This make me cry seriously 😢we have short time to live why we don’t love each other😢
@user-tv4rf2wt5i6 ай бұрын
ዋ ኣንታ ሎምስ ክሓልፈልና ዩ ግዲ❤
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅😂
@efremhaile36326 ай бұрын
ሞኒካ ብጃኺ ድሕሪ ሕጂ መምህር ፍቕሪ ኩኒ ሓደራኺ
@Shre_0_46 ай бұрын
ይቅረ ይኹንኪ🙏💖
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
@haben5246 ай бұрын
Wow. This is very good. We are making process as a people. Let’s all advocate for peace and love always. This is the only solution, LOVE and PEACE 🙏🏾🕊️🕊️🕊️
i love monic bahla nay tigrigna eya tekbr viva monika the best person God bless you Eyesus mhretegna eyu. Beautiful Monica gual Erey xaeda God bless Monica God bless eritrea
wowwwww Monica i can’t believe it never say never anything is possible victory is around the corner.Amen thank you for shearing Neshnesh God blessed you.💕💕💕
@mesigaltigray96566 ай бұрын
ነሹየ ብዳሓን መፃኻ 🙏💜
@betielyohannes86536 ай бұрын
Egziabhier ymesgen 🙏🏽
@nebiatberhane24736 ай бұрын
AGENAE AMBESIT TEBAREKI.❤❤❤🎉🎉🎉
@ejbhh-uj5yf6 ай бұрын
ቆንዳፍ ንርስዖ መሲሉዋ ድዩ ዝበለቶ 😢
@m.t126 ай бұрын
Agziabiher ykir ybelky haftina😢
@Acnt12
6 ай бұрын
Amen(3) nisu eu zibhal
@meharifrewoyni94026 ай бұрын
ናይ ሓቂ እንተኾይኑ እቕረ ይኹንኪ ::
@mariaeritrea36506 ай бұрын
If you really minted, you did a good job. Keep up the good work.
Пікірлер: 565
እቲ ዝዓበየ ነገር ምስ ህግደፍ ከም ዘየዋጽእ ይርድኦም ምህላዉ እዩ ህግደፍ ተጠቂሙ ዩ ዝጉሕፍ✅
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅✅✅✅
@user-io1di2if4n
6 ай бұрын
ነሹ ዓይነይ ፅንሕ እላ ውን ትፀርፋና እያ@@neshnesh_show
@fetawiselam7688
6 ай бұрын
ናቱ ሕብረተሰብ ምኻኖም ይፈልጥ እንድዩ ከመይ ጌሩ ክጸርፎም መንግስቲ ዳኣ ከም ባዓል ሞኒካ ዓሻ ላም ባርካ ዝኣመሰሉ ግን ህዝቢ ክጸርፉ ይውዕሉ ካብቲ ዝጻረፍ ግን እቲ ዝዕዘብ ይበዝሕ ስለዚ ኣብ ዩቲብ ይኹን ቲክቶክ ወጺኻ እንታይ ትዛረብ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ😢@@BelulTedros
@akiaksumawit4937
6 ай бұрын
@@BelulTedrosኣይኮነን ምፅራፍ ህዝቢ ከም ህዝቢ ካብገፅምድሪ ኣጥፍእዎ ዝብል ሸይጣን መንግስቲ እዩ ዘለኩም። ኣይኮነን እንተይልኩም ከኣ ህዝቢ ትግራይ ዝረከብ ግፍዒ ርከቡ
@user-kz3ig9cf3e
6 ай бұрын
@@BelulTedrosኣየኸየ ሰሚዕናልኪ በሊ፡ ጸርፊ እንታይ ገባራይ፡መንግስትኺ እዚ ርሳሕ ስርዓት ህዝቢ ዩ ኣጽኒቱ፡ መንግስተይ ኣይጸርፍን ዩ ከኣ ትብሊ ጸባብ ሓንጎል
ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ እቅራታ ናይ ለባማት እዩ ናይ ልብኪ ክከውን ኣለዎ ፈጣራ ውን ከምኡ እዩ ዝደሊ ዝተረፍኩም የሕዋተይ ካብኣ ተማሃሩ በጃኩም የኣክለና❤❤❤❤❤❤❤
@miriamhabtemichael2393
6 ай бұрын
Haqa intekoynas.
ኣታ ክትስሊ እያ ደልያ ትኾዉን ሓሳዊት በላ እዚኣ ሕማቅ ክትሰርሕ እንበር ርግፀኛ እየ ክትስሊ እያ ደልያ ባዘወይ በርጌድ ንሓመድ ብጣዓሚ ተጠንቀቅላ ሞኒካ ካብ ማዓዝ እያ ከምዚ ዝበለት ብጣዓሚ ተጠንቀቁ ተጠንቀቅላ😢😢😢😢😢😢
@neshnesh_show
6 ай бұрын
እወ ንኩሉ ምጥንቃቅ ጽቡቅ ዩ
@selamkifle306
6 ай бұрын
Ya ya 😅
@yergalemandetsion8607
6 ай бұрын
ዘገም ኢልና ክንሪኦ ኢና
@eritrea3702
6 ай бұрын
@@neshnesh_show neshu etom 45 nay uganda 🇺🇬 zitemeriawu kindey teniseni🤰🤰🤰🤰ykona diro ko 3 semun koynu nixbeyeka alena 🌍
ሞኒካ ጅግና ይቕረ ዩኹንኪ ኣጆኺ ከም ደሃብ ፋቲጋ መምህር ፍቕሪ ኹኒ ታሪክ ስርሒ ዓቅሚ ኣለኪ
@seanghedion-vj3gl
6 ай бұрын
✅✅✅
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣብ ዓለም አቲ ዝኸፈአ ምግጋይካ ዘይኮነ ጌጋኻ ኣሜንካ ይቅረ ምባል ኢዩ አቲ ናይ ለባም ሰለዚ ብራቮ ሞኒካ 💙💙💙💙
ይቅረ ዝብል ጅግና ዩ።ጅግና ኢለያ ኣለኹ።❤
@hhgghhgggc8823
6 ай бұрын
የስ 🥰🥰🥰
@helenpetros6399
6 ай бұрын
Btaemi xubuk sle haki tetew nbel
ይቅረታ ናይ ለባማት እዩ ሞ ፡ ይቅረታ ኣይትሓዙለይ ምባልኪ ኣድኒቀኪ።
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅✅✅
@aaamithaylay5718
6 ай бұрын
ብሓቂ
ኣነሲ ተጋሩን ኢርትራውያን ክንፋቀር ከለና ደስ እዩ ዝብለኒ ኣሕዋተይ ንፋቀር ሞኒካ ሓፍተይ ከዓ ይቅረ ይኹንኪ ትዛረብዮ ዝነበርኪ ብጣዕሚ እዩ ዝጎድእ ነሩ ግን ኸዓ እንካዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ ኣምላኽ 🥰🌹🙏
@dsegtjioojgvvfv
6 ай бұрын
❤
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅✅✅
@nazretabera1416
6 ай бұрын
1111¹1¹¹111¹ 1¹ @@dsegtjioojgvvfv
@mussiefshaye8203
6 ай бұрын
Ajoke haftey natey hade malti kekawen eu teray tena enber ❤❤❤
ከማየዶ ትኾኑ ይቅሬታ ዝሓትት ሰብ ዘሐጉሰኩም😊 እንኳዕ ናብ ልብኺ ተመለስኺ ኩላትና ይቅርታ ዝብል ልቢ ይዓድለና😊❤
ብራቮ ሞኒካ ጅግና
@sabahaile4297
6 ай бұрын
ኣይተሃመል መንእሰይ በዓል ሞኒካ ተልእኾ ናይ ህግደፍ ኣይፈለጥኩምን ዘለኹ። ንኹሉ ምርኣይ ጥራይ ምቅናይ!!!!!!!!!!
