ካብ ውሳነ መንበረ ሰላማ እንታይ ትፅበዩ? ሓሳብኹም ፅሓፉልና ፤ ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብ

Ойын-сауық

Пікірлер: 24

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ኣጀኹም ቀፅሉሉ ብጹእ ኣቦና ኣባነ ሰላማ ሓተታ ወሎዶይ ኑቁሑ እዮም ዙቡሉና❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33922 ай бұрын

    Tigray Orthodox Tewahedo Church (TOTC) - full name should be used always

  • @kingsaber8065
    @kingsaber80652 ай бұрын

    እግዚአብሄር ጠብቁ የውስጥ ተንኮላችሁን አይቶ ይፈረድባችሀኀል።

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo34472 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha38582 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @hwjshu3727
    @hwjshu37272 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Azms-ic5or
    @Azms-ic5or2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ferewoyanitsegazeab7631
    @ferewoyanitsegazeab76312 ай бұрын

    1.ብፀሎት ካብ ኣምላኽ መልእኽቲ ዝቅበል ሞ ንህዝቡ ዝነግር እምበር ኻብ ፌስቡክ ሓበሬታ እንዳኣከበ ዘይዛረብ ዓቃቢ መንበር ንደሊ 2. ኹሎም ናይ ፀሎት ካብ ኢትዬጵይ ድርስት ዝተተርጎመ እንተይኮነ ካም እንራሙኤል ዝወደቁ መላእኽቲ ነበር ዝሙገስሉ 78 ነብሳት ዝበልዐ ስብ መንግስተ ስማይት እንትኣቱ ተራእዩ ዝብል መደንዘዚ ናብ ዝኽፍኣ ሓጢይት ዝደፋፋእ ብሽም ቅድስትን ንፅህትን ቅ/ ማሪይም ንባህሪኣ ዝይውክሉ ድርሰታት እንተይኮኑ ዋላ ሓንቲ ቃል ዘይሓወሱ 100% ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ዝተቀድሓ ኽኾና ፀሎተ ነብይት ኩሎም ቡብዕለቱ ንኽስርዑ 3. እስቲፋኖሳውያን ዝረግም ተኣምረ ማርይም ክእገድ ብመስረቱ ምርጋምን ምፍራድን ካብ ዲይብሎስ ስለዝኾነ 4. ብጎይታና መድሓኒትና ናይ ፍርዲ ስልጣን እተዓደላ ኣብ መ/ቅዱስ ስማ ዘገነነ ብኢትዬጵይ እንትደልዩ ፍላይ ማንታ ገበል እንትደልዩ እግራ ሽኾና እግሪ ኣድጊ ነይሩ እንዳበሉ ድርስተ ፅሒፎም ዘዋርድዋ ኣዴና ንግስተ ሳባ ቅድስቲ ተባሂላ ክትስየም 5.ኣሓት ዝባሃላ ቤትክርስቲናት ህዚ ውን ብውነ ክፅንዓን ክፍላይን ብፍላይ ኢትዬጵ ትባሃል ናይ ሓሶት ናይ ብርስት ቅትለትን ኤልዜቤላዊት ቤትክርስትያን ካብ ኣሓት ክትእለ እንተዘይኣለ ኣሓት እንተባሂለን ስብ ናብ ናይ ድላዩ ኽኽድ እዩ 5. ገድለ ተክለሃይማኖት ክርስቶስ ሳምራ ዘብርኣብሩኽ ብዝብል ድርሰት ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ብዘንዕቅ ንኣብነት እዝጊ ንእይሱ ፀለእቱ ንኽስጉግ 1 ማዓልቲ ፀሓይ ኣቆሞሉ ዝብል ዘብረ ኣብሩኽ ካብ እዲኦም ቅ/ ማሪይም ኣቡኦም ደመ ክርስቶስ ተወሊዶም ዝብል ካብዝርከቦ ዝሓፍር ስያመ 5 ዓመት ፀሓይ ደው ኣቢሎም ዝብል ድርሰት እተፅሓፉ ክእለዩ ኣለዎም

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili71102 ай бұрын

    ጠንክሩ አቦታትና ግን ቁርፅ ዝበለ ምህደራ የድልይ 1 ፍርዲ እውን ናይ ሃይማኖት ንበይኑ ክከውን አለዎ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ብመጀመረታ ስም እግዚአብሔር ኣምላክና ዝትመስገነ ዝተከበረ ይኩን አሜን፫ ንኣቦታትና እውን ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ይምራሓኩም🙏 ፩)ኣነ ደካማ ጋልኩም ዘብሎ አብ ትግራይ ካብ ዘረእነት ካብ ፖለቲካ ዝራሓቀ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርት ስብከት ክግበረና ይፈትው ፪) አብ ትግራይ 99% ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እዩ ይባሃል ግን 75% እኳ ኣይመልእን እዚ ኣማኒ ህዝብና ቀስ ብቀስ ናብ መንፍቅና ያኣትው እዩ ዘሎ ብተለይ መንእስይ☝ ፫) እት ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስቲያን እዩ ዝሳቀ ዝስደት ዘሎ ፈቆዶ የመን ራጎ ይተርፍ ኣሎ!! ናብ ሳዑዲ ዝኣትወ ኣምኒ እውን 5% ናብ እስልምና ይኣትው እዩ ዘሎ ኣቦታት ተጋሩ ብጅኩም ንቁሑ ንዝ ኣማኒ ህዝብኩም ኣድሕኑ ብስብክት ብት ቅዱስ ቃል ገይኩም ዋላ እኮ ንኩሉ ተዘይኣድሕንኩም 5% ክታድሕኑ እኩም☝ ፭) ህዝብ እንድረታ ህዝብ ራያን ብጣዕሚ እዩ ዝውፂዓ ዘሎ ናብ ምንፍቅና ይከይድ አሎ እዚ ናትኮቱም ስንፍና እዩ☝ምክንያት ቅዱስ ቃል ስብከት ትምህርት ስለ ዘይባሃዎ ብቅልጥፍ ስበክት ክግበረና ንደል እና።👏 ፮) መንእስይና እውን አብ ዘይተለመደ ስስ ስረቅን እዩ ዝወዒል ዘሎ ኣናአሸተ ኣሕዋትና እውን አብ እመንዘርና ይውዒላ ኣለዋ ስለዚ ከም መንበረ ስላማ ሓላፍነት ወስዱ ናብ መንገድ ሓቂ ክምረሐሞ አለዎሞ!! ኣነ ናዓኮቱሞ ከምዚ ክብል ኣይግባኣኒ ግን ብእምነት ብጣዕሚ እየ ዝቀንእ ኣማኒ ህዝበይ ናብ መንፍቅና ትከድ ተሎ ያሓዝን😢

  • @user-hl6hy6zg6t
    @user-hl6hy6zg6t2 ай бұрын

    ዝገርም በሓቂ አብተግባር ግን ባዶ ሰለዚ ውሽጡ ይፈተሽ

  • @saragirma-bb4mg
    @saragirma-bb4mg2 ай бұрын

    ባትርያሪክ ክሽወም አለዎ ።ግዴታ እዩ።

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam38682 ай бұрын

    ጠንኪሩ ንህዝቢ ትግራይ ንውፁዕ ህዝቢ ከገልግል እየ ዝደሊ

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33922 ай бұрын

    Those who still think going back to Ethiopia must stop. This is one of the reasons weakening our religion. Ethiopia does not want us tegarus.

  • @marmar-vh2og
    @marmar-vh2og2 ай бұрын

    🙏🙏🙏😍😍😍ፓትራርክ ክሸመው ንደሊ🙏😍

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33922 ай бұрын

    Aksum Menbere Selama Kesate Berhan or Menbere Selama Kesate Berhan Aksum. Please use full name. Don't cut the names.

  • @hg2540
    @hg25402 ай бұрын

    ፓትርያርክ ክሸሙ ከም ትግራዋይ እደሊ

  • @MichealeHagos-uw6zu
    @MichealeHagos-uw6zu2 ай бұрын

    ፓትራሪኽ ክሸሙ ንፅበ

  • @temesgenalemyirga7557
    @temesgenalemyirga75572 ай бұрын

    Please consider for a second if these kind of acts will please christ. It might please your body but your soul knows the truth. The truth is Christ who says love one another not create a split among brothers because of temporary reasons..... May God have mercy on us!

  • @alematgebretatyes1023
    @alematgebretatyes10232 ай бұрын

    ፓትርያርክ ክሽወም ኣለዎ

  • @hanahagos7732
    @hanahagos77322 ай бұрын

    እዋይ እንታይ ኢና ንገብሮ ሕደጉንዶ እዛ ናይባእልኻ ጥቅምን ሸመትን ሕርፋን?? ሓይማኖት እኮእዩ ብወለዲ ናይ ሓይማኖት መራሕቲ ትምራሕ እምበር በደለይቲ ጥቅምን ተላላአኽትን ፈላለይቲን ዓሌትን መጋወሕቲ ሓውን ድኣክትምራሕ?? ድንቅባ ስፍካ ግጥም ኣቢልካ ተኸዲንካ ኣብተሸከርካሪ ወንበር ተቀሚጥካ ኣድን ሕዝብን ምሕማስ ግደፉ ናይትግራይ ዓምላኽ ቀሊል ከይመስለኩም ማዓት ዝመጽእ ዘሎ ባኣኻትኩም ከይኸውን??? ሓይማኖት ፖለቲካ ኣይኮነን ፈላልይዎ.

  • @GoitomMehari-ld5ng
    @GoitomMehari-ld5ng2 ай бұрын

    ኣባላት ውድብ መንበረ ሰላማ ልዘራእኽምዎ ክትዓፅዱ ኢኹም። ገና ገና ፋሕ ጭንግራሕ ክትብሉ ኢኹም። ትዕቢትይ ትምክሕትይ ልወለዶ ኣካይዳ መጨረሽትኡ ታይ ሃምልኾን ግልፂ እዩ. . . ቦ ጊዜ ለኵሉ!

  • @user-hl6hy6zg6t
    @user-hl6hy6zg6t2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі