No video

ማይ ሂወት እዩ! ኣብ ቀረባ እዋን

Пікірлер: 9

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ " ማይ ሂወት እዩ":: ማይ ንሕዉዬትና ዓብዩ ግደ ኣለዎ:: ማይ ሰቲኻ ትረዊ:- ማይ ተሓፂብካሉ ትፀሪ:- ግራትካ ማይ ኣስቲኻን ኣፅጊብካን እኽሊ ተቡቁል:: ተኽልታት ተልምዕ:: ናብራኻ ተማሓይሽ:: ብዘይ ማይ ልምዓት የለን:- ሂወትዉን ንክቅፅል:- ማይ ብዝኣክል መልክዕ ክህልወና የድሊ'ዩ:: ማይ ንሕዉዬት ህዝብናን እንስሳታትናን:- መሬትናን ተኽልታትናን ንኩሉ ጥሪታትናን: ዘድሊ ናይ እግዚአብሔር ዉህብቶ'ዩ:: ብዘይ ኣየርን:- ብዘይ እኽልን ማይን ኣብዛ ዓለም ክንበር ኣይካኣልንሞ:- ኣኽቢርና ንሓዞ:: ተገዲስናዉን ብሓላፍነትን ብፅርዬትን ናብ ልምዓት ነደይቦ! ማይ ኣብ ዝርከበሉ ኩሉ ሰፈር ነልምዓዮ:: ማይ ኣብ ርሑቅ እንተሃልዩዉን ናይ ገዛዉትና ነቅርቦ:: ኩላትና ከምትንፈልጦ:- ናይ ማይ ልምዓት ንዓድና ናብ ሕዉዬት ካብ ዘሳግሩ ፀጋታት ዝላዓለ ግደ ኣለዎ:: ኢደይ ኢድካን ኢድክን ኢልና:- ንረብሓታትና ነዉዕሎ:: ዕንጉያታትናዉን መንገድታት እናተኣታተዉና ንመስኖ:- ንፍልፍል መብራህቲ:- ንፅርዬት ኣብ ዝካኣል ስፍራዉን ብጃልባታት መጉዓዓዚ ነዉዕሎ:: እንተክኢልናዉን ዓሳ ነርብሐሉ:: ሓምለዋይ ልምዓት ነበርክተሉ:: ኣብ ረብሓና እንከይዋዓለ ዓድና ጥሒሱ ኣይስገር:: ሓመድናዉን ክንዕቅብ ሜላታት ይሃልወና:: ስልጡን ምሕደራ ማይ:- ንልምዓት ዓድና የዉሕሰልና:: ንመናዕሰይ ናይ ስራሕ ዕድላት ምስ ማይ ዝተዛመደ ብርቱዕ ስራሕ ይፈጠር:: ማይ እንዳ መፃረዪ:- እንዳ ብቦጢ መከፋፈሊ:- እንዳ ላዉንደሪ:- እንዳ መስኖ:- እንዳ ዓሳ መፍረዪ ወዘተ..... ቆርበት መልፍዒሞ: እንዳ ቦርሳ:- ሻንጣ:- እንዳ ሳእንን ማሕዘልን ዝመሳሰሉ ፋብሪካታት ክሳብ ምዉላድ........ይተግበረሉ:: ከይንጠምን ከይንፀምእን ከይንሓምምንዉን ናይ ማይ ፀጋታት ነፍሪ:: ብምትሕብባር ነልምዕ:- ንሕወዉን::

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1Ай бұрын

    በረኸትኹም ይብፅሐኒ ብፁኡ ኣቦና🙏🙏🙏

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110Ай бұрын

    የቅንየልና አቦና ኩልኩም ተጋሩዋኒ❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgrayАй бұрын

    ብሰላም ምጹና ቡጹእ ኣቦና

  • @anisaany6039
    @anisaany6039Ай бұрын

    😢😢😢

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgrayАй бұрын

    💔😢

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229Ай бұрын

    ወሎዶ፡የተሓነፀይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @rtgh9245
    @rtgh9245Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110Ай бұрын

    አቡና ብናቶም ጊዜ ህጂ ማለተይ እየ ትግራይ ትንሳኤዓ ክትርዕይ እያ።።። እርግፀኛ እየ ሓንቲ ህቶ አላህኒ ነብይ በአገሩ አይከበርም በሉ አምሓሩ እሞ ናይ ቅዱሰ ያሬድ ቤተክርሰቲያን አብ ትግራይ ንምንታይ እዩ ዘይሰራህ አብ ጎንደር እቲ መንነቱን ቅዱሱንዑን ኮታሰ ኩሉ መበቆሉ አምሓራ እዩ ንምባል ካብ አባይ ግድቦ ዝበልፅ ቦታ ዝሓዘ ናይ ቅዱሰ ያሬድ ቤ/ን ከሓንፁ ይሸባሸቡ አለዉ ትግራይ ከ?????? ነብይ ብዓዱ ብሓቂ ድዩ ዘይክበር ምሰሉ ዘይሸይጥ 😪💔

Келесі