ኣሰከናፍር ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም/ Askenafr Full movie...Aba Gebremedhn Zeselama

ኣሰከናፍር ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም/ Askenafr Full movie...Aba Gebremedhn Zeselama

Пікірлер: 506

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.335210 ай бұрын

    ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ከምዙይ እዩ ዘጥዕመልኪ ኣቦዋይ የቀንየልና ቃለ ሂወት የስመዐና🤲🤲🤲

  • @user-dx7qp4hw2g
    @user-dx7qp4hw2g10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ክብራት ኣሕዋትና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የባረከልኩም ፈጣሪ። ካብ ሽፍትነት ካብ ፍትወት ናይ ዓለም ወፅና ናብ ኣምላክና ክንምለስ ከም ፍቃድና ዘይኮነስ ከም ፍቃዱ ኣምላክና ክንከይድ ከም ኣሰከናፍር ፅብቅ ሰራሕ ክንሰርሕ እግዚአብሔር ይሓግዘና ከምእዉን ኣዴና ማርያም ብፀሎታ ኣቦና ሰላማ ብቃልኪዳኖም ይሓግዝና ኣሜን። ብሓቂ ብጣዕሚ ማሃሪ መሳጢ ዝኮነ መንፈሳዊ ፊልሚ ልቢ ዘረስርስ እዩ ክቡር ኣቦዋይ ቀፅልሉ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃበልና ፈጣሪ ኣቦዋይ ማዓረይ❤ ክብራት ኣሕዋተይ ሼር ላይክ Subscribed ንበሎ ኣቦታትና ነተባብዕ ቋንቋና ነዐቢ ❤🙏

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos734910 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቦና። ኣነስ መድሃኒኣለም ባዕሉደኣ ምሕረቱ የውርደለይ እምበር ካብ እምነተይን ካብ ቃል እግዚኣብሄር ካብ ዝርሕቅን ኣመንዝራ ካብ ዝኸውን ብዙሕ ዓመት ኣለኒ። መድሃኒኣለም ኣቦይ ናይ ይቅረታ ኣምላኽ ኢካሞ' ንዓይ ንሓጥያተኛ ፍጡርካ ይቅረ ግበረለይ😭።

  • @lemlemyoutube

    @lemlemyoutube

    10 ай бұрын

    ኩላትና ከምኡ ኢና አሕና ብንስሃ ተሓፂብና ናብ ቤቱ የቅርበና ጎይታ ዓለም

  • @JcH-qu4rw

    @JcH-qu4rw

    10 ай бұрын

    ኣጀኪ ዛምበይተይ ብንስሓ ዘይምለስ ነገር የሎን

  • @selamtadesse5552
    @selamtadesse555210 ай бұрын

    ኣታ ኣምለከይ ከምቲ ቡዙሕ ዘሕዘንክካ ንንሰሃ አብቀዐኒ ብኽፍኣት ዘዓወረ ሂወተይ ማሓረኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኦ ኣምለከይ ሰለ ኩሉ እትዕገሰኒ ተመሰገን🙏

  • @Abrhet_youtube19
    @Abrhet_youtube1910 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ብጣዕሚ ገራሚ ፍልሚ እዩ ቀፅልሉ ክቡር አቦና አባ ገብረመድህን 😢🎉🎉🎉

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti10 ай бұрын

    ኣቦታትና ተስፋና ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ኣባኻትኹም ዩእም ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ኣምላክ😇🙏 ስቃይ መከራ ህዝብና ኣብቂዑ ሰላሙ ያዓድለና❤💛

  • @milenabraha4366
    @milenabraha436610 ай бұрын

    ቃል ህይወት ይስማዓና ኩብር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርክ ብቲ ኩሉ ዝፈጠረ ጎታና እየሱስ ክርስቶስ አሜን 🙏🙏🙏🥰

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h10 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብረት ወለድና 😢😢😢

  • @user-sk5bo4qf5q

    @user-sk5bo4qf5q

    10 ай бұрын

    እግዛብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r10 ай бұрын

    ተመስገንካ ኣታ አምላከይ ሓጎሰይ መቆጻጸሪ ሲኢነሉ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩልኩም ኣብዚ መንፈሳዊ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ💚✝️ ሐዚ ዘድሌየና ዘሎ ከምዚታት ኣብ መንፈሳዊ ሂወትና ዘበርተዓናን ዘጠንክረናን እዩ ሞ በርቱዑልና ንሕና ውን ሸር ላይክ ናገበርና ናሓግዞም❤

