ቅድስት ኢላርያ መንፈሳዊ ፊልም New Eritrean Orthodox Tewahdo Church film 2023

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም """ቅድስት ኢላርያ"""

Пікірлер: 531

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 Жыл бұрын

    ጸጋኡ የብዝሓልኩም ማሕበረ ማርያም ናይ ቅድስቲ ኢላርያ በረኸት የካፍለና!!!

  • @Wediebeti-yq1oh

    @Wediebeti-yq1oh

    4 ай бұрын

    L🎉l😂😂😂😮😢

  • @hgf6568
    @hgf65684 ай бұрын

    በረከታን ረዲእታን ናይ ቅድስቲ እላርያ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲

  • @user-bb2dg6qm5n
    @user-bb2dg6qm5n10 ай бұрын

    ቃል ሂውት የስማዓና ጻግታቱ ይብዝሓልኩም በረከት ረዲኣት ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m11 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ሰለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🕊🕊🕊🕊 አዴና ቅድስት ኢላርያ ንሓጥኣን ድቅኺ አብ መንግስቲ አቦኺ ዘክርና 🙏🕊

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay4254 Жыл бұрын

    በረኸትን ጸጋን ኣማላድነትን ቅድስት ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኹን።

  • @user-gc7gf1nd5q
    @user-gc7gf1nd5q Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ብሓቂ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም በረከት ናይ ቅድስት ኢላርያ ይሕደረኩም/ና አሜን⛪🙏❤

  • @destatsegay6403
    @destatsegay6403 Жыл бұрын

    ኣሜን ናይ ቅድስት ኢላርያ ኣደና በረኸትን ረዲኤትን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን!!!

  • @riyadhbest6783

    @riyadhbest6783

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲

  • @Wediebeti-yq1oh

    @Wediebeti-yq1oh

    3 ай бұрын

    5th 😢🎉😅😅😢😢and 6666😅😅😢😢😅😢 😮😅😮😊😮😢🎉😢😮😢😮😅😢😮😅😢😅😢😢😮😢😮😢😢😮😮😮😮😮😮😮

  • @edgrff7506
    @edgrff750611 ай бұрын

    በእውነት ፀጋዊ ያብዛላችው በረከት ይደርብን 👏👏👏

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x Жыл бұрын

    *_እግዚአብሔር ይመስገን ብሓይል እግዚአብሔር ብዙሕ ደኽምኹም ስለ እተቅሩቡሉና መንፈሳዊ ፊልም ብጣዕሚ እና ናመስግን የተዋሕዶ ልጆች ንዑ እስኪ ሓብርና ንመንፈስ ዘሐድስ ንነፊስ ደስ ዘብል ንመልከት ካብ ዓለማዊ ድራማ ምርኣይ በረከታን ጸሎታን ኣይፈለየና_*

  • @SaraSara-du4nl

    @SaraSara-du4nl

    Жыл бұрын

    አሜን በረከት ፆሎት ቅዳሳን አባታትና ይሕደረና

  • @almazabrham879

    @almazabrham879

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @lina.fajji.75

    @lina.fajji.75

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @asmarino598

    @asmarino598

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    7 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @tewahdo6304
    @tewahdo6304 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅድስት ኢላርያ በረክታ ረድኤታ ይሕደረና አሜን❤❤❤❤

  • @aminabgebermedhin7773
    @aminabgebermedhin7773 Жыл бұрын

    በረኽት ርዲኤትን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስቲ እላርያ ምስኩላትና ደቂ እመ ብርሃን፡ይኩን ኣሜን።

  • @user-lw2ig3zp3x
    @user-lw2ig3zp3x Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ስለ ሁሉም ነገር የቅድስቲ ኢላርያ በረከትዋና ሬዴአትዋ አይለይን

  • @dawitgoitom5657
    @dawitgoitom5657 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃሊወት የስመዓና በረከት ናይ ቅድስቲ ኢላርያ የስመዓና

  • @user-hv5ix6vr3f
    @user-hv5ix6vr3f Жыл бұрын

    የእዉነት ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልኩም በረኸት ናይ አዴና ቅድስት ኢላርያ ይሕደረና✝️

