ነሹ መጸ መጸ/ ኢሰያስ ኣብ መገሻ ዘጋጠሞ ኣዛራቢ/ ንሓመዱ ንህግደፍ ገዲፎሞ ዝመጹ ኣጋይሽ ተቐበሉ

Ойын-сауық

ነሹ መጸ መጸ/ ኢሰያስ ኣብ መገሻ ዘጋጠሞ ኣዛራቢ/ ንሓመዱ ንህግደፍ ገዲፎሞ ዝመጹ ኣጋይሽ ተቐበሉ

Пікірлер: 312

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499Ай бұрын

    ጽቡቅ ኣለካ ነሹ ብፍላይ እዚ ናይ ኣውራጃ ኣብ ቲክቶክ ዝግበር ዘሎ ኣሰካፊ ኩነታት ዩ ። ከምዝታት መሃሪ ኣምጻልና💙💙💙

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    29 күн бұрын

    @@neshnesh_showNeshnesh Nihna Hizby Eritrea 🇪🇷 Digerimena Zelo Eko Nay Eritrea Endatezarebus Nay Tigray Bandera Entay Amtsio Kaliay Eziy Meley Meley Tibliwa Zelekum Ab Eritrea 🇪🇷 Kibrtiy Kebira Terik Hazila Ab Bete Mezeker Ala Ab Kulu Tarik Metsahfity 📕 Ala 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 ❤ Ezia Dima Nay Kulu Tarik Meswaetiy Kalisy and Meley Ab Wishta Zetekalelet Eya SIEZIY ENA DIMA NEKIBRAN NIFETIWAN BINEBSIKUM GIN NAY HIZBY ERITREA DILET NAY MINBAB WIHBET YEBLIKUMUN HIZBINA NAY SIRIAT LEWTIY DEKU DIHAKUF SIRAT EYU ZIDELY NAY BENDERA SHIGR ALENA TSELIENAYA AYNIDELAN AYBELEN

  • @gabigunners8073
    @gabigunners807329 күн бұрын

    ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ እንቃዕ ፈጠረላ ዛ ቆልዓ ውሉድ ውህበት እግዝኣብሄር ዮም።

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremicealАй бұрын

    ነቩ በጃኩም ንሀግዛ ብጣሜ ግልፄ ሰብ እያ ተደንግፀካ እቲ ህፃን ከማን እቲ እግሮ ቀጥ ዝበለ ሰለዘይኩነ ህከምና የድልዩ እዩ🙏🏾💕

  • @Zytmnoalem4960
    @Zytmnoalem4960Ай бұрын

    አዋጺእና ነፋሪት ንግዛአሉ መሰኪናይ ሕማም ነብሱ ዝጻወተሉ በዓል ዓዲ ሃሎ።

  • @alemtekle506
    @alemtekle506Ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣፈላላይ እንተሃልዩ ኩሉ ግዜ ችግር ኣሎ 😊

  • @kahsay4539
    @kahsay453929 күн бұрын

    እዚ ስሕበቱ ዝሓለወ ብፍላይ ኣውራጃነት ዘይድግፍ ፕሮግራም ድስ ዘብል እዩ።የቐንየልና ዝወደይ።

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038Ай бұрын

    ነሽነሸ ሙሁር አይኮንካ ካብ ህግደፍ መንደፍ ነጻ መውጽእካና ነይርካ ንህና ባርነት ኢና ንናፍቅ

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418Ай бұрын

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉God blessed Eritrea 🇪🇷 🙏 ♥️

  • @user-yp3zm6dh1x
    @user-yp3zm6dh1x29 күн бұрын

    ነሸነሸ ሓወይ ፅሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ 🙏❤️❤️❤️

  • @livewithhope9586
    @livewithhope958629 күн бұрын

    Neshu nezom malia zkedu ayt'emenom. More focus on our people. Stay blessed ❤.

