1mh1d5 ай бұрын

    ገብረ መንፈሰ ቅዱስ አባይ ብዓል ውዕለተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adhanomtesfay2514
    @adhanomtesfay25144 ай бұрын

    amen amen amen xegun bereketun nay abona gabrfas qudus ayflyna mes kulna hezba kerstyn ykun amen amen amen

  • @lidyaokube1400
    @lidyaokube1400 Жыл бұрын

    Aboy mearey kab sdet temelise kemti nay qedem ab may xelotka khtseb abqeani Amen

  • @abrahamjoseph9960
    @abrahamjoseph9960 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሃገርናንገዳማትናን ሃይማኖትናን ኣምላኽ ይባርኸልና

  • @hanatesfamichael-mp2sz
    @hanatesfamichael-mp2sz Жыл бұрын

    Amen amen amen xelotonm bereketomn ayfeleyena ezi kubur gedam gaber menfes qudus mis kulatna ykun hzbi kristiyan

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f Жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይ ኣስይ ናይ ኣቦና ገብሪ መንፈስ ቅዱስ በርከቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና ናይ ባሓቂ እዩ ምስ ራኣኩኦ ሓጎስ ተስምዕኒ ኣነስ ማይ ጸሎት ክሕጸብ ብጣዓም እየ ዝደልይ ግን እንድዕይ ዕድል የብለይኒ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን ብተስፋ ክጽበ እየ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @hienokfshale-zh6zk
    @hienokfshale-zh6zk8 ай бұрын

    Amen dat hawey qal hiwet yesmoana qexulo wedi erey shikor

  • @abrehetgebrehiwot1062
    @abrehetgebrehiwot1062 Жыл бұрын

    12 ጊዜ አሜን---------- አብ ጸሎትኩም ዘክሩና

  • @senaittesfay7526
    @senaittesfay75265 ай бұрын

    Aboy kudus gebr menge kudus baelu ymharena Amen 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💒💒💒

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 Жыл бұрын

    ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሠግን ዓድና ሰላም ይገበረልና ኣምላክ እስራኤል ብኣካል ክንረኦ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን።!👏

  • @wintughebrebrehan2013
    @wintughebrebrehan2013 Жыл бұрын

    ኣስስስስይይይይ እግዛኣብሔር ኣምላክና በቲ ዘሃቦም ቅድስና ይክበር ይመስገን ገዳማት ሃገርና ዘይፈለጥናዮ ሃዉና ከይ ኣመስገንኩካ ክሃልፍ ኣይደልን ጸጉየብዝሓልካ ልብና ተሰሩ ኣብጾሎትኩም

Келесі