  • @brhanebb1960
    @brhanebb196010 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ምቁር ሃይማኖትና እርቶደኩስ ተዋህዶ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️😢😢😢😢😢እምነትና ናብዝ ብሓቅ ቃል ህይውት ያስመዓና 😢😢😢😢

  • @chdjpotgewasv3787
    @chdjpotgewasv378710 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦዋና ክብራት ሓሕዋትናን ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣበይ ሓዲሩ ከም ዘምህረና ኣይንፈልጥን እሞ ኩሉ ብእምነት ይኩን 🤲❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አቦታትናን አሕዋትናን እግዚአብሔር አምላክ ከብ እምነትና የፅነዐና ✝️💒

  • @user-qt5ts2fz3i
    @user-qt5ts2fz3i10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣብዚ መንፈሳዊ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም ፀግኡ ያብዘሐልኩም አምላክ ኣብ እምነትና ያፅንዐና

  • @jfrjft1970
    @jfrjft197010 ай бұрын

    ተመስገን አምላክ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣባታትና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merrymerry4939
    @merrymerry493910 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር አቦና ን ክቡራት አሕዋትናን ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባር🙏😢እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይልአኸልና🙏😢😢😢😢

  • @user-zz7jy2el3s

    @user-zz7jy2el3s

    10 ай бұрын

    ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተከብር ዘተመሰገን ይኹን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና ብድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ😢

  • @merotalg7646
    @merotalg764610 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕትናን ኣቦታትና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ 😢😢😢

  • @wabo6374
    @wabo637410 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይን ኣቦታተይን ንዓና እውን ከምኡ ጣዕሳ ዝመልኦ ልቢ ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላክ😢😢🙏🙏🙏

  • @user-mi3oe8ye7n
    @user-mi3oe8ye7n10 ай бұрын

    እግዚብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም ብጣሚ መሃሪት እያ ንዓናውን ፍፅም ምነት ይወስከልና ናይ ቅድሳን ኣምላክ ኣቦና ኣባ ገብረመድንን ኩሎም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም ኣገልሎት ዘመንኩም ይባርከልና ቀፅሉሉ

  • @avg4628
    @avg46282 күн бұрын

    ንቦና ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል ሂወት ዝሰርዕ እዩ ስራሕኵም

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti785510 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን ጥበቡን የብዘሐልኩም ክቡራት ወለድና ወአሕዋትና ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና እግዚአብሔር

  • @yohannesamuelweldeselama7180

    @yohannesamuelweldeselama7180

    10 ай бұрын

    Amen Amen Amen kela hiwet yesmala aba

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey287410 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለሂወት ቃለሰናይ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም አቤት ናይእግዚአብሔር ጥበብ 😢😢😢

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray566510 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @Samuelsemere74
    @Samuelsemere7410 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘድነቅ ስራሕ፣ ትግርኛና ምዕባይ ህዝብና ብቋንቋኡ ዝማሃረሉ ስራሕ ምፍጣር ኣዝዩ ዝንኣድ እዩ። ብዓብይኡ ድማ ንጸድቀሉ መንገዲ ይግበሮ።

  • @milashmilash3881
    @milashmilash388110 ай бұрын

    አምለክ ልቦናና ይቀይረልና ንሕናም ከምቶም ሸፋቱ ኢና እሞ ብምሕረቱ ይጠምተና ኣቦና ፀጉኡ የብዝሕ ኣነስ ካብቲ ካራ ሒዞም ቆብዕ ገይሮም ክከዱ ከለው ናብ እንዳ እስከናፍር ይበኪ ነይሬ ማለት ንአምለክ ንሕናም ብከምዚ ክንደይ ከምእንብድል ስለዘለና እምነት እስካናፍር ዓድለና ክፍኣትና ለውጦ

  • @mebritafeweki3322
    @mebritafeweki332210 ай бұрын

    ከምዚ ጌርኩም ስለ ዝሰራሕኩምልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ካልእ ከምዚ ዓይነት ሒዝኩምልና ስጋብ ትመጹ ብሃንቀዉታ ክንጽበየኩም ኢና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @makitemesgen3386
    @makitemesgen338610 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና😭💔💔