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq29 күн бұрын

    _ከመይ ቀንኻ ነሹ ሓወይ❤️ናይ ኣቦታትካ ነፀላ &ቆብዕ ኣይትግደፍ ነሹ ፅቡቅ መደብ ክዓ🎉❤_

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    29 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @SamsomAron
    @SamsomAronАй бұрын

    ማራ ዘሐጉስ ዩ ፥ ውላድ ውህበት ፈጣሪ ዩ

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    29 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @zenuhalal
    @zenuhalal29 күн бұрын

    Tanks zyaday ❤❤❤❤❤❤❤ is

  • @user-il6dt9oe2h
    @user-il6dt9oe2hАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ thanks hawey

  • @user-gt6kf9xb3k
    @user-gt6kf9xb3kАй бұрын

    ዋጋ ኒምክፋል ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ኪንከፍል ድልዋት ኢና ኮይኑግን ከምቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ቲግራይ ፥ታሪክና ዚወርስ የለን ስሪኣኡ ኣትሒቱ ዚዓጥቅ ኢሎም ዚነዓቅዎ መንእሰይ ንኩሉ ተጻዊሩ ሂወቶም ኣድሒኑ ታሪኽ ምስ ፈጸመ ተገሪሞም ፥ንሕና ድማ በርጌድንሓመዱ መርሕቲ ሲኢናበር ኣይሓመቅናን

  • @asefawasmeromtekli8017

    @asefawasmeromtekli8017

    28 күн бұрын

    ናትናን ናይ መንእሰያት ትግራይ (ሰራዊት TDf) ፍልልይና ገለ ዶ ወስ ክብል፡ በብዘለናዮ ከኣ ኩነታትና ክንፍትሽ፡ 1- እቲ ወራር ህግደፍን ብልጽግናን ኣብ ትግራይ ምስ ኣጓነፈ፡ እቶም ገዳይም ፍሉጣት ዓበይቲ መራሕቲ መንግስቲ ትግራይን ሰራዊትን ኣብ ስራሕ ዝነብሩን ጥሮታ ዝነበሩን እምብልና ኢሎም ናብ ሰናጭሮ ትግራይ ምስ ወፈሩ፡ ከምቲ ዝበልካዮ እቲ መንእሰይ ትግራይ ቅያ ሰሪሑ፡ እሞ ከኣ ንዝደኸሙ ወለዱ ገዳይም ተቓለስቲ ካብኦም ዝጠልቦ እናተረከበ እናሰመዐ፡ ኣብቲ ዝድግፎም ከኣ እናደገፎም ክሳብ ብባሬላ ተሰኪምዎም እናተጓዓዘ ነቲ ስልቲ ውግእ ንምምራሕ ግን ጽን ኢሉ እናሰመዖም ይምርሓሉም፡ የድንቆም፡ የኽብሮም፡፡ እሞ ንሕና ከ ደኣ ኣብ ገዳይም ተቓለስቲ እንታይ ዓይነት ግብረ መልሲ ኢና ንህብ፡ እንተኢልና ንጎቦ ተዂሎ ቅርጹ ብብቕዓትና ከምዝቐየርናዮ፡ እዞም ውድባት እዚኦም እዞም ኣረግቶት እዚኦም ዶይኮናን ንብል ዘለና፡ ሕድሕድ ኣረኣእያና ከ ከመይ ኣሎ? 2- ንሕና ሽግርና ምስበርትዐ ምስዳድና ኢና ኣዝይድና፡ ምስ ኩሉ ስንፍንአን ነተን ኣንጻር ህግደፍ ንምቅላስ ሕጊግ ዝብላ ዝነበራ ውድባት ረረጊጽናየን ኢና መግዲ ስደትና ኣንዊሕና፡ ወረ ኣንጻር ህግደፍ ይኹን ኢሳያስ ክጋደል ኣይኮንኩን ካብ ዓድና ውጺአ ኢና ንብል ኔርና። 3- ነቲ ንሓርነትና ምቅላስን ነቲ ብኣስገዳድ ተገፊፍና ንባርነት ምዕጣቕን ሓደ እናጠመትና ዕጥቂ ዶ ፖለቲካ ገዲፈ እንድየ መጺአ ኢልና እንዲና ንምልስ። 4- ውድባት ትግራይ ምስ ኩሉ መትከላቶም ዕላማታቶምን ኣባላቶም ኣምሪሖም ኣብ በሪኽ ምጽውዋር ፖለቲካ ኣትዮም ኣብዘጓነፎም ምስ ህውሓት ይኹን ምስ ሰራዊት ትግራይ ሰራዊት ህዝቢ ኮይኖም ሰሪሖም፡ ንሕናኸ እዚ ክንገብር ንኽእል ዶ ይመኣለካ ዛጊት? ወዘተረፈ ኣብነታት እሞ ንስኻ ውን ኣቅርብ ኩልና ከኣ በብዘለናዮ ምስ ነብስና ነብስሎ፡፡ ኣንጻር ጭቆና ንምቅላስ ዕድመ፡ ግድምና፡ ጾታ ኣእቲና ጓል መገዲ ነጻጊ ኣተሓሳስባ እሞ ነወግድ ሽዑ ተኣምር ክንሰርሕ ይከኣል፡ኢዪ።

