Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Hi ሰላም ኣሕዋት ፡እዚ ናይ ውልቐይ ቻነል፡ ዝኮነ መዘናግዒ ይኩን መሃሪ መደባት ዘዳልወሉ ዝዝርግሓሉ እዩ ። ኣብ መደበይ ዘለኩም ርእይቶ ሃቡኒ ።

ናተይ instagram
"Neshnesh show"

ናተይ Facebook "Neshnesh Tesfalem"

ናተይ facebook page
" Neshnesh show"

kzread.info/dash/bejne/qJ2OzMypmcmshKQ.html

የቐንየለይ !

Пікірлер

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi873917 сағат бұрын

    Good job

  • @melat3498
    @melat349817 сағат бұрын

    isayes [30] qalou alwou xeruy haki

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre36818 сағат бұрын

    Shameless and embarrassing this stupid and idiot she’s not present Tigray let her open her big mouth

  • @user-qi5bz5ye1f
    @user-qi5bz5ye1f18 сағат бұрын

    ብትኽክል ኣብ ጎንኹም ኣለና ኣጀኹም❤❤❤

  • @nakuragrimay4085
    @nakuragrimay408518 сағат бұрын

    ኣስተውዕል ጆሲን ዮናስን ኣብ ነቃዕ ዝረኸብሉ ኢዮም ዝጎዩ እታ ጉዳይ ንብርገድ ንሓመዱ ጀርመን ጆሲ ከብቶም ሸምገልቲ ኢዩ ነይሩ እታ ሽምግልና ግን ነናቶም ክገብሩ እሉ ደምድሙ ኣብ መውዳእታ ክኣ ኣብ ክልተ ኮይኖም ዮናስ ውን በርገድ ንሓመዱ ካብ ዝጅምር ኣየቃረጸን ኣብታ ናይ ዕለት 20 ክኣ ተረኺቡ ነይሩ እቲ ኮይኑ እቲ ግን እዛ ሕጂ ትኸይድ ዘላ ጉዳይ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ክትርሳዕ ኢያ እዚ መንእሰይ ግን እዞም ኤሊት ዝበሃሉ ኣብ ተግባር ዘየለው ክነሶም ማዕረ ክንድዚ ብድዐ ምዝራቦም ኢዩ ይቅረታ ምባል ዝቀለለ ኢዩ ተመሊስና እንተ ሓቂፍናዮም ኢዩ እቲ ቀንዲ ጌጋ 2 ኣጀንዳ ዝሃብሉ መንገዲ ክኣ ርዱእ ኢዩ ነዚ ሞት ናይ በዓል ሃይለ ወዲ ወርቁ ወዲ ሓጎስ መረስዒ ኢዮም ዝገበርዎ ኢዩ 3 ውፉይን ሰልጠነን ውን ኣብዛ ናይ ኣመሪካ ጉባኤ ተጋግዮም ኢዮም ኣብ ሓዘን ከለው ንምንታይ ጋይላ ጌሮም ንኣብነት ኣብ ወፍሪ ሰላም ንምንታይ ትገብሩ ተባሂሉ ነይሩ ስለዚ ንሓደ ክትሓዝን ንሓደ ክትገድፎ ጽቡቅ ኣይኮነን ።

  • @HelenTedros-lf4sf
    @HelenTedros-lf4sf18 сағат бұрын

    😭😭😭

  • @hashimmerhay2634
    @hashimmerhay263418 сағат бұрын

    Aye neshenesh ezia eske melseley Seltene xubuk sle zgebr seb sle zhgez si qalsi mulue enda afrese teqalesti xelolo enda lekeyon sq belu dika tibl zeleka ? Kitfelt seltene malet 30 mekseb 100 ksara eyu niska wn metkel yhalka ms kulu temesasilka zkown yelen men eyu wedi begie men eyu wedi tel😊😊😊😊😊

  • @AbrhaleAbrham
    @AbrhaleAbrham18 сағат бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso563718 сағат бұрын

    Amlak tsota alewu diyu wedi diyu gaul

  • @user-jw3zs4yg3z
    @user-jw3zs4yg3z18 сағат бұрын

    Mtrus belaeti wudaq tsbah ktbekia ekn

  • @shutup239o
    @shutup239o18 сағат бұрын

    Absolutely right

  • @shutup239o
    @shutup239o18 сағат бұрын

    ትክክል ጆሲ

  • @habesha8875
    @habesha887518 сағат бұрын

    Seket n balka nesh nesh xegi eka hizka Tewetafi iye nezi kalsi fa fa abiluwo niska gin ageb kitbel aykalkan misakum erki zbhal yelen wela ezi kalsi fah fah ybel nebsika wexika kalsi yttefena

  • @shutup239o
    @shutup239o18 сағат бұрын

    Your are right Jose

  • @TesfalmMajor
    @TesfalmMajor18 сағат бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💫💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @gatogato2852
    @gatogato285218 сағат бұрын