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya674510 ай бұрын

    ምንበረ ሰላማ ናይ ኩልና ምኳኑ ፈሊጥና ኩልና ክርስትያን አግአጊት ንስዓብ ንርአ ዘይተረዳአና ድማ ንሕተት ንሊቃውንትና። 🙏🤲✝️💒

  • @user-nd6pk5gn6h
    @user-nd6pk5gn6h10 ай бұрын

    .ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና ወለድና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም በረከትኩም ይደረና ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ሰማዕቲ ብቻ ዘይኮነስ ኣተግበርቲ ክንኮን ኦ ኣምላከይ ልቢ ልድያ ዝከፈትካ ልበይ ልብና ክፈተልና 😢

  • @newuaq1125
    @newuaq112510 ай бұрын

    ብሓቂ ደስ ልብል መንፈሳዊ ፊልም ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡራት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻትኹም አሜን አግዚአብሔር አምላክ መፈፀምታና የፀብቀልና ሙሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደላ 🙏🙏🙏💛💛❤❤🤲🤲🤲🕊🕊🕊💔💔💔

  • @user-st7us4jf5g
    @user-st7us4jf5g10 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተናን ወለድናን❤🎉 ብሓቅ ብዝገርም ኣሰራርሓ እዩ ኣቦዋን ኣባ ገብረ መድህን ግዜኹም መስዋእት ገይርኹም እዝ ዘደለውኽልምልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኹም ኣብ እግርኹም ድፍእ እልና ንንስሓን ምኽርን የብቀዐና ኣሜን🤲😢

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d10 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት አቦታትና አሕዋትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ንዓናም ምስትዉዓሉ ይዓዴለና አብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የፅነዐና🤲📖

  • @destatigray9547
    @destatigray954710 ай бұрын

    ኣቦና ኣባ ገብረመድህን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመናም ይባርኸሎም ይቀድሰሎም፣ንዓና ድኹማት ደቆም መስተውዓሊ ዓይነ ልቦናና የብርሀልና ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮናስ መትግበሪ ኣንደበት ይሃበና ኣምላክ ቅዱሳን ንኩሉካትም ኣብዚ ተሳተፍቲ እግዚኣብሔር ሞያኹምን ጥበብኹም ይባርኸልኹም❤🙏

  • @medhini7477
    @medhini747710 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐል ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ሓቀኛ ንስሃ ክንኣቱ ዝጣዓስ ልቢ የሃበና ኣብ ፆሎትኩሜ ዘኩሩኒ😞

  • @samirahiluf2632
    @samirahiluf263210 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመንኩም ባርኩ ቀድሱ የንውሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና🙏💖

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray10 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ኣቦታትና ቀጽሉሉ! ደቅኹም 'ውን ነዚ ብምርኣይና ደስ ኢሉና እዩ 😍🕊 ወገናተይ ንሕና'ለ ሼር 'ናገበርና ናብ ኩሉ ምብጻሕ ኣይንረስዕ! 🕊

  • @user-ki3xq5xr3r
    @user-ki3xq5xr3r10 ай бұрын

    ይቀጽል ዓለም ብፍትወታ አብ ዘደከመትኒ ግዜ ናብ መንፈሳዊ ፊልምን ገድሊ ቅዱሳንን የ ዝጐዪ 😢 ከምብሓድሽ መንፈሰይ ይልዓል ስደት ነዊሑ መንፈሳዉነትና ናደኸመ ይኸይድ አሎ ሞ ብዚ ክንጸናናዕ በጃኹም ከይተቋርጽዎ ብጸሎትኩም ዉን ዘኩሩና ስደትና ክሓጽር

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal440110 ай бұрын

    ተመስገን ኣብ ትግራይና ዝገርም መንፈሳዊ ፊልሚ ተጀሚሩ እሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ቀፅልሉ መንፈሳዊ ፊልሚ ክበዝሕ ኣለዎ ንሕና ተመልከትቲ እውን ላይክን ሸርን እናበልና ነበረታትዐዮም።

  • @user-ro3lv3dk3j
    @user-ro3lv3dk3j10 ай бұрын

    በሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን ንኹሉኹም ኣብዚ መንፈሳዊ ፍልሚ ዝተሳተፌኹም ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዝሕ ሓደራኻትኹም ቐፅልሉ ካብ ናማትና ናይ ግብፂ መንፈሳዊ ፍልሚ የና ድርእለና ቐፅሊሉ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ብፀሎትኹም ሓስቡና ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ልዑል እግዚአብሔር አሜን♡♡♡