  • @kbkubrom9003
    @kbkubrom9003Ай бұрын

    Ades wedi Ades fafa kkkkk

  • @teacherdanielhadgu5371
    @teacherdanielhadgu537129 күн бұрын

    እዛ ናይ ካልድ ሓሳብ ጽብቅቲ እያ ኩሉ ጊዜ ካብ ብተደጋጋሚ ምስ ዉሱናት ሰባት ቃለ መሕትት ምስ ዝተፈላለየ ሙያን ተሞክሮን ዘለዎም ሰባት ዓዲምካ ቃለ መሕትት መዘናግዒ ቆልዑትን ኣባጽሕን ዝኣመሰሉ መደባት ምስራዕ ጽቡቅ ይመስለኒ

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    29 күн бұрын

    ✅✅✅

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h29 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💪🏾💪🏾💪🏾✊️✊️✊️

  • @genetbeyene8105
    @genetbeyene810529 күн бұрын

    እንቛዕ ኣምላኽ ተስፋ ኣሕቖፈኪ ዝሓፍተይ ምኽንያቱ ንወድሰብ ተስፋ ዩ ዘንብብሮ የዕብየልኪ

  • @vipistarl5973

    @vipistarl5973

    29 күн бұрын

    ተረሲዑ ይከውን ክክክክክክ

  • @biniammehari2029
    @biniammehari202929 күн бұрын

    💙💙💙💪💪💪💪💪

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pkАй бұрын

    ሃገርን ሰረዓትን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራትዮም ሰርዓት ሓላፍይ ሃገር ነባረት ያ ሰርዓት አይደገፍካን ሃገር ከድዕካ ማለት አይኮነን

  • @yordanosmekonen7747
    @yordanosmekonen7747Ай бұрын

    Yegerim yoni Hawiy waza mes kumneger goyta yekra yebelelna wiladen behimak himam kiteafoo yom. May God have mercy on us .

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726Ай бұрын

    ነሹ ሓወይ እንቋዕ ብሰላም መፃካ ❤❤❤

  • @Marydebas
    @Marydebas29 күн бұрын

    💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪

  • @filitik9335
    @filitik933529 күн бұрын

    እቲ ስርናይ ዳኣ ማዓስ ድዮም ክዕደሉ ወይሲ ይሸጠሎም ኢዩ ዘሎ ንነጋዶ

  • @SenaitGher
    @SenaitGher29 күн бұрын

    ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @diamendadam281
    @diamendadam28129 күн бұрын

    Hamed blae zebenawi barya tgrai❤❤❤

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814Ай бұрын

    🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @mihretkidau5047
    @mihretkidau504729 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya29 күн бұрын

    ነሹ መዓልካ❤❤❤

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4lАй бұрын

    ኣየ ነሹ ዓይነይ ምንጭ ሳሓቕና 😂❤

  • @SaronZeru-ui7mh
    @SaronZeru-ui7mhАй бұрын

    Neshu shkorr

  • @DjfDgft
    @DjfDgft29 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay691529 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihretkidau5047
    @mihretkidau504729 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @elieezerkibyow660
    @elieezerkibyow66029 күн бұрын

    💙💙💙💙

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya29 күн бұрын

    እዚ ሕብረተሰብና ገፋዒ እካ እዩ😢😢😢ኣጆኺ ሓፍተይ ናይ ፈጣሪ ስራሕ እዩ እምበር ሰብ ኣይኮነን ከምዚ ጌሩ ፈጢሩኪ❤❤❤❤

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6zАй бұрын

    Neshu you brighten up my mornings 😂

  • @anisaany6039
    @anisaany6039Ай бұрын

    ❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲

  • @aumwjdan4142
    @aumwjdan4142Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @salahomerali1626
    @salahomerali162629 күн бұрын

    ❤ ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @InnocentAzaleaFlower-ib3ux
    @InnocentAzaleaFlower-ib3ux28 күн бұрын

    ሕዋሓት ይምጻእ ምሳካ እዩ ዘሎ ሰላም በለለይ

  • @kameyalodahyeadisemere3077
    @kameyalodahyeadisemere3077Ай бұрын

    Neshnesh entay eka kulu gzie sorriy kolfkom tbl meas ke awedekna tfelt. Gn tsubuk srah ❤