    ሸቐጥዩ ሰልጠነ ብኣሕዋት ዋዜም ክንዲ ጣፍ ግዲ የብሉን ፖለቲካ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ፡ ብደቂ ሰራየ ክፍቶ ያኢ ሰረወታይ ስለ ኩሉ ህዝቡን ሃገሩን እምበር ንሓደ ክልተ ኣይኮንን ዝሰርሕ ዘሎ ምስትውዓል የድሊ ንነዊሕ ሕሰቡ።

  • @user-ec7sv4lv8p
    @user-ec7sv4lv8p18 сағат бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔

  • @harmaz5272
    @harmaz527218 сағат бұрын

    Askut wedi koltaf regaxi kelkelu.eta hager hagerna eti swue swuena nay dedebitkan malelitn gber .

  • @shutup239o
    @shutup239o18 сағат бұрын

    ሰጠነ ጀግና bless you

  • @RahmaMohammad-uy5xd
    @RahmaMohammad-uy5xd18 сағат бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @FireFireFireFire-mt5we
    @FireFireFireFire-mt5we18 сағат бұрын

    ተጋሩ እኮ ጣላሞች ናቹዉ

  • @temesgenamlakey9941
    @temesgenamlakey994118 сағат бұрын

    Awet seraki esu wn gifti eyu delyu kab teqawemti josi aboka rekibka do

  • @hayatyahia9756
    @hayatyahia975618 сағат бұрын

    Wazema enkoe tezsere.😂😂😂😂 eten ahwatu keman tekimkayen.

  • @user-my3rl2cp5g
    @user-my3rl2cp5g19 сағат бұрын

    Ayyyy awet 😂😂😂😂

  • @user-ji6wm1yn3k
    @user-ji6wm1yn3k19 сағат бұрын

    ተልዓል ኩለካ ትግራዋይፍትሒ ንቂ እንስትዮ😢😢😢😢😢😢😢

  • @keren5501
    @keren550119 сағат бұрын

    nyew belen zen akebti gift nay ada zeyatsreyets nay gorebet

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl19 сағат бұрын

    Tedemrenal tblu

  • @user-bw2pl6lx5l
    @user-bw2pl6lx5l19 сағат бұрын

    Neshu❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael338519 сағат бұрын

    Habtey natey egziabher amlak byemansy edu ykebelki Abayki 💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @almazgiday9935
    @almazgiday993519 сағат бұрын

    እዛ ነውራም ዐለም ቦሻዕ ስዲ እያ አትሐዙላ ንትግራይ አትውክልን እያ እዚ ሐወይ ዝመለሰላ ግን እጀራ እዝጊ ብላዕ ታዐወት ኩሉ ግዜ ዘረቡኡ ሐቂ እዩ ዝዛረብ ግን ንትግራይ አትውክል እያ ሰለፋ ጡባ ዘርጊሐ ንከብዳ እያ ንትግራይ አትውክልን እያ ።ነሹ ሰላም ።

  • @user-gx3hc4uh1h
    @user-gx3hc4uh1h19 сағат бұрын

    ስውኣትና ንሕና ክንከብር እንበር ኣብ ፎቆዶ ፋሕ ክንብል ኣይኮነን ወዲ ስውእ ክቅጥቀጥ ክርሸን ክእሰር ድዮም ተሰዊኦም

  • @gigiriri4865
    @gigiriri486519 сағат бұрын

    ጽቡቅ አገላልጻ bless you ሰልጠነ ሐቅኛን ዕውት እዩ keep the great work 💪👈👿👊

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd19 сағат бұрын

    ነሹዋይ በዓል ብሉፅ ሕልና ሓደርካ ♥️♥️ ዕጭ ተምፀልካ ጀላዕ 😮ብርጌድ ንሓመዱ ለባማት ሰብ ሕልና የሕዋትና 🙏♥️

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom120819 сағат бұрын

    መንግስተ ሰይማ የወርስኪ ሓፍተይ ብየመናይ ኢዱ ይቀበልኪ ኣምላኽ ልቢ ዝሕብር እይ ጽንዓት የሃብኩም ንመላእ ስድራ

  • @user-zk1el5st6h
    @user-zk1el5st6h19 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @gabrikonjo5425
    @gabrikonjo542519 сағат бұрын

    ዋይ ሓፍተይ😢😢😢😢

  • @genetyemane5567
    @genetyemane556719 сағат бұрын

    King TesfoM ♥️

  • @genetyemane5567
    @genetyemane556719 сағат бұрын

    Neshu LebaM eka emo but Tefetawi giN AygDn

  • @MerihHadgu
    @MerihHadgu19 сағат бұрын

    ነሹ ሓወይ እቲ ምሕጋዝ ዝጽላእ ኣይኮነን በዓል ሰልጠነ ግን እቲ ምሕጋዝ ጆሆ መትሓዚ እዮም ዝጥቀሙሉ ኣነ ኣፍልጠዮም ኣነ ሓጊዘዮም ሓጊዘዮም ዳኣ ኣይባሃልን እዩ እንዳበልካ ትዛረብ እንታይድያ ኮይና ኣታ ሰራቂ ምበልኩካ ግን ኣየድለንን እዩ ከማ እንዳ ገበራ እንበር ክትሕግዞ ከለካ ሰብኣውነት ተሰሚዕካ እንበር ኩሉ ንስካ ትብሎ ክድግፈካ ኣይትጸበ እንተ ተነቀፉ ኣነ ሓጊዘዮ ስለ ዘሓግዝካዮ ከተድንኖ ማለት ድዩ።

