ብሰማርያ ኣቢሉ ኺሓልፍ ከኣ ግዲ ኾኖ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

Ойын-сауық

Пікірлер: 457

  • @-fu5ok
    @-fu5ok7 ай бұрын

    ኣሜን ፡(((3))) ቃል ሕይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንኪፍ ቃል ኢዩ እሞ ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ልቢና ይኽፈተልና

  • @user-xx8ef3wn5s

    @user-xx8ef3wn5s

    3 ай бұрын

    Amen 🙏🙏🙏

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ጥዑም ትምህርቲ ቃለ ሂወትን የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ.❤❤ ሰማዒ ልቦና ይዓድለና ዓይነ ልቦናና የብርሀልና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ😢😢

  • @user-ng6od4rx3w

    @user-ng6od4rx3w

    7 ай бұрын

  • @musgunandemusgunande1397

    @musgunandemusgunande1397

    6 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏💕💕💕

  • @musemamilove4519
    @musemamilove45197 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር ሓውና ዲያቆን አስመላሽ ካብ መዓርን ፀባን ዝጥዕም ቃል አምላክ መግብኩምና ካብዚ ንላዕሊ መንፈስ ቅዱስ ይግለፀልኩም ❤ ንዓናም ዝተምሃርናዮ አብ ፅላት ልቢና የሕድረልና ከምታ ሳምራዊት ሰበይቲ ንዒ ናባይ ይብለናሎሞ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና 😢 እዙይ ከምዙይ ዝበለ ስብከት ክሰምዕ ከለኹ እየ ተስፋ ዝገብር

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i6 ай бұрын

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷🤲

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay31158 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዕድመ ጸጋኻ የንውሓልካ ነዓና ክሕሸና መምህርና ።

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96138 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🔑🔐🙏⛪✝️

  • @user-zx6tg8if6r
    @user-zx6tg8if6r5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና❤❤❤❤❤

  • @erihalal3290
    @erihalal32908 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና .ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ኣብ ስዑዲ ይነብር ዝሰርሓሎም ገዛ 666የምልኹ 😢ኣብ ሃይማኖተይ ኮነ ሂወተይ ኣይኣተውን ግና ኩሉ ስርሖም ስለዝርእዮ ግና ኩሉ ግዜ ሻቅሎትን ፍርሕን ይስመዓኒ .ጸልዩለይ እሞ እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy8 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐለና ኩቡሩ መምህርና 🙏🙏🙏 ናዓይ ንሓጥያትኛ አወን ሓጥያተይ ካሓደገለይ ፆሉ ትኩም ገብሩለይ 🙏🙏🙏 😢😢😢

  • @Asmaytygmielcom
    @Asmaytygmielcom16 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና ክብር ድያቆን ብጣዕሚ ጽብቅ ትምህርቲ ቃል ኣምላክ ተማሂርና ኣብ ልብና ይሕድረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ።

  • @g776yy3
    @g776yy38 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ቁዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ይመስገን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @biniambahta6525
    @biniambahta65258 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ሂወት የስምዓልና፡ ከም ሳምራውያን ክንከውን እግዚኣቢሄር ኣምላኽ፡ ርህሩህ ልቢ ይፍጠረልና።

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j8 ай бұрын

    እልልልልል ድያቆን ኣስመላሽ ስብከት ናትካ ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ይሃድእ ካብ እግዝኣቢሄር ዝቸላእካ ኢካ

  • @hiji_grm6153
    @hiji_grm61538 ай бұрын

    ኣብዚ ብሓትምጥያት ዝተበላሸወት ነብስና፣ ነዓካ ዝሃበና ናይ ምድሪ ኣቦና፣ ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ዲያቆን ኣስመላስ ናይ ዘበን ኣጎልግሎትካ ይባርኽ ኣሜን

  • @user-ix6fv1zg8y
    @user-ix6fv1zg8y8 ай бұрын

    ኣሜን እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን ንዓኹም ክቡራት መምሃራን ጌይሩ ክግስጸና ምኽኣሉ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና ❤

  • @yonashagos-xl7nw
    @yonashagos-xl7nw7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና፡ ንመምህር ኣብ ዓንዲ መስቀል የምብረልካ ጸጉ የብዝሃልካ።