  • @sahleyonas7844

    @sahleyonas7844

    Ай бұрын

    Nay thtna eyu gn ayxelaekwan

  • @user-gz3vw8cb3v
    @user-gz3vw8cb3v29 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ ዓቢ ሰብ

  • @AmanGebre511
    @AmanGebre51129 күн бұрын

    ነሹ ነግናግ ኬፍ ኣለካ ዘዓርከይ ❤ ኣይትሳኣን ክብረተይ

  • @zyadahaile5439
    @zyadahaile5439Ай бұрын

    Neshway 💙💙💙

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    Ай бұрын

    💙💙💙

  • @user-qo3hr8sc5y
    @user-qo3hr8sc5y29 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @selamawitgezehey2193
    @selamawitgezehey2193Ай бұрын

    😢

  • @user-bz6ix3ek1e
    @user-bz6ix3ek1eАй бұрын

    ብሲናይ ጌሮም ደይመልስዎ ኔሮም መስሓቅ ዝኾነ መሪሕነት😅😅😅😅

  • @tesgamezgobo2787

    @tesgamezgobo2787

    29 күн бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @Dngley-ade-goyta25

    @Dngley-ade-goyta25

    29 күн бұрын

    😅😅😅😅😅

  • @Tickeymielu
    @TickeymieluАй бұрын

    Wedeboy tesfalem haderka dhayka aythabae 😍

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396Ай бұрын

    💙💙❤❤

  • @feruzsolomon3814
    @feruzsolomon3814Ай бұрын

    ንካልድ ልዕሊ መጠን እየ ዘድንቆ ኩልግዜ ነገራት ጽቡቅ ጎኑን ሕማቅ ጎኑን ተመልኪቱ እዩ ዝግምግም ግን ንፉዓትን ብሉጻትን ቦታ ክዋሃቦም ኣይተፍቅዱን ኢኩም እምበር ባዓል ካልድ ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ክመርሑን ከዐርዩን ዕድል ተዝዋሃቦም ኩሉ ፍረ ምረከበ ግን !!!!

  • @marzatesfu3898
    @marzatesfu3898Ай бұрын

    👍

  • @tewenkifile8939
    @tewenkifile893929 күн бұрын

    Neshu natey❤

  • @almazmehari4160
    @almazmehari416029 күн бұрын

    Abet egzio meharena kirstos izi wedi 😢😢😢

  • @paulosmelake468
    @paulosmelake46829 күн бұрын

    Ezom barayo Gofundme yekeftlu Nay wulkau Air kegezo meskinay

  • @YonatanAngesom
    @YonatanAngesom29 күн бұрын

    Neshnesh chw zeyblu qeldi aytemxalna

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hqАй бұрын

    Eih baba yonas btami yedengxeka kebdey beliuni😢😢😢😢

  • @user-vh1by2gg7t
    @user-vh1by2gg7t29 күн бұрын

    Hagerka leely kulu,xlee kalee hager kbret eu

  • @kokobteame6002
    @kokobteame600229 күн бұрын

    😂😂😂😂😂 nesh mexe mexe😂😂❤❤

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461Ай бұрын

    Meron zkefie temenyu meniesey knsu ab chka alietnetn awrajawnetn teshekilu mezanagie tray koynu terifulo takuato abey gezawtka,ki,eyu dbl nkfelali haguab waahid

  • @hilnahaile2982
    @hilnahaile2982Ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi873929 күн бұрын

    Good job

  • @user-vw8po2ud8y
    @user-vw8po2ud8y29 күн бұрын

    Yesss kaldi

  • @girmayhidray2480
    @girmayhidray248029 күн бұрын

    አግዛቢሄር ኣቦይ እንታይ ይሳኖ ዝህብን ዝከልእን ንሱ አዩ ወኒ ሃብተይ አንኻዕ ኣብዚ ኣብቅዓኪ ነሽነሽ ካኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ድሌትካ የምስግነካ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @erm3806
    @erm3806Ай бұрын

    💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde124929 күн бұрын

    ኣየ ነሹ መቅሰን ❤ ናይ ዉፉይ ሄሌኮፕተር እንዶ ዋላ ለኣከሉ 😂😂😂

  • @user-dw5wn9dw8w
    @user-dw5wn9dw8wАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielandom217
    @danielandom217Ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @samieyob3688
    @samieyob3688Ай бұрын

