''ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር መንፈሳዊት ፊልም'' NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH 2021

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ስነ ጥበብ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመት መንፈሳዊት ፊልም ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር

Пікірлер: 797

  • @samuelmajor9226
    @samuelmajor92263 жыл бұрын

    መጀመርታ በዛ ሰዓት እዚኣ ነቲ ክቡር ቃሉ ከነልዕል ዝፈቀደልና እዝጋብሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋና ንዑኡ ይኹን ካብዚ ብምቕጻል ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ዘብል ቃለ ሂወት የስምዓልና ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ተግበርቲ ክንከውን ፍቓድ እግዛብሔር ኣምላክና ይኩን ጾለት ግበሩልና

  • @betremaryamey8984

    @betremaryamey8984

    Жыл бұрын

    Amien amien amen

  • @letishhabtay1117

    @letishhabtay1117

    Жыл бұрын

    Ĺlp00

  • @kibreqdusanemebirhan6440

    @kibreqdusanemebirhan6440

    Жыл бұрын

    ​@@betremaryamey8984 🎉😊😊😢😅😊

  • @kibreqdusanemebirhan6440

    @kibreqdusanemebirhan6440

    Жыл бұрын

    ህጅል🇧🇫 💞💞👍👄👄👄👄❤💙💚💛🤴💖💜🤤🤣👅💋💖🤵💝💟👈✋🤞

  • @muluukbebahre6321

    @muluukbebahre6321

    Жыл бұрын

    Ook

  • @natna645
    @natna6453 жыл бұрын

    እንቃዕ ብደሓን መጻኹም ንነዊሕ ግዜ ብሃንቀውታ ተጸቤያ እዩ ኣምላኽ በረኸት ቅዱሳን ኣቦታት የካፍለና ። ነዓኹም ከኣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @yodityemane5537

    @yodityemane5537

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏 🙏🙏

  • @tsehayeandom2816

    @tsehayeandom2816

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @adhanetberhe4829

    @adhanetberhe4829

    3 жыл бұрын

    @@tsehayeandom2816 z

  • @mxlala868

    @mxlala868

    3 жыл бұрын

    amennnnn

  • @yordanostesfay2690

    @yordanostesfay2690

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-im9tt9pm4m
    @user-im9tt9pm4m2 жыл бұрын

    ጸጋ በረከት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ከምኡውን ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትናን ኣይፈለየና ኣሜን

  • @user-rl5qo3qt3b
    @user-rl5qo3qt3b2 жыл бұрын

    አሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ የውሃንስ ምስ ኩላት ህዝብ ክርስትያን ይኹን ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሜን አሜን አሜን አሜ

  • @user-ev6xi3by5x

    @user-ev6xi3by5x

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና እግዛቢሔር ኣምላክ ጎይታናን ኣምላክናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላክ ትባርኩም ትቀድስኩም ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮሓንስ ሓፂር ፆሎቶም በረኮቶም ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w3 жыл бұрын

    በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ስድራ እግዚአብሔር ፆሎቶምን በረኮቶምን ኣይፈለየና ናይ ኣቦና ይዉሃንስ ሓፂር ኣሕዋትና እዙይ ዘዳሎኩምልና ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tniseawmichael8127

    @tniseawmichael8127

    3 жыл бұрын

    zzz sa as. .

  • @azekridnglmariyamadey6089
    @azekridnglmariyamadey60893 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን።

  • @ametesolomon2790

    @ametesolomon2790

    3 жыл бұрын

    Ii

  • @ametesolomon2790

    @ametesolomon2790

    3 жыл бұрын

    0

  • @haileabeyob9312
    @haileabeyob93123 жыл бұрын

    ኣሜን በርከት ናይ ኣባ ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር ዘውትር ይሓልወና ንዓኩም ድማ ጽግኡ ይብዝሓልኩም አምላክ ኣባ ቅዱስ ዮሓንስ

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @user-hz2hf8qs2d
    @user-hz2hf8qs2d2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀሎቶምን ፀጋ በረከቶም አይፈለየና አሜን

  • @user-cb2wp8zp8b
    @user-cb2wp8zp8b2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና በረከቶምን ፀሎቶምን ናይ አቦና ቅዱስ ዮሃንስ ምስ ኩሉና ህዝብ ክርስቲያን ይኹን አሜን አሜን አሜን

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom120810 ай бұрын

    ቃልህውት ያስምዐልና በርክት ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ይሕደርልድና ብጽለቶም ይምሓርና ኣሜን ኣሜን

  • @hareyah9864
    @hareyah98643 жыл бұрын

    በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ኣቦና ዮዉሃንስ ሓፂር ኣይፈለየና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ነዙይ ክንርኢ ዘብቃዓካና ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ኣምላክና ይኹን

  • @msganaumelsey4545
    @msganaumelsey45453 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ሂወትና ንቅየረሉ ልብና ዝበስዓሉ ብፍቅሪ እግዚኣብሄር ንነብዓሉ ሰናይ ትምህርትን ፊልምን ይግበረልና ኣሜን

  • @yodityemane5537

    @yodityemane5537

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏 🙏🙏

  • @selamkiflemariam3706

    @selamkiflemariam3706

    3 жыл бұрын

    Amenamenamen ab xelot yzekruna aba yowhans

  • @hadishgermay7328

    @hadishgermay7328

    3 жыл бұрын

    @@yodityemane5537 w

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @aleenlale6998

    @aleenlale6998

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @woldegbrielabraha6092
    @woldegbrielabraha60923 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሰናይ የስመዓልና በረከቶምን ረዲኢቶምን ናይ ኣቦና ይሕደረና ጾምና ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ናብ ብርሃን ትንሣኤ የብጽሓልና?

  • @user-dw2pn8qf3i
    @user-dw2pn8qf3i2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ፀሎቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን

  • @menkemado6853
    @menkemado68533 жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላኸይ ነዛ ብጥዓሚ እየ ተጸበያ ናይ ኣደና ቅድስቲ ድምያና ውን ክንጽበ እና 😍😍😍😍😍😍😍👏

  • @abebaghebreyonnes8581

    @abebaghebreyonnes8581

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @ejesusisflife5681

    @ejesusisflife5681

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/oox5zstqo63Lg7Q.html

  • @user-vb7fc3zf2y
    @user-vb7fc3zf2y2 жыл бұрын

    በስም አብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን

  • @HANIBAHLINAMEDIA
    @HANIBAHLINAMEDIA3 жыл бұрын

    እግዝአብሔር ከምቲ ንአባ ዮውሃን በረኸት ዝሓቦም በረኸቱ የውርደልና አሜን

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki96103 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ቁዱስ ዮዉሃንስ ሓጽር ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን

  • @samihaile2124
    @samihaile21243 жыл бұрын

    አሜን ጸጋን በረኸት ናይ ኣባ ዮሓንስ ሓጺር ምስ ኩላትና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን።ንዓኻትኩም ድማ ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ፍቁራት ማሕበር

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot76633 жыл бұрын

    ቅዱስ ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልኩም ስድራ እግዝኣብሔር ኣምላክ በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ኣቡነ ዮውሃንስ ሓጺር ኣይፈለየና

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane84443 жыл бұрын

    በረከቶም ጸለቶም ናይ ቕዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን

  • @user-el2gu4np2f
    @user-el2gu4np2fАй бұрын

    🙏🙏🙏 ተመስገንካ ኣምላኸይ ክሳዕ እዛ ሰዓት እዚኣ ከም ፍቃድካ ዘጽናሕካና ነዚ ቅዱስ ቃለ ሂወት ክንሰምዕ ዝፈቀድካ ሎምን ጽባሕን ኩሉ ሳዕን ንዘልኣለም ኣለም ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ብስም ክቡር ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ንዓና ንድኹማት ባሮትካ ይቅረ በለልና ኣሜን((3))🙏🙏🙏✝️💒✝️

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ፆሎቶምን ረድኤቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ የዋሃንስ ሓፅር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን

  • @user-fy6js3hf1s
    @user-fy6js3hf1s3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀሎቶም ፀጋ በረከቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ምሰ ኩላትና ደቂታ ቅድሰትን ቅንዕትን እምነት ኦርቶደክሰ ተዋህዶ ይኩኑ ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️👏 ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት የሕዋት✝️

  • @galagelaxadagalagela251

    @galagelaxadagalagela251

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen bereketn rediten nay abona yowhans ayfeleyena

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀሎተምን በረከተምን ናይ አበና ዩዉሃንስ ምስ ኩሊና ህዝበ ክርስትያን እኩን ኣሜን

  • @slamhslamslamhslam6644

    @slamhslamslamhslam6644

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @bemnetselemun7009
    @bemnetselemun70093 жыл бұрын

    በረከት ቅዱስ ዮውሃንስ ሓጺር ምስ ኩላትና ይኩን

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73903 жыл бұрын

    _አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጎኦምን በረከቱም ይሕደረና⛪️⛪️⛪️_

  • @shewitsolomun6512
    @shewitsolomun6512 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወተ የስመዐልና በረከተ ናይ ኣቦና ዮሃንስ ይሕደርኩመ ይሕደረና ነዚ በረከተ እዙይ ተካፈልቲ ሰለ ዝገበርኩሙና🤲🤲🤲

  • @ghirmaymebrahtom4456
    @ghirmaymebrahtom44563 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸጋ የብዝሓልኩ ነዚ ክንርኢ ዝገበርኩም።ቡረኸቱን ኣማላድነቱ ናይ ኣቦና ቁዱስ የዉሃንስ ኣፈለየና✝️❤️🙏💒

  • @angosomsahle9641
    @angosomsahle96413 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ በረከቱ ይክፈልኩም፡ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮዉሃንስ በረከቱን ጸሎቱን ፍቅሩን ምስ ኩሉና ደቁ ይኩን። እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላሙን ፍቅሩን ይፈንወልና።

  • @ggfgjgfh4263

    @ggfgjgfh4263

    3 жыл бұрын

    ፀሎትኩም ይማላለአና ኣቦና

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom28163 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትን ኣማላድነትን ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር ምስካላትና ሕዝቢ እግዚኣብሔር ይኩን

  • @user-ik1yb5vm2j
    @user-ik1yb5vm2j3 жыл бұрын

    ዕንኳዕ ብሰላም መጻኹምና ጸለቶም በረኸም ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @betibeti72

    @betibeti72

    3 жыл бұрын

    👍👍👍👍😭😭😭😭😭

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6hАй бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና በረከቶምን ፀሎቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ምስ ኩሉትና ህዝብ ክርስቲያን ይኹን ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን🥰👏👏👏

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane32893 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸትን ጾሎትን ናይ ቁዱስ ዮውሃስ ኣይፈለየና።

  • @rutamehari6080
    @rutamehari60803 жыл бұрын

    በረኸት ናይ ኣባ ዮውሃንስ ስን ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይ ፈለየና 🙏🙏🙏

  • @user-mw9fy7cj9t
    @user-mw9fy7cj9t3 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻኣኩምና ንነዊሕ እዋን ንጽበያ ዝነበርና ብሃንቀውታ በረክት ረዴአት ናይ ኣቦ ዮሓንስ ሓጺር ኣይፈለየና ።ንዓኩም ከኣ ናግ ኣጎልጉሎ ዘበንኩም ይባርክ እግዚአብሔር

  • @user-wg6ee1io7v
    @user-wg6ee1io7v3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸጋኦምን ናይ ኣቦና ዮውሃንስ ሓጸር ይኽፈለና ንዓኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን!!!

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና በረከትን ረዲኤትን ናይ ቅዱስ ዮዋሃንስ ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tsigereda2299
    @tsigereda22993 жыл бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ማሕበረ ማርያም እግዚአብሔር ይባርኽኩም ብዙሕ ክትሰርሑ ዓቅሚ ኣለኩም ንሕና እውን ንጽበየኩም ኢና ድንግል ማርያም በረኸታ ተብዝሓልኩም🤗

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi40033 жыл бұрын

    ኣሜን ረዲአቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ኣቦና የውሃንስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r3 жыл бұрын

    ተመስገን አምላከ እስራኤል ንዚ ሰሚዕካዮ ዘይፅገብ ትምህርቲ ክሰምዕ ስለ ዝፈቀድካለይ አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሉ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልኩም አብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ንሓጥአተኛ ሓፍትኩም ክብራተይ

  • @user-jm1bc7fp3r
    @user-jm1bc7fp3r3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ አቦታትና ፆሎትም ቦረኮቶም አይፍለየና 🤲🤲🤲

  • @user-qv7uk4cd3o
    @user-qv7uk4cd3o2 жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ሃወት የስማዓልን ፀጋን በርክትን የብዛሕልን አሜን

  • @user-ct4jq6vj1m

    @user-ct4jq6vj1m

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀገኦምን በረከቶምን የብዘሐልና አሜን አሜን አሜን 👏👏👏

  • @AAAA-tn1ny

    @AAAA-tn1ny

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-up7tp8il3u
    @user-up7tp8il3u3 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐልና በረኸት ናይ ቕዱስ ዬውሐንስ ሐጺር የካፍለና አሜን

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39292 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ጸሎት በረከት ጸጋ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ምስ ኩሉና ይኩን ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @luwamhagos206
    @luwamhagos2063 жыл бұрын

    ጸለቶምን በረኸተሙን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኽን

  • @yashica5085

    @yashica5085

    Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @filimontesgay2658
    @filimontesgay26583 жыл бұрын

    በረኸት ኣቦና የዉሓንስ ን ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ኣይፈለይና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @matanyosief2170
    @matanyosief21703 жыл бұрын

    ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ። ጸሎታን ጸጋ ረዲአታን ናይ እመ ብርሃን ከምኡ ውን በረኸቶምን ጸጋ ረዲአቶምን ናይ ኣቦና ዪውሃንስ ሓጺር ኣይፈለየና ብሩኻተይ🙏🏽♥️🌿

  • @user-fi7os3lz2u
    @user-fi7os3lz2u3 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ናይ አቦና ዮውሃንስ ሓፂር ፆሎቶም በረከቶም አይፈለየና

  • @user-fy6js3hf1s

    @user-fy6js3hf1s

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-mo3wt9zm6d

    @user-mo3wt9zm6d

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @haylags9144

    @haylags9144

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-tl4po8fx4p

    @user-tl4po8fx4p

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን ኣሜን

  • @zvfanbarak6380

    @zvfanbarak6380

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @semhargerikiel1288
    @semhargerikiel12883 жыл бұрын

    Amen AMEN AMEN kali hiwet yesmalina 👍🙏🙏🙏

  • @user-qi2rz1vd9g
    @user-qi2rz1vd9g2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቱም ናይ ኣባ የዉሃንስ ኣይፈለየና ንሕና ሓጣኢን ኢና እሞ ሓጢትና ይደምስስሉና 🙏🙏🙏😭😭😭

  • @samisami8412
    @samisami84123 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet ysmealna egzeabihar amlak xegu yebzehalkum yhwatey nezi kale egzeabihar zekafelkumna

  • @manafiseha4164
    @manafiseha41642 жыл бұрын

    በረከት ኣባ ዮሃንስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን✝️

  • @ambesjon3075
    @ambesjon30753 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ናይ ብሓቂ ንስጋና ዝቅድስ ንነብስና ዘረስርስ ንኣዕጽምትና ዘጥልል ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ገድሊ በረኸት ናይ ኣቡነ ዮውሃንስ ሓጺር ምስ ኩላትና ይኹን!!!

  • @missiewediemebrhan378
    @missiewediemebrhan3783 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺርን ናይ ክሎም ቅድሳን ኣቦታትና በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና ከሙኡ ውን ናይቲኣ ብክልተ ወገን ድንግል ዝኮነት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና ነዓኩም ከኣ ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ኣምላክ ኣሕዋተይ አሜን(3)

  • @user-it5wo8yq3q
    @user-it5wo8yq3q6 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ኣበና ቁዱስ ዮዋንስ ኣማላድኖቶም ፀለቶም ምስ ኩለና ይኩን ኣሜን

  • @ruthmichaels9868
    @ruthmichaels98683 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmialina. Thank you God bless you. Bazi manfesawi movie buzuh temahire ♥️🌹

  • @ezgabhersemae662
    @ezgabhersemae6623 жыл бұрын

    ኣሜን ሰላም እዝጋብሄር ምሳኩም ይኩን ክቡራት የሕዋት ጸግኡ የብዛሃልክም በረከት ረድኤትን ናይ ቅዱስ ኣቦና የውሃንስ የካፍለና 🙏

  • @user-re4bw6hp6h
    @user-re4bw6hp6h2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከቶምን ረዲአቶምን ናይ ኣቦና ዮውሓንስ ሓጺር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን። አሜን፫

  • @user-vb3ud3tl2e
    @user-vb3ud3tl2e2 жыл бұрын

    ቃልህወት ያስመዐልና በረከት ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ይሕደረና አሜን ብፀለቶም ይምሓረና አሜን 👏

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay19542 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ጎይታየ መሐረና ናይ ቅድስ አቦና ዩሀንስ በረኸት አይፈለየና አሜን

  • @user-fk4sm3fb3f
    @user-fk4sm3fb3f3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና. ፀጉኡ በረኸት የብዘሃልኩም ክብራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏👏👏👏🙏🙏👏👏🙏❤❤❤💘💘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👏💕💕💕💓💕

  • @user-qg7pg4ud9n
    @user-qg7pg4ud9n3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ኣቦና የውሓንስ ሓፂር በረከት ረድኤቶም ኣይፈለየና

  • @abieltesfagergsh3397
    @abieltesfagergsh33973 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣማላድነት ናይ ኣቦና ቅዱስ የሓንስ ሓጺር ኣይፈለየና ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @destatsegay6403
    @destatsegay64033 жыл бұрын

    ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ኩቡራት ማሕበር በረኸት ናይ ቅዱስ ኣባ ዮውሃን ሓጺር የካፍለና!!!

  • @Asmeretey-hs8pp
    @Asmeretey-hs8pp4 ай бұрын

    ቃለሂወት የስማዓልና በረኸቶም ረዴቶም ናየቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ይኽፍለና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም❤❤❤❤

  • @helensyum7724
    @helensyum77243 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ይኩነልና ይግበረልና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt Жыл бұрын

    ባሓቂ ቃል ህወት ይሰማዓልና ብርክትክም ናይ ኣባ ይዋሃንስ ይሕደረና 🙏

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy10 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዕልና ናይ አባ ዮዉሃንስ ብርክቱን ረዲኤቱን አይፍላይና ንዘላአልም አለም አሜን 🙏🙏🙏

  • @MehariHabtay-mo2im
    @MehariHabtay-mo2im3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረከቱን ጸለቱን ናይ ኣቦና ዮሃንስ ሓጺር ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ye4tx1yp1v
    @user-ye4tx1yp1v3 жыл бұрын

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና በረከቶም ፆሎቶም ኣይፈለየና👏👏👏✝️✝️✝️🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏🙏

  • @RobelMatiwos-nr8jh
    @RobelMatiwos-nr8jh Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና ቁዱስ ዮውሃንስ ኣይፈለየና።

  • @helenbahabelom9281
    @helenbahabelom92813 жыл бұрын

    በረከቶም ናይ ኣባ ዮውሃንስ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና ኣመን

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7b7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናይ አቦና ቅዱስ ዮዋሓንስ ጸሎቶም በረከቶም ይሕደረና

  • @kasay67
    @kasay673 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስመዓልና፡በረኸት ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር ይኽፈለና። ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር።

  • @user-fg7dh4rh2p
    @user-fg7dh4rh2p2 жыл бұрын

    እሽ እግዚአብሔር ይስጥልን የአባታችን ቅዱስ ዮሐንስ ና የእናታችን ቅድስት አትናስያ በረከት አይለየን አሜን እናታችን ቅድስት አትናስያ በእለተ ቀኗ እኛንም ለንስሐ ሞት ያብቃን ዘንድ ከጌታችን ታማልደን ዘንድ ቅዱስ ፍቃዷ ይሁንልን አሜን ለሁላቹ ቃል ህይወት ያሰማልን ፀጋውን ይብዛላችሁ

  • @user-fb9ss3bv8b

    @user-fb9ss3bv8b

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @user-zk1fn4rz2p
    @user-zk1fn4rz2p2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎቶምን በርከቶም ናይ ቅዱስ ይውሃንስ ኣይፈልየና

  • @user-wq5ij9zv2e
    @user-wq5ij9zv2e3 жыл бұрын

    ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ ናይ ብሓቂ ደቂ እመብርሃን ኢኹም ።እግዚአብሔር ኣምላኽ ዘይበርስ ጸጋ ይዓድልኩም ። ሰብ ካብ ስርሑ ተፈዲሱ ምስ ደቀሰ ናይ ዕረፍቲ ግዜኹም ሰዊእኩም መንፈሳዊ በረኸት ክንካፈል ጌርኩምና ኢኹም እሞ ስምኩምን ስምናን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዓምደ ወርቂ ይጽሓፈልና ኣሜን ። እቶም ዝተኸታተልያ ድማ ካልእ ተተረፈ ንዝሰርሑ ኣተባቢዕና ንዘይርኣይዋ የሕዋትና ከማና በረኸት ክካፈሉ Share ክንብለሎም መንፈሳዊ ግዴታ ኣለና እሞ ሰናይ ንምስራሕ ትጉሃት ንኹን ። ነዚ ክንገብር እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስትዉዓል ይሃበና ኣሜን ። ናይ ቅዱስ የሓንስ ሓጺር በረኸቱን ኣማላድነቱን ኣይፈለየና ኣሜን ።

  • @meakeleajoeknateygirmatsen4033

    @meakeleajoeknateygirmatsen4033

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስግን 😍😍😍

  • @user-fb9ss3bv8b

    @user-fb9ss3bv8b

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @awettesfay5254
    @awettesfay52543 жыл бұрын

    ጸጋ በረከቶም ጸጋ ተራዳእነቶም ይሕደረና!!!! ጸግኡ የብዝሃልኩም ቡሩካት ኣሕዋተይ

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari10533 жыл бұрын

    በረከትን ረዲኤትን ኣማላዲነትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ ዮሓንስ ሓጽር ይክፈለና አሜን አሜን አሜን!

  • @salmeabrha6562
    @salmeabrha65622 жыл бұрын

    ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኩን ኣሜን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ ሓፂር ፆሎቶምን ፀጋ በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @almazmesfin2094
    @almazmesfin20943 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️

  • @mekelemekele4860
    @mekelemekele48602 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወቱ የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲😥😥😥😥😥

  • @sameera5626
    @sameera56263 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፅገእን በረኮትን አይፈለይና🙏🙏🙏

  • @teadeleatsbha902
    @teadeleatsbha902 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና አሜንንንን(3)🤲🤲🤲ፀጉኡን በረከቱን አይፈለየና አሜንንንንን አሜንንን አሜንንንንን🤲🤲🤲

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab98503 жыл бұрын

    ኡነት ልብካ ዝትንክፍ ቃል በረከት ነይ ኣቦና የውሃንስ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @siemsiem5914
    @siemsiem59142 жыл бұрын

    ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሃንስ ኣይፈልለየና

  • @user-dy1du2oh9h
    @user-dy1du2oh9h3 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናይ ኣቦና ቅድሰ ዮውሃንሰ ቃል ሰናይ የሰመዐና ፀለትኩምን ረዲእትኩምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒💒💒

  • @tesfahiwetalem8385
    @tesfahiwetalem83853 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና የዉሃንስ ምስ ኩልና ይኩን።

  • @aklasiatsgai634
    @aklasiatsgai6343 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @tsigehanagaim3064

    @tsigehanagaim3064

    3 жыл бұрын

    Amen amen

  • @samrawitmasho2581

    @samrawitmasho2581

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p3 жыл бұрын

    አሜን((3))ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶምን ፆሎቶምን ናይ ኣቦና ዮዉሃንስ ኣይፈለየና።

  • @amaniel1235
    @amaniel12353 жыл бұрын

    Bereket Egsabiher wetru msakum ykun Ahewat💗💗💗

  • @user-lv6yk9kz2p
    @user-lv6yk9kz2p2 жыл бұрын

    Bhaki kal hiwet ysmana amen amen amen tsgom ብርክቶም ኣይፈለይና ኣሜን amen amen amen ክብሩ ምስጋና ነቲ ናይ ዘልኣልም ህያብ ኣቦና እየስሱ ኮርስቶስ amen amen amen

  • @user-cs1sp3zt7b
    @user-cs1sp3zt7b Жыл бұрын

    ንዘይ ትረብሕ ዓለም ንስጋይ ቀትርን ለይትን ዝጽዕር ዘለኾስ እንተኮን ክትረክብ ኦ ነብሰይ ዘክርዮ ውዕለት ቀራንዮ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክብራት አቦታትና ናይ አቦና ቅዱስ ዮውሓንስ ጸጋ በረከትኩም አይፈለይና

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt8 ай бұрын

    ኣሜን፫ ቃልህይውት ይሰምዓልን ብርክቶም ይሕደርና

  • @liligalzaliy5054
    @liligalzaliy50542 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይሰምዐልና ፁሎቶም ፀጋ በረከቶም ናይ ኩሉም ቅዱሳን ኣቦታትና ምሰ ኩሉና ህዘቢ ክርሰቲያን ይኩን

  • @yonubest4495
    @yonubest44953 жыл бұрын

    Amen amen amen bereketn amaladnetn naykudus yohanns haxir mis mklatna hezbi Amlak ykun

  • @kibimagn
    @kibimagn4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ቃል ህይወት የስምዓልና ፀግኦምን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን 💒🙏

  • @habteabeyob7391
    @habteabeyob73913 жыл бұрын

    Temsegan amlka neza newah geze zexbey zenberku berkit nay kudus yohanesa berkiten nay dngla mariam mes kulu hazbi yekun🙏❤💒❤🙏

Келесі