ERIPM |ራዕዲ ዝፈጠሮ ዘሕፍር ፕርፖጋንዳ ህግደፍ፡ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣፈደገ ዓዱ| Bereket H/mariam
Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our KZread channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.
Пікірлер: 108
ጽቡቅ መግለጺ በረከት ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Henok and Beri
Thank you ERIPM
Thank u ገዛና ❤❤ ባጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ። Eripm 😊
**Great interview by the real deki wsue hzbi Henoka and Berie…***❤❤❤
Thank you eripm
EriPM 💙💙😊
❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
👍
ዎዉ በረከኸት ዘቅረብካያ ሐሳብ ደስ ይብል ኢግኖር ድሐር ይስሕቁኻ ይቃለሱኻ ድሐር ትስዕሮም ሱለዚ ቀሪብና ኢና
Thank you both. 💙💙💙🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Bereket you are right
💙💙💙💙
Nice 👌 Eripm❤
Thanks you for serving us heni and bery
Good saing guys
Thsbks henok and bereket hawna came we miss u what you doing?
Well said Berie 👉 "ፈለኛሞ ክኸዉን ዝደልይ መራሒ ሃገር ኮይኑ" 🤣
ዋው ምሩጽ ሓውና በረኸት
Moamer Gadafi of Libya called his opponents 'kokroaches' ,when they were far away from where he was. When they closed up near and grabbed him by the neck, he said, 'my sons, what did I do to you?'
Selam selam hienok bereket
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Thank you Eripm and berket. Deployment politics clear message
💙💙💙💙👍👍💙💙💙💙💙
Welcome wedi hzbi
Thanks for your service Heni and Bere
Much appreciated to you both Heni and Berie💙🙏💙
Keep the good work ERIPM ❤❤❤❤❤
Thank you guys 💙💚🩵🌿🌿🌿
Well Said Berie. Electricity is very critical for literacy. My dad used to study outside on the street lights.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉!
Abti airport azabee ydru alowu kgerm.
That expected from cruk dictator mafia rigim
berekhet i am always amazed by your talent of analysis gbu you will be one of my country leaders in the future 💙💙💙
Merhaba❤❤❤❤
የመስግነካ ሄነክ ሓዉና ኩሉ ትገብሮ ሰለ ህዝብኻ ምስጋናይ ወሰን የቡሉን. በረኸት ስነልቦንኡ መግለጺ ዘይርከቦ እዚ ካብ ትምህርቲ ጥራይ ኣይብልን ኢየ. ኣተዓባብያ ክኸዉን ኣለዎ. ስለዚ ኢየ መግለጺ ዝስእነሉ. ኩሉኻ ዋላ ክላስ ኣለኒ ኢልካ ትዕበ ካብ በረኸት ዝኾነ ትምህርቲ ክትወስድ ይላቦ.
በረኸት ሃብተማርያም ኣባኻን ከማኻን እንተሉዮም :ክህልዉ ኣብ ዝቃልሲ ተስፋ ይገብር :- ኣጆኹም በርትዑ otherways you are jocker, or star in the struggle for me 👍🙏
Henok Please call this guy Sawa EBA not Sawa shikor
💎💎💎💎💎
Neti Kulu Zgebetiwo Genzeb Hizbi Keyfletu Elom Zigebrwo nay Mitlal Srah Eyu
ብርጌድ ንሐመዱ ብቕልጽሙ ሐመድ ዓደብኡ ከይተረኽበ ከሎ አንገርጊረ ሐንሳብ ንሐዋሩን ክፋነዎ ኢሉ እዩ እዚ ወኻርያ ከም ገልገል አድጊ ደንገርግር ደሎ ድሁል.
Goitom Afewerqi (Sawa shkor) wedi Adi Teklezan xebib riesi Aletawi eyu.😅😅😅
ብሉጽ በረኸት ብጣዕሚ ገሊጽካዮ ግን ክገብርዎ ይኽሉ ነሮም ግን መሰረት የድልዮም ንሱ ድማ 1:ሙሁር ሓይሊ ሰብ 2:መጽለሊ ነፈርቲ ሃንጋራት 3:ሙሉእ ground equipment 4:ቡቑዕ apron and ruway 5:enough fuel tank container 5:secure and safe environment እዚ ጥራይ ዘይኮነ ብዙሕ ሰብ ካኣቱን 25:29 ክወጽእን ኣጋይሽ ኣይደልን ምክንያቱ ሚስጥሩ ከይፍለጥ. ካልእ ኣገልግሎት internate ከቕርብ ኣይክልን ዩ ምስኡ ኤለትሪክ ኩሉ ዓይነት ኣገልግሎት ክቕርብ ኣይክልን ዩ.........
