New Eritrean Orthodox Menfesawi Film Tsadik EYOB (መንፈሳዊ ፊልም ጻድቕ ኣቦና ኢዮብ))

ብኽፍሊ ስነጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድኃኔዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም ናይ ኣቦና ጻድቕ ኣቦና ኢዮብ።
እግዚኣብሔር በረከትን ጸጋን ትዕግስትን ናይ ኣቦና ጻድቕ ኢዮብ ይሃበና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

Пікірлер: 1 700

  • @user-xf2wy5be1p
    @user-xf2wy5be1p3 жыл бұрын

    አረ ኣሕዋተይ ፀሎት ግበሩለይ ኣብ ስደት ኮይነ ልቢ ድካም ክመዉት ደልየ 😢😢 ኡፍፍፍ ተሳቕየኮ ዋይ ኣደይ ኣይትርአይኒ 😢😢😢😥😥

  • @user-iy2vt5bt1v

    @user-iy2vt5bt1v

    2 жыл бұрын

    አግዝኣቢሄር ይምሓርኪ/ካ ጸሎት ቅዱሳን

  • @user-gm4hh6bq9x

    @user-gm4hh6bq9x

    2 жыл бұрын

    ፆሎት ቅድሳት ኣይፈለይኪ ሓፍተይ

  • @lusa6109

    @lusa6109

    2 жыл бұрын

    Egzabher ymharki hafteyyyy

  • @user-zi1hi9ij6v

    @user-zi1hi9ij6v

    2 жыл бұрын

    ኣምላክ ይምሓርኪ ሓብተይ

  • @tchiyefktenat2187

    @tchiyefktenat2187

    2 жыл бұрын

    እግዛብሄር ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ጋል ሪመይ🙏🙏🙏

  • @user-cu9xn8sg4e
    @user-cu9xn8sg4e4 жыл бұрын

    ኦ አምላከይ ከም አቦና እዮቡ አብ እምነተይ ዝፀንዕን ንዝኮነ ይኩን ፈተና ተመስገን ዝብል ልቦና ዓድለኒ አሜን

  • @Mukuhh

    @Mukuhh

    6 ай бұрын

    Amen amen Amen❤❤❤

  • @user-sl7op6qb5l

    @user-sl7op6qb5l

    6 ай бұрын

    Amien

  • @djdbb1417

    @djdbb1417

    5 ай бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @BeyaiBeyai

    @BeyaiBeyai

    Ай бұрын

    አቦይ ኣምላክ ሓደራ

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e10 ай бұрын

    ናይ ኣቦና ኢዮብ ጸሎቶምን ብርከቶምን ኣይፍለይና🤲🤲🤲

  • @selamtekeste9845

    @selamtekeste9845

    2 ай бұрын

    amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @ghgezgiafletekawedey5371
    @ghgezgiafletekawedey53715 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ነቢዐ ዓሕ ኣምላኽ ካብ ከምዚ ዓይነት ፈተና ይሰውረና ኣጋንንቲ የርሕቐልና ነቶም ኣብዛ ዓለም መዋእሎም ብማእሰር ሰይጣን ተታሒዞም ዝሳቐዩ ዘለዉ ወገናትና ከኣ ይምሓረልና

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን ክቡራት ኣሕዋት ናይ ቅዱስ ኣቦና እዮብ በረከትና ረዲኤት ምስ ኩሉ ህዝብ ክርስትያን ይኩን ንኣቦና እዮብ ዝሃብ ትዕግስትን ልውሃትን ለእኛም በምህረቱ ይሃበና!!

  • @meriwedierimeriwedieri5097

    @meriwedierimeriwedieri5097

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zehabtey

  • @berhenaizghi9994

    @berhenaizghi9994

    5 жыл бұрын

    ኣሜን!!!

  • @flimonfishation2580

    @flimonfishation2580

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @phillpjunior5460

    @phillpjunior5460

    5 жыл бұрын

    Good

  • @robelteshager3025

    @robelteshager3025

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እህቴ

  • @user-rk6re7dt8x
    @user-rk6re7dt8x5 жыл бұрын

    ዝጽበያ ዝነበርኩ ብጣዕሚ ደስ ዘብል አዩ በረኸትን ረዲኣትን ናይ ኣቦና ቅዱስ አዮብ ኣይፈለየን

  • @yohannesgilay

    @yohannesgilay

    5 жыл бұрын

    Xalet abona ayib msklaatna ykun

  • @user-rk6re7dt8x

    @user-rk6re7dt8x

    5 жыл бұрын

    @@yohannesgilay Amen Amen Amen

  • @trhasnegasi2809

    @trhasnegasi2809

    4 жыл бұрын

    Bereket nay abona eyob ayfeleyena amen

  • @lamlamlamlam3792

    @lamlamlamlam3792

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @selugaltigray6033
    @selugaltigray60333 жыл бұрын

    አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና በረኸቶምን ረዲአቶምን ናይ አቦና ኢዮብ አይፈለየና

  • @mareykiros3371
    @mareykiros33712 жыл бұрын

    አሜን ሀሙቱ ላቦና እየዉ ትዕግስቲ ልሀበ ፈጣሪና ንህዝቢ ትግራይ እዉን ትዕግስቲ ይሀበና ግሩም ነዉ ድንቅነዉ ፈጣሪ ስርሑ ተመስገን

  • @ermilove685
    @ermilove6855 жыл бұрын

    *ሕጂ ግርም ጌርኩም በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ኢዮብ ኣይፈለየና*

  • @natutesfealem6318

    @natutesfealem6318

    5 жыл бұрын

    Amen 3

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን!

  • @evenelud949

    @evenelud949

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @menzemjika8880

    @menzemjika8880

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalen berketun rdeatun naye abona eyoe mese kulatena yekune

  • @shdenmengstab6056

    @shdenmengstab6056

    5 жыл бұрын

    ኣሜን

  • @mahberemariamisrael
    @mahberemariamisrael5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኻት እሕዋትና ጸሎትኩም ኣይፈለየና። ኣሜን!!!

  • @ybrahshimay4122

    @ybrahshimay4122

    5 жыл бұрын

    mahberemariam israel Amen 🙏

  • @feventesfamicheal383

    @feventesfamicheal383

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @ThTh-oz2hm

    @ThTh-oz2hm

    3 жыл бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @kibimagn
    @kibimagn4 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስምዐልና ኣሜን ኦ ኣምላከይ ከም ኣቦና እዮብ ኣብ እምነተይ ዝፀንዕን ትዕግስተኛ ግበረኒ ኣሜን (3)🥺🙏ናይ ኣቦና እዮብ በረከቶም ኣይፈለየና🙏

  • @coolmom8537
    @coolmom85375 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማልና ንረከቶምን ረዴቶምን ናይ ኣቦና ጳድኽ አዮብ ምስ ኩሉና አዝብ ክርስትያን ይኹን ኣሜን

  • @frelisanabew
    @frelisanabew5 жыл бұрын

    " *ኣቦ ትዕግስቲ ቅዱስ እዮብ* " *ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጸጋ ይብዝሓልኩም ማሕበር መድሃኔ ኣለም* " *ከምዚ ጌርኩም ምቅራብኩም ዓስብኹም ካብ እግዚኣብሔር ርኸብዎ በረኸት ኣቦና እዮብ ውን ኣይፈለየና* ! "ካብ ኢድ ኣምላኽ ሰናይ ተቐቢልናስ፡ ነቲ እኩይከ ኣይንቕበሎንዶ፧" (መጽሓፍ ኢዮብ 2: 10)

  • @yedngelmaryamljiorthodotew7034

    @yedngelmaryamljiorthodotew7034

    5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @robelhagos8166

    @robelhagos8166

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen!

  • @selamsium705

    @selamsium705

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna 📿

  • @samuelhadish3648

    @samuelhadish3648

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @biniam475

    @biniam475

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-vs6tj6kp7d
    @user-vs6tj6kp7d5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ጻድቕ ኢዮብ በረከት የሕድረልና ....

  • @semhergere5439

    @semhergere5439

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kalei hewati yesmana ney abon xadkei eyobi yerdana yehwatey

  • @user-pf4qx4ub8s
    @user-pf4qx4ub8s2 жыл бұрын

    በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፆሎትምን በረከታም ናይ አቦና ቅዱስ እዮብ ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @user-bt6yx7lw9i
    @user-bt6yx7lw9i4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና እዮብ ፆሎትን በረከትን ኣይፈለየና

  • @feruzaentertainment
    @feruzaentertainment5 жыл бұрын

    *"ኦ ኣምላኸይ ከም ናይ ኣቦና እዮብ ዓቕልን ትዕግስትን ሃበና ኣሜን።* ብጣዕሚ ይቐንየልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓንጎልኩም ይኽፈተልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ ነዚኣ ብምትርጓምኩም። ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾትን ንሉኡል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኹን ኣሜን።

  • @furtii2032

    @furtii2032

    5 жыл бұрын

    Amlak kem nay Abona Eyob akln tagstn yhabena Amen +(3) 🙏🙏🙏

  • @user-dt1yh3lc6k

    @user-dt1yh3lc6k

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ ከም ናይ አቦና ኢዮብ ትዕግስትን ወሃብትን ይግበረና 🙏🙏

  • @asadaetho3618

    @asadaetho3618

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @hyatemdhmed2926

    @hyatemdhmed2926

    4 жыл бұрын

    @@furtii2032ዝማሬ መላእክት ያስማልን ውዴ እመ አምላክ ከፊትስ ትቅድምልሽ

  • @asheash3448

    @asheash3448

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @blackboy8715
    @blackboy87155 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ብሓቂ ገድሊ ኣቦና ቅዱስ እዮብ ብጠዕሚ ከቢድ እዩ እንተኮነ ግን ኣብ እግዚአብሔር ዘለዎ ፍቅሪ ኣየጉደለን :: ኣቦ ትዕግስቲ እኻ እሞ ንዓና ንደቅኻ ኣሰርካ ተከቲልና ብቅንዕና ናብ እግዚአብሔር ክንቀርብ ብጸሎትካ ደግፈና ኣሜን በረከቶም ይሕደረና ነቶም ገድሊ ቅዱሳን ብፍሊማዊ ገርኩም ተቅርቡልና ደለኩም እግዚአብሔር ዓስብኩም ይሃብኩም ጸሎት ኣቦና እዮብ ምሳኩም ይኩን ኣሜንንን

  • @awettesfankal1755

    @awettesfankal1755

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen qeli hiwet yesmialina amilak aemurona yekefetelina

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara86645 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና በረኸት ናይ ጻድቅ ኣቦና እዮብ ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያና ይዓቅበልና ኣሜን

  • @user-mm8di8gn7l
    @user-mm8di8gn7l2 жыл бұрын

    አሜን ብረከቱ ናይ ቅዱስ ኣቦና እዮብ ይሕድረና

  • @yednglmaryamlij5894
    @yednglmaryamlij58945 жыл бұрын

    እዛ መንፈሳዊት ፊልሚ ክልተ ጊዜ ሪአያ እግዚኣቢሄር ኣምላክና ትዕግስትን ጸሎትን እንድሕር ገርካ ከምኣኡ ዉን ኣምላክ ን ዝፈትዎ ከምዝፍትኖ ኩሉ ነገር ከምዝፈጥረልካ ኣዚየ ተማሂረ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ስደትና ከሕጽረልና ከምኡ ዉን ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርትን ኣብ ሺግርን መንከራን ዘለዉ ኣሕዋትና መዋጽኦ ክፈትሮሎም ጸሎት ቅዱሳኣቦታትናን ጸሎት ወለድናን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @selamewerahwa5394

    @selamewerahwa5394

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen nay bhaki

  • @yednglmaryamlij5894

    @yednglmaryamlij5894

    5 жыл бұрын

    @@selamewerahwa5394 Amen amen amen 🙏

  • @user-zg2iv5lr6x

    @user-zg2iv5lr6x

    4 жыл бұрын

    Amen amen

  • @fevenabrham5234

    @fevenabrham5234

    3 жыл бұрын

    Amen amen

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari54485 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ዞም ይሕዋተይ በሓቂ ሕልናካ ዝቅስቅስ መንፈሳዊ ፍሊም ድካምኩም ሰማየዊ ርስቲ የውርስኩም በኣኩም ኩረዓት ኢና ደስ ኢንና ደስ ይበልኩም ) ዞም ይሕዋተይ

  • @azebogbamichael7658

    @azebogbamichael7658

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-iy2vt5bt1v

    @user-iy2vt5bt1v

    2 жыл бұрын

    አወ ደስ ይበለና አግዝኣቢሄር ኩሉ ጊዜ ምሳና አዩ ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @medasamufish1674
    @medasamufish16745 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ጻድቅ ኢዮብ ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-xl5dq9rm4u
    @user-xl5dq9rm4u3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከቱ ናይ ኣቦና ፅድቅ እዮብ አይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @medhinhiluf5271
    @medhinhiluf52715 жыл бұрын

    ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ከም አቦና እዮብ ፍፁም ትዕግስቲ ዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Xelyunselam92
    @Xelyunselam925 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የስምዓልና ክቡራት ኦርቶዶክሳውያን፡ እታ ቅድስቲ ቤተክርስትያና ብብዙሕ ኢያ ትምህር ፡ እቲ ቀደም ወዲ 17 ዓመት ከለኩ ሰብ ምስ ሞተ ክቀብር ይከይድ እሞ እቶም ቀባሮ ኣብ መወዳእታ ነቶም ቤተሰብ ሓዘነ ኢዮብ ይግበረልኩም፡ እግዚኣብሔር ነቦና ኢዮብ ዘጸናንዐ ንዓኩም ውን የጸናንን ይብልዎም ይሰምዕ ኔይረ። ደሓር ግን ድሕሪ ግዝየ ታሪኾም ምስ ኣንበብኩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ። ብሓቂ ንብያት ይስዕረኒ ፡ ማዕረክንደይ ጽኑዕ ኣቦ ምኾኖ ፡ በረከቶም ኣይፈለየና ኣሜን። ንሕና ኦርቶዶክስ ድማ ንበርትዕ ንጽናዕ.............ወዘተ

  • @wediaraya4968

    @wediaraya4968

    5 жыл бұрын

    Ja nay bhaki kbrti Haftey Egziabher ab emnetna yexnhana.

  • @snitawet5956

    @snitawet5956

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb75195 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣቦና እዮብ በረከቱ ኣይፈለየና❤❤❤👏👏👏👏👏

  • @user-kp7bj7yp1x
    @user-kp7bj7yp1x5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና በርከቱን ረዱኤቱን ናይ ኣቦና ኢዮብ ጻድቅ ኣይፈለየና ።

  • @hdjhsh8884

    @hdjhsh8884

    2 жыл бұрын

    ኣሜነ ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የሰመዐልና በረከቱን ረዱኤቱን ናይ ኣቦና ኢዮብ ጻድቅ ኣይፈለየና።

  • @knowledgespower1051
    @knowledgespower10515 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ ኦ ኣምላኽ ብፈተና ኣሕለፈካና፡ ብሩር ብሓዊ ከምዚኹላዕ በፈተና ኮላዕካና፡ ኣብ መርበብ ክንኣቱ ገደፍካና፡ ኣብዝባንና ከቢድ ጾር ኣጾርካና፡ ጸላእትና ከም ዝረግጹና ገበርካና፡ ብሓውን ማይን ሓለፍና፡ ሕጂ ግና ንስኻ ናብ ራህዋ ኣውጻእካና፡ ክብሪ ናዓኻ ስለ ደፍቀርካና; ጽንዓት ከም ኣቦና ኢዮብ የሃበና ጸሎትን በረኸትን ኣይፈለየና ደቂ ተዋሕዶ የሕዋተይ💒🙏💒

  • @hagosmajor1043

    @hagosmajor1043

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen qalhiwet yesmalan a ezgiabhr amlak kem abona eyob tegsti kihbena bxegua ydegfena fquratey

  • @amanuelberhane7006

    @amanuelberhane7006

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalba

  • @user-tw3ih8up3n
    @user-tw3ih8up3n3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ አቦና ኢዮብ በረከትን ረድኤትን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @user-iv7tm7xz3t
    @user-iv7tm7xz3t3 жыл бұрын

    ብረከት ናይ ኣቦና እየብ ኣይፈለየና ((ኣሜን))

  • @nkhu27
    @nkhu275 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እግዚአብሔር ይመስገን ስራሕኹም ይባርከልኹም ኣሕዋት

  • @rgattsaedu5884

    @rgattsaedu5884

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜንአሜን

  • @user-ny3dj3ho3j
    @user-ny3dj3ho3j5 жыл бұрын

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ቃል ሄወት ያሰማል ብሩኻት ኣሕዋትና ናይ ቅዱስ ኢዮብ ኣቦና በረከትና ረዲኤት ፀሎትኩም ኣይፈለየና ምስ ኩሉ ህዝብ ክርስትያን ይኩን ኣሜን፫ ለርህሩህ ኣቦና እዮብ ዝሃበ ትዕግስትን ልዋሃትን ለእኛም በምህረቱ ይሃበና ኣሜንንን💒🙎

  • @user-hp8hl1pl5i
    @user-hp8hl1pl5i2 жыл бұрын

    ናይ ኣቦና ፃዲቅ እዮብ በረከት ኣይፈለየና ኣምላከይ ኩሉ ግዜ ተመስገን 🙏🙏🙏💒✝️❤️💊

  • @azekridngl6645
    @azekridngl66455 жыл бұрын

    አሰይይይይይይይይይ ሕጂ ግርም ገርኩም ቡሩኻየይ ኣሜን በረኸቶም ናይ ኣቦና እዮብ ምስ ኩላትና ይኩን ነዓኹም ድማ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም

  • @user-tq6oj9rd3f
    @user-tq6oj9rd3f5 жыл бұрын

    amen,amen ,amen , Berketn amaladnetn nay abo ትዕግስቲ ቁድስ ኢዮብ ይካፍለና ፡ ሰብ ንክማሃረሉ ግዜኩም ሰዊእኩም ዘቅረብኩምልና እግዝኣቢሄር ናይ ኣገልጉሎትኩም ዘመንኩም ይባርከልኩም ፡ ማሕበር መድሃኔኣለም ።

  • @user-ib8pw4ew4u
    @user-ib8pw4ew4u3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራትየሕዋተይ ፀጎኦም በረከቶም እይፈለየና ክብራተይ ዓቅሊ ከም ኣቦና እዮብ ንኩለና ህዝበ ክርስትያን ይዓድለና አሜን

  • @ebrahimbilall2175

    @ebrahimbilall2175

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst52184 жыл бұрын

    ኦ እግዝኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ከምቲ ንኣቦና እዮብ ትዕግስቲ ዝሃብካዮ ንዓና ውን ፉጡራትካ ኢና'ሞ ንዓና ውን ንፈነታት ዓለም ክንስዕር ትዕግስትካ ሃበና።ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቦና እዮብ ኣካፍለና ተዋህዶ ሃይማኖትና ኣጽንዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @yohanneskesete9993
    @yohanneskesete99935 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጾሎቱን በረከቲን ናይ ኣቦና አዮብ ኣይፈለየና

  • @ME-ij9sz
    @ME-ij9sz5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስመዐልና በረከቶም ናይ ኣቦና ቁዱስ ኢዮብ የካፍለና ኣሜን💒💒💒👏👏👏❤❤❤

  • @robelteshager3025
    @robelteshager30255 жыл бұрын

    # አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናየ የስማዓልና ናይ ጻድቅ ኣቦና እዮብ በረከቱን ረድኤቱን ኣማልድነቱን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ደቂ እዛ ንጽህቲ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ እምነትና ይኩን

  • @user-ul9lp9xt4g
    @user-ul9lp9xt4g4 жыл бұрын

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ሃያል ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ ደቂ ተወሃህዶ Ahwatey ፆሎቶምን በረከቶሙን ናይ ኣቦና እዮብ ኣይፈለየና

  • @user-lc4rg9xc2h
    @user-lc4rg9xc2h5 жыл бұрын

    Abet nay behaki Amen Amen Amen qal hiwet yesmalina egzabher amalk xsegu yebzhalkum deqi emabrhan yehwatey kem abona eyob teagseti yehbena

  • @awettadese7471
    @awettadese74715 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመኩም ይባርክ።

  • @user-wy3xh3im5y
    @user-wy3xh3im5y5 жыл бұрын

    በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን የኣባታችን ፀጋ በረከታቸው ረድኤታቸው በእኛ ላይ ይደርብን

  • @awetgerezgiher1188

    @awetgerezgiher1188

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen Kal hiwetu yesmalna Nay abuna Eyob berktun rediatun mes kulatna hezbi kerstyan yekun 🙏🙏🙏🙏

  • @user-hb4gz6cm5y

    @user-hb4gz6cm5y

    8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @akgee1993
    @akgee19932 ай бұрын

    ኦኣምላከይ ኩሉ ዝካኣለካ ከም ናይኣቦና እዮብ ትዕግስቲ ዓድለኒ ስለሁሉ ነገር ተመስገን ኣምላኬ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️🙏

  • @user-jo3ou8yt3p
    @user-jo3ou8yt3p5 жыл бұрын

    በሓቃ ንኩልኩም ቃል ህይወት የስመዓልና ክብራተይ ድሕረ እዚ ድማ ናይ አባና ነቢይ ሙሴ ክም እተቅርብልና ተስፋ ንገብር

  • @salbatoresalbatore238
    @salbatoresalbatore2385 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛብሄር ኣምላክና ፍረ ናይ ጻማኩም ይኃብኩምን የብዝሃልኩምን ዞም ኣህዋትናን ኣሃትናን ጸለቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስም ኣልና

  • @ushheb4907
    @ushheb49074 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና እዩብ እስቲ ፀለትኩም ይመላለአና

