"እዛ ዕለት እዚኣ ፍልይቲ እያ"! ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ

Ойын-сауық

Пікірлер: 65

  • @hanabeyene9174
    @hanabeyene9174Ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ብፁእ ኣባታችን!!! ክብረት ይሃበልና!!! እንኳዕ ንናይ እመቤታችን ዓመታዊ ክብረ በዓል እብፅሖም ኣብፀሐና!!! ኣሜን!!!❤❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9iАй бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብጹእ ኣቦና ባሓቂ ናይ ሰነ 21ይ ወላዲተ ኣምላክ ረዲኣቲና እያ ክብሪ ይብፃሓያ እመብራሃነይ ጥዒሚት ሰም❤🙏

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1Ай бұрын

    ኣማን ብኣመን ብጸሐኡ ኣቦና ቅድስትቅዱሳን ድንግል ማርያም ብርሀን ጌራትሉ ንህዝቢ ትግራይ ኣቦና አብቲ ጭንቂ ግዜ ንኹሉ ዲያስቦራ ተጸናኑዑና ነይርኹም ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይሀብኹም🙏🙏🙏

  • @saraalshky4357
    @saraalshky43575 күн бұрын

    ኣሜንኣሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስመዐልናክብር ኣባና💒❤✝️❤✝️💒🙏🙏🙏❤😍😍😍

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690Ай бұрын

    ብፁእ አቦና አብታ ፀልማት ግዜ አብ ስደት ንዘለና ደቆም አጆኩም እዞም ደቀይ ክሓልፍ እዩ እሎም አብ ትሕቲ ፈጣሪ ዘፅናዕኑዕና በረከቱኩም ይሕደረና ❤❤❤ እመብርሃን አደይ ዋሕስ ናይ ህዝብና ፍልይቲ ዕለት 21ሰነ 2013 ዘይትርሳዕ ❤❤🎉🎉💚🙏👏

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3itАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦየ😊 ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ 21 ሰነ ሰይትርሳዕ ማዓልቲ ወድነይውን እተሰወአሉ ጸልማትን ብርሃንን ሕውስዋስ እያ ልኣይ💔😢😢

  • @user-vw8xe9xt5x
    @user-vw8xe9xt5xАй бұрын

    ብሓቂ ክቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዐና ኣደና ቅድስቲ ማርያም ካላሂት ፈተና ፀልማትን እያ ክቡር ኣቦና እረብሱሩ በቦታትና ምህልላ ክእወጅ ኣለዎ ህዝብና ኣብ ክፍኣት እዩ ሰፈርንየዋ ምሕረት ተላኣከልና ኣባታትና ፀኒዕኩም ኣዉጅልና በይዛኩም ኣቦዋና❤❤❤

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713Ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብፅእ አቦና ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ አለም ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ነዉሕ ዕዲሜን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ በረክታን አማላዲነታን ምሕረት ፉቅሪ ወዳን አይፈለየና ሙሉእ ሰላም ንህዝብና ተምፅአልና ዲንግል ማሪያም ወላዲት አምላክ አሜን አሜን አሜን ብፅእ❤አቦና በረክቶም ይሕደረና 👏👏👏👏👏👏✝️✝️✝️🕊❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና በረከቶም ኣይፈለየና🙏❤❤❤❤

  • @D.yD.y-yk9jz
    @D.yD.y-yk9jzАй бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይውት ያሰመዕልና አሜን አሜን አሜን ክብር አቦና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wf9do9xk8j
    @user-wf9do9xk8jАй бұрын

    Selam kbur abo selamkum ybzhalna amlak msaktkum ykun❤❤❤❤❤❤❤❤❤hiji ewn tsomun tsielotn yedlyena alo nhzbna ❤❤❤❤❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021Ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ብፁእ አበነ ስላማ በረከቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6lАй бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኩቡር ኣቦና በርከቶም ይብፅሐና ብሓቂ ርህርህት ህልና ወላዲት ኣምላኽ ብቃል ኪዳና ሐዚ እውን ንውፅዕ ህዝብና ፅላላአ ተንብርልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679Ай бұрын

    ቃለ ሂይወት የስመዕልና አቦና🙏🙏

  • @brllabay3842
    @brllabay3842Ай бұрын

    ብሓቂ ብፁእ አቦና አባ ሰላም ቃለ ህይወትይ የስመዐልና🤲✝️⛪️

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu135919 күн бұрын

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Kale. Hiwet. Kubur. Abona. Auneselama. Selama. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿

  • @kidan5256
    @kidan5256Ай бұрын

    ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ክብር ወብፅእ ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏❤❤💛💛😍😍😍

  • @Grmawit-xx1tt
    @Grmawit-xx1ttАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን በረከቶም ይሕደረና ብፁእ ኣቦና

  • @app9839
    @app9839Ай бұрын

    አሜን

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464Ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhasweluАй бұрын

    Amen kubur Abona 🙏✝️🌼💐🌾

  • @abebaviard60
    @abebaviard60Ай бұрын

    ሰላም ኽቡር አቦና ሓውናን ወዲ አድናን ተሰፍ ናይ ሕዝብና ኢኹም እሞ እግዚአብሔር ካብ ፀሎትኩም አይፈለየና 🙏🙏❤❤❤

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ngАй бұрын

    ቃለ ህይወት. የስመ ዐና ኣቦና❤ ❤❤

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5eАй бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን እንኮዓ ሓቡሩ ኣብፅሐና ከቡር ኣቦና🤲🤲🤲

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgrayАй бұрын

    ❤❤❤❤ bhaki eza elet ezia fliti eya

  • @aishaais8070
    @aishaais8070Ай бұрын

    ❤❤❤ቃለሂወት የስምዐልና ቡፁእ አቦና❤❤❤

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9cАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aishaais8070
    @aishaais8070Ай бұрын

    ❤❤❤ አሜን አሜን አሜን ቡፁእ አቦና❤❤❤

  • @tigabuharegewein
    @tigabuharegeweinАй бұрын

    ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ብፁዕ ኣቡነ ሠላማ❤❤❤❤

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zlАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392Ай бұрын

    Bitsue Abona Abune Selama- the voice of our people of Tigray. Enquae Ne Tsion Dingle Mariam Ametawi Beala Abtshom Abtsahakum abtsahana ne melae Hizbi Tigray Orthodox Tewahido Haymanot Amenti!

  • @user-ev5nk8vv7i
    @user-ev5nk8vv7iАй бұрын

    ናይብሓቂይ❤ቃለሂወትየስመዐልናብጹእ❤ኣቦናናይሰነ21ማርያምኣምላኽ❤❤❤❤

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604Ай бұрын

    Amen Amen Amen 💖 🙏 😆

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229Ай бұрын

    ቃለ፡ሒወት፡የስመዐልና፡ክብር፡ኣቦና፡፡ግን፡ግን፡ግን፡ከዝውን፡፡በይዛኩሙ፡ሊቃውንትና፡ኣቦታትና፡ምሕልላ፡ምሕልላ፡ምሕልላ፡ኣውጅልና፡በይዛካቱሙ፡፡ዘይረዕ፡ንርእለና፡ለይስማዕ፡ንሰምዐለና፡እት፡ኩናት፡መልኩኡ፡ቀይሩ፡እንበይ፡ሕዝብና፡ኣብ፡ሕማቅ፡ኩነታት፡እዩ፡ዘሎ፡ወፂእካ፡ዘይትምለሰሉ፡፡እዩ፡እኒኣ፡፡፡ገንዘብ፡ጠፊእካ፡ይእለሽበይ፡ስብ፡ጠፍእካ፡ይእለሽ፡ድዩ፡፡እና፡ክብር፡ኣቦና፡ተስማእነ፡በይዛኩሙ፡ምሕልላ፡ክካየድ፡ኣውጅልና፡፡ካብኡሉ፡ልዞሙ፡ዳብሎስ፡ልጫወቶሙሎ፡ክፅለየሎሙ፡ኣለዎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢፡ጨኒቅና፡እዩ፡ዘሎ

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699Ай бұрын

    AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978Ай бұрын

    አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤

  • @samerasamera1513
    @samerasamera1513Ай бұрын

    Amen

  • @user-xu2kt5od3k
    @user-xu2kt5od3kАй бұрын

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @alemmezegebo5352
    @alemmezegebo5352Ай бұрын

    Thanks to God 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @aishaais8070
    @aishaais8070Ай бұрын

    ❤❤❤ባርኾትኹም ይብፀሐና❤❤❤

  • @gjftfyurtyr8553
    @gjftfyurtyr8553Ай бұрын

    ❤❤❤ኣሜንን

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona ❤

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @cilascilas5854
    @cilascilas5854Ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @pomg122
    @pomg122Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና❤❤❤❤

  • @user-vj6dy9vn1t
    @user-vj6dy9vn1tАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xz9rj6mo9i
    @user-xz9rj6mo9iАй бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fhjih578
    @fhjih578Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @ChfhhfJcfjfhhf
    @ChfhhfJcfjfhhfАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604Ай бұрын

    💖💖💖🙏💖💖💖💖

  • @wekj9541
    @wekj9541Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @werkneshzeseluse1087
    @werkneshzeseluse1087Ай бұрын

    እንኴ ንዛዕለት አብጸሃኑ

  • @fegffghhfh6393
    @fegffghhfh6393Ай бұрын

    🙏🙏🏽⭐🙏🙏🏽⭐

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229Ай бұрын

    ቃል

  • @AlmazJImma-nn8pd
    @AlmazJImma-nn8pdАй бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉❤❤❤ Abona

  • @user-ev5nk8vv7i
    @user-ev5nk8vv7iАй бұрын

    🤲🤲🤲🤲🤲✝️⛪️🤲🤲🤲🤲🤲

  • @user-us3pf2bs2v
    @user-us3pf2bs2vАй бұрын

    ቃለሒወት ያስማዓልና አቦና ብጣእሚ እየ ዝፈትወኩም ከማኹም ዝበሉ አቦታት እንተዝህልው ትግራይ አበይ ምበጽህት አነ ሕቶ አለኒ አብ ገዳም አባሓደራ ዘለው ደብተራ ማለት እቶም ሊቃውንትና ኑጽሓት ዘይኮነስ ቆጽሊ ጨፍጭፎም ዝህብ ዘለውስ መረዳእታ አኩም ዶ

  • @user-xz9rj6mo9i
    @user-xz9rj6mo9iАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-hm7rw8zc3l
    @user-hm7rw8zc3lАй бұрын

    ❤❤❤❤

Келесі