  • @usren7
    @usren710 ай бұрын

    _አምላከ ቅዱስ አቡነ ሰላማ ጸጋ በረከቱ የብዘሐሎም ድንቂ ትምህርቲ ዘለዎ ፍልም እዩ ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን ይቀፅልዎ_

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre93449 ай бұрын

    ኣዝዩ መሃራይ መምሃራይ ንመንፈስካ ዘረስርስ ትምህርቲ ካብ መንገዲ ጊጋ ናብ መንገዲ ሰላም ናብ መንገዲ ቅንዕና ዝመርሕ እዩ ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልኩም።

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h10 ай бұрын

    እምነት ተለይና እግዚአብሔር አምላክ ምህረት ቅርብ እዩ ናዓድና ንሃገርና ንሂዋትን ፈውስን ምህረትን የላአከለና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ናይ አባና አክስናፍር በረከቴ ይሕደረና 😢❤

  • @temsgne7752
    @temsgne775210 ай бұрын

    ብሓቂ ቃልሄወት ይስመዐልና ክቡር ኣቦና ከሙኡ እዉን ንኩልኩም ተሳተፍቲ ጸጉኡ ይብዝሕልሉም እግዝብሄር ኣምላክ እግዝብሄር ኣምላክና የዋሃ ምሓሪ ሓጣኣን ዘይፍንፍን ኣብ ሓጥያትኛ ሓጢሩ ታኣምሩ ዝሰረሕ ዋየ ኣነስ ምኣዝ እየ ብእምነተይ ጸኒዐ ናብ ንስሃ ዝበቅዕ ኣብስደት ዘለና ኩልና መረት ዓድና ረጊጽና ናብ ንስሃ ንኽንበጽሕ ኣብ ጸለትኩም ዘኹሪና ኩቡራት ኣቦታትና 😢😢😢👏👏👏

  • @azmerameharimehari4703
    @azmerameharimehari47038 ай бұрын

    እ/ር ዝአመነ የለን ዝሓፍር ፈጣር ኩሉዓለም ይክበር ይመስገን ተመስገን 🤲🤲🤲👏👏👏

  • @user-ml7xt8mg9c
    @user-ml7xt8mg9c10 ай бұрын

    ዋውው ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዕና እግዚአብሔር አምላክ ንንስሃ ሞት የብቀዐና 🙏 ኣብዛ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ኩላትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም ቀፅልዎ ❤❤❤

  • @user-uq9th3to6o
    @user-uq9th3to6o10 ай бұрын

    አሰይይይ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ክቡር አቦናን አሕዋትና ብሓቂ እግዚአብሔር መሓሪ እዩ

  • @user-vj6ng8ce7w
    @user-vj6ng8ce7w10 ай бұрын

    ብትክክል አባና ዋላ ሰበይቲ ቀሺ ዋላ ቀሺ ምእመናን ልኾነ ይኹን ኢና ላብ ጠንቋሊ ንከይድ ነይርና😢😢😢 መን ኣሎ ከማይ ንስዕዲ ዓረብ ክመፅእ ላብጠንቋሊ ዝከደ እና ንስሃ ንእተዊ ብስልኪ አሕዋተይ 😢😢😢እግዚአብሔር ኣምላክና ይቅረ ባሃሊ እዩ

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion2110 ай бұрын

    በሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦታትና ብጣዕሚ ፅብቅቲ መምሃሪት ፍልሚ ቀፅልሉ😢💒👏

  • @usren7
    @usren710 ай бұрын

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራት ኣቦታትና ንዓና ክትብሉ ብዙሕ ትፅዑሩን ተስርሑን ዘለኩም አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣቦታተይ❤ ንበሩልና እስከ_

  • @user-hiwen
    @user-hiwen10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ነኩላትና ካብ ክፋኣተና የመልሰና እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ክቡራት ኣሓዋትና ድሰ ዝበል መንፍሳዊ መልኣክቲ👏👏👏✝️✝️✝️

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክብራት ኣቦታትና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕናውን ዘለና ብምሉእ ልብና ናቤት እግዚአብሔር የብቀዐና 😢

