ቃልኹም ኣኽብሩ ተመዛበልቲ ምለስዎም! ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ

Ойын-сауық

Пікірлер: 144

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1Ай бұрын

    ትኽኽል ናይ ቀደም ኣባሠረቀ ብርሀን አቱም ጅግና ሓቀኛ ኣቦ ተቃላሳይ ሀዋርያዊ ሥራሕ ብግብር ዘርኣኹም ሓቂ ትበትኽ አንደበት ርትዑ ብፁእ ኣቦና ኣባሠላማ በረኸትኹም ይብጽሐኒ ዘረባኹም ክሰምዕ ኸለኹ እታ ዘይፈልጣ ዘይዓበኹላ ትግራይ ትግራዉነት የሥተማቅሮ:: አግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም🙏🙏🙏

  • @saraberhe6491

    @saraberhe6491

    Ай бұрын

    አምላኽ ጸሎቶምን ድኻሞም እሪኡ ራሕዋ ይሃበና አቦና

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ተስፋ ህዝብና ብፁእ ኣቦዋና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ዘላኣለማዊ ዝክርን ክብርን ነቶም ምእንታና ኢሎም ዘይትትካእ ህይወቶም ዘገበሩልና ጀጋኑ ሰማኣታትና ብሰላም ዕረፍልና ጀጋኑና😭😭😭😭😭😭

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3lАй бұрын

    ህያው እግዝአብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ይተምተና ሰላሙ የውርደልና ንብዓት ህዝብና ሪኡ ፍርዱ ይልኣኸልና🥺

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136Ай бұрын

    ብፁእ አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና እግዚአብሔር አምላኽ ❤🙏❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9iАй бұрын

    ብጹእ ኣቦና ወታደር ናይ ክርስቶስ ኣንደበተ ሩቱኡ ዕድመ ያሃበልና ናዓና ክጣዓመና❤😢

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8zАй бұрын

    _ኣይ ህዝብና ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ራህይል ንብዓት ዝሰመዐ ድምፅኩም ይሰማዕ😢😢😢_

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6fАй бұрын

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ህዝበይይይ 😢😢😢

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7kАй бұрын

    አሕ ህዝበይ 😢😢😢😢😢 እግዚአብሄር አምላክ ይስማዕኹም ህዝበይ ሰቃይ በዚሕኩም

  • @Eyamo-51
    @Eyamo-51Ай бұрын

    ለካ ነብዪ እካ ተዘይበልና ከም ነብያት ንነገስታት ዝግስጹ ኣቦ ረኪብና ኣቡነ ሰላማ ብጣዕሚ ኮሪዕና ብናታትኩም ጾሎት እዚ ምድረ ሓበሻ ይባረክ

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahariАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ንብዓት ራሄል ዝሓበሰ ንብዓት ወለድናን ህዝብናን ይሓብስ 😢👏

  • @mmn-sy7vo
    @mmn-sy7voАй бұрын

    😢😢😢💔💔 እመብርሃነይ ትስማዕኹም

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይስማእካ የዋህ ህዝበይ 😥🙏

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141Ай бұрын

    ብፅእ ኣቦና ናይ ብሓቂ ተስፋ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ እግዜኣብሔር ኣምላኽ ሰላሙ ይመልስለኩም ህዝበይ ❤❤❤😢😢😢

  • @meskeremhenning2937
    @meskeremhenning2937Ай бұрын

    Abuna ❤️Abune Selama❤️❤️👌👌👌🌹🌹🌹❤️❤️🙏🙏🙏

  • @HorneAfricaJojo
    @HorneAfricaJojoАй бұрын

    ኣቡነ ሰላማ በረከትኩሙን ረድኤትኩምን ኣይፈለየና ትግራይና ሰላማ ይመለስ ሰላምን ራህዋን ንኹሉ ወዲ ሰብ ዓለም

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6lАй бұрын

    በርከትኩም ይብፀሐና ኩቡር ቡጹኡ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና 😢😢😢ፍትሒ ንተማዛበልቲ ህዝብና 😢😢♥️♥️♥️🎉🎉♥️♥️🎉

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464Ай бұрын

    እግዚአብሔር ይሓግዝ ይአክል ይበለና😢❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842Ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንተ ህዝቦምን ሃይማኖቶምን ክብሉ እታ ይትትካእ ሂወቶም ዝገበሩልና ጅጋኑ ሰማእታትና ይኩን😭😭😭❤️❤❤ ተማዛበልቲ ናብ መረቦም ይመለሱ😢 እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም ህዝበይ❤❤😢

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6dАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይስማዕኩም ክቡር ኣባና ፀሎትኩም ኣይፈለየና ✝️😭