Fithi nhzbi Eritrea
❤❤❤ኢሱ እሞ እንታይ እዩ ክዛረብ!! ምክንያቱ ደላይ ሰላም ደላይ ውግእን ዘራኽብ የብሎምን❤❤❤ ምናልባት next ጃፓን ክትከውን ትኽእል'ያ ግን አብ ጃፓንውን አይክዛረብንዩ!❤❤❤
Mismanagement or intentional? Both are very different. I go with the later.
ባዔሉ ኢሣያስ ኢዚ አብ አስመራ ዘሎ ኢርቦርት ኢልኩም ዲኢኹም ታሐስብዋ እንዳ ተላገፀ እኮ ኢሉና እዩ እኮ : እዚ ዑቡድ !!!!
በረኸት ሐወይ በሐላዉ አግማል ትማሐደር አ አላ ሀገረይ
@abrnyiosasfha7698
28 күн бұрын
Ezi tetkemelo kal astwel nekaleot zetnkef kal aydelen selaetena newhed please
Henok feger 3 etsfi nai tebeka genzeb tewatsiulka. Nisika hawi tiagud mesakin dima yisihniwa ata costmo weyane.
እዚ ሳዋ ሽኮር ዝብልዎ ትፍኡ ዝልሕስ ሰብ ዝተወለደሉ ርስቱ ኪሒዱ ወዲ አስመራ ክከዉን ምስ ደለየ እዩ ሞይቱ ።ስግረዶብ ከስግር አብ ከባቢ ጃልያ ቤት ትምርቲ ተታሒዚ ከባቢ 4 ዓመት ዝተአስረ ሰብ እዩ። ካብ ጋል ሃፍታም ወሊዱ ሃፍታም ክከዉን ሓሲብ ዝተሶገ ሰብ እዩ ታሪክ ይኩን ሂወት ዘይብሉ ብደዉ ዝሞተ ሰብ እዩ ።
Entay gediskum ab sebayin sebeytun hadar tiatwu ! Abinesh tiftewo titslayo ny esu ayetwekumin iyu! Nizi natkum tewka tsili! Yibahal!
Antum sebat like gberu mdyakum aebu
@RgatGebrhwet
28 күн бұрын
💙💙💙💙💙
ጽቡቅ መብርሂ' በርከትን ሄኖግን ። ትግራይ ሉእላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕድጋ ዘእቱ ከብላን ክሳብ ሕጂ የለን። ትግራይ ምስ ኤርትራ ዝምድና ትገብር ኣእሞከ ትግራይ በዚ ሎሚ ምስ ኤርትራ ኪናት እንተ ከፊታ ብብቅዓት ሰራዊትስ መን ከምዚስዕርን ፍሉጥዩ ፡ግን ክፍ ኣት ህግደፍ ንዘለዎም ገለ ዘለው ኦም ቴክኖሎጂ ብዙሕ ዘይግመት ዕንወት ብፍላይ ድማ ቁስሎም ዘሕምም ኣብቲ ናይ ስንኩላት ዘለዎ ቦታትሳ ክሓርሙን ይክእሉዮም። ስለዚ ብዙሕ ነገር ኣብ ግምት የእትዮም ስላም ክገብሩ እቲ ምስ ተቃወምቲ ኤርትራ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ዝምድን ኦም ብጥንቁቅ መንገዲ ከም ዝከይድ ፍሉጥዩ።
@tedgebregzi3832
28 күн бұрын
I hope but I think they are not intellectually matured,as long as you want to stay in power without true election,you are a looser
@tedgebregzi3832
28 күн бұрын
Ane tselie aykonkun
ደንጎላ ደርብዩ። ትግራይ ትስዕር ።ትብሉ ምሁራት ኢና በሃልቲ ደናቑር አንዃዕ ካብ ዕድና ወጻአኩም።
Aye Henok, ariesti sienkas , ayer zeybilu elka tihamiyo aleka 😂😂😂. Higdef ayer kigeziu entedeliyom yitsigimom elka tihasib??
ህግድፍ ሽሮ ትሸይጥ እያ ኣየ በረ
30 አመት ብላሽ ብስንኪ ድንቁርና የህዝን ብጣእሚ ...
