ተስፋ ሰብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ ብቋንቋ ትግርኛ። hope sermon pope shinouda in tigrinya
Ойын-сауық
#ቤት #tewahdo #orthodox
#ቤት #tewahdo #orthodox
#tewahdo #orthodox #eritrean #ቤት #እግዚኣብሄር #ፍቕሪ #eritrean
ኣብ ቤት-ፍቕሪ #Betfiqri መንፈሳዊ ትምህርቲ ክትሕገዝ ምስ ትደልይ
ስብከት ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ 3ይ ብትግርኛ
rb.gy/1phw2
---------------------------
ናይ ድምጺ ድራማ
rb.gy/o51lf
---------------------------
ናይ ድምጺ ድራማ ደቂ ኣንስትዮ
tinyurl.com/ej744j92
-----------------------------
ቀሺ ዶ/ር ተኽልኣብ
tinyurl.com/4ps6nssw
----------------------------
ብጹእ ኣቡነ ሩፋኤል
tinyurl.com/2p835zy9
----------------------------
ካርቱን ምሥጢራት ቤት-ክርስቲያን
rb.gy/09npr
---------------------------
ተንሥኡ ለጸሎት
rb.gy/r6w27
--------------------------
ትርጓሜ መጽሓፍ ቅዱስ ብዲ/ን ሳሚኤል ኤፌሶን
tinyurl.com/4k8554pc
---------------------------
ትርጓሜ መጽሓፍ ቅዱስ ብዲ/ን ሳሚኤል ዕብራውያን
tinyurl.com/ycksdsw5
----------------------------
ትምህርቲ ብዛዕባ ሓዳር
tinyurl.com/3a3s54r9
---------------------------
ምኽሪ ንሰማዒ
tinyurl.com/55vft4n2
---------------------------
ሓጺር ቪድዮታት
tinyurl.com/24up5ebb
----------------------------
ዘተ ምስ ቀሺ ኢሳይያስን ቀሺ ገብረእግዚኣብሄርን
tinyurl.com/ywbkmrzd
------------------------------
ናይ ሓሳብ ውግእ
tinyurl.com/uhu42r2t
-----------------------------
ሕቶታት ምስ ህዝቢ ፖፕ ሽኖዳ 3ይ
tinyurl.com/3rse3f5s
-----------------------------
ጸሎት ሾብዓተ ሰዓታት
tinyurl.com/27avfwdr
----------------------------
ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘለኹም መጽሓፍቲ ትደልዩ ኣኅዋት
በዚ ዝስዕብ ተሌፎን ርኸቡና
+46 72 844 76 91 ሽወደን
+1 (202) 436-5097 ኣሜርካ
+49 163 1586566 ጀርመን
+44 7494 278278 እንግላንድ
+1 (226) 507-7366 ካናዳ
+20 155 281 2444 ግብጺ
+41 76 521 83 39 ስዊዝ
+251900569594 ኢትዮጵያ
+31 6 87164303 ሆላንድ
ኣድራሻና መራኸቢ ብዙሓን
----------------------------
Facebook
Name : ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Link: tinyurl.com/ytcum4xv
--------------------------------
Instagram
Name: betfqriegziabhier
Link: tinyurl.com/8fafwf2k
-------------------------
Tiktok
Name: betfkri
Link: / betfkqri
Пікірлер: 888
ቃለሂወ የስምዐልን ነዳለዉቲ ድማ ነምስግነኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አምላክ
_"ቃል ህይወት የስመዐልና ሂወት ዝህብ ት/ቲ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና" እቶም ብቋንቋና ዝገበርኹምልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ_
@fnansemereab5791
Жыл бұрын
Amien
@tsgeweynitewelde4413
11 ай бұрын
@@fnansemereab57910p
@tsgeweynitewelde4413
11 ай бұрын
@@fnansemereab5791p00plan p0
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና !ተመስገን ሕጂ ክጭነቅን 💔ተስፋ😔 ክቆርፅን ፀኒሐ ነዛ ተስፋ ትብል ቃል ሰሚዐ ግን ልበይ እንበር ተመሊሳ
@fnansemereab5791
Жыл бұрын
Amien
@TixR-st8ei
3 ай бұрын
Anem zhafteh Egziabher ymesgen
ዘይጽገብ ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዝሕደሰካ ቃል ኣምላኽ ከም መዓር ወለላ አረ ካብ መዓር ወላ ይጥዕም ዝበሎ ንጉስ ዳዊት ሓቂ ብሓቂ ምቁር እዩ። ምስ ብዙሕ ምስጋናን ክብሪ ንኣምላኽናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ።🙏🏻💗💐
በሓቂ ሰሚዕኻ ዘይምኖ መንፈስካ ዘሐድስ ቃል አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካቱም
ክብሪ ንኣምላክ ይኩን !በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና !!!
@isuxhxudeyeydudhdh
Жыл бұрын
ክብሪ ንአምላከ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና
ነቶም ኣገልገልቲ ናይዚ ቻነል ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልና
@kahsaykidane7227
2 жыл бұрын
Tu
ምስጋና ንኣብ ንወለድ ንመንፈስ ቁዱስ ንዘለአለም አለም አሜን 🙏🤲✝️
ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ብሓቂ ተስፋ ዝህብ ናብ ዓምላኽ ዘቕርብ ስብከት ሓውና ስለ ምትርጓምካ ብሓቂ ብዙሓት ተድሕን ኣለኻ እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@azeibhabtoum9863
3 жыл бұрын
E da
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣብ ልብና የሕድረልና 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ናይ ኦቦና በረከት ረዲኤት የሕድረልና ☦️🖤
ኣሜንንንንንንን ቃል ሂወት የስመዓና።
እንታይ እሞ ክብል እየ፡ ቃላት ሕጺሩኒ። ግና ነቲ ልዑል ጎይታ ተመስገን እብሎ። ሕይወት ዝህብ ቃል። ቃለሕይወት የስመዓልና። ን ኣቦና። ነቶም ነዚ ዝተርጎምኩም ከኣ ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ።
@leltylelty9166
3 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና አብ ልቦናና የሕድሮ❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና፣ ስለ ትገብርዎ ዘይ ሕለል ጻዕርኹም እዝግኣብሄ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም!
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኹልኹም እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም አሜን_
@AaAa-ob2rs
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ንኹልኹም እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም አሜን🤲🤲🤲🤲🤲
ስለ ቃሉ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ምሕረት እግዚኣብሔርን ጸጋ መንፈስ ቅዱስን ምስ ኩላትና ይኹን። ኣሜን!
@selamawitabrham6243
2 жыл бұрын
God bless you 🙏 ❤️ ❤️
@abelbahlbi1221
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abelbahlbi1221
2 жыл бұрын
@@selamawitabrham6243 🙏🙏🙏🙏
@fnansemereab5791
Жыл бұрын
Amien amien amien
እግዚአብሄር ጥበቡን በረከቱን ይዓድልካ ክቡረይ ቃለ ሂወት የስምዓልና
ቃለ ሕይወት የሰመዓልና
ናይ ብሓቂ ካብ መዓር ወለላን ዝትዕም ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ነዚጎም ተርጉም ዘቅረብኩምልና ዘበንኩም ይባርኮ
ቃል ሂወት ይስማዓልና ብሓቂ ተስፋ ዘስንቅ ስብክት ብጽኡ ወኣብና ሽኖዳ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ ቤት ፍቅሪ እግዚኣብሄር
አሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ እዚ ማዓር ዝከነ ቃል ክሰምዕ ከለኩ ውሽጠይ ስላምን ቅሳነትን ይምልእ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልክም በረክትኩም ይሕደረና
እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ በረኸ እዚ ዘካፈኩምና ኩብራት ኣሓዋት ምሕረቱ የብሠልና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክብር ኣቦና ⛪️💛⛪️❤⛪️💛
@fnansemereab5791
Жыл бұрын
Amien
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
እግዚኣብሄር ይባርኽካ ክቡር ሓውና ናይ ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ ትምህርቲ ጸሎት ኣቡና ምስኩላትና ይኹን።
@ajibajib7989
2 жыл бұрын
ኣሜን3🙏🙏🙏
ኣሜን"" ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ጸጽባሕ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት የሕዋተይ
@danielsolomonaraya118
3 жыл бұрын
Amen!
ነዚ ቅዱስ ቃል ካብ እዞም ቅዱስ አቦ ዝተርጎምኩምልና አምላኽ ጻማኹም ይሃብኩም። ናይ ብሐቂ መንፈስካ ዘሐድስ የዕጽምትኻ ዘለምልም ሕልናኻ ዘረስርስ እዩ እሞ ክብሪ ይግበአኩም እዩ ዘመንኩም ይባረኽ ዕድመ አቦና ማትሱላ ይሃብኩም።
አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርና እግዚአቢሄር አምላክ ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ክብርካን ምስጋናካን ይብዛሕ ጎይታይ
amen qalehiwet yesmena nay behaqi tesfa geyre
ናይ ባሓቂ ኣዚዩ ዝሕጉስ ንዚ ተርጉምካ ናብቲ ንመልኮ ቃንቃ ኣዴናን ሃገርናን ዝኮነ ትግርኛ ምትርጋምካ ነመስግነካ ኣምላክ ፈረ ጻዕርካ ይርኣየልካ ተባረክ ሓወይ ናተይ በጃኩም ኣብ ሃይማኖትና ጹናዓት ንኩን የሕዋተይ ደቂ ተዋህዶ ንቁሓት ንኩን ቡሃይማኖትና ንደቂና እታ ሓቄኛ መንገዲ ህወት ኦርቶዶክስ ነትሕዞም ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን (3)
እግ"ር ኣምላኽ ሲ ነቢያትን ሓዋርያትን ንህዝቡ ዝሰደደልናስ ከምኣቶም ክነገልግሎ ዩ ሞ ክቡር ሓወይ ናይቶም ናይ ዘመና ዓቢ ሓዋርያ ዝኾኑ ኣቡነ ሽኖዳ ስብከቶም ካብ ቋንቋ ዓርብ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ቀይርካ ንህዝብና ቃል ሒወት ዘብርከትካ ኢኻ ሞ ዘፈር ክዳን ሓዋርያት ሒዝካ ኢኻ ስለዚ እንቋዕ የዐወተካ
እዝግኣቢሄር ኣካዓቢቱ ይሃብካ።
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
አቡነ ስኖዳ ናይ ብሃኪ ሰባኪ ዩ በረከቶም ይህደረና
ንኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ጥበብ ኣምላክ ምሳኩም ይንበ ለሙን ንዘለኣለምን ንዓና ንሓጣኣን ደቅኩም ኣብ ቀለትኩም ዘኩሮና ክብርን ምስጋናን ንሉዑል ኣምላክ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ጸግኡ የብዝሕልካ ኩቡር ሓወይ ቃሉ ዘስማዓኻና ክብሪ ምስጋና ናዓኻ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና
ቃለ ሂውት የስመዐልን ኪብር አባና ❤❤🙏🙏🙏❤️❤️
ነግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓዉና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላኽ የስመኣልና 🙏🙏🙏
ሂወተይ ዝቀየረት ስብከት ኣምላኽ ጸጋ የብዛሕልኩም
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን። ናይ ኣቡነ ሽኖዳ በረኸቶም ይሕደረና።
አሜን!!! መድሐኒአለም አብ ልብና ፅንዐት እምነት ንኩልግዜ የንብረልና:: አምላኽ አቦይ ክብሪ ምስጋና ኩል ጊዜ ንአኻ ይኹን::
@fnansemereab5791
Жыл бұрын
Amien
ኣሜን((3))💘🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና
አሜን፫ ቃል ሂወት የስመዓልና
ኣሜን (3)ቃል ሂወት 🙏🙏✝️💒❤️🥰
ኣሜን(3)ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓና ኣቦና፡፡
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቡሩኽ ሓዉና ብሓቂ ሂወት ዝህብ ትምርቲ እዩ❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር የክብረልና ክቡር ሓውና በረከት ናይ ኣቦና ይሕደረና
ክብርን ምስጋናን ልልኡል ጎይታናን መድሕንናን አየሱስ ክርስቶስ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዋው እግዝአብሄር ይመስገን አታ እዞም ናይ ኦርቶዶክስ አቅሽሽትና እንተይ ኮይኖም እዮም ከምዚ ገይሮም ዘይሰብኩ❤
በርከት ናይ አብን አይፈለየነ ቃለ ህይወት የስመአልና።
ኣሜን ቡጹእ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ሽኖዳ ባሩኩና ኣብ መንበረ ጻቡኦት ዘኩሩኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማሉና ኣቦና
ቃለ ሂወት የስማዓልና :ኣሜን:ኣሜን:ኣሜን:
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 kale hiwet yesmelna egzbiher amlak xegau ybzhalkun 🙏❤️💒❣️💒❣️💒❣️🙏
ዓወት ናይ እግዚኣብሄር ኢዩ። እቲ ዝዕወት ኣምላኽ እምበር ሰብ ኣይኰነን። ኣሜን! ሃሌ ሉያ! ቃል ሕይወት የስምዓልና!
Waw pop Shnoda baelom b tigrinya zsebku zelewu amsilkayo btaemi des zbil lbka zrisris sbket ajoka kexlo bertiea xega Egziabher amlak mska ykun❤️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏
በሓቂ ሰሚዕኻ ዘይምኖ መንፈስካ ዘሐድስ ቃል አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
Kal hiwet yesmalna amen🙏 amen🙏 amen 🙏
+++ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፡ ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ልብና ኣሕዲሩ ብግብሪ ክንዓየሉ እግዚኣብሔር ይደግፈና ። ነቶም ንዚ ቃል ብምትርጓም በረኸት ክንካፈል ዝገበርኩም ድማ እግዚኣብሔር ናይ ጻድቃን በረኸት ይኽፈልኩም +++
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ።❤❤❤
ሁሊም በየቀኑ ስስማዉ ዉስጢ ይታደሳል!! ቃል ህይወት ያስማልን!!
ከምዚ እቲ ኩሉ ጽዕርካ አስተርጎምካ ቃሉ ዘስማዓኻና ክብሪ ምስጋና ናዓኻ
@kahsumebrahtom8386
2 жыл бұрын
kbri msgana negziabher amlakna nkdsti weladitun ykun nmanm knwds aytfkdn bjka nftari
@sihelberhe6602
2 жыл бұрын
Amien
@Sami-eriboy
2 жыл бұрын
@@kahsumebrahtom8386 sile ztergome ke mimsgan aygban 🤔
@ametegiorgis5368
2 жыл бұрын
@@kahsumebrahtom8386 tr
@huruytekletsion5549
2 жыл бұрын
Fnan ❤️❤️❤️🥀
እግዛብሄርን ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቦና ጸግኡ የብዛሐልኩም አሜን🙏ነዚ ተርጉምካ ናብ ህዝብካ ትዝርግሕ ዘለካ ሐውና ካአ አምላክ ፍልጠትካ የስፋሐዮ ተባረክ አሜን 🙏🙏🙏
Amennn kalehiwet yesmaalna Abona
ኣሜን ብጣዕሚ ደስዝብን ተስፋ ዘስንቅ ቃል ኣምላክ ኣቦና ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ናብ እንሰሞዖ ቅንቃ ክትቅይሩ ግዜኹም ከይበቀቅኩም ንስብዚ መኣዲ ተኻፈልቲ ዝገበርኩም ከኣ ኣምላክ ዕድመንጥዕናን ጸጉኡንበርዝከቱን ይሃብኩም
ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና🙏✝️🙏
Amen Amen Amen አወነት ፈጣሪ ኣምላክ ካብ ኩፈአ ይሓልወና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak aezizu ablixu ybarika hawey kindey ytiem qal Amlak eyu anes beka degimka simiayo ymexeni fxum hiwet zhib. Abona pop shnoda bxelotom ydegfuna.
Amen Amen Amen Egzabher aythadegena mhretu yewrdelna Abotatna xelotkum ayfeleyena Kal hiwet yesmalna 🙏.
ዋውው የቀንየልና ካብዚ ትሰዶ ብዙሕ የ ተማህረ 🙏🙏🙏
ሂወተ መግቢ ነብሲ ቅ/ወ/ፓይ ኣቦና ሽኖዳ ኣብዛ ምድሪ እካ ገዲፍኩምና ከድኩም ብመንፈሰ ነብሲ ከም ትርእኒ ይኣምን ኢየ ሞ ኣብ መበረ ጻብኦት ናብ ጎይታ ለምኑለይ🙏
ጸግኡ የብዝሓልኻ ወላዲተ ኣምላኽ ምሳኻ ትኩን፡ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ዝሓወይ።
ኣምላክ ይባረኸካ ዝሓወይ ነዛ መንፈሳዊ ስብከት ዝተሪጎምካያ ኣምላክ ይባርካ ብሚልዬናት ከተፍሪይ
ቃለ ሂውት የስምዓልና ❤❤❤
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ኽቡር ኣቦና ፀገኡን ቀረከቱን የብዘሐሎም👏❤ንዓካ ተርጓሚ እውን እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ተገዲስካ ነቲ ቅዱስ ቃሉ ክንሰምዕን ክንማሃርን ስለ ዝገበርካ ክቡር ሓው👏👏👏❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna. Amlak ksab hiji yexenanana alo kbri n amlakna yehwat titrugumulna zelkum amlak nay agolgulot edmekum ybark Amen.
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ እግዚአብሔር የስመዐልና 🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና
ኣምላክ በረከት አብርእሲ በረከት የብዝሐልኩም ክቡር ሓውና! ሽዋውያን ነታ ቅድስቲ ቤተክርስትያንና ኣዋሪዶምን ዘሪፎምን ንመራጎዲ ስልጣኖም ጌሮማ ስለዝፀንሑ ንምእራም ኣብ ዘፀግም ብርኪ ኣብፂሖማ ስለዝነበሩ ኣብታ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ዘይክርስትያናዊ ነገራት ንምእራም ኣብ ዘፀግም ብርኪ በፂሓ እያ ፀኒሓ እሞ ንስኩም እትገብርዎ ዘለኩም ቃልሲ ባሓቂ ሓዋርያዊ ክብሪ ዝግብኦ እዩ፡፡ በርትዑ ንሕና ኣብ ጎንኩም ኣለና፡፡ ብፍላይ ኣብተን ሽዋውያን ዝመረዙወን/ዝበከሉወን/ መፃሕፍቲ እትገብርዎ ዳህሳስ መተካእታ ዘይብሉ እዩ፡፡ ክርስትያንና ኣብ እምነቱ ፅኑዕ ምኳኑ ፈሊጦም ፀላእትና ሰፍ ዘይብል ፈንጂ ዘቅመጡ ኣብታ ቤተክርስትያን እዮሞ ዝኮነ ሰብ ብቀሊሉ ክፍንቅሎ ዘይክእል ወደቃ እዩ ወዲቁና ዘሎ፡፡ ካህናትና እቲ ሓቂ እናፈለጡ ሸላ ዝበሉሉ ምክንያት ካዓ ድሕሪ ጨፍጫፍ ደቂቀ እስጢፋኖስ ምኳኑ ይሕበር፡፡ 1500 መነኮሳት ተጋሩ ኣብ ደብረብርሃን! (ኢባ!) ብሓዊ ኣቃፀላም፡፡ ድሕሪ እዙይ ቤተክርስትያን ተመንዚዓ መጋበያ ፀላእትና ኮይና ፀንሐት፡፡
ጸጋ አምላኽ ይብዘሐልካ ንዝጠፍአ ወለዶ ተስፋ ዝህብ ትምህርቲ እዩ
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስማዐልና ፀግኡ የብዝሐልኹም🥰🥰🥰🥰 ኣቦና ዕዲመን ጥዕናን ይሀብኹም ትግራይ ዓዲኹም ኣብ ፀሎትኹም ዘክርዋ 🤲
እዚ ቃል ሂወት እንዳሃለወዶ አብ ፈይስቡኽ ምወዓልና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት ይስመዕልና ኩቡር አቦና 👏👏👏
ብልቢ ነመስግነካ ዎሉደይ እግዛአቢሄር ምሕረቱ ሂቢና ምስጋና ይኹኖ አሜን አሜን
ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣቦና
ነዚ ሓያል ቃል ጎይታና ን ኣምላኽናን ኣብ ልቢ ኣቦና ሽኑዳ ኣስሪጹ ንኽምህረናን ንዓኻትኩም ድማ ንኽትርጉሙ እሞ ኣባና ኣብ ኣመንቲ ንኽበጽሕ ዝገበርኩም ኣምላኽ ይባርኽኩም ዓስኹም ድማ ኣምላኽ ይሃብኩም
ክብር ንኣምላክ ይኩን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምአልና
@user-bg5vt4mg7z
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ተስፋኻ ዝሕድስ ስብከት ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር አቦና ተመስገን🙏💒❤
የቀንየልና ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏽
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና🙏🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና