ተስፋ ኣልባ ወለዶ ንምትራፍ... ድጋፍ ንህፁፅ ሓገዝ መንበረ ሰላማ !

Ойын-сауық

Пікірлер: 18

  • @abebaviard60
    @abebaviard602 ай бұрын

    ሰላምን ክብረን ንሕዝብና ነፃነት ንሐገረ ትግራይ ትግራይ ወለላ ብደቃ ክትድሕን እያ አጆና አጆኩም ሰላም ናአካትኩም ፍኖተሠላም መድያ አሕዋትና ብጣእሚ ነምሰግን አምላኽ ምሳኹም ዮይኹን አሜን 🙏🙏

  • @user-bi4se6qk3p
    @user-bi4se6qk3p2 ай бұрын

    እግዝኣብሕር ይመስገን ❤❤❤ ንዓኹም ዝሃበና ኣቦታትና

  • @abebaviard60
    @abebaviard602 ай бұрын

    ፍኖተ ብረሐን አጆኹም🎉❤❤❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12702 ай бұрын

    አቦታት እግዚአብሔር ምሳኻትኩም ይኹን ህዝብኹም ቃለ እግዚአብሔር አምህሩ !!!

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i2 ай бұрын

    አሜን ባርኾቶም ይብፅሐና ብጽእ ኣቦታትና ❤️🤲

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. berketkum..yedarena. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስስስ ይብል እግዝኣቢሔር ኣምላክ ንዝሃበ ይሃቦ ክቡራት ኣቦታትና እግዝኣቢሔር ምሳኩም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና በረከትኩም ይሕደረና🙏❤❤❤ ምስ ይቅሬታ ክቡራት ኣቦታትና ኣብ ትግራይና ኣብዚ ሐዚ ስዓት ካብቲ ጥምየትን መከራን ስቃይን ተወሳኪ ጸገም ኮይኑና ዘሎ ህጻውንቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና እናተጨወያ ከም ሉሙድ ኮይኑ ኣሎ እሞ በጃኩም ንህዝብኩም ዓገብ በሉልና ኣቦታትና ትግራይ ናብ ልብያ ተቀይራትና😥😥😥😥😥

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m2 ай бұрын

    ሰላም ክብራት አቦታትናን አሕዋትናን ሰለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ሰናይ ተግባር እትገብሩ ዘለኹም ብምልእኹም እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኹም ሂወት ዘመንኹም ኹሉ ይባርከልኹም አብ መፃሓፍ ሂወት ይፃሓፈልኹም 🙏🕊

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 ай бұрын

    ዲያሰፖራ ዘለኩም ዛዓበኩም ወለዲና ዝናኣስኩም ዓበይታ ኣሓዋታና ክብሪ ይግባኣኩም ሰብ ፎሮሮ❤🙏

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo34472 ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem84862 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya28212 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb66902 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb66902 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @alemalem4421
    @alemalem44212 ай бұрын

    🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr76752 ай бұрын

    🙏✝️🙏✝️🏨✝️🙏❤❤❤

  • @hg2540
    @hg25402 ай бұрын

    ኣቦታትና ንዓካትኩም ክንርኢን ክነሰምእ ከለና ዝስመኣኒ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ተስፋናን ሞራልና ንስካትኩም ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ክሳብ ዕለተ ሞተይ ምሳኹም እዬ ንህዝብና ክንበጽሕ ናይ ግድን እዩ ኣብ ጎንኹም ኣለና

  • @hagezomweldegebreal4202
    @hagezomweldegebreal42022 ай бұрын

    እታ ድንሃትካትኹም ድሃብኹም እዝግሃር ብድጎደለ ይምልአልኹም።

Келесі