ኣባ ገብረመድህነ ዘሰላማ / ብርግፅ ክመፅእ እዩ እሞ ተዓገሶ/ Aba Gebremedhn Zeselama

ኣባ ገብረመድህነ ዘሰላማ / ብርግፅ ክመፅእ እዩ እሞ ተዓገሶ/ Aba Gebremedhn Zeselama

Пікірлер: 166

  • @KomahBerhe
    @KomahBerhe7 күн бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልንን ኣቦና ናቦና ገብረ መድህን ዘሰላማ ናይ መስመር ስልክ እንተ ሃልይዎም ተሓባቦርን ቖልዑ ኣለውን ዝማሃሩ ህፃውንት እሞ በጃኩም ተሓባቦርን ኣብስደት ስለ ዘለኩ እዩ

  • @user-mt7fb4fu7f
    @user-mt7fb4fu7fАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና፣ ጸጉኡን በረከቱን የብዝሐልክም፣ ክቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትና በረከትክም ይሕደረና እግዚአብሔር ኣምላክ ብመንገዱ የፅንዐና፣ ንዓኩም ኣይክልአና ክቡር ኣቦና ❤

  • @berhanekiflu3065
    @berhanekiflu306529 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ሊቀ መላእኽት ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @mebrahtidesta3235
    @mebrahtidesta3235Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6lАй бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ትዕግስቲ ይዓድለና ኣምላኽ ቁዱሳን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🎉🎉

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃልህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና❤❤❤

  • @HdSd-lc1nt
    @HdSd-lc1ntАй бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኹም ብዕድመን ብጥዒናን ይሓል ወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና ኣንሕና ድማ ዝሰማዕናዮ ቃለ እግዚአብሔር ኣብ ፅናት ልቦናና ይፅሓፈልና አሜን ፫❤

  • @user-mc2nv5lf7m
    @user-mc2nv5lf7m29 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዕልና ክቡር አቦና❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ🎉

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6yАй бұрын

    ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልዋልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 🤲🤲🤲

  • @SalemMoui
    @SalemMouiАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦዋና ዝማሬ መላአክት ያስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና❤

  • @WrJh-uv4qe
    @WrJh-uv4qeАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር ኣቦና🙏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @abebaabeba8930
    @abebaabeba89307 күн бұрын

    አሜን((3))ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፍጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zqАй бұрын

    *_አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ናይ አገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባየ ንዘመርቲ አሕዋትና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም💛💛💛_*

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v29 күн бұрын

    ኣሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ክብር ኣቦና

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zqАй бұрын

    _ንምንታይ ግን __#ላይክ__ ዘይንገብር ርእና ንወፅንእ ቡርኻተይ __#30K__🎉🎉 በፅሖም አለዉ ናብ __#50K__ ንኽድ ክቡራት ኣሕዋተይ😊_

  • @user-xi5iw7mr4c
    @user-xi5iw7mr4cАй бұрын

    ኣሜን አሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዓልና ክብር አቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186Ай бұрын

    ዝማሬ ምላእክት የስመዐልና ኣሜንኣሜንኣሜን👏❤❤

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wyАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና🎉❤

  • @midomi7537
    @midomi7537Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme29 күн бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-be2kf9gv6y
    @user-be2kf9gv6yАй бұрын

    ዘማሬ መላእክቲ የሰመዕልና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ws7pk2sz2y
    @user-ws7pk2sz2yАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤

  • @mekerettube7242
    @mekerettube7242Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ልቦናና ይክፈተልና😢ኣብ ጸሎቶም ይዘኩሩና ኣቦና🙏🙏🙏

  • @fgyhhu2924
    @fgyhhu2924Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህወት ያሰመዕልና ፀጉኡ የብዘሕልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @user-be2kf9gv6y
    @user-be2kf9gv6yАй бұрын

    ኣሜንንን ቃል ህይወት የሰመዕልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bsrattekl9414
    @bsrattekl941429 күн бұрын

    አሜን አሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ✝️🤲

  • @user-pp6kf3we3f
    @user-pp6kf3we3fАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ቃለሂወት የስመዓልና 👏💞❤️👏🙏

  • @herilove7188
    @herilove718825 күн бұрын

    ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏❤❤❤

  • @lemlemgalabaselama8421
    @lemlemgalabaselama8421Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አቦይ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የንወሐልና❤❤❤

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6yАй бұрын

    ኣሜን ፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏

  • @raqq577
    @raqq577Ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሮ አቦና ❤🙏

  • @user-op7qp9pi9q
    @user-op7qp9pi9qАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @norahabashi6554
    @norahabashi655422 күн бұрын

    አሜን አሜን አማን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር አቦና

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hyАй бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህና ዕድመን ጥዓናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @GeweMuiu
    @GeweMuiu28 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልጉለት ዘመንኩም ይበርከለኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @hhduue7620
    @hhduue7620Ай бұрын

    ኣሜን(3) ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎቱም ዘበን ይባረክ

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox29 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና❤

  • @user-sy5bh4um9p
    @user-sy5bh4um9pАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልጉለት ዘመንኩም ይበርከለኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8vАй бұрын

    ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና❤❤❤❤❤🎉

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17Ай бұрын

    ኣሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣምላከ ቅዱሳን ብዕድመን ብፀጋን ይሓልወልና ናይ ኣቦና ሊቁ ቅዱስ ያሬድ በረከቱ ይሕደረና☦️❤

  • @ZenebuReda
    @ZenebuRedaАй бұрын

    አሜን አማን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሮ አቦና❤😊❤😊🎉

  • @ghhg1825
    @ghhg182529 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን(3)🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed27 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤❤

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978Ай бұрын

    አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qhАй бұрын

    ኣሜን (3) ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦና💒✝️👏👏❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh

    @HarfeyaHayle-dv7qh

    29 күн бұрын

    @@AbushEtanbetL-veme እሽ የኔ ውዴ❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    የቐንየለይ ወለለይ

  • @buucsbb8535
    @buucsbb853529 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአበሔር አምላክ ክብር አቦዋና ናይአቦና ቅዱስ ያረድ በረከት ይሕደረና አሜን፫🤲🕯

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahariАй бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፅንዓትን ትዕግስትን ይሃበና እቱ ዝመፀና ፈተና ልኽንሓልፎ

  • @asoalasoal7642
    @asoalasoal7642Ай бұрын

    amen amen amen kale hiwet yesmeana kubur abona🙏🙏🙏

  • @ZenebuReda
    @ZenebuRedaАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሮ አቦና❤😊🎉❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላ🎉

  • @UabBdj
    @UabBdj29 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐሎም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ናይ ኣገልግሎት ዘመናም የብዘሐሎም ❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ🎉

  • @rozar227
    @rozar227Күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct28 күн бұрын

    ብሓቂ ክቡር ኣቦና መምህሪና ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር👏🍀👏❤

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky961329 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️🌿

  • @wekj9541
    @wekj954127 күн бұрын

    ኣሜን (3)ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya383123 күн бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡር ኣቦና ቃለሂወት የስማዓልና ንዝተማሃርናዮ ንሂወት ንፍረ ይግበረልና ፈጣሪና

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei671329 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አቦና👏👏👏👏👏👏👏

  • @hillyehdooqo
    @hillyehdooqo29 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና👏👏👏

  • @user-to9fs6fk8f
    @user-to9fs6fk8fАй бұрын

    አሜንአሜንአሜን👏👏👏ቃለህወትየስመዐልና ክብር አበና

  • @dfhf8186
    @dfhf8186Ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና✝️🤲❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ❤🎉

  • @HdH-rn5mv
    @HdH-rn5mv29 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ❤❤❤❤

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6nАй бұрын

    አሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z29 күн бұрын

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክበረ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት ቃል በረከት እግዚአብሔር ኣምላኽ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የባረክ ኣቦዋይ ጥዕም ልሳን አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ🎉

  • @hiwottesfaye429
    @hiwottesfaye42929 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለሕይወት የስመአልና ❤❤❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshiАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓለየ ክቡር አቦና

  • @user-xu2kt5od3k
    @user-xu2kt5od3k19 күн бұрын

    ኣሜን (በሓቂ ቃለ ሂወት ይስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም ኩቡር ኣቦና 👏👏👏👏

  • @user-dx7qp4hw2g
    @user-dx7qp4hw2gАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤👏

  • @user-dh5ue8gf3w
    @user-dh5ue8gf3wАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ❤

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5dАй бұрын

    ኣሜን ክብር ኣቦና ዕድመን ጥዕናይ ይሃበልና ❤

  • @user-tb6of9nm2n
    @user-tb6of9nm2nАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

  • @UggguVguug-ob1ig
    @UggguVguug-ob1igАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዕልና ክብሩ ኣቦና

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8cАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውተ ያሰመዐልና መምህርና አቦና ተመሰገን❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @xhv5054
    @xhv505428 күн бұрын

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ኣባየይ ❤_

  • @user-nu8qz1wm6v
    @user-nu8qz1wm6v28 күн бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና

  • @brhanlove3159
    @brhanlove3159Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቢር ኣቦና🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ🎉❤

  • @AAAA-dd4ni
    @AAAA-dd4niАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር❤❤❤

  • @user-hf4dm4ue4d

    @user-hf4dm4ue4d

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-pv4yl6ty6m
    @user-pv4yl6ty6mАй бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡና ኣቦና❤👏

  • @user-df8kc7ly2z
    @user-df8kc7ly2z28 күн бұрын

    ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና

  • @merigereziher-wc2uv
    @merigereziher-wc2uvАй бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐል ቃለ በረከት እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐሎም ክቡር ኣቦና

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o28 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐልና ክውር ኣቦና ብሓቂ 🙏😍❤️🎉❤🎉

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana nAbonale kalehiwet yesmeana ❤

  • @abuneselamaAboy
    @abuneselamaAboyАй бұрын

    አሜን ቃለህወት የስመዐልና ክቡር አቦና❤❤❤💐💐🙏🙏

  • @user-hf4dm4ue4d
    @user-hf4dm4ue4dАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i16 күн бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ ኣቦና ♥️🌷🤲

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn26 күн бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና አቦና

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n29 күн бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና❤

  • @hiruttesfaye7541
    @hiruttesfaye754127 күн бұрын

    ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር አቦና

  • @user-he6eh7os7j
    @user-he6eh7os7jАй бұрын

    Amen amen amen kale hiwt yesimelina kibr abena abresitsega tsegakum yebizehelikum egiziabher ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334Ай бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalkum kbur Abona 🙏 🙏 🙏 💒❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317Ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምረኒ ምዓረ🎉❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7kiАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እንዃዕ አብፅሓኹም አብፅሕና ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤🎉

  • @tsige26kahsay9
    @tsige26kahsay9Ай бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ❤🎉

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5ktАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት ይሰምዓልን ክቡር ኣቦና ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @sbegge7121
    @sbegge7121Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-my2dm7qj4t
    @user-my2dm7qj4t28 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን

  • @MyGodJesus13
    @MyGodJesus1329 күн бұрын

    ኣሜን(3)🙏 ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና ኣነስ ስብከትኩም ኣዝዪ ደስ ይብለኒ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኩም ጸሎትኩም ኣይፈለየና ካብ ወድኹም ወዲ ኤርትራ(ሓማሴን) እግዝኣብሄር ሰላም። ይሃበና ንኹሉና።

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    3 күн бұрын

    Selam hawey nty ane wen ertrawit ye ertrea tray makele hamasen gele aymedleye yeqreta egziabher amlak selamu yewrdelna❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @rahwara2651
    @rahwara2651Ай бұрын

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኩቡር ኣቦና ቃለ ሂወት ያስመዐልና ላቦና ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃበልና ❤❤❤

  • @HiluftiBerhe
    @HiluftiBerheАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክብር ኣቦና ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    29 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤🎉

  • @HiluftiBerhe

    @HiluftiBerhe

    29 күн бұрын

    @@AbushEtanbetL-veme ጨለ ናይ ታክሲ ከፈሊ ናብ ገዛኪ እስካዕ ዘአቲ

  • @tsegagebreyesus5576
    @tsegagebreyesus5576Ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ደዝ ዝብል ትምህርቲ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ቅድስ እግዚኣብሔር ልቦናና ይክፈተልና 👏 ብሓቂ ኣንሕና ደከማታት ኢና እግዚኣብሔር ከም ድላዩ ይግበረና ፈተነታት እንተበዘሐ እካ ኩሉ ንሰናይን ንፅብቁን እዩ እሞ ትዕግስቲ ይዓድለና 👏 ክሳብ መወዳእታ ዝዕገስ ንሱ ይድሕን ይብለና ቅድስ ኣምላክና እሞ ኦ ኣምላኬ ክሳብ መወደእታ ክዕገስ ፍቃድካ ይኩን 🤲🙇‍♀️

  • @user-im2zb3wx3u
    @user-im2zb3wx3uАй бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏

Келесі