  • @ThTh-oz2hm

    @ThTh-oz2hm

    Жыл бұрын

    AmenAmenAmen

  • @ThTh-oz2hm

    @ThTh-oz2hm

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @user-tm5ux6rb1w
    @user-tm5ux6rb1w Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና ኣቦታትና ናይ ቅድሰት ኣላርያ በረከታ ኣይፈለየና ብሓቂ ክንደይ ትዕድልቲ አዩ ምሰ ኣምላክ ምንባር ዓለምን ፍትወታን ሓላፊ አዩ ከምዚ ገይርኩም ቅዱስ ዝኮነ መንፈሳዊ ፊልሚ ተምጹኡልና ዘለኩም ኣምላክ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባረክ

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይቅድስቲ ኣዴና ይክፈለና

  • @user-wn5nq4lx1j
    @user-wn5nq4lx1j5 ай бұрын

    በረከታን ጸጋን ኣማላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስት ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኩን።

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸሎት ረድኤት ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን🙏🙏🙏

  • @user-rc2hp7nj3d
    @user-rc2hp7nj3d Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ በረከታ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ነዚ ተቅርብሉና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል ፊልም እዩ ናይ አዴና ቅድስት ኢላርያ ጸሎታን በረከታን አይፈለየና አሜን፫

  • @user-js7dx7dh1k
    @user-js7dx7dh1k Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባረክ በረከት ናይ ቅዱስ ኢላርያ ክንሳተፍ ሰለዝገበርኩምና እግዚአብሔር ኣስብኩም ይክፈልኩም❤❤❤

  • @samihaile2124
    @samihaile2124 Жыл бұрын

    ቃለ፡ሕይወት የስምዓልና ፍቁራት ደቂ እመብርሃን፡ጸጋን በረኸትን ናይ ቅድስት ኢላርያ ኣይፈለየና

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 Жыл бұрын

    Kalehiwet yesmeana tselotn berketn nay kdsti Eilarya mes kulatna hzbi Kristiyan ykun

  • @matiasamanuel3012

    @matiasamanuel3012

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filmongoytom6183

    @filmongoytom6183

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen ❤

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Temsegen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽➕️➕️➕️➕️🤲🤲🤲🤲🤲

  • @officialpureentertainment741

    @officialpureentertainment741

    Жыл бұрын

    Amen amen amen🙏🏼

  • @user-cp9tx2zf5d

    @user-cp9tx2zf5d

    Жыл бұрын

    ስምካን ስም ኣቦኻን ናይ ኣመንቲ እስልምና'ዩ ስም እዩ፡ ንስኻ ሕጂ ክርስትያን ዲኻ?

  • @user-un7bb9sx6i
    @user-un7bb9sx6i Жыл бұрын

    _ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ስድራ እግዚአብሔር አምላክ👏_ _ናይ ኣዴና ቅድሥት ኢላርያ በረከታ ፆሎታ ምስ ኩለና ይኩን አሜን፫🤲_

  • @user-py2iy7wj9g
    @user-py2iy7wj9g Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ስንክሳር ዕረፍታ 21 ጥሪ ብጣዕሚ ትምስጠኒ ታሪክ እያ ብፊልሚ ምስ ረኣክዋ ከኣ ብጣዕሚ ተሓጊሰ።

  • @rgbebrhan3648
    @rgbebrhan36489 ай бұрын

    ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ፀሎትን ፀጋ በረከትን ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ይሕደረና ❤❤❤

  • @aaaar2232
    @aaaar223210 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከታ የእናታችን ይደረሰን ኣሜን

  • @hcfgff8848
    @hcfgff8848 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸሎቶን በረኸቶን ኣይፈልየና💗💗💗👏👏👏

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 Жыл бұрын

    አሜን፫ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ናይ ቅድስቲ ኢላልያ ፆሎታን በረከታን አይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን፫

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና በረከታ ናይ ቅድስቲ እላርያ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ንዓኩም ክኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ኩቡራት ኣሕዋት🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @user-bs8mh6em4x
    @user-bs8mh6em4x Жыл бұрын

    በረከት ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ የኬፍለና ኦ ኣምላከይ ነዚ ክርእን በረከት ክካፈልና ዝፈቀድካለይ አመስግነካ አሜን

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l Жыл бұрын

    አሜን፫ ጸሎት ኹሎም ቅዱሳን አቦታትና ኣዴታትና ኣይፈለየና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋተየይ

  • @user-qp3sk1re9b
    @user-qp3sk1re9b Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋታቱ የብዝሓልኩም በረከት ረዲኤት ናይ ቅድስት ኢላርያ ምስ ኩልና ይኩን

  • @user-mq7dx1oz5b
    @user-mq7dx1oz5b5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ❤❤❤❤❤❤

  • @herutigraweyti5269
    @herutigraweyti5269 Жыл бұрын

    እግዛብሄር ኣምላኽ ይመስገን በረኸት ናይ ቅድስት ኢላርያ ይሕደረና ህዝበ ክርስትያን❤️🙏

  • @nahi8977
    @nahi8977 Жыл бұрын

    ቡሩኻት የሕዋተይ ሰላማዊ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና ንዝኾነ ሓገዝ ።

  • @destatikue659
    @destatikue659 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ንዓና ድማ ናብዚ የብቅዓና በረኸት ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @kefalikeshi1062
    @kefalikeshi106211 ай бұрын

    በረኸት ቅዱሳን ምሳና ይኹን፡ኣብዚ መሪር ናብራ ስደትና ሓይሊ ኮይኑ የሳልየና ኣሜን❤

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸሎታን ፀጋ በረከታን ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን❤️✝️❤🥰🥰🥰🥰

  • @user-sy4tg6fp4u
    @user-sy4tg6fp4u Жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀሎታን በረኸትን ረድኤትን ናይ ቅዱሰቲ ኢላርያ ሞሰ ኩላትና ይኹን አሜን

  • @user-qf5qe3qw8n
    @user-qf5qe3qw8n4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ይመስገን ናይ ቅድስቲ ረዲአትን ኣላርያ በረከታን ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v Жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ክብራት ስድራና🤲✝️

  • @user-mn8mx2zd7s
    @user-mn8mx2zd7s Жыл бұрын

    በረከታ ይሕደረና ናይ ቅደስቲ ኣዴና ኢላርያ

  • @mesitube218
    @mesitube218 Жыл бұрын

    ቃለ ኃይወት ያሠማልን ፀጋውን ያብዛላቹሁ የቅድስት አላርያ በረከት ረድኤት በረከት አይለየን🤲⛪️✝️

  • @user-be3cx7wz8g
    @user-be3cx7wz8g Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ቡሩካተይ🙏 ፀሎቷ በረኬቷ ናይ ቅድስት አላርያ ምስኩላትና ይሕደር🙏

  • @tsfamryammesel7516

    @tsfamryammesel7516

    Жыл бұрын

    ኀ ኀ ኀ

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ክውራተይ

  • @medhaneghideon6625
    @medhaneghideon6625 Жыл бұрын

    Xegan bereketn nay adena kidisti ileria misana mis dukumat barot egziabher ykun Amen 3

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዕና ❤❤👏

  • @user-cw4hm8he5l
    @user-cw4hm8he5l10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅድስት ኢላርያ ኣደና በረኸትን ረዲኤትን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ፫🙏🙏🙏

  • @tsegayneshselemun6337
    @tsegayneshselemun6337 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ፀግኡ የብዝሓልኩም ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ብረከታን ፅሎታን ምስ ኩልና ይኩን

  • @user-jo7yz8zz3m
    @user-jo7yz8zz3m8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቅ ቃል ህያወት ያስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @gergsgebremedhin2412
    @gergsgebremedhin2412 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቅራተይ ናይ ቅድስቲ ኢላርያ በረከታ ይሕደረና አሜን አሜን አሜን

  • @siemteame9580
    @siemteame95805 ай бұрын

    ጾሎታን በረከታን ምስኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Emengnnmen
    @Emengnnmen6 ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 qal hiwet yesmaana

  • @kasay67
    @kasay67 Жыл бұрын

    ኣሜን። እግዚኣብሔር በረኸት ቅድስት ኢላርያ ይኽፈለና።

  • @user-sf2qd6cg9i
    @user-sf2qd6cg9i Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመልና ፆሎታን በረከታን ናይ ኣደና ቅድስት ኢላርያ ምስኩልና ይኹን ክቡራት ስድራ ልኡል እግዚአብሔር ክንደይ ደስስ የብል ብሓቂ

  • @user-yt9us4qj6o
    @user-yt9us4qj6o Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ንዓኩም እውን ጽሎታን በረከታን ናይ ቅድስት ኢላርያ አይፍለይና ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን

  • @noh9090
    @noh9090 Жыл бұрын

    ቃል ኣምላኽ የስማዓና 💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏

  • @nigusgashu3955
    @nigusgashu39552 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና በረከት ቅድሰት ኢላርያ

  • @Saba-7
    @Saba-7 Жыл бұрын

    ቅድስት ኢላርያ በረከትሽ ይደርብኝ

  • @user-zy9wl7md5p
    @user-zy9wl7md5pАй бұрын

    ፀጋን በረከትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ ይሓልወና 👏👏👏

  • @user-hr3nf3yr6c
    @user-hr3nf3yr6cАй бұрын

    ጸሎታን በረከታን ኣማላድነታን ናይ ቅድሰት ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኩን ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ug9gm9yq6f
    @user-ug9gm9yq6f3 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዕና🙏🙏🙏

  • @Nora-nl1om
    @Nora-nl1om Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከታ የእናታችን ይደረስን አሜን

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari105311 ай бұрын

    ቃል ህወት የስመዓልና ናይ ቅድስት ኣደና ኢላርያ ክፈለና አሜን

  • @Mum81Alemeyy
    @Mum81Alemeyy Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጾሎታን ኣማላድነታን ጸጋ በረኸታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ስብሐት ለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @user-hc3rt9ec7l
    @user-hc3rt9ec7l Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፆሎታን በረከታን ናይ ቅድስቲይ ኢላሪያ ይሕደረና🤲✝️

  • @galwukro
    @galwukro2 ай бұрын

    በረከታ ጸሎታ ናይ ቅድስት ኢላርያ ኣዴና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን🙏

  • @atakltigebregergs2687
    @atakltigebregergs2687 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ሰላም የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ከመይ ኣለኹም፡እሞ ኣነ ክሓተኩም ዝደለኽዎስ እቶም ዝተረፉ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኪተተርጉምልና ንሕናውን ካብቲ ዝተተርጎመ ቃል ኣምላኽ ሰሚዕና ኣብ ሂወትና ፍረ ክነፍሪ እንተ ናኣኻትኹም ግን እግዚኣብሄር ናይ ሃወርያት ጸጋን በረኸትን የሕድረልኩም ፡፡

  • @user-fh6hx9ow4p
    @user-fh6hx9ow4p Жыл бұрын

    ኣሜንንንን 👏👏👏እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም ፆሎታን በረኸታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኣላሪያ ምስኩለና ይኹን 👏👏👏👏👏

  • @samerh6821
    @samerh6821 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና በረከት ቅድስት ኢላርያ ይሕደረና

  • @user-is5gt2rx4w
    @user-is5gt2rx4w Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋን በረኸት ናይ አዴና ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @user-gh5gi3nn4o
    @user-gh5gi3nn4o Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጋ እግዚኣብሔር የብዝሕ በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ኢላርያ ናይ ኩሎም ቁዱሳን ምስኩላትና ይኩን አሜን፫

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጋኡ ያብዘሐልኽም ኣሕዋተይ

  • @user-wz7eb5di4t
    @user-wz7eb5di4t2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅድስቲ ኢላርያ ኣደና በረኸትን ረዲኤትን ምስ ኩላትና ይኹን❤🙏

  • @user-pq9id1ie3u
    @user-pq9id1ie3u Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣዴና ቅድስት ኢላርያ በረኸታ ኣብ ኹላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር🤲🤲🤲🕊