Ato Henok, I do not understand why you always explain your question instead of asking your question ? Plus I strongly believe that you don’t prepare enough what questions and why you should ask that question. I always notice your questions is longer than the answer of the guest you invite to answer. That’s deafening the purpose!! In that case you might as well make it solo ( only yourself). If I may suggest I recommend you to take time and watch how Barbara Walter, Ted Copple ( you can find it on KZread) or all the current US television interviews. I’m sure you will take my suggestions as constructive and will make next level journalism. Thank you
sauth koria means oll amerika etali afrika Rashia afrika to the caward dictatorial rigime is vacetion he is nothing for eritria
ይበል ጥምጥም ምስ ህግደፍ፤ ቀጽሎ ኢኻ ኣማን፥
ኢሰያስ ነታ ዝመርሓ ሀገር ከማዕብላ ዘይኮነስ ከዕንዋዩ መደቡ ስለዝኾነ ኽአ ከምዚ ሄኖክ ትብሎ ዘሎኻ አየር ላይን ክምስርት ዘይኮነስ ክሳብ ዘሎ ብተማላእተኛ እናተገልገለ ዕላምኡ መሉእ ብሙሉኡ ነታ ዝመርሓ ዘሎ ሀገር ምዕናው ክሳብ ዝኾነ የዋጽኦዩ::
ደምበ ዕንክሊልከ ኣብኡ ከም ዝነበርኩም ረሲዕክሞ ዲኩም? ኣዲስ ፡ደቭረዘይቲ ዶ ከይኮነ ኔሩ መዓስርኩም ? ዮሰፍ ፈላስፋኩም ዉን ኢሉሎ" ኣዱስኣበባ ዶ ኣይኮንናን 18 ዓመት ዕንክሊል ንብር ዝነቨርና?" ኢሉኩም ኣሎ እሞ ዓዲግራት ዉንኮ ኔርኩም ኢኩም? ሰላም ግዳ ኣበሃህልዎም ነዞም ኣሕዋትና ኣብ እስራኤል ነበርቲ።
በረኸት ኣነ ካብቶም ንግሆ ተሲእና ኣብ ትሕቲ ፓሎ ኮይና ነጽንዕ ኔርና ኣይተጋነን ንግሆ እንድሕሪ መብራህቲ ወሊዕካ ጊረቤት ይባእሱኻ ዝያዳ ትጥቀም ስለዘሎኻ ገንዘብ ኩቡር እዩ ኔሩ ኣነ ወዲ 75 ኢየ
ናይ ፈደራል ፖዝሽን ኣብ ሊዕሊ ህውሓት ትርስዕዎ ኣሎኹም።
HADEMTI AGAME,, If you have the guts to stand against the Eritrean patriotic hero PIA, you don't need to crawl on European streets & attack Eritrean civilian families in the diaspora. Barking on the internet against Eritrea, does NOT make you nationalist Eritreans.
Getskum trhak hameyti
ኣቱም ሃገር እዛ ኤሪ ሳት ሲ ደሃያ ኣለኩም ዶ ጠፊኣ እበር ዘይንካረያ ናይ ሻህዮም እንተኮኖም
😂😂😂😂😂😂😂😂 Ayee beale wedi Haquari Adgi.
ምከኽንባን ጢዒምዎ
እሞ ነዛ ሃገር ትሓልዩላ ተኾይንኩም እሱኹም ሃብታማት ሚልዮነራት ስለዝኾንኩም ኢንቨስት ግበሩ። ነፋሪት ግዝኡ። ፕረሲደንት ኣይኮነን ኢንቨስት ዝገብር። ንዓኻትኩም ሓዚእልኩም ኣሎ ቢዝነስ ክትገብሩ። እስኻትኩምሲ ናይ መንግስቲ መማኸርቲ ምኾንኩም እምበር ንብርጌድ ንሓመፉ ሰብ ቅተሉ እናበልኩም ከተዋፍሩ ዘሕዝን እዩ። ናብ ልብኹም ተመለሱ። ብኸብድኹም ኣይትገዝኡ። ሽሓንት ናይ ወያነ ተረፍ ኣይተልምጹ።
Tigray will not be free unless Eritrea is ruled by noble people.
@swel7586
26 күн бұрын
ኪድ ዓጋመ።
Eritreawi Asha slezkone Iseyas Hasot eyu zqlbo
@swel7586
26 күн бұрын
ስቕ በል፡ ዕጋመ። ኪድ ናብ መቐለኻ።
ኤርትራ ኣገዳሲት ሃገር ኣይኮነትን ኣብ ዓለም ምኽንያቱ ቁጠባን ዓቅሚ ዝሰርሕ ናይ ለውጢ ሓይሊ እንተዘይብልካ ኣገዳስነትካ ቅቡል ኣይኮንን እተን ሃብታማት ሃገራት ውን ኣሚነን ኣይሰርሓን ኢየን ምሳኻ።
ብኣጋራቡትና ዝንቀሳቐስ ኣረጊት ሰብኣይ
Hgdf is desperate 👍👍👍💙💙💙
Esayas falegnamo (felaxi encheity )seb yele Gereb yele eba gebera adi 💙💙💙
ዕቡድ ከልቢ ደኣ ፈለኛሞ ተዝከውን ምሓሾ ኣብኣ ኢያ ኔራ ሞይኡ ሃገር ክመርሕ ዓቕሚ የብሉን ለኪምና ደኣ እንበር።በዚ ሎሚ ትመሃሩ ኔርኩም እንተትኮኑ ደኣ ኣይመጽናዕኩምን ባሮት ኢሳያስ ምኮንኩም ኣምላክ ኣውጺኩም
zienakum Kulu Mebegesikum Higdef Zibelwo Midgam Koynu
በረኸት ነዛ ንእሽተይ ጉጅለ ናይ ኢሳያስ ብምንታይ መለክዒ ኢኻ ስርዓት ወይ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ??? በጃኻ ትርጉም ናይ "ስርዓት"ን "መንግስትን" ኣጽኒዕካ ብጉቡእ መጸውዒኡ ጸውዓዮ ንጉጅለ ኢሳያስ ከም ስርዓትን መንግስትን እናጸዋዕካ ነቲ ብድሕረት ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ተዳናግሮ ኣለኻ።
ስምምዕ ብፊርማ እዩ ዝረጋገጽ ኣብዚ፡መገሻ ወላሓንቲ ናይ ምፍርርራም ስምምዕ ኣይራኣናን።ናይ አትዮጲያ እቶም ዝምልከቶም ሚንስተራት ክፈራረሙ ትርኢ ኢኻ ኣብዚ ዝነበረ ናይ ኮርያ መገሻ። እዚ ዲክተተር እንዳ ማሳጅ ጥርይ እዩ ኸይዱ ።ኣቢ ኣሕመድ ደሮ ናይ ሲጋፑር ጌሹ።እዚ ዲክተተር እታ ኡበር ግዲዶንጊያ ስጋብ ሕጂ ኣቡኡ ኣሎ።
ኤክስፖርት ኣሎዋ ኤርትራ፡ ግን ብህግደፍ ዝውነንዩ፡ኣቲ ክሕለፍ ዘይጉቦኦ ኣቲ ኣገባብ ሃገር ሙጉሕጓሕ ተዘይኮይኑ ዓለምለኻዊ ኣካባቢ ዘይምብካል ዝተኸተለ ዘይኮነ ሃገርና ኤርትራ ዋላ ድሕሪ ምዉዳቕ ኢዚ ኣረመናዊ ስርዓት ዘይወጽእ ሰለሎ ዝገደፈላ ኤርትራ ኢና ክንቅበል፤ ባዓል ቻይና በዱ ናይ ሃገራዊ ፍርያትና ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ናይ ምብካል ኣካባቢ ይግሕጢኦ ኣሎዋ፥
እቶም ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ትጻረፉ ንስኻትኩም ጥራሕ ጎራሓት እዩ ዝመስለኩም ሃሱሳት ጃሱሳት ብሳናቲም ግዜኹም ተጸበዩ።
ሓ ሰ ው ት ን ሰረ ቅ ትን ቀ ል ቀ ል ወያነ መታለ ል ቲ ዉዱ ቃ ት....
@abrnyiosasfha7698
28 күн бұрын
Mehayem terit wedi medhen berad
@selam7603
28 күн бұрын
@@abrnyiosasfha7698you are right the saprters of the dictator they don't have brain ❤❤❤
ደሃይ ዮናስ ሓጎስ'ከ ሄኖካ ፡ስለምንታይ ዮናስ ዘይመጽእ
ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላኽ፡ዘይፈትዎ ስራሕ፡ኣይንስራሕ፡እስኪ፡ጸጽብቁ ዘይንዛረብ፡እቲ፡መድያኩም፡ናይ ምጽራፍን፡ኣጸይፊ፡ዝኮነ፡ስርሓት፡ትሰርሑ፡ኣለኩም፡ብጃኩም፡ንሰላም፡ስርሑ፡
@abrhaleyrussom1718
28 күн бұрын
Sdetena tm elka smae temahar ka