  • @user-ti4be9cv2t
    @user-ti4be9cv2t5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hewit amlak yesmalna xegu yebzahlkum ftari🙏🏾➕🙏🏻

  • @maekeleweldehaymanot1304
    @maekeleweldehaymanot13045 жыл бұрын

    ኣሜን ስም እግዚኣቢሄር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ።በርከት ናይ ኣቦና ኢዮብ የካፍለና ።የሕዋት ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረክ

  • @bahlbisbhatu2368
    @bahlbisbhatu23685 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ብርቅጽ ኣምላኽ ዓስብኽም ከምዘይከልኣኹም ኣነ እምነት ኣለኒ ።ኣብ ቅዱስቲ እስራኤል ዘለኽም።

  • @tigtig7298
    @tigtig7298 Жыл бұрын

    ኣሜንንን በረከተሙን ረዲአቶምን ናይ ኣቦና እዮብ ኣይፈለየና🙏

  • @frezghihabtemaryam8277
    @frezghihabtemaryam82774 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna yehawatey nay abona qudus eyob bereketn redietomn ayfelyena Amen 💒💒💒🙏🙏🙏

  • @mulgetamulie3289
    @mulgetamulie32895 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ናይ ጻድቕ ኣቦና እዮብ በረከቱን ረዲኤቱን ኣይፈለየና

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba82295 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qala hiwat yesmealna neay abona iyob berkat ayfelyna Amen Amen Amen ❤⛪🇪🇷⛪❤💒🇪🇷

  • @user-js4ge6pw9d
    @user-js4ge6pw9d4 жыл бұрын

    ናይ ኣቦና እዮብ በረከት ኣብ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @user-sp5xi1jo1l
    @user-sp5xi1jo1l3 жыл бұрын

    ስለዘይንገር ስጦታኡ እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ኣቦና ቅድስ እዮብ ምልጃና በረከት ኣይፈለየና ኦ ኣምላከይ ንኢትጵያና ንኤርትራ ዝተላኣኸ ፀላኢ ኣጥፈአልና

  • @samsonbereket6873

    @samsonbereket6873

    2 жыл бұрын

    ❤️✌️

  • @gnherostudio9156
    @gnherostudio91565 жыл бұрын

    kal hiwet yesmalna nay agolgulot zemenkum ybark brekent nay ablna eyob ms kulatna ykun amen amen amen

  • @weldayzereu7342
    @weldayzereu73425 жыл бұрын

    amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabhier amlake nay agelglotkum edme yberkelkumn ykedselkumn nay behaki egziabhier amlake kemti nay kdusan abotatnan tgsti yhabena bdgame egziabhier amlake nay agelglotkum edme yberkelkumn ykedselkumn

  • @bestebeste5137
    @bestebeste51373 ай бұрын

    ናይ ኣቦና እዮብ ትዕግስትን ልውሃትን ቅድስንኡን ምሳና ይኩን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @wurydtsey1180
    @wurydtsey11803 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመረልና በረከቶምን ረዴኦትምን ኣቦና ኢዮብ ኣይፍለየልና

  • @user-oj1xt3hf9t
    @user-oj1xt3hf9t5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብሓሃልኩም ብሩኻተይ በረኸቶምን ጸለቶምን ኣይፈለየና

  • @rgattsaedu5884

    @rgattsaedu5884

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @abrehetweldu4098
    @abrehetweldu40982 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ፃድቅ እዮብ በረከቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @qqwwerslkiygnv3719
    @qqwwerslkiygnv37193 жыл бұрын

    ቃል ህውት ያስምዕልና በረከት ናይ አቦና እዮበ ይሕድረና አሜን

  • @msms451
    @msms4515 жыл бұрын

    Kale Hiwt Yesmelina Fetari Kem Abona Eyob tegstun yaedilena

  • @user-id6ru4je2u
    @user-id6ru4je2u5 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም እመብርሃን ምስልን ትኩን ዝም ይሕዋተይ

  • @habenteame1954
    @habenteame19545 жыл бұрын

    Amen (((3))) kale hiwet yesmealna,bereketn amaladnetn nay Abona kdus Eyob ms kulna ykun !!!.

  • @komking9856
    @komking98565 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna nay agolgulet zebenkzm yebzhalkum Bhaki xega ab leli xega tadelu Bereket nay Abona Eyob yekaflena Amennnnnnnnnnnnn 3

  • @user-ut2ts4hg6c
    @user-ut2ts4hg6c5 жыл бұрын

    ሕጂ ግሪም ኣምላክ በረከት ናይ ኣቦና ኢዮብ የካፍለና ፍቁራት ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ

  • @mebrihtadhanom4901
    @mebrihtadhanom49015 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmeaelna egziabiher fltetkum whazi ygbero bereketn tselotun nay abona eyob ms kuluna yukun deki kdsti bete krstyan medhanialem mahbere maryam egziabiher etsfn drbn geyre tsegue yhabkum bfkri kem kudus abotatnan ab beitu yenbrkum

  • @user-rr1kh6hc9y
    @user-rr1kh6hc9y5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልኩም ከምዚ ጌርኩም ትትርጉምልና ዘለኩም ትዕግስቲ ከም ኣቦና ኢዮብ ያሃበና

  • @snitawet5956

    @snitawet5956

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-iy2vt5bt1v

    @user-iy2vt5bt1v

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩሉ ፍተና ክንሰግሮ ከም ከም ኣቦና አዮብ ትዕግስቲ ይዓድለና 🤲🤲🤲

  • @loveyou6600
    @loveyou66004 жыл бұрын

    አግዛብኄር ኣምላኽና ኣብ ጸጽባሕ ይባርኽኩም ክቡራት ኣሕዋተይ በጣዕሚ ደስ ትብልን መሃሪትን በረከት ናይ ኣቡነ አዮብ ኣይፈለየና ካብዚ ተካል ግዜ ይሰውረና ዓድና ሰላም የውርደልና መድሓኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ከምኡ በረከት ናይ አመብርሃን ምሳና ይኹን ደቂ ተዋሂዶ ኣሜን ቃል ስጋ ኾነ !

  • @timnittesfu2583
    @timnittesfu25835 жыл бұрын

    Amen Amen amen Kal hiwet yesmalna nay edmen zemnkum ybarklkum ezgabheri

  • @maryameymezmureykerstosaml3497
    @maryameymezmureykerstosaml34975 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna bemntay ina mo kengalxio beznenan bexehufn nesameio zenberna beeintna reinaio amlak kabti zay ነጽፍ ዒሉኡ ኣብዚሑ ይሃብኩም ቡሩካት ንበረከት ኩኑ።ኣብ ጸልትኩም ዘኩሩና።

  • @user-tq7oq3fq3u
    @user-tq7oq3fq3u3 жыл бұрын

    አሜንአሜንአሜን በረከት ኣቦና ፃዲቅ እዬብ ይሕደረና🕯🕯🕯🙏🙏🙏🙏

  • @eateehymazak6554
    @eateehymazak65543 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና ፅግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ

  • @habenwedifino9701
    @habenwedifino97015 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna breketem redeatum Nay abune xadq Eyob ayfeleyena

  • @merhawiteklesenbet247
    @merhawiteklesenbet2475 жыл бұрын

    Amem bereket nayabona Eyob ayfelena. Egziabeher Amlak nay agolgulet zemenkum ybarkelkum

  • @atakltibahabelom591
    @atakltibahabelom5915 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሃልኩም ቀጽልዎ በረኸትን ናይ ኣቦና እዮብ ኣይፈለየና ለውሃትን ልጋሰን ጽንዓትን ከም ናይ ኣቦና እዮብ ኣብ ሂወትና ክንለብሶ እግዝኣብሄር ይደግፈና ወላዲተ ኣምላክ ብችዳና ትሓልወና

  • @kibromweldetnsae9258
    @kibromweldetnsae92584 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቱን ጸሎትን ናይ ኣቦና ኢዮብ ምስ ኩላትና ይኩን ኣምላክ ቅዱሳን ትዕግስቲ ይሃበና። ስደትና የሕጽረልና ፍቅርን ሠላምን የውርደልና። ንዓኹም ከኣ ብሩኻት የሕዋትና ኣምላክ ቅዱሳን ፀግኡ የብዝሓልኩም።

  • @nunichbins8346
    @nunichbins83465 жыл бұрын

    Amen qal hiwet yesmaelna xega yebzhalkum

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus1234 ай бұрын

    Bereket nay abona xadq eyob mskulatna hzbe Christian ykun Amen 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️