  • @haregumirach3707
    @haregumirach370719 сағат бұрын

    FetariKemeka zimesel yebzhalna

  • @luwamtekleab3438
    @luwamtekleab343819 сағат бұрын

    Mo nsom tesieom do dgmay kkalsulka delika

  • @meuzhailu8621
    @meuzhailu862119 сағат бұрын

    ናይ በሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ሰርሕካ ሰሊጠነ ሓወይ ኣጆካ ቀጺሎ💙💙💙💙💙💙💙💙🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀👍

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael611519 сағат бұрын

    Nseltene Hgdef nmntay N Tgray yhgz eyu xlom ezom tekalesti kea nmntay yweksena eyu xegomom enber Seltene gn nezi menesey Eritrea nkilazeb nbruh Mexae wey Nwufy N Meneseyat nkenqh Aberkto zgebere eyu

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde434420 сағат бұрын

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @haregumirach3707
    @haregumirach370720 сағат бұрын

    Having Alexander negerat mizhal alewo

  • @bergednhamedu2615
    @bergednhamedu261520 сағат бұрын

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray928120 сағат бұрын

    እዛ ረሳሕ ብኩቡር ሰብነታ ሸቂጣ እትነብር ብጊፍት ዝትነብር ነብሳ ዘይትውንን ሓፍተይ ግን ዓወት ሓወይ ብውሕሉል መሊሱላ አሎ ኩሉ ከምቲ ናቱ ብቅዓት ክትውንኑ ደማ ተሰፋ ይገብር ህዝቢ ኤርትራ ሰገሩ አብ ትምህርቲ አዕቂብና ምግብን ዘድልዮም ነገራት ህዝቢ ትግራይ ክሕብሕብ ከሎ ደገፍቲ ህግደፍ እንታይ ኢሎም ይፀርፊና ነይሮም ትፈልጡ ኢኩም እሶም ፀሪፈምና ኢልና ሰናይ ውሸጥና አየለወጥናዮን ዝኩሉ ግፍዒ ተፈፂሙና እካስ ነተን ውሕዳት ሰናይ እናረኣና ቂምተኛታት አይኮናን አምላክ ይመስገን

  • @yordatewelde1649
    @yordatewelde164920 сағат бұрын

    ፓስፖርቲ ናይ ኤርትራ እንድዩ ዘለዎ እንታይ ትጽበዩ ካብዚኣ😢

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray928120 сағат бұрын

    ሰልጠና አብ ጎዳይ ሰብኣውነት ብጣዓሚ ዕውት እዩ ግን ብዕላማ ደውን ክገብርዎ ዝተሰለፉ ቀናኣት ቁፅሪ የብሎምን ሓደ ሓደ አብቃላት ዘውፅኦን አብ ውልቀ ሰባት ከም አጀንዳ ገርካ ምንጋሩ ብዝሕ ዝበለ ፀገም አለዎ ምክንያቱ ብዙሕ ተከታሊ ዘለዎ ንማንም ክውክል ዘይክእሉ/ላ ምስ ህዝቢ ከሰሓሕብ ዝክእሉ ቃለት ይመፅእ እሞ እቲ ቁጠዐ ይበዝሕ አብዚ ክእረመላ አለዎ

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta63720 сағат бұрын

    ነሽነሽ ቁራጽ ቪድዮ ጊርካ ኣይትጠብረና፡ ጆሲ ዕስለ ኢሉ ዝጸረፎ ንሕብረተሰብ ጌና ዘይተኣረመሉ ዘረባ እዩ። ኣቦታትና ብስም ሜንካዕ ጠፊኦም ሕጂ ድማ ብስም ዕስለ ዝብል ቃል ንኸጥፍኡና ህግደፍ ብየማን በዓል ጆሲ ብጸጋም ብክልተ ንጽፋዕ ዘለና ሕብረተሰብ ኢና። ሓሳዊ ሓቂ ክምስክር እንተዘይክኢሉ ሱቕ ምባል መን ይኸልኦ። ወይ ካብ ጠንቁ ተዛረብ ወይ ድማ ሱቕ ኢልካ ካልእካ ግበር ክዛረበሉ ኣይደልን እየ እናበልካ ጸግዒ ፖሎቲከኛታት ኣይትኹን። ጸግዒ ህዝቢ ኩን።