    Neshu hazrat mentile belaee enqae dehan mexaka❤❤❤

  • @AmanGebre511
    @AmanGebre51129 күн бұрын

    ❤ kaldey

  • @GideyMamut
    @GideyMamut29 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre152329 күн бұрын

    congragulation zahabtey wladki yeebyo

  • @hintsakesete915
    @hintsakesete91529 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙

  • @kokebgebremariam3140
    @kokebgebremariam314029 күн бұрын

    Ata shim akhut shishay tekal smu kondaf 😂😂😂😂

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael551929 күн бұрын

    Elka elkas nay woyane gazetgna amsika

  • @user-sz8du6nz6q
    @user-sz8du6nz6qАй бұрын

    🔐🎯

  • @Iyassu-oo2hn
    @Iyassu-oo2hnАй бұрын

    Neshu ni Jstudio media elka dika amtsikayom. Bel mediaka keyebalashwulka. Jstudio goita hasot eyom koinom zelewu. Tinkik bel. Isaias diablos entay tewahibu zegem elna nirayo.

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb703629 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbebaAsfeha
    @AbebaAsfeha29 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus719029 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ nhagza awe

  • @biniamteweldeberhe1880
    @biniamteweldeberhe188029 күн бұрын

    Neshu abi seb

  • @user-xy1db7lo9r
    @user-xy1db7lo9rАй бұрын

    ሰላም ነሹ ሐወይ ቁምነገር ምስዋዛ ስለተስምዓና የቀንየልና በቀደማይ ምስጠፋእኻ ደአ ተሻቂልና ኔርና ደቀይ ከአ ሞይቱ ዝብል ሪኦምስ ከይሪኦ ፈሪሖም ምክንያቱ ንዓኻ ዘለኒ ክብረት ስለዝሩኡ ብአጋጣሚ እንታይ ኮይኑ ነሹ ይብልአምበር እቲሕማ ቅስ አይሰማዕኹንኔረ❤❤

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    29 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @freweynimulue28
    @freweynimulue2829 күн бұрын

    Way Nay Dekemhares gdefo da ❤❤❤

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    29 күн бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @SamiSamawi-hu5ig
    @SamiSamawi-hu5igАй бұрын

    ኣየር ሲኢኑ ድየ ዝሰማዕኩ ኣንታ😂😂😂

  • @user-il6fx6zh3c
    @user-il6fx6zh3c29 күн бұрын

    Eza. Hagerey. Hele. Tibil. Zela. Nabti. Dege. Zikedetlu. Ke. Edia. Ke. Kefila. Do.

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari546029 күн бұрын

    Isso

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985Ай бұрын

    ናይ ውፉይ ሄሌኮፕተር ስደደሉ ኑሹ😂

  • @user-qo3hr8sc5y
    @user-qo3hr8sc5y29 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @akliluyosief5980
    @akliluyosief598029 күн бұрын

    Newihu 55 min kab Lomi 10 kisab 20 min gbero

  • @DebrezionGhebreyesus
    @DebrezionGhebreyesus29 күн бұрын

    Lakbat agame

  • @bisratweldertsion3775
    @bisratweldertsion3775Ай бұрын

    እዞም ኣቦ በሓቂ ልብኻ ይትንክፍ ቃላቱ

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h29 күн бұрын

    🤭🤭🤭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MedhanieKidane934
    @MedhanieKidane934Ай бұрын

    ነሹ Ma bro 💙🌿💙🌿

  • @user-uf5ol7sd1c
    @user-uf5ol7sd1cАй бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂ናይ ሄለን መለስ ኩስትሞ

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4eАй бұрын

    SHIFTA TABYA KORARO ISEYAS DEAA ENTAY SERAH ALEWO KAB KALEOT MERAHTI AFRICA KEFELYUWO AYDELEYUN EMBER KAB ERITREA ZESHYET YEBLU KAB KOREA KEA BEZUH ZEGHZAE YEBLUN. ERITREA AB TEHTI MELKI ADLAYTN TEDELAYTEN AYKONETEN BEJEKA SEDETENGA ENTAY TEFRI.

  • @berktiabraham1128
    @berktiabraham112829 күн бұрын

    Nashu aytexarafi ebay merhawetyi se keyhi endya xalimi elina zayi abnaka kkkkk❤❤😊😊

  • @arongoitom6625
    @arongoitom662529 күн бұрын

    100000000

  • @devid1988
    @devid198829 күн бұрын

    Nefatit Tefiatoooo ksab zedelulu texte Ilka u nezey gewesene Goze 😂😂😂😂😂😂 ❤ nesch sckor

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330Ай бұрын

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

Келесі