ኣዛርያ ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም ትግርኛ - AZARIA Tigrigna Full Movie 2023

Ойын-сауық

ኣዛርያ ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም ትግርኛ - AZARIA Tigrigna Full Movie 2023

Пікірлер: 656

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef1052 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናይ ሳራወለተራጉኤል ዝቀየርካ ቅዱስ ሩፋኤል ታሪከ ቀይሮ ክቡራት ወለድና እዙ ካብ ስነ ፁሁፍ ናብ ድራማ ዝቀየርኩም ፀጋ እግዚአብሔር የብዛሓልኩም

  • @hreithret9989

    @hreithret9989

    9 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤

  • @brhanugebre9344

    @brhanugebre9344

    9 ай бұрын

    ብሓቂ ኣዚና ኢና ነመስግን ምክንያቱ መንፈሳው ኮይኑበቲ ምቁር ላዛና ላዛ ብትግርኛ ምቅራቡ ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥረልካ እዩ እሞ ኣምላክ ፀጋኡ ኣብዚሑ ይሃብኩም።

  • @mebratgeberelasie9876

    @mebratgeberelasie9876

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-tl1hg5du8s
    @user-tl1hg5du8s Жыл бұрын

    ናይ መላእክቲ ሓለቃ ቅዱስ ሩፋኤል አቦይ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን 🙏🙏🙏

  • @user-nl4kk2zg4y
    @user-nl4kk2zg4y Жыл бұрын

    እንካዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ህዝበ ክርስትያን ኣቦታትና ብሓቂ ንናኣድ ስራሕ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክትቅፅልዎ ደማ ኣምላክ ይሓግዝኩም😍😍😍❤

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ሃረር ኢልና ክንጽበያ ዝጸናሕና መንፈሳዊ ፊልሚ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብብሐልኹም ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ዘመንኹም ይባርኽ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ!!!

  • @user-jr9gp5lp6l

    @user-jr9gp5lp6l

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @mebrhitfutsum7997

    @mebrhitfutsum7997

    Жыл бұрын

    ብሓቂ ደስስስ ዝብል❤❤

  • @mebrhitfutsum7997

    @mebrhitfutsum7997

    Жыл бұрын

    ቀቃል ህይወት የስመዐና

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын

    አሰይይይ ተመስገን ተመስገን ተመስገን አቦታትና አብዚ ደረጃ በፂሕኹም ምርኣየይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን💙💙💙

  • @hdhdhxhhdhd6670
    @hdhdhxhhdhd66709 ай бұрын

    ናይ መላእክቲ ሓለቃ ቅዱሰ ሩፋኤል ኣቦይ ክብርን ምሰጋናን ንዓካ ይኩን❤❤❤❤❤

  • @user-sy8vf3cj7o
    @user-sy8vf3cj7o Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ከምኡ ድማ ኩልኹም ኣብዚ ፍልሚ ዝተሳተፍኹም የቀንየልና ኣዝና ነመስግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓባይ ትግራይ ቀደሞት ነይርና ቀደሞት ክንኸውን ኢና ❤❤❤

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 Жыл бұрын

    ኣሰይይ መሃሪት ፊልሚ ናይ፣ቅዱስ ሩፋኤል ውዕለታኡ ብዙሕ እዩ። ኣብ ዙርያና ይኩን❤❤❤❤

  • @user-bx6en5qj9e
    @user-bx6en5qj9e Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ድራማ እያ ❤እግዚአብሔር አምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ኣብዘሑ ይግለፀልኩም ቀፅልዎ ❤❤❤❤❤

  • @user-rn4ze9yd3l
    @user-rn4ze9yd3l Жыл бұрын

    አሰይይ ደስ ትብል መሃሪት መንፈሳዊት ፍልሚ ታሪክ ሳራ ወልተራጉኤል ዝቀየረ ቅዱስ ሩፋኤል ናዓና ውን ዓይነልቦናና ኣብሪሁ ናብ መንገዲ እግዚአብሔር ይመልሰና🙏❤

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819 Жыл бұрын

    ብሐቂ ከምዚያት ዝበለ አበረቲዕኩም ተትቅፅሉልና ክቡራት አቦታትና ወሸጦም ፈትሸና ዘይንፈልጦም ነገራት ክንፈልጥን ክንባረክን ይሕግዘና ።ክብረን ምሰጋናን ንልዑል ፈጣሪ ይኩን ።ነዚ ክፈልጥ ዝገበረኒ ተመሰገን ❤❤❤

  • @user-cu9xn8sg4e
    @user-cu9xn8sg4e Жыл бұрын

    ኩብሩ አቦና ነውሕ ዕድመን ፀገና ዓድሉ የብረልና ፈጣሪ ንሳሪ ታርካ ዝቀየረላ ቅዱስ ርፋኤል ሂወት ጋሃንብ ዝኮነቶ ፈጣሪ ዝፈልጦ እኮ ሓወይ ህወቱ ክቅይረለይ ኩቡር አቦይን ሓተይን አብ ፀለትኩሙ ሕሰቡለይ😢😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏

  • @yohanneslelissa4340
    @yohanneslelissa4340 Жыл бұрын

    አባቶቼ እህት ወንድሞቼ እድሜ ከጤና ይስጣችሁ።ቃለ ህይወት ያሰማልን

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡራት አቦታትና ❤❤❤

  • @Samuelgebreyohannes-ks4ot
    @Samuelgebreyohannes-ks4ot7 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና ኣዝያ መሃሪት መንፈሳዊት ፍሊም ኣምላኽ ፍልተትኩም ይባርኽ

  • @user-yc8cp1jz9i
    @user-yc8cp1jz9i Жыл бұрын

    ተመሰገን ናዓይ ባርኡለ ከመናይ ሳራ ታሪከይ ይቀይረለይ😥 አብፀለትኩም ሕሰቡኒ አቦታተይ ቀፀሉሉካአ

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 Жыл бұрын

    _ብሓቂ አብዚ ቅዱስ መንፈሳዊ ፍልሚ ዝተሳተፍኩም አቦታትና የሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሐልኩም ቃለ ሂወት የሥመዐልና ብጣዕሚ ደስስስ ትብል መሳጢት መሃሪት መንፈሳዊ ፍልሚ እያ ቅዱስ ሩፋኤል ሰዳዴ አጋንንት ረዳኢ ምንዱባን ዝኮነ ንጦቢትን ንጦቢያን ንሳራን ዝተራደእ ንዓናውን አብ ሂወትና ይራድእና ይባርከን ብሓቂ ትሕትና መላእክቲ ወሰን የብሉን አቦዋና ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎምን ንክብሮምን_

  • @user-rn1mp2mh2x
    @user-rn1mp2mh2x Жыл бұрын

    ብሓቂ ሃረር ኢለ ዝፅበያ ዝነበርኩ መንፈሳዊት ፊልሚ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ💒⛪️💒🙏🙏🙏በጃኹም ንዑ ነተባባዓዮም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ናይ ሳራ ህይወት ዘቀየረ መልኣክ ናትና ህይወት ውን ይቀይረልና ኣሜን❤😢

  • @msgnatesfatsion1631

    @msgnatesfatsion1631

    Жыл бұрын

    Aseyyyy Aboye mareyy heweteyy keyrelye Kabe zuryana Aytefelyena Aboye yhewatna kea naye Agelgulotkum B Ybarke Egzabher

  • @user-im9no1xm8z
    @user-im9no1xm8z Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዓና ብዕድመ ብጥዕና የሓልወልና ክቡር ኣቦና ናይ ቅዱስ ሩፋኤል በረከት ረድኤትን ኣይፈለየና 💐📚💐👏🏽❤✝️ ኣሕዋት አንሕመቅ ናብ ኩሉ ሼር ክንብሎ አሎና

  • @user-qp4qx6zw5r
    @user-qp4qx6zw5r Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትና አሜን❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r9 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክንደይ ደስ ይብል ናይ ቅዱሳን መላእክት ፀሎት በረከት ትረዳኣነት አይፈለን አሜን🙏💗

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብሃረርታ ንፅበያ ዝነበርና ናይ መጀመርያ መንፈሳዊ ፊልሚ ብቋንቋ ትግርኛ እግዚአብሔር ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም✝️

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ንህዝብና❤💛

  • @user-bf6vi8cf8g
    @user-bf6vi8cf8g Жыл бұрын

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ኩቡራት ኣቦታትና

  • @abuneymaateyotub6589
    @abuneymaateyotub6589 Жыл бұрын

    ብሓቂ ክንደይ ይጥዕም ይምቅር ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሩክ አቦዋና አሕዋትና ብሓቂ ክቅፅለሉ አለዎ ከምዚ ዓይነት ብተጋሩ እስከ አበይ አለና ተጋሩ ኩላትናባ ላይክ ሼር፣ ኮመንት ፣ሳብስክራይብ ንግበር ንሳቶምካ ክንደይ ውረድ ደይብ ኢሎም ነዚ ታሪካዊ ዝኮነ ሰሪሖምልና ጊን ንሕና ሓንቲ ሰከንድ ዜትወስድ ላይክ ኤንገብርን እስከ አበይ አለና

  • @meaza7313
    @meaza7313 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣዴና ሃና ታሪክ ዝቀየረ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ታሪክና ይቀይረልና❤❤❤🎉

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ደቂ ተዋሕዶ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም!!! ናይ ፈተሔ ማሕፀን ቅዱስ ሩፋኤል መልኣኽ በረኸትን ፈጣን ረድኤትን ምስ ኩላትና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!!!

  • @BirrrFinancialContents
    @BirrrFinancialContents Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና : ብዕድመን ፀጋን የንብረልና :: ቅዱስ ሩፋኤል ረድኤት በረኸቱ ንዓና'ውን ይብፅሓና። ኣሜን (፫)

  • @user-jf9ex3si2c
    @user-jf9ex3si2c Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ስራሕ እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ በረከት ቅዱስ ሩፋኤል በረከት ኩሎም ቅዱሳን ይሕደረና አሜን አሜን አሜን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky961310 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley9 ай бұрын

    ኣሰይ ቃል ህይወት የስመዐና ኩቡራት ኣቦታትና ❤❤❤❤

  • @user-dx7qp4hw2g
    @user-dx7qp4hw2g Жыл бұрын

    በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐና🙏 ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት ኣቦታትናን ክብራት ኣሕዋትናን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣሜን፫❤🙏❤

  • @Sameera-fk3ho
    @Sameera-fk3ho Жыл бұрын

    ብሑቁ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ቅዱስ ሩፉኤል አቦይ ናዕ እወን ህውት ቀየርልየ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይይ ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት አሕዋትና ኣቦታትና ❤❤❤

  • @michaelmiki9016
    @michaelmiki90169 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላከይ ንሳራወለተራጊኤል ዝቀየርካ ቅዱስ ኣምላክ ታሪከይ ቀይሮ ኣማልክ ጸጊኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 Жыл бұрын

    Qal hiwet yesmana betami xubuq sraha eyou ajokum qexlwo ❤🇪🇷 Ruhus beal tinsae ygberelna enqa xome lugam fetehalna

  • @samera7043
    @samera7043 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊን መሳጥን ፍልም ኣብ ዝሃለና ሃሊና ቁድስ ሩፋኤል ይሓልወና ኣሜን

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትናን አሕዋትና ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤

  • @Tsgehaylay-ns8pv
    @Tsgehaylay-ns8pv2 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና ንዓና ኣውን ታሪክና ይከይሮ ቅዱስ ሩፋኤል ብጣሚ መሃርት መንፈሳዊት ፍልሚ ፅጋኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏🙏

  • @wabo6374
    @wabo6374 Жыл бұрын

    ብጢዕሚ ደስ ዝብል ጅማሮ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏♥♥♥

  • @hshheh5641
    @hshheh5641 Жыл бұрын

    ብሃረርታ ንፅበዮ ዝነበርና ተመስገን እንቛዕ ብሰላም መፃኹም ❤

  • @AaAa-vq2sg
    @AaAa-vq2sg Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዕልና

  • @salamsalam6471
    @salamsalam6471 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ሩፋኤል በረከት አይፈለይና❤❤

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын

    ተመሰገን ኣምላኬይ መንፈሰዊ ፊልሚ ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዘበለ እዩ ቀጽልዎ ክቡራት አቦታት ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክልኩም ፍቁራተይ

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso7490 Жыл бұрын

    ኣሰይይ ቃል ሂወት የስመዐልና ተመስገን ኣምላክ ፅጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔረ ኣምላክ

  • @j4l472
    @j4l472 Жыл бұрын

    ቃለ-ሂወት የስማዓልና ክቡራት ወለድናን የሕዋትናን 🙏🙏🙏 ትርጉም ስም ናይ ኣቦይ ዝረከብኩላ ትኣምራዊት መንፈሳዊት ድራማ።

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c Жыл бұрын

    እስመ አልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሃልኩም እግዚኣብሔር አምላክ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 Жыл бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ክቡራት አሕዋትናን አቦታትናን ፀግኡ የብዘሐልኹ ክቡር አቦና አባ ገረመድህን ናይ ብሓቂ ደስ ልብል ደራማ እዩ ቀፅሉልና ተመስገን እዚ ላርእኻና አምለኽ ትንሳኤ ሀገርና ትግራይ አርእየና🙏🙏🙏💛💛❤❤🤲🤲🤲🕊🕊🕊🌹🌹🌹

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 Жыл бұрын

    አሰይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡር አቦና ቀፅልሉ ደስ ክትብል❤ ኦ አምላከይ ናትና ታሪክውን ቀይረልና አምላከይ ብዓለማዊ ፍትወት ዝደከመ ሂወት ለውጠልና ብልብና ክንቀርበካ😢

  • @fuuffgfdfufyhdd
    @fuuffgfdfufyhdd11 ай бұрын

    እሰይ ተመስገን ፈጣሪ እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህረይ❤❤❤

  • @salamslslm8998
    @salamslslm8998 Жыл бұрын

    ምስጋና ናዓካ ኦ መላኣከ ቅዱስ ሩፋኤል🙏❤

  • @user-tx8jq3gd9h
    @user-tx8jq3gd9h Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመኣልና ፀጉኡ የብዘሐ ቅዱስ ሩፋኤል ካብ ዝታኣሰርናዮ ናይ ዝምት ይፍተሐና 🤲

  • @azebtsegay172
    @azebtsegay172 Жыл бұрын

    ባሓቂ ደስ ዝብል መፈሳዊ ፊልም ቃል ህወት የስመዕልና ❤❤❤

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና 🙏🙏🙏❤

  • @trfafdgv4829
    @trfafdgv4829 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ አብዝሕዝሕ የብለልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kdstizetewahdo
    @user-kdstizetewahdo Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡራት ወለዲ ፀጋኡ የብዛሓልኩም ደስ ዝብል ፊልሚ ኣምላከ ቅዱስ ሩፋኤል ታሪከይ ቀይረለይ 😢❤

  • @mesy9335
    @mesy9335 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደሰ ዝበለ ቃል ህይወት ይሰመዐና🙏🙏❤

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኩም ብርኳተይ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ፀሎትን በረከቱ አማላድነቱን ኣይፈለየና አሜን ፫

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 Жыл бұрын

    ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ታሪክ🙏🙏🙏

  • @user-su8ie9zc4s
    @user-su8ie9zc4s Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ፅጉኡን ብረከቱን ይብዝሕልኩም ክብር አቦና ክብራት ስድራ እግዚአብሔር

  • @gdeyfkr8926
    @gdeyfkr8926 Жыл бұрын

    ዝኩለይ ብትፅብት ይፅበይ ቀንየስ ናይ ድያብሎስ ነገር ብስራሕ ቢዚ ገይሩኒ ቀንዩ😢😢😢ተመሊሰ ክርእያ ናይአምላክ ፍቃድ ይኩነለይ እሞ አቦታተይ ❤❤❤

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u Жыл бұрын

    ንሕና ንክንማሃር ክንደይ ላዕልን ታሕትን ኢለም እየም ሰርሕምዎ ኩላትን ሸር ንበል ክብራተይ 🌹🥀💗💒💒💒💒

  • @ffhdhgjfjc6642
    @ffhdhgjfjc6642 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣብ ንጎዓዞ ኣምላክ ቁዱስ ሩፍኤል ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንና ይኩን ኣሜን //3///🙏🙏🙏

  • @user-li3pv5jz4i
    @user-li3pv5jz4i6 ай бұрын

    ብሓቂ ቂለ ህይውት የስመዐልና ክብር ኣቦና ድማ ኩልኹም ኣንዙ ፍልም ዝተሳተፍኹም የቀንየልና ኣዝና እና ነመስግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ረኢና ፍ❤❤❤

  • @user-he8iq9vj1t
    @user-he8iq9vj1t Жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሃልኩም በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ኣይፈለየና ❤

  • @hilaritekeste3436
    @hilaritekeste34368 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ሊቀ መላእክቲ ቅድስ ሩፋኤል ኣባይ ታራኸይ ቀይሮ🙏

  • @sebhatzeray329
    @sebhatzeray329 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣምላክ ቅዱሳን ይባርከናን ይቀድሰናን ንዓካትኩም ክኣ ኣቦታት ይሕዋትን ፍረጻማኩም ኣምላክ ይሃብኩም

  • @tezekereniyoutube
    @tezekereniyoutube3 ай бұрын

    ብሓቂ ኣዝዩ ዝገርም ኣሰራርሓ እዩ ፀግኡ የብዝሐልኩም ክቡር ኣቦና ከምኡ እውን ተዋሳእቲ ኣሕዋተይ ካብዙይ ንላዕሊ ንክተገልግሉ ፀግኡ ጥበቡ ይግለፀልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ረዲአቱ በረከቱን ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-cl6kr2lk9r
    @user-cl6kr2lk9r8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቅድስ ሩፋኤል ታረክ ስራ ወለተ ራጉኤል ዝቀየርኻ ታርክነ ቀይረልና 🤲🤲🤲🕯🕊👏👏👏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62168 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ በረከቱ የብዝሐልኹም ብሓቂ ንሳራ ወለተ ራጉኤል ዝበፀሐ ኣምላክ ንኹልና ካብ መንከራ ሰጋን ከብ መንከራ ነብስን የናግፈና የቀንየልና።_

  • @lemlemlili7110
    @lemlemlili7110 Жыл бұрын

    ዝምነዮ ነገር ናይ ግብፂ ፊልሚ ክርዕይ ከለኩ መንፈሳዊ ቅንዒ ኔሩኒ ብጣዕሚ የቅንየልና አቦታትና 🙏🙏🙏💛❤

  • @nawafnawaf7127
    @nawafnawaf7127 Жыл бұрын

    ኣሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ቅዱስ ሩፋኤል ኣይፈለየና

  • @user-ts8ri7pc6u
    @user-ts8ri7pc6u Жыл бұрын

    ብሓቂ ደስስ ዝብል መፈሰዊ ፊልሚ ቃለ ሂወት የስመዕና❤❤❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ ክቡራት ኣቦታትናን እሕዋትን ቃለ ሕይወት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @tsgeselamyoutube8746
    @tsgeselamyoutube8746 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዓልና👏👏👏ሼር ኣይንረስዕ

  • @gdt6wt317
    @gdt6wt3179 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ .አዘይ ድስ ዝበል መንፈሳዊ ድራማ ብጣዕሚ ማሃሪት አያ ናይ ቅዱሳ ሩፋኤል በረከቱ ይሕደረና .አብዘ ድራማ ዝተሳተፉኩም ድማ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓደሉኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤

  • @hermongere6243
    @hermongere6243 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ተመስጠ ብልበይ ክኣ ሓጎስ ትሰሚዕኒ ጦኦብያስ ብትሕትንኡ ቅድስ ቅንኢ ተሰሚዕኒ ናይቲ መልእክ እግዚኣብሄር እሞ ፍሉይ ትሕትና ዩ፡ ቃል ሂወት ይሰማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤ ነዚ ፊልሚ ዝሰራሕኩም እግዚኣብሄር ዓስብኹም ከምቶም 100 ዝብሎ ቃል ኣምላኽ ❤ ይግበረልኹም እግዚኣብሄር

  • @user-ee1li2cn1r
    @user-ee1li2cn1r Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይቀድሰልኩሙን ይባርከልኩሙን ፈታሂ ማህፀን ቅዱስ እሩፋኤል ናይ ኣቦና ጦብያን ናይ ኣዴና ሳራን ናብራን ሓዳርን ዝባረኸ ንዓና ደቁ እውን ይባርከና ኣሜን ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስመዐልና ንኹሉኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ብካልእ ፍልም ክትመፁና እውን ብተስፋ ንፅበ ኣቦታትና ቀፅሉሉ

  • @user-gw8re6jq2s
    @user-gw8re6jq2s Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራት ወለድና እንኳዕ ንባዓል ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ፅቡቅ መንፈሳዊ ትምህርት እዩ ቀፅልሉ በረከቱ ይሕደረና❤❤

  • @user-jo7yz8zz3m
    @user-jo7yz8zz3m7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እሰይ ብጣዕም ደስ ባሃል እዩ ቃለ ህያወት ያስመዕልና ተመስገን አምላከይ አተንስእካ ዳጀመርካን አጀመርካ ዳፈፀምካን ክብርን ሞጎስን ናዓካ ይክን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lemlemgalabaselama8421
    @lemlemgalabaselama8421 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራት አቦታተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅሉሉ ❤❤❤