  • @KsaKsa-mf5js
    @KsaKsa-mf5js10 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡር አቦና ከሙኡእውን አሕዋትና ፀጉኡ የብዝሐልኩም

  • @user-ws1on3yj4e
    @user-ws1on3yj4e10 ай бұрын

    ቅድሚ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ክትሰርሑ ዘላዓዓለኩም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልኩም ንኩሉኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ክቡር አቦና ተመስገን እግዚአብሔር አምላክ ንማዓት ርሑቅ ንምሕረት ቀረባ አበይ አለካ እበር አበይ ነይርካ ዘይብል ለዋህ ማሓሪ አምላክ ይመስገን🤲🌿🌿

  • @user-qt5nt2io3l
    @user-qt5nt2io3l10 ай бұрын

    ኣሰይይይይይ ስራሕ እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ ከምቱ ናይቶም ሸፋቱ ልቢ ዝመለስ ናኣይ ሓጥያተኛ ድማ ልቦናይ ናብ ንስሓ ህይወት ይመልሰለይ ምስትውዋሉ ይሃበኒ ንዙ መደብ ዛዳለኩም ክቡራት ኣቦታትና ኣዴታትና ኣሕዋትና ንኩላትኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ አሜን፫🤲🤲🤲🤲

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....9 ай бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡራት ኣቦታትና ጸጋ እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ብሓቂ ኣዝዩ መሃሪ መንፈሳዊ ፊልም ኣብ ልብና የሕድሮ ሰናይ ነገር ንምግባር የነቃቀሐና ምስትውዓሉ ይዓድለና ለካ እምነት እንተሃልዩስ ኩሉ ንእኡ ይከኣሎ እዩ ተመስገን🤲_ _ኦ ጎይታ ድኽመተይ ከይረኣኻ እምነት ወስኸኒ🤲😢_

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩ ቀፅሉሉ ኣቦና ኣምላከ ሰላማ ይሓግዝኩም ❤❤❤🎉🎉🎉ብጣዕሚ ማሃሪ ፊልሚ እዩ ንዓና እውን እምነት ምስ ግብሪ ይዓድለና ከም ኣቦና እስክናፈር ኽቡር ኣቦና✝️🙏✝️🌺🌸🙏🌺🌸💞

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐሉኩም ኣዝያ ማሃሪት ፈልሚ እያ😢❤

  • @Embaynesh
    @Embaynesh10 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን በሓቂ ታይ ተምሂረ ኣነ ካብቲ ብዙሕ ዝደኩሙልና ክቡር አቦናለ ሰብ ሰናይይይ ግብሩ ከም ዘዎጽዎ ከም ኣስከናፍር ግዜ ዋላ ይክፋእ ኣብ ጎይታ ዝተጸገዐ ጽግዒ ከም ዝኮኖ ተምሂረ። እግዚአብሔር ጎይታና ለ ካብክፍእ ስራሕና ብከመይ ከም ዝምልሰናን ብሓቂ ጎይታይ መልሰኒ ካብ ጥፍአት ሓጥያት። አብ ከመ አበዊነለ ብድምጺ አላ ታሪክ ጻድቅ አስከናፍር በረከት እምነቱ ይብጸሐና።

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r10 ай бұрын

    አሰይይይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏♥💚

  • @sheweshewe7766
    @sheweshewe776610 ай бұрын

    እግዚአብሄር ይመስገን እምነት ኣቦና ኣስከናፍር ይሃበና ጸጋኡ ይብዝሐልኩም ብሓቂ ልቢ ትትንክፍ ፊልም ቀጽልዎ ብትግርኛ ከምዙይ ገርኩም ምስራሕኩም እግዚአብሄር ዓስቡኩም ይክፈልኩም ኣሜን 3

  • @user-nl4kk2zg4y
    @user-nl4kk2zg4y10 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ኩቡር ኣቦና ብሓቂ ንነብስና ባዕልና እንተጥፋእናያ ኣምላክ ግን ዘይገድፈና ኩሉ ግዜ ክንቀር ናብኡ ግዜ ይህበና ክብርን ምስጋና ንኣምላከ ሰላማ ይኩን።ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣበዋ ነባራታተዐዮም ካብዚ ዝበለፀ ሒዞምና ክመፁ ክቡራት ኣሕዋት❤