@user-ko1ih7io7k
6 ай бұрын
@@sabahaile4297😂ምቅናይ ገለ ማ ኣላ ኮእያ ዋላ ኣወል ኮእዩ ተለዊጡ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና😢😢
@user-im3pe8ps3c
6 ай бұрын
😅😅😅
ተባረኺ ዝሓፍተይ ይቕሬታ እታ ዝዓበየት መድሃኒት እያ ክብሪ ይሃብኪ።
ይቅረታ ፅቡቅ እዩ ግን ቡዙሕ ልብና ጎዲእከና ኢኪ ካብ ሕሉፍ ጌጋኪ ተማሃር 😢😢😢
@user-nv8vf3vg8d
6 ай бұрын
ደሓን ካብ ሎሚ ይቅረ ምብህሃል መዓር ሓወይ ኣብ ኩረያኻ ጸሓይ ኣይዕረብካ ይብል ፈጣሪ❤
ተመስገን ኣምላኸይ ንሞኒካ ናብ ልባን ናብ ሕልናኣን ዝመለስካያ ሕልፊ ዝነባዕናዮ ብፍቅሪ ንድበሰሉ ዘመን ኣምፀአልና ኣምላኸይ 🙏💛❤💙
@user-vs4pg5rj5r
6 ай бұрын
@@BelulTedros ሰክት እስከ መንግስቲ ኤርትራ ምፅራፍ ኣይኮነን ከምሕሱም ጨፈጪፉናዋ ዓገርገር ኣይትበል ሕጂ ኮነ ፅባሕ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ፅልኢ የብልናን መንግስቲኹም ግን ግዜ ይንዋሕ ይሕፀር ብሕጊ ተጠያቂ እዩ ፈቲኻ ፀሊእኻ እዙይ ዘመን ዘይልዉጦ ሓቂ እዩ
ሰናይ ዘመን ግዲ ክመፅእ እዩ ተመስገን 😭😭
Thanks God እዚ መንእሰይ ጻምኡ ይረክብ ኣሎ ገና በብሓደ ናባና ክትመጹ ኢኹም እሰያስ ጡፍ ኢሉ'ዶ ጉሒፍኩም::💙💙💙💙💙💙👈✊✊✊
ብጣዓሚ ጽቡቅ ሞኒካ ጅግና ይቅረ ይኹንኪ ኣጀኺ ኣሕዋትኪ ኡና
ንሕና ተጋሩ ይቅር ክንብለኪ ኢና።ልቢ እንቃዕ ገበርኪ
@abebechimbae7252
6 ай бұрын
አነ በል አንሕና አይትበል ብሰካ ከንድይ አሕዋትና ለሕረድት ውላድ ትግራይ ድም ዘብከዬት ናንፁሐን ድም አብ ዕዳ ዘሉ አዬ ይቅርታ ተሐተት አብ ማዕልቱ ብሕግን ብአግዛብሄር ናይ ዕዳ ክትረክብ አያ የቅነየለይ
@EtadaErada-rs9bz
6 ай бұрын
ኣነ በል😡
This make me cry seriously 😢we have short time to live why we don’t love each other😢
ዋ ኣንታ ሎምስ ክሓልፈልና ዩ ግዲ❤
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅😂
ሞኒካ ብጃኺ ድሕሪ ሕጂ መምህር ፍቕሪ ኩኒ ሓደራኺ
ይቅረ ይኹንኪ🙏💖
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
Wow. This is very good. We are making process as a people. Let’s all advocate for peace and love always. This is the only solution, LOVE and PEACE 🙏🏾🕊️🕊️🕊️
ሞኒካ ሐፍተይ፡ ናይ ለባማት ኢኪ ተዛሪብኪ። አምላክ ስለ ዘፍቅረኪ ንልብኪ ስለ ዘመለሰ ሽሙ ይባረክ። አብ ምሕረት አምላክ ምምላስ የዋጽአና። አጆኪ እዳኩላህና ገዛ ክትአትዊ ሽግር የብልናን።
ገና ደምበ ተቃዉሞ ኣይ ተረድኣክሙን ማዕበል ዉንኮ ባዕልና ኢና እምኒ ከም ዝድርብዩልና ጌርናዮም ኢሉዩ ካብ ቤት ጽሕፈት ሻዕብያ ኣስመራ ዝተዋህቦም ስራሕዩ ብከመይ ፋሕ ክብሉ ኣከዎም ዝብል ሓሳብ ስራሕ ሂበሞም ኣከዉ ተጠንቀቁ።
ካብ ኣድሓነትን ካብ ቲቲ ግደን ተመሃሩ እዚአን ነፋሒቶ እየን..
ይቅር ንእግዚኣብሔር ይኹን ግን እቲ ዝገበረቶ ኣብ ህዝበይ ትግራይ ግን ኣይንርሰዖን ብፍፁም ቀስ ኢልኪ ፍርድኺ ካብ እግዚአብሔር ክትረክብዮ ኢኺ
@chf-cv4ix
6 ай бұрын
እዛ ኣረጊት ናይዚኣ ማኣዝ ክርሳዕ ክሳብ ዝሞት እዉን ኣይረሳዕዩ 💔😭
ጽቡቅ ውሳኔ ❤❤❤
ነሽነሽ ሐወይ ናይ በሐቂ ደስ ዝብል እዮ ፀላኢ ናብ ፈታዊ ምቅያር አገዳሲ እዮ
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅✅
መደበስታ ናይ ኩሉ ከፉእ የቅሬታ እዩ ኣምላኽ ኣብ ከምዚ ከኑዕ ወሳነን ገሉጽነተን የብከዓና.
እወዶ እቲ በካዕ መራሒኺ ተስፋ ከምዘይብሉ ሪኢኺ እምበር ሓሊኺዶ ክትፈልጢ ነዓና ንተጋሩ መላዕልትና ኣይኮንክን።
@dsegtjioojgvvfv
6 ай бұрын
ይቕረ በሉለይ ኣይልመደንን ምባላ ፅቡቕእዩ
@melawit-melawit
6 ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv ኣይምልከተንን።
እዚኣ ተረዲኢዋ ውን ብልባ ዘይኮነት ምስቶም ህግደፍ ስለ ዝተባኣሰት ህልክ ኖቶም ኢያ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ትቀርብ ዘላ። ካብ ቅድሚ ሕጂ ንማሃር ንሓመድ💙💙
@mantes7
6 ай бұрын
ንቀበላ ንሕቆፋ ግን ብዕጽፊ ንጠንቀቀላ❤
Lomi yehegiskina Monika bravo nfkri zsebk seb eyu zedlyena zelo 👏🏾👏🏾👏🏾
i love monic bahla nay tigrigna eya tekbr viva monika the best person God bless you Eyesus mhretegna eyu. Beautiful Monica gual Erey xaeda God bless Monica God bless eritrea
አከለ ድአ ጀጋኑስ ብአኽላባት አይፅረፍን
💙💙ሰማያዊት ሰውራ (ነሽ-ነሽ☝️) ክሳብ ኣስመራ!💙💙
@dsegtjioojgvvfv
6 ай бұрын
❤
Hije seb ketkawen jemira ala thanks god🙏💙
ጸገምካ ምፍላጥ ዓቢ ነገር እዩ ልቦና እዩ
ናይበሓቂ ንፍዕቲ ኣምላኽ ይመለኣልኪ
ወልካም ነሹ ሓወይ ኣሕዋተይ ሳብስክራብ እማ ተሓባበሩኒ❤🙏
@natanyemane
6 ай бұрын
ኦኬ ሓፍትና ❤
@axsum---tsion21
6 ай бұрын
@@natanyemane የቀንየለይ ማዓረይ💖🙏
@abebechimbae7252
6 ай бұрын
@@axsum---tsion21ገይረ አለኹ በርትኢ
@axsum---tsion21
6 ай бұрын
@@abebechimbae7252 የቀንየለይ ክብረተይ ቢዶ እውን ረአይዮ ዝለቀቅኩዎ ከይረአካ ሳብስክራይብ ተገይርካ ይቅንሶ እዩ ሳብስክራይብ🙏
@mesigaltigray9656
6 ай бұрын
እሺ❤
ይቅሬታ ምባል ናይ ለባማት እዩ ሞኒካ ድማ ከምዚ ክትልወጥ እያ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን ይቅሬታ ናይ ኩሉ መፍትሒ እያ ይመልኣላ ኣምላክ ንጽቡቅ ዝተበገሰ ይሕግዞ እንበር ኣይገድፎን እዩ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ሞኒካ ሽኮር ብዝበለጸ ድማ ክትልወጥ ከለካ እዩ መሰናክል ዝበዝሓካ ኣጆኪ ካብ ተረዳኣኪ ዓቢ ነገር ኢና ንጽበ ካባኪ 💕💕💖💖💖💖💕💕
ሓቂ ይበሎ ሞንካ ሓፍተይይይ ! ❤❤❤❤
ዝሕሸን ያ ገይረነስ ባእለማርያም ይብላ ስቅ እማ በሊ💔🖤ጎዲእኽዮ ኣዴታትና😭ኣንቢዕኽየን ብቲ መርዛም ቃላትኪ
@dsegtjioojgvvfv
6 ай бұрын
ያ መርዛም እንድያ ግን ይቕረምባል እትዝዓበየ እዩ
@Ytguy382
6 ай бұрын
NEgziabher kabzi nlaeli nbdlo gn yqre yblelna slezi yiqre nzbele seb yqre ykunka mbal tsbuk eyu
@chf-cv4ix
6 ай бұрын
@@Ytguy382በጃኩም ስቅ በሉ ቅስልና ኣይትጉዳኣና😢💔😭
Waaaaaw tebareki Monika Tebae bhaki 👍💯♥️
ይቅርታ ንእግዚብሔርይኩንንን🙏🙏 ግን😢😢😢😢🤲💊
ሰላም ዓርከይ
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
ኣምላክ ይሐግዝኪ ሞኒካ።❤❤❤🎉🎉🎉
ዊልካም ሞኒካ 💙🌿💙👍
ልብን ሳዕርን እናሓደረ ይበቁል🎉
ይቅረታ ምሕታታ ፉጹምነት ኢዩ ንህዝቢ ትግራይ ንደለይቲ ፍትሕይ ናይባሓቂ በዲላቱ'ያ ሃየ ትኻሓሶም ኣይረፈደን
ክላ..እንታይ ኢናሞ ንብሎ 😢
@melawit-melawit
6 ай бұрын
ንየ በላ ንሕና ነዚኣ ንሰምዐሉ ጉዳይ የለን።
💙💙💙💙
Wow proud of you, good job ❤
Great job and very good example ❤
@neshnesh_show
6 ай бұрын
✅
እዛ ገስረጥ በዚ ክትጥብረኩም ሞኒካ ሽኮር ሽኮር በሊዕኩም ግልብጥ በሉ ገዋኑ ይቅረታ ኢላ ፋሽን ተረኪቡ ነዚ ሒዝካ ዝዕወት ቃልሲ የለን
@dsegtjioojgvvfv
6 ай бұрын
ኖርማል ተጣዕሰ ይቕረ በሉለይ ምባል ፀርፍ ዘያዋፅኣ ተኾይኑ ንዓኣ ይምልከት
@abigael7333
6 ай бұрын
እሞ ይቅሬታ ዘይመልሰካ እንተኮይኑ ደኣ ምስመን ክትነብር ኣምላክ ከማን ብይቅሬታ እዩ እኮ መዓልታዊ ብሂወት ዘንብረና ዘሎ
አረ እዛ ሰብ እዚኣ ህዝቢ ትግራይ መላዕልታ ኣይኮነን ሹሙ ከይተልዕሎ ዛ በዓለገ😭ኣብ ማህፀነን ዘሎ ከይተረፈ ክሕረድ ኣለዎ እናበለት ደም ዘንበዐትና😭💔ዓያሹዶ መሲሉዋ ብመልሓሳ ተዐሽወና ግዕዝይቲ😢😊
@user-im3pe8ps3c
6 ай бұрын
ብሓቂ ኽብረተይ 😢
@EtadaErada-rs9bz
6 ай бұрын
ኣይገርመኽን እህህህ😭
wowwwww Monica i can’t believe it never say never anything is possible victory is around the corner.Amen thank you for shearing Neshnesh God blessed you.💕💕💕
ነሹየ ብዳሓን መፃኻ 🙏💜
Egziabhier ymesgen 🙏🏽
AGENAE AMBESIT TEBAREKI.❤❤❤🎉🎉🎉
ቆንዳፍ ንርስዖ መሲሉዋ ድዩ ዝበለቶ 😢
Agziabiher ykir ybelky haftina😢
@Acnt12
6 ай бұрын
Amen(3) nisu eu zibhal
ናይ ሓቂ እንተኾይኑ እቕረ ይኹንኪ ::
If you really minted, you did a good job. Keep up the good work.
YiKre yikuNki bravo 👏🏽
አቲ ጓሓፍ መቸም አይንአምነክን ተጋሩ❤
Welcome neshu from Tigray❤❤❤❤❤
እዋይ ተመስገን !
ይቀረታይ ናይ ለባማት እዩ ሰብ ኮኑ ዘይጋገ የለን እሞ ይቀረ ይኩኪ
አይበልናንዶ ሓቂ ትምንምን እምበር አይትብተኽን
እቅረ ንዝበለ እቅረይበልኪ ሞኒካ
ይቅረ ይኹንኪ እንታይ እሞ ክንብል ኢና 🙏😔 ነሹየ ❤❤❤
xbuk serah 💞💞💞💞💞
ዝነበርካዮ ዘይኮነ ዘለናዮ እዩ ዘገድስ እሞ ካብ ጌጋኻ ምምሃር ነብስኻ ምልዓል እዩ ይቅረ ይኹንኪ ዛሓፍተይ🙏💜
ይቅረ ይኹንኪ💊🤲🤲🤲🤲🥺
Tsbuk asmiekana Nesh nech. Thank you 🙏
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
❤❤❤
ተጋሩ ለኽባጣት ለኽበጥበጥ ኣይትበሉ የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም ይብሉ ኣምሓሩ ፅንተት ልኣወጀትልና ሰብ 😢😢
@user-in5kx7ud2e
6 ай бұрын
የስ😢
Neshuuuuuu❤❤❤
ምስ ትግራይ ክንእረቅ እና ትብል ዘረባ ትጥጥእ ኣላ
Eza 2024 enqae bselam mexaltki moni🎉🎉🎉🎉
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
Neshu thanks Lebamm 💙💙💙
💝💜💛 ምልጭ ቁንጂና ወዜሮ ሞንካ ዕንባባ ሕጂ ሰናይ ኮነ ንስሓ ሙቁር ዘረባ 🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤
ወዲ ሰብ ሓራ ክወጽእ እተድኣ ኮይኑ መጀመርታ ሓርነት ክናፍቅ ኣለዎ ወዲ ሰብ ባርነት እንተ ማእሚእዎ ግን ኣከለ
ብስሚዒት ዝቃለስ ሰብ ንነብሱ ጎዲኡ ንከባቢኡዩ ዝጎድእ ዝበደለቶ ተረዲእዋ ይቅረታ ምሕታታ ጽቡቅዩ ከማኪ ይብዙሑልና ሽግርና ክሐጽር።
Good job Monica,,,,,
ፀርፊ ብሚድያ እንታዩ ድሕርነት
Ajoki ❤
Bravo bravo monica eza ena nibleki nerna thx sis❤❤❤😢😢
ቅኑዕ ሰብ መመዘኒኡ ዝጠዓስ ልቢ ዘለዎን ንይቅረታ ዘይዕበ እዩ። ሞኒካ ሓፍትና ከኣ መንገዲ ቅንዕና ሒዝኪያ ኣለኺ ከይትለቅያ። ኣነ ይቅረ ይኹንኪ ኢለኺ ኣለኹ❤
@emteemte3985
6 ай бұрын
True
@neshnesh_show
6 ай бұрын
🙏🙏🙏
Monica bravo
ኣሕዋትና ምስ ኣወደእት ይቅሬታ ታይ ይዓብስ😢😭🖤
@senaitmichael8848
6 ай бұрын
Hakeka endika belba ente koeyna yekere metal tebuk iu ab hene ay neber kubur hawey wey haftey
@senaitmichael8848
6 ай бұрын
Ne melu hezibi tegray dema E/ idu yenbrelkum
@ss.gebshl_hallo
6 ай бұрын
ይቅሪታ ጽቡቅ ኢዩ ወላ ሕጂ ኢሰያስ ኣፎርቂ ይቅረታ ተይሉ ከምን ኣይንሕዘሉን ሞኒካ ግዳ ኢንታይ ጌራ
@lanteTV1
6 ай бұрын
@@ss.gebshl_hallo ዶ ? ዝበስበሰ ኣራንሺ መን ክጥዕም ይኽእል? ኤርትራ ብልሹውን ዝተመረዘን ሕብረተሰብ ዘለዋ ሕማቕ ሃገር እያ፡ ዝኾነ ትግራዋይ ኣይኣምናን። 😂😂2:36 ንህዝቢ ከም ህዝቢ ዝጸርፍ መንግስቲ የብልናን ክትብል ከላ ኣይትሓፍርን። በብዓመቱ ብናይ ተለቪዥን ድራማታት፡ ዶክመንታሪ፡ ፊልምን ቀጥታዊ ቃለ መሕትትን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዝጸርፍ መንግስቲ ኤርትራ ኣይኮነን ድዩ?
@terhasgebrhwet4558
6 ай бұрын
Eway monika adenkixatni ykre ykunki
ሓደራኻ ከይትግራህ ህዝበይ ሓደራኻ !🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴🔴
Amlak yibarkiki. Well done ❤
ሰብ ይጋገ ይእረም ይብድል ይቕረይብል😢
ተጋሩ መሓሩና እባ ረሳዕቲ አይንኹን ልዛ አምሰሉ አይትእመንዎ
Wow wow yigzabihr libi yahapki monica
ልከሊእ በልዮ ዋጋ ክትከፍሊ ኢኪ😢😢😢
Bravo nifieti zaygage yelen ajokhi ❤
Thank you Monica !! Wedi-Tigray.