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሃሪት እየ ፀግኢ የብዘሐልኩም ኩሉኩም አብዘይ ቅዱስ ሰራሕ ዝተሳተፍኩም❤❤❤❤

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ ሩፋኤል ናይ ጠቡት ሓዳሪ ዝባረኸ ሓዳሪና ይባሪኸልና 👏📚🤲

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ክንደይ ደስስስ ይብል ቅዱሳና ኩሉ ግዘ ንድሕነትና እዮም ዝጽለዩ ዝፋጠኑ እኻደ ደአ በቲ ሓጥያተኛ ኣንደበትና ክጽውዑ ዘይግበኦም ተመስገን ኣምላኼ ንቅድስቲ ድንግል ማርያም አዶ ቅዱሳን መላእክቲ ከም ኣሕዋት ቅዱሳን ጻርቃን ሰማእታት ሃዋርያት መነኾሳት ከም ቤተሰብ ገይሩ ዝሃበና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኸይ🕊🌾

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2f Жыл бұрын

    ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር❤❤❤

  • @ngstiabera1085
    @ngstiabera1085 Жыл бұрын

    ብሃንቀውታ እንጽበዮ ዝነበርና መንፈሳዊ ፊልሚ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ስድራ እግዚኣብሔር ክብራተይ❤

  • @user-pu9tx8vy7x
    @user-pu9tx8vy7x Жыл бұрын

    ኣሜን፫ ቃልህይወት ይስምዓልን ክብርን ምሰግን ይብጸሕይ ንቅዱሰ ሩፍኤል መልአክ 😍😍😍😍

  • @user-hd2ff1gn9s
    @user-hd2ff1gn9s Жыл бұрын

    ብሓቂ ዳስ ዝብል ጅማሮ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልየልና አሜን ፫ ቀፅልሉ

  • @user-gh2lq3cz3c
    @user-gh2lq3cz3c Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ካብ ደስታ ዝተልዓለ ምስ ንብዓተይ ሪአያ ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልኩም ኣቦታተይ❤❤❤🥰👏✝️♥️💘

  • @user-lk3jo3uv6k
    @user-lk3jo3uv6k Жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ዝብል ብሃንቀውታ ንፅበዮ ነበርና 🙏ተመስገን ኣምላኽ ኑዙይ ዘርኣካና 🙏ኩቡራት ኣቦታትና ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ምሃሪ እዩ ቁዱስ መልኣኽ ቁዱስ ሩፋኤል ንኹልና ታሪክና ይቀይረልና 🙏

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u9 ай бұрын

    ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ፀገኦም በረከተም ኣይፈለየና ክብርን ምስግናን ንኣካ ይኩን❤❤

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና//ኣሕዋትና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ህይወት ሳራ ወለተ ራጉኤል ዝቀደሰ እግዚአብሔር ናትና ህይወት ለ ይቀድሰልና አሜን ደስ ዝብል ፊልሚ ቅዱስ ሩፍኤል ኣቦይ ኩሉ ጊዜ ካባና ኣይትርሓቅ ተመስገን❤❤

  • @csfxser1725
    @csfxser1725 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረ አቦና ከምኡ ድሚ ኩለክም አብዛ ፍልሚ ዝተሳተፍኩም የቀንየልና 🙏🙏

  • @selamgaltigray7216
    @selamgaltigray72168 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ንኩሊና ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ዓይነ ልቦናና የብረሀልና በረከት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ይሕደረና❤🙏🙏

  • @user-cl6kr2lk9r
    @user-cl6kr2lk9r8 ай бұрын

    ተወሳእትና ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና በዙሕ ት/ት ወስድና ያቀንየልና 💞💞💞👏👏👏

  • @ghcc4035
    @ghcc40355 ай бұрын

    ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ኦኣምላከይ ንሳራ ወለተ ራጉኤል ሂወታ ዝቀየርካ ሂወትና ቀይረልና ናይ ሓዘን ዘመንና ብሓጎስ ደብሰና ኣሜን😢🙏

  • @Teki1926
    @Teki1926 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና፡ኩቡር ኣቦና ደስ ቢሀሊት መሀሪት መንፈሳዊት ፍልም።

  • @XxxXxx-si7se
    @XxxXxx-si7se Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡን የብዝሕ ክብራት አቦታትና አሕዋትና ቅዱስ ሩፋኤል ንኣና ውን ህይወትና ይቀይረና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍልሚ መፈፀምታኹም የስምረልኩም

Келесі