  • @ftaw6221
    @ftaw622110 ай бұрын

    በሓቂ ከም እምነትካ ይገበረልካ እዩ ሞ ኣብ እምነትና የጽነዓና ኣብታትና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏🙏ኩልኹም ኣብዛ መንፈሳዊ ፊልም ዝተሳተፍኩም ቃለ ሂወት ይሰመኣልና ቀጽሊሉ ከዓ 🙏🙏🙏

  • @freetgraweyti7660
    @freetgraweyti766010 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ፅቡቅ ስራሕ ባሓቂ አምላክ ይመስገን❤👏🙏

  • @fhfh1940
    @fhfh194010 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርክ ብቲ ኹሉ ዝፈጠረ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሜን፫✝️🙏 ብጣዕሚ ማሃረት ፍልም እያ🥰😢

  • @maron278
    @maron27810 ай бұрын

    ብሓቒ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡራት አቦታትና ቀፅልዎ ደቅኹም ካብ መንገዲ ሓጥያት ክንምለስ ናይ አገልግሎ ዘመንኩም ይባረኽ ጥበቡ ይግለፀልኩም ፈጣሪ ✝️🙏🙏🙏 ❤❤❤❤😢😢😢

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by10 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚአብሔር ብመንፈስ ቅዱስ ይደግፍኩም እመብርሃን ብርተዐ ትሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልም እዩ ክቡር አቦና አባ ገብረመድህን ብጥዕና ይሓልወልና ንኩላትኩም ተሰተፍቲ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ

  • @user-vu8ts8hr2c
    @user-vu8ts8hr2c6 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልየልና አሜን ፫

  • @user-tw2wv3ei7l
    @user-tw2wv3ei7l10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኹም ኩቡራት አቦታትና ቀፅልሉ ብእውነት መንፈሳዊ ፉልሚ መንፈሳዊ ድራማ አብዓድና አየነበረን ሐዝግን ብአኹም ተጀምሩ አሎ ቀፅልሉ እግዚአብሔር ጥበቡ ወስኹ ይግለፀልኩም አቦታተይ እምነት ወስኸኒ አምላክ ከም አሰከናፍር ብእምነተይ ክድሕን መሳጥት ፍልሚ ኢያ ቡዙሕ ተማህረ ንውሸጠይ ውን ወቅሰ ቀፅልሉሉ አምሁሩና ሓጉዙና ከምዙይ እናገበርኩም ኩቡራት አቦታትና አሕዋትና አሓትና 💟

  • @liligalzaliy5054
    @liligalzaliy505410 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክቡር ኣቦና ኣሕዋትናን ኣምላክ ይመሰገን

  • @deradubai1754
    @deradubai175410 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ፊልም እዩ ቀጽሉሉ ብካሊዕ ከዓ ብሃንቀውታ ንጽቡ ንኩለኩም ጸጉኡ የብዘሐልኩም🤲🤲🤲😢

  • @selamselam7608
    @selamselam760810 ай бұрын

    ኣዝያ ብልጽቲ ፊልሚ ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አገልግሎትኹም ይባርኽ ንኹልኹም ተዋሳእቲ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ብካሊእ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትመጹና ተስፋ ንገብር ክቡር ኣቦና!!!👍

  • @genet440
    @genet44010 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ 😢😢😢

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam18510 ай бұрын

    ዋውውውውው ኣንታ ክንደይ ደስ ትብል ፊሊም እያ ደኣ። ከምዚ ጌርኩም ሰሪሕኩም ናባና ክንምሃረሉ ኢልኩም ብምዝርጋሕኩም እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፉቁራተይ።

  • @user-uz5df4ds2q
    @user-uz5df4ds2q10 ай бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ገሪሙኒ ኣነስ ኣምላክ ንዞም ሸፋቱ ካብ ሽፍትነት ናብ ቅድስና ካብ ፀጋም ናብ የማን ዝለወጦም ዝምርሐምን ንዓና እውን ይምራሓና ይለውጠልና ኣይካኣልኩን ብክያት መፅዩኒ ኣምላክ ስቡር መንፈስ ትሕትና ይዓድለና ስደትና ኣሕፂሩ ዝተረፈ ሂወትና ንምስጋናን ንቅድስና የብቀዐና 😢😢

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado724710 ай бұрын

    ቃይሪ አምላኽ ሂውትና ከምኡ ገይርካ ቀይረልና ካብ ጸጋም ናብ የማን ይመረሐና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይበሐልክሙ አቦዊትና ነዊሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብክሙ

  • @user-pm4vx3xc6n
    @user-pm4vx3xc6n10 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክ ጥዕም 😢😥 ንክልኩም አብዚ ዝተሰተፍኩም ፅግኡ የብዘሐልኩም ክብር ኣባና ብዕድመን ጥዕናን ይሐልወልና ፈጠሪ ናይ ኣግልግለት ዘመንኩም ይባርክብዝሕ እና ተማሃርና እና ንሕና ደ ቅኩም አብ ፆሎት ልበናና ይሕድሮ ቀፅልሉ 🌼🌼🌼🌼

  • @genetanday
    @genetanday10 ай бұрын

    ኣግዛብሄር ይምሃረና ካል ሂወት የስማኣልና ጸሎቶምን በረከቶምን ኩዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስታን ይኩን ኣሜን

  • @samritewelde8485
    @samritewelde84859 ай бұрын

    ብሐቂ ገሊፅክምዎ እኩም ክቡራት አቦታትናን አሕዋትናን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤

  • @richburuk1421
    @richburuk142110 ай бұрын

    ባሓቂ ማሃሪ ፊል እምነት እንተሎ ኩሉ አሎ ክብርን ምስጋናን ንሉዑል እግዚአቢሄር ይኹን 🙏🥰

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen658310 ай бұрын

    ባሓቂ ቃለ ሂይወት የስመኣልና እግዛብሔር አምላክ ናይ አገልግለት ዘመንኩም የብዘሖዮ ኣቦና

  • @godislove8937
    @godislove893710 ай бұрын

    ዋውውው ክበሩልና ኣቦታትና ዝምነዮ እዩ ነይሩ ብእግሊዘኛ ትግርኛን ዝተርጎምኹም ደረስቲ አድኒቀኹም❤☦️🙏አቤት ናይፈጣሪ ተአምር 😢

  • @gdeyfkr8926
    @gdeyfkr89268 ай бұрын

    ዋይ እቱም ሰባት ሰማይ በፂሐ ብሕሳብ ምስተመለስኩስ ኣብገዛይ ኮፍ ኢለ 😢😢😢😢😢እዙይ ንክንርእይ ዝፀወዐና አምላክ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ክቡርት አቦታትና ዕድመ ምስጥዕና ይሃበልና ናትኩም በረከት ይሕደረና ክቡራት ደቅዓደይ ተዋሳእቲ ፀግኡን በረከቱን የሕድረልኩም 😢😢ንዓኩም የምስለና ዓለም ንዖቅና ዘክበረና አምላክ ክነክብር ናይንስሀ ዕድመ ይሃበና አሜን😢😢😢😢😢በፀሎትአስቡኝ 3\13\2015 ጳጉሜን ሰለስተ 2015😢😢😢😢😢ዝተባረከት ምዓልቲ

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray198910 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐንና ። ደስስስስ ዝበለት ሂወት እትዘርእ እያ ሞ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና ፈጣሪ ኣምላክ ❤❤

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye700910 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትናን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመ ጥዕና ይሓልወልና🙏 ተመስገን ብሓቂ እና ርሕቕና ካብ ተግባር ሃይማኖትና ስለዚ ቀጽልሉ ቡዙሕ እና ንማሃር ንሕናን ደቅናን😢 ስለዚ ቀጽልሉ

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1l10 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሕልኩም እንሕና እውን ሰማዕቲ ጥራይ ዘይ ኮነስ ኣሰር ኣቦታትና ክንክተል እግዚአብሔር ይሓግዘና 😢

  • @user-ks3pj3fq7z
    @user-ks3pj3fq7z10 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ደቂ ተዋህዶ አሕዋትይ ሽር ሽር ንበሎ ብጣዕሚ ዝገርም ትምህርቲ እዩ❤❤❤❤❤

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም ክብር ኣቦና ክቡራት ኣሕዋትና🙏❤😢

  • @SaLa-vk9rc
    @SaLa-vk9rc10 ай бұрын

    😢ዓበይቲ ግዲ ኮይኖምስ ደስ.ክብሉካ በረኮትኩም ይብፀሐና ኣቦና

  • @AbAb-wp1em
    @AbAb-wp1em10 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐ ልና ብሓቂ ልቢ💔 ዝትንክፍ ዝጠቀረ ልብና ሓቀኛ ንስሓ ክንኣቱ ኣምላኽ ይሓግዘና