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 Жыл бұрын

    ብሓቂ አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ክቡራተይ በረከት ቅዱሳን አቦታትናን አዴታትናን ይሕደረና ፆሎታን ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኩን አሜን✝

  • @HabenHabu-zc8mi
    @HabenHabu-zc8miАй бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንልዑል ፈጣሪ ብኹሉን ኣብ ኩሉን ይኹን ኣሜን 🙏

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 Жыл бұрын

    በረከት ናይ ኣደና ቅድስቲ እለራያ የከፈለና አሜን አሜን አሜን 📚✝️⛱

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐል በረከት ናይ ቅድስት ኣላርያ ምስ ኹላትና ይኹን

  • @elaryayohannes2199
    @elaryayohannes2199 Жыл бұрын

    Bereketa yhderena🥰 🙏

  • @user-hu9ff9om3b
    @user-hu9ff9om3b Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት የስመዐልና ፀጉኡ የብሕልኩም ናይ አጋልግልት ዘመንኩም የባርኪ ናይ ኣዴና ቅድስት ኢራላያ በረከታን ፆሎታን አይፈለይና አሜን ፫🥰

  • @user-wy6co5cq6k
    @user-wy6co5cq6k Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ጸለትን በረከትን ናይ ቅዱሳና ኣይፈለየና✝️✝️✝️✝️✝️✝️👏👏👏

  • @semerefishaye5111
    @semerefishaye5111 Жыл бұрын

    አሜን(3)))ቃል ሂወት የስማዓልና ፍትዋት mahabremariham lsral ዘበንኩም ይባርክ አምላክ ቅዱሳን፡በረከትን ጸሎትን ናይ ቅድስቲ ኢላርያ ምስ ኩልና ደቂ ተዋህዶ ይኩን።

  • @Medhinawait
    @Medhinawait11 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ኣብ እምነትና የፅነዐና

  • @ddrr9297
    @ddrr9297 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ፀግኡ የብዝሐልኩም

  • @slamh2481
    @slamh2481 Жыл бұрын

    በረከት ቅድስቲ ኢላርያ ይሕደረና ትዕድልቲ እዩ ምስ ክርስቶስ ምንባር

  • @dnglmariyamadey3895
    @dnglmariyamadey3895 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yemealna amlak xega yebzehalkum

  • @KindahaftiTesfay
    @KindahaftiTesfay Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ጸሎታን በረከታን ናይ ቅድስት እራልያ አሜን

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመ ልና በረከት ቅድስት ኢላርያ ምስ ኩላትና ይኹን አሜን ፫

  • @user-gh2lq3cz3c
    @user-gh2lq3cz3c Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዓልና በረከት ኣዴና ቅድስት ኢላርያ ይሕደረና😘♥️🌹🤲

  • @xhv5054
    @xhv5054 Жыл бұрын

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ተመስገን አምላከይ_

  • @xhv5054

    @xhv5054

    Жыл бұрын

  • @user-lq7lt4tg7q
    @user-lq7lt4tg7q2 ай бұрын

    ኣሜን ናይ ቅድስት ኢላርያ ኣዳና በረከትን ረዲኤትን ምስኩትና ህዝቢ ክርስትያንይኩንኣሜን❤❤❤

  • @rutaasgedom1977
    @rutaasgedom1977 Жыл бұрын

    Nay adena elarya tesgan bereketan yekafelena amen

  • @fjchvhgfhh9115
    @fjchvhgfhh9115 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲

  • @user-vs9ox1rw3c
    @user-vs9ox1rw3c Жыл бұрын

    በረከታ ይሕደረና🙏❤️

  • @solomonbisrat5467
    @solomonbisrat5467 Жыл бұрын

    Waw tsibuk Amlak ybarikum Abysirah Ekum Tiserhu zelekum

  • @brtukanleake1591
    @brtukanleake1591 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትዋ ይሕደረና❤❤❤

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርከት ይሕደርና

  • @user-om3bf9xw7p
    @user-om3bf9xw7p Жыл бұрын

    ናይ ቅድስት ኣላርያ በረከት ረድኤት ምስ ኩልና ይኩን

Келесі