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb75193 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና

  • @user-hp1rv6pv5v
    @user-hp1rv6pv5v7 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማልና እግዚቅብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ

  • @swsw5226
    @swsw52268 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኹም ይባርክ ድያቆነይ💙✝️🙏

  • @user-li7on6rw3y
    @user-li7on6rw3y2 ай бұрын

    ኦ አምላኼይ በጃኻ ንዓይውን ቆላሕ በለን አይይይይ😢😢😢😢🤲🤲🤲

  • @tirhasasefa640
    @tirhasasefa6406 ай бұрын

    ❤❤❤መምህረይ በኡነቱ ተምርትካ ኣብዚ ቀረባ እዋን እየ ከሰምእ ጀሚረ ማርያምን ዝተሰበረ ልበይ ፀጊንው ቃለ ሂወት የስመአልና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ነዊሕ እድመን ጥናን ይሀብካ ብሓሳብ ብኣካል ፋሕ ብትን ዝበልና ኤርትራውያን ኦርተዶክስ ተዋሕዶ እምነትናን ፈጣሪ ኣቢ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣለም ኩሉ ሰላም የብዝሓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @7vq21yv5l
    @7vq21yv5l5 ай бұрын

    ሂወትካ ዝሕድስ ቃል ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና

  • @berhanekiflu3065
    @berhanekiflu30658 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ነብያት ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

  • @user-ef8pl9sx2o
    @user-ef8pl9sx2o5 ай бұрын

    እዘግብሔር ኣምለከ ምሳና ኩን ምስ ኣሕዋትይ ምስ ዉለደየይ ኩን ፈጣሪ ኣምላከ ኣቦይ

  • @user-oe8nr5kv7s
    @user-oe8nr5kv7s7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ጸጉኡ ይብዝሓልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🙏🙏

  • @LiliGebre-cv7co
    @LiliGebre-cv7co14 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የሰመዐልና አብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ እሕዋተይ 😢

  • @user-em1jm2hb1l
    @user-em1jm2hb1l5 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale Hiwet yesmealna Egzeabhier Amlak Nayegolgilot zemenka ybarkelkan ykedselkn kbur memhrna❤❤❤

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher3337 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalena deyaxon asmelash hawey amlak ademen teqnane yehabka ❤️❤️❤️

  • @user-pb2xm4zh3y
    @user-pb2xm4zh3y5 ай бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwetu ysmalna⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @nuedhaile2696
    @nuedhaile26968 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና ድያቆን ኣስመላሽ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ.. ኩሉ ሰብከትካ ናብ መገዲ ሂወት እዩ ዝመርሕ.. ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ.. "ሰው ለመርዳት ሰው መሆን በቂ ነው "🙏🙏🙏....

  • @user-kq6gy6ny3c
    @user-kq6gy6ny3c8 ай бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዓልና ክብር መምህረይ 👏👏👏 ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ///3///🙏🙏🙏

  • @DheiUu
    @DheiUu5 ай бұрын

    Kal አዝጋብሄር ኣብ ልብና የሕድሮ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @robelmtrd
    @robelmtrd8 ай бұрын

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @hanatesfaldet1878
    @hanatesfaldet18788 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን

  • @user-st8vf6zo2d
    @user-st8vf6zo2d6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክና ንዝፀልመተ ልብና አእምሮና የብርሓና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-vf3ye2xc8p
    @user-vf3ye2xc8p7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣምላኽና🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @user-mi8io7sz9v
    @user-mi8io7sz9v7 ай бұрын

    amen amen amen qal hiwet yesmalna kuburn abonan memhrnan agzabher amlk nay agelglot zebnkum yibarek❤❤❤❤❤❤

  • @Genet-qe3qj
    @Genet-qe3qj7 ай бұрын

    amen amen amen qale hiwetu ysmalna memhrey ka admen tnan yhabka fetari 🙏🙏🙏🙏

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99497 ай бұрын

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ድያቆን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚኣብሄር

  • @mhretyemane4195
    @mhretyemane41953 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት ያሰምዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏⛪️✝️

  • @yewuhanabereket-yy2is
    @yewuhanabereket-yy2is7 ай бұрын

    Amen amen amen qale hwet yesmealna❤❤

  • @saraalain3621
    @saraalain36213 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ክብር መምህርና 🙏❤

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32368 ай бұрын

    Amen(3) kale hiwet yesmealna sle kalu egzaber amlakna zkeberen ztemesgenen ykun memhrna xegue yebzhalkum ztemeharnayo bmhretu temitu tbebun mstwalun ayfeleyena fetari kulu alem ab xelotkum zekurna

  • @Frtuna-ku6de
    @Frtuna-ku6de6 ай бұрын

    ቃል ህወት የሰማዓና ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን🙏🙏

  • @user-ku8ft9pl8x
    @user-ku8ft9pl8x2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር መምህርና ❤❤❤

  • @user-ef8pl9sx2o
    @user-ef8pl9sx2o5 ай бұрын

    ቃል ህወይት ይስመዕልና 😢

  • @yoditbellai9690
    @yoditbellai96906 ай бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet ysemealna🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-tn4nh4uw9f
    @user-tn4nh4uw9f5 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን♥️✝️

  • @GenetAGeni-vy4jt
    @GenetAGeni-vy4jt5 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ዕደመን ጥዕናን ያሀበልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tedroshaile2161
    @tedroshaile21616 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ጸግኡን በረከቱን ይብዝሓልና እግዚኣብዝሄር ኣምላክ።

  • @user-yh8ve8eq6x
    @user-yh8ve8eq6x6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰምዐና♥️👏♥️👏👏👏👏❤✝️✝️

  • @titichannel8465
    @titichannel84656 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡሪ መምህር ህዝብና❤❤❤

  • @KindahaftiYemane-ox8lr
    @KindahaftiYemane-ox8lr8 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜን ቃል ሂወት የሰመዐለና

  • @genetgerme3028
    @genetgerme30288 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይባርክ አምላክ ድያቆን ሐወይ🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-ic3lp2zi4w
    @user-ic3lp2zi4w7 ай бұрын

    AMEN (3) Qal hiwetu yesmeana zeahawey engziabher bxegueu ybarkka

  • @LiliGebre-cv7co
    @LiliGebre-cv7co14 күн бұрын

    ኦ አምላከይ ናበይለ ጠምተኒ ብመንገዲ ጰድቂካ መረሓኒ

  • @rhantistore3958
    @rhantistore39582 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕና🙏🙏🙏❤❤

  • @user-wu8rl5ff2t
    @user-wu8rl5ff2t3 ай бұрын

    Amen amen 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤kale hiwat yesmealena Egzabhier amlak nayegolgilot zemenka ybarkelkan ykedselkn kbur memhrna

  • @fwrrdwef436
    @fwrrdwef4366 ай бұрын

    ቃለሂወት የስምዓልና

  • @user-uz4df9vh2l
    @user-uz4df9vh2l5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያስምዐልና💗💗💗❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @ghenetghile3642
    @ghenetghile36426 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና አብ ጽላት ልብና የህድሮ

  • @terhas4842
    @terhas48428 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን የንብርኩም ክቡር መምህረይ ኣዝዩ ጥዑም መጸናንዒ እዩ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤

  • @NatanRahase
    @NatanRahase2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤❤

  • @KokikokiKokikoki-bq7jt
    @KokikokiKokikoki-bq7jt6 ай бұрын

    ቓል ሂወት ይስምዓና ክቡር መምህርና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @shewitadhanom9652
    @shewitadhanom96528 күн бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 kal hiwet yesmeqlna

  • @user-eg8ye6qb9z
    @user-eg8ye6qb9z6 ай бұрын

    ኣሜን,3,ቃልሂወትናየስመዐና❤❤👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏

  • @user-cc2ru6go3u
    @user-cc2ru6go3u5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ❤❤❤

  • @slamslam4473
    @slamslam44736 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና❤

  • @Hermon12
    @Hermon127 ай бұрын

    መምህረይ ቃል ሂወት የስመአልና

  • @aann5168
    @aann51687 ай бұрын

    amen amen amen amen ❤❤❤❤❤

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya25898 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @user-wr1pm1nh7h
    @user-wr1pm1nh7h8 ай бұрын

    Amen edmen tenan yhbkia egzabiher ❤❤❤

  • @Worldwide41
    @Worldwide414 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ዘመንኩም ኣገልጉሎት ይባረኽ🙏

  • @kidaneteklia8073
    @kidaneteklia80737 ай бұрын

    መምህር ሊቀ ማዕምራን ከምቲ ጸጋ ሂብካ ዘሎ እግዚኣብሔር ፡ነዊሕ ዕድመ ክህበልና ናይ እግዚኣብሔር ፍቃድ ይኩን፡ምክንያቱ ብዙሓት ነፍሳት ብዚ በኣካ ዝመሓለለፍ ቃለ እግዚኣብሔር ፡ ካብ መጻወድያ ዲያብሎስ ይሞልቃ ኣለዋ ።ቃለ ሂወት ይስምዓልና ።

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6n7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና

  • @mkvg2901
    @mkvg29018 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና በሓቂ ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዲያቆነይ 🙏🙏🙏

  • @user-mr1is1on9h
    @user-mr1is1on9h3 ай бұрын

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlaxna ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-xn1uz3du1d
    @user-xn1uz3du1d6 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜንቃልህይወትየስመዕልና❤❤

  • @user-ng6od4rx3w
    @user-ng6od4rx3w7 ай бұрын

    ኣሜን ኣምላከይ ካብ ጭንቀትን ሕማምን ኣናግፈን🙏🥺

  • @user-sl2nr5jq5u
    @user-sl2nr5jq5u8 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ዲያቆነይ ብዕድመና ብጥዕና ያሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ

  • @raheltewolde5770
    @raheltewolde57707 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤ kale hiwet yesmalna memhrey xgeu yebzhalka Egzabher Amlak.

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh76808 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ አዕዝ ኣቢሉ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲይቆን ሓዉና❤❤❤

  • @dmmksa4484
    @dmmksa44846 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤

  • @user-uq9hz5ss4e
    @user-uq9hz5ss4e8 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @Yordanosh
    @Yordanosh5 ай бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmana🙏

  • @user-hi7vk1rg3p
    @user-hi7vk1rg3p6 ай бұрын

    Amen amen amen qela hewat yasmane❤❤❤

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l8 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉

  • @jdd8162
    @jdd81626 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏

  • @vevevyvy8102
    @vevevyvy81026 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @user-fo3fc3wp9y
    @user-fo3fc3wp9y6 ай бұрын

    Amen Amen Amen❤❤Qal hiwetu yesmeana gziabher xegueu ybzhlka

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad4 ай бұрын

    Aemennnnnnn qal hiwet yesmaelna 🛐🛐🛐🛐🛐⛪❤️⛪❤️⛪❤️⛪🕯️💐🕯️💐🕯️💐💞💞💞🌹🌹🌹🙌🙌🙌🙏🙏🙏

  • @user-zf9kf8wq1l
    @user-zf9kf8wq1l7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና🙏🙏🙏

  • @HR61919
    @HR619198 ай бұрын

    ናጽነት ሰባት ከይመንዛዕካ እትምህሮ ዘለኻ ስብከት ቃላትካ ብርግጽ መግቢ እዩ የቀንየልና ክቡር ሓዉ🙏

  • @user-db8is5ht4r
    @user-db8is5ht4r6 ай бұрын

    Amen❤Amen ❤Amen ❤ kal wet yesmalna

  • @sabalegese762
    @sabalegese7626 ай бұрын

    ኣሜን🙏ኣሜን🙏ኣሜን🙏

  • @user-to3wu9fn2m
    @user-to3wu9fn2m4 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያሰማልን እድሜና ጤና ይስጥልን አብዝቶ

  • @amora5836
    @amora58362 ай бұрын

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ ቃል ኣምላኽ ቃል ኣምላክ ይሰምዓልና🙏🙏🙏

  • @dgxt1908
    @dgxt19088 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕናለ ሰምዕና አብ ተግባር ነዉዕሎ ኣምላክ ይሓግዘና🤲✝️💚🌻❤️

  • @akgee1993
    @akgee19936 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና 🙏✝️🙏✝️🙏

  • @user-ch1in6og2c
    @user-ch1in6og2cАй бұрын

    Amen Amen Amen🙏qal hiwet yesmalna ❤️🌹🤲

Келесі