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7mАй бұрын

    ዋዉ ደስ ክብል ብስሩማ ኣቦታት ኣብ ጎኒ ውፅዕ ህዝቡ ክኮን እዩ ዝምዕርግ❤

  • @user-st2no4cs7u
    @user-st2no4cs7uАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ሰላም የውርደልና ፆሎትኩም ይስማዕ ህዝበይ ኪዳናምህረት ኣደይ ህዝብኪ ሓደራ እናቴ🙏🤲

  • @HiwetIavo
    @HiwetIavoАй бұрын

    ንህዝቦም ኢሎም ጠጠው ዝበሉ አቦነና ሰላማ የቀኒየልና ብስም ትግረዋይ

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fhАй бұрын

    ክብረት ይሓበልና ብፁእ ኣቦና ሓደ ክንዲ ኣሽሓት በቲ ተባእ ኣንደበተ ርቱእ ሀይማኖታዊ ኣሰተምሮኹም ብትብኣት ብድፈረት ትማሊ ይኹነ ሎሚ ድምፂ ሕዝቢ ድምፂ ውፁእ ብምኻንኩም ነዊህ እድመን ጥዕናን ይሓበልና ሓውና ከንቲባ ምምሕዳር ኸተማ ኣኸሱም አቶ ኣበበ ብርሃነ ውን ድምፂ ሕዝቢ ብምኻንካ ክብሪ ይግብኣካ እቲ ዘሕዝን ዘተኣዛብ ናይ ንቡረ እድ ጎደፋይን ሊቃውንተ ኣኽሱምን ኣብዝሓለፈ ሰሙን ብምኸንያት ዸጀኖሳይዳዊ ኺናት ሓደጋ እንወት በፂሕዎ ዝፀንሀ ናይ ኣከ ኽሱም መአርፎ ነፈርቲ ዳግመ ምኸፋት ዝርኣኹሞ ኣቀባብላ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ዘይተረኸብኩምሉ ቀንዲ ሚስጠር እንታይ እያ ነገሩ ?

  • @binyam1578
    @binyam1578Ай бұрын

    አቦና አየ ክብሩኩም ክረዝን ፍትሒ 😢🕊✝️💒☔️🔔🔔🔔

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7Ай бұрын

    ኣሕ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢 ኣምላክ ምሳኩም ይኩን😢😢😢😢

  • @KidanHadgu
    @KidanHadguАй бұрын

    ፈጣሪ ይኣክለኹም ይበለና !ህዝበይ😢😢

  • @QweQwe-bw6pi
    @QweQwe-bw6piАй бұрын

    Emebirihan tisimiakum❤🙏🙏🙏

  • @asefaw4345
    @asefaw4345Ай бұрын

    ኣምላኽ ክብሪ ይሃብኩም ኣቦታትና ዘይጸዓድ ህዝቢ መራሕቱንዶ ኣግዲዖሞ

  • @ajmaraajmara5125
    @ajmaraajmara5125Ай бұрын

    😭😭😭ፈጣሪ ሙሳኩም ዩኩን ናብ ዝሞቅ መረበቱኩ ዪመልሱኩም እግዚኣቢሄር

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679Ай бұрын

    አባ ስረቀ ብርሃንናይ ሎሚ አባስላማ ንህዝቢ ትግራይ እስካብ ሂይወትም መስዎእትነት ምእንተ ህዝቦም ዝተዳለው አቦና ኢዩምን አምላክ ብናቶም ፀሎት ህዝብና ሰላም ያሃቦ

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281Ай бұрын

    ህዝበይ መከራካ አቤተ አምላክ ይብፃሕ መረበቱን ንብረቱን ተመጢሉ ዘይጠረዩ ክድቅስሉ ብንፈስ ፀሓይ ማይን ረሃብን 3 ዓመት ብዘይምቁራፅ ዝፀንት ዘሎ ህዝብና 😢😢😢

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839Ай бұрын

    አየ ህዝብና 😭💔

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4jАй бұрын

    ኣሜን ኩቡር ኣቦና

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaroundАй бұрын

    አቦታት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን 🙏🙏🙏

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9cАй бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ደመፂኩም ያሰምዑኩም ህዝበይ😢

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2dАй бұрын

    ፍትሒ።😭😭

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604Ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭❤🤲❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3lyАй бұрын

    በረከትኩም ይብጸሐና ብጽኣት ኣቦታትና

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    ብጹእ ኣቦና ናይ ብሓቂ ተስፋ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላሙ ይመልሰልኹም ህዝበይ መዓረይ🙏❤️

  • @user-eb8gc5yd4r
    @user-eb8gc5yd4rАй бұрын

    ትግራወይቲ ምኮነይ ከመይ ደየ ዝኮርዕ😢😢😢😢

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    ኣይይይይይ ህዝበይ መዓረይ😢😢😢😢 ኣምላኽ ናይ መጠረሻ ይግበሮ ሎሚስ ናብ መረበትኹም ተመሊስኹም ተመስገን እትብልሉ ወርሒ ሰነ ይግበሮ ኣምላኽ🙏

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4jАй бұрын

    ናብ እግዛብሄር ናብ አግዛብሄር ናብ አግዛብሄር በቃ

  • @hnkktieyebsdray6597
    @hnkktieyebsdray6597Ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ብፁእ ኣቦና ኣብ ትሕቲ ፈጠሪ ብሳላኩም ካብቲ ብሰማይን ብመርየትን ፀልሚቱና ዝነበረ ግዜ ተፅናዕኒዕና ክሳብ ሳዓት ቢሂወት ኣለና።።

  • @HhHh-qh2lj
    @HhHh-qh2ljАй бұрын

    አሕ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wgАй бұрын

    ሓላል ህዝበይ ኣይይይይይ መሪት ብቀትሩ ፀሊሚትወ ፈጣሪ ይስማዓኩም😢😢😢😢

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    እግዝኣቢሔር ኣምላክ ይስማዕኩም ውጹዕ ህዝበይ መከራካ የሕጽረልካ ፈጣሪ ክቡር ብጽእ ኣቦና ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣኩሱም ጽዮነይ ህዝብኪ ሓደራ ካብ ስቃይ ኣናግፍልና🙏😥😥😥😥😥

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qsАй бұрын

    ❤❤😢😢❤❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaroundАй бұрын

    ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለሰ ❤😥

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783Ай бұрын

    ቸሩ መድሀኒኣለም ዘይሳኣኖ ድምፅኩም ይስማእኩም ምህሊላም ይወሰኳ ህዝብና ኣምላክ የቅስነልና

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7mАй бұрын

    ኣቦታትና ብሓቂ ኣኩሪዕኩምና

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhuАй бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhuАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359Ай бұрын

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. mekerana. Hzeru. Uaye. Ahwatey. hsbena. Tigray. ✝️😢🙏😢🙏😢🙏😢

  • @user-yp3zm6dh1x
    @user-yp3zm6dh1xАй бұрын

    ኣይይይ ህዝቢይ😢😢😢

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971Ай бұрын

    🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6xАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7vАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢

  • @goggo5414
    @goggo5414Ай бұрын

    😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184Ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭💞🙏👌

  • @HfgBv-ov3ke
    @HfgBv-ov3keАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cuАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @bbg8739
    @bbg8739Ай бұрын

    Eigzeber yemsgen Tigray ❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhasweluАй бұрын

    Justice for IDP Tigray 😭💔

  • @qatarqat6820
    @qatarqat6820Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @almasteshala1691
    @almasteshala1691Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MunerahMinerva-ls5jm
    @MunerahMinerva-ls5jmАй бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @SlassQ
    @SlassQАй бұрын

    😭😭😭❤❤💟

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184Ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭❤🙏

  • @selamselam4829
    @selamselam4829Ай бұрын

    ❤😢

  • @user-xx6ep2ep3i
    @user-xx6ep2ep3iАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @user-jj9yp6cp2w
    @user-jj9yp6cp2wАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-he7gp7qo9s
    @user-he7gp7qo9sАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mabRihit
    @mabRihitАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475Ай бұрын

    💔💔😭😭

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858Ай бұрын

    ❤❤❤👌👌

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhuАй бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @luaulngisti9089
    @luaulngisti9089Ай бұрын

    😭💔💔😭😭😭

  • @adwsdas25
    @adwsdas25Ай бұрын

    🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-eb8gc5yd4r
    @user-eb8gc5yd4rАй бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @adwsdas25
    @adwsdas25Ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690Ай бұрын

    አምላክ አቦይ ቆላሕ ዶ በለና😢😢😢

  • @user-nc2sd1nq5g
    @user-nc2sd1nq5gАй бұрын

    ❤❤❤❤👍👍👍👍👍

  • @user-of8ej7je3j
    @user-of8ej7je3jАй бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @nizarhilli

    @nizarhilli

    Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaroundАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4mАй бұрын

    💔💔💔😪😪

  • @tuutfjuf1913
    @tuutfjuf1913Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-re1wf2vc4u
    @user-re1wf2vc4uАй бұрын

    😢😢😢

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486Ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️😭😭😭🙏

  • @mmn108
    @mmn108Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meskeremhenning2937
    @meskeremhenning2937Ай бұрын

    💔💔

  • @zafuamare7710
    @zafuamare7710Ай бұрын

    ትግራይ ሰብ ኣለዋ ናይሓቂ። ኣባ ሰላም ይንበሩልና🙏🙏🙏።

  • @AsmelashAregawi-lc6ym
    @AsmelashAregawi-lc6ymАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @King_king3878
    @King_king3878Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @MahariBerhu
    @MahariBerhuАй бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @user-nc2sd1nq5g
    @user-nc2sd1nq5gАй бұрын

    😓😓😓😓

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3lyАй бұрын

    ኣየ ህዝበይ መከራ ባ በዘሐካ ኣሕ

  • @wekj9541
    @wekj9541Ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭 ኣይ ህዝብና ዝረኸብኻዮ

Келесі