  • @feyritesfay4953

    @feyritesfay4953

    7 ай бұрын

    amen amen❤❤😢

  • @sratasrata5383
    @sratasrata538310 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኸዝለ ኣይመሰየን ዘሎ ህዝብና ፍልሚ ከርእይ ኣለው ዓብይ ምሃራይ እዩ ኩቡራት ኣቦታትና የቀንየልና ኣምላኽ የኽብረልና 🙏🙏🙏

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw8 ай бұрын

    እግዝብሕር ይመስገን ናይ ባሓቂ ኣዝዩ ዝምስጥ ፍልምን ታርኽን እዩ ቃል ህወት ያስመዐለልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ አሜን 👏👏👏❤❤❤

  • @samera7043
    @samera704310 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ማሃርን መሳጥን ፍልሚ እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተዋዓሊ ልቢ ይዓድለና ኣብ እምነትና የፅንዐና መጨረሻና የፀብቀልና ኣሜን (3)🙏🥀🥀

  • @user-nn1if7ze2y
    @user-nn1if7ze2y10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀግኡን ጥበቡን ኣብዚሑ ይዓድልኩም ክቡር ኣቦና ብዕመ ብጥዒና ይሓልወልና ቀፅልሉ ድማ ትዉልና ብሃይማኖቱ ክብርትዕ ምእንቲ

  • @user-rn4ze9yd3l
    @user-rn4ze9yd3l9 ай бұрын

    ኣሜን(3)ቃለህይወት የስመዐልና ክቡራትተይ እግዚአብሔር ንስሀ ሞት የብቀዐና ኣጀኩም ቀፅሉሉ🙏❤❤❤

  • @samhalmy4240
    @samhalmy424010 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኩሉኩም ቅዱስ ነገር ዝተሳተፍኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም ብጣዕሚ ማሓሪት እያ ❤😢

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk10 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብር ኣቦና ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም ናይ ባሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ፍልሚ ብሓቂ እግዚእብሔር ኣምላክ ድንቂ ስርሑ ዘይመርመር እህህህህ ኣምላክ ዘለክ ሂወት ንስካ ትፈልጥ ኢካ እሞ በጃካ ስለ ሓጥያተይ ሰለ ድክመተይን ዝጣዓስ ልቢ ዓድለኒ ብሓቂ ኣምንት ኩሉ ዝደለካዮ ይኮነልካ እዩ

  • @user-wh5sc2kb4q
    @user-wh5sc2kb4q8 ай бұрын

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዕልና ኩቡር ኣቦና ኣሕዋተና ለ ፀገኡ የብዝሐልኹም ንኹሉና ናይ ንስሃ ልብ ይዓድልና ኣምላከይ ብመንገድኻ ምርሐና ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን🙏😥🤲

  • @fhvsgt3180
    @fhvsgt318010 ай бұрын

    ብሓቂ ብጣዕሚ ልብኻ ትምርምር መፈሳዊት ፍልሚ ኩቡራት ኣቦታትና ኩቡራት ኣሕዋትና ፆጉኡ የብዘሐሎም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወና ኣብ ዓድኻ ከምዚ ዝበለ ፊልሚ ክስራሕ ከሎ ክደይ ደስ ይብለካ ቀፅልሉ

  • @user-cb7lu7qf9m
    @user-cb7lu7qf9m8 ай бұрын

    ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብልን ልብኳ ዘትንክፍን መንፈሳዊ ፊልም ቃል ሂወት የስመዓልና ክብራታ ኣባታትናን እግዚአብሔር አምላክ በረከቱን ፀጉኡ የብዘሐልኩም ንኩለኩም ተዋሳእቲ ኣሕዋተይ🙏❤🥺

  • @user-mq7tf4cp2l
    @user-mq7tf4cp2l10 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለህይወት የስማዓልና አቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ጅማሮ እዩ ብጣዕሚ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን 🥰🥰🥰🥰 ተመስገን

  • @user-cc1qs7lb2c
    @user-cc1qs7lb2c10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡር ኣቦና ብዕድሜን ጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባረክ🙏❤

Келесі