  • @kingkingsolomon2477
    @kingkingsolomon24774 жыл бұрын

    ቃለህይወት የስመዐልና ብሓቂ ትዕግስቲ አቦና እዬብ ዝሃብ አምላክ ንዓናውን ምስትውዓልን ጥበብን ትዕግስትን ይዓድለና አሜን

  • @user-kf6jz2pv6z
    @user-kf6jz2pv6z5 жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላክ እታ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ መንፈሳዊት ፊልም ክርኢ ዘብቃዕካኒ። ካብዛ መንፈሳዊት ፊልም ድማ ብዙሕ ተማሂረ ካብቲ ብዙሕ ብውሑድ ድማ ክትንትኖ 1 ፍቅሪ 2 ትዕግስቲ 3 ምጽወታ 4 እምነት 5 ግብሪ 6 ትሕትና 7 ተስፋ 8 ፍርሃት እግዚኣቢሄር እዚ ካብ ብቡዙሕ ብውሑድ ዝተዓዘብክዎ እዩ። ነቶም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ረዲኡኩም ከምዙይ ጌርኩም ብምሕረት እግዚኣቢሄር ኣምላክ እዚ ዓቡይ ህያብ ዝኾነ መንፈሳዊ ፊልም ብምቅራብኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብኩም ንማሕበርኩም ማሕበር ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስትያን መድሓኒኣለም ድማ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይዓቅበልኩምን ይሓልኹምን። ኣሜን በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ እዮብ ድማ ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶ ይኹን ኣሜን።

  • @meharifsaha8555

    @meharifsaha8555

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @tornado6yyy6tttbokretsion41

    @tornado6yyy6tttbokretsion41

    5 жыл бұрын

    Kale hewet yesmalina nay abona Eyob dima bereketomen redetomen yekaflena amenamen

  • @helumengs8931

    @helumengs8931

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏❤💒

  • @wallhiwetyesmalbevgr1565

    @wallhiwetyesmalbevgr1565

    5 жыл бұрын

    amen amen amen qal hiwet yesmelna

  • @bereketablelom266

    @bereketablelom266

    5 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @danialves3825
    @danialves38255 жыл бұрын

    amen amen amen kale hiwet ysmalna yay agolgulot zemenkum ybarkelkum goyta

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3twАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ትዕግስት ልቦና ከም ኣቦና እየብ ዝተባሃለ ናይ በሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ረደአት በረኸት ኣማላድነት ናይ ፃድቅ ኣቦና እዮቡ ምሳና ይኹኑ❤❤❤❤

  • @mesretgidey6896
    @mesretgidey68965 жыл бұрын

    amen amen amen kale hiwet yesmalna bereket rediat nay abona eiyob mes kulna krstiyan ykun

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu28705 жыл бұрын

    የቐንየልና ብሩኻት ድሕሪ ክንደይ ምስዳድኩም፡ ምበር ኣጸቢኹምና።

  • @mariamhiweteyeya5377
    @mariamhiweteyeya53775 жыл бұрын

    Amen amen kale hiwet yesmealena xeloten berekten nay bona Eyob ay feleyna.xegeu yebzehalekum kea berukat ahewatey🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️😘

  • @user-qw7fv2zm4q
    @user-qw7fv2zm4q2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Kale Senay Yesmalna Fetariy Kulu Alem

  • @user-le4zl3fc2k
    @user-le4zl3fc2k2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይሰመዕልና አሐዋተይ በረክታሙ ይሐድረልና 🙏🙏🙏

  • @weqtaentertainment9357
    @weqtaentertainment93575 жыл бұрын

    Wwwaww ksab hiji iye bhanqewta yixbeya xenihe Mo bereket nay abona iyu mes kuluna yikun

  • @fikadutadese9633
    @fikadutadese96335 жыл бұрын

    Amen amen amen God forgive us.and grace of our father eyob surround us. Thanks a lot for this share us

  • @AFox-br2ee
    @AFox-br2ee2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና አሜን ከምቲ ነአቦና ኢዮብ ትዕስቲ ምስግናን ዝዓደሎ ንዓናእውን መከራን ሽግር ን ክመፀና ከሎ ትዕግስትን ምስግናን እግዚአብሔር አምላክ ይዓድለና አሜን አሜን አሜን

  • @user-db3su9he4z
    @user-db3su9he4z5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስማልና እዚኣቢሄር ኣምልካ ነቦና እዮብ ዛሃበ ትዕግስቲ ያሃበና።

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl5 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት፡

  • @awethaile2307
    @awethaile23075 жыл бұрын

    Egziabher amlakh xegu yebzehalkum 🙏🙏🙏💒❤️

  • @andomngusse9877
    @andomngusse98773 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏❤❤❤ናይ ኣቦና እዮብ በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣብ ዙርያና ይኹን

Келесі