ጽድቕኺ/Xedkeki/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ

Пікірлер: 154

  • @Salam-wi9oy
    @Salam-wi9oy3 күн бұрын

    እመብርሃነይ ናይ ልበይ ብርሃን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @gelilasemere123
    @gelilasemere1239 күн бұрын

    ኣሰይ ደቂ ማሕበረይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተስፋ ይገብር ካብ ስደት ተመሊሰ ምሳኹም ተጸንቢረ ክዝምር ናይ ብሓቂ ኣብዚ video መማህራነይን ምሓዙተይን ምስ ርኣኩ ሓጎሰይ ምቁጽጻር እየ ስኢነ, ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣይትሕመቁ

  • @Acnt12
    @Acnt125 күн бұрын

    Metaebitiy Zimare melaekity yesimaelna☦️☦️☦️☦️☦️

  • @gueshhabteab9652
    @gueshhabteab96523 күн бұрын

    ዝማረ መላእክት የስማዕልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይባርክኹም።

  • @user-mw7lb5xv3u
    @user-mw7lb5xv3u17 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ elllllllllll ellllllllllllll ጽድቅኪ ከም ጽሓዩ ድምቀቱ ማርያመይ

  • @RodasBerhe-vz4md
    @RodasBerhe-vz4md21 күн бұрын

    Asey ilelllllllllllllll mahberna mukurat nay zebn agolgulotkum yebarik fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SeluseluSeluselu-no1sb
    @SeluseluSeluselu-no1sb6 күн бұрын

    Aseyyyyy zmare melaekti yesmalna fetari xegakum ybzhayo ftwateyy

  • @g776yy3
    @g776yy313 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክተ የስማዓልና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🤲🤲🤲

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew1222 күн бұрын

    ኣሰይይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም። ዝማሬኩም ይቀበል። መዝሙራትና ናብ ናይ ቀደም ይምለስ ኣሎ ተመስገን።🎉❤❤❤❤😊😊

  • @harnetissaq8494
    @harnetissaq84948 күн бұрын

    Zmarie melaekti yesmeana kndey des tblu hbretkum aqshshti diaqonat Mezemran hade aynet shebshebo mnqsqasn btaemi tedeniqe teum gtmn ziaman kulu beqa beza mezmur qenie embrhan texllelkum ❤❤❤❤❤❤ tesfa ygebr adna kmles emo kmzi kzmr 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Filipos22
    @Filipos2223 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ትባርኸልኩም። ደስ ዘብል'ዩ በብኣድባራቱ ብማሕበር ዝዝመር መዝሙር ኣብ ምትንሳእ'ዩ ዝርከብ ዘሎ'ሞ እግዚአብሔር አምለኽ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሓዮ።

  • @user-ry7df7cv6u
    @user-ry7df7cv6u21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና

  • @user-mr2bg2xn8j
    @user-mr2bg2xn8j18 күн бұрын

    Assey Assey Ellllllllllll Egzibher ymesgen ❤❤❤

  • @lidiaweldu9958
    @lidiaweldu99583 күн бұрын

    Ellllllllll Elllllll ewe dengeley mebrahti bietna ....zemari melakti yesmalna yehwat

  • @GbirhanZeray
    @GbirhanZeray5 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ✝️💒🙏🙏🙏

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya258923 күн бұрын

    ጽዮነይ ንኩልና ኣዒይንተ ልቦናና ተብርሃልና ።

  • @JooklOokl-hy7dt
    @JooklOokl-hy7dt3 күн бұрын

    አሜን ዝማረ መላእክቲ የሰመዐልና ኩቡራተይ💖💖💖💖💖❤💚🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌷🌷💐💐

  • @XegeAsefawi-it4ww
    @XegeAsefawi-it4wwКүн бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና

  • @habenweldebiruk
    @habenweldebiruk13 күн бұрын

    ኣግልግሎትኩም ይባርኽ ፈጣሪ ስለ ኩሉ ዝገበርኩሞ ሶልያና ትገለጸልኩም(ተገለጺ ሶልያና)

  • @rahwatekleab4277
    @rahwatekleab427716 күн бұрын

    Deqi debre xyon kulu gzie ab lbey ❤❤❤❤❤ mskaye sdudan msana tkun sami haweyy ka zmarei melaeikti yesmalna ❤❤❤

  • @Fqrtekrstos-nz5gq
    @Fqrtekrstos-nz5gq23 күн бұрын

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ!!! ጽድቅኺ ጽድቅኺ ከም ፀሓይ'ዩ ድምቀቱ ጽዮነይ ፍቕርኺ ኣብ ልበይ'ዩ ሠረቱ/2/ በዚ'የ ኦ ድንግለይ ዘፍቅረኪ ሕልናይ ሰቒለ ክውድስ ነዓኺ ጥዋፈይ ኣብሪሀ ክዝምረልኪ/2/ ቲ'ቀደም ኣብቲ ጸላም ክነብር ኣብ መዓሙቕ ብሓዘንን ብጣዕሳን ክስእን ተስፋ ምስናቕ ንስኺ ግን ኔርክኒ ናይ ዘመናት ትጽቢተይ ብኣኺ ተፈጺሙ ሃረርታ ናይ ምድኅነይ ማርያመይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ ኣብ ማእከል ሰብኣ ትካት ክትሳቐ'ዛ ነፍሰይ ካብ መዓት ናይ ወድኺ ኣድኂንክኒ መርከበይ ዘመነይ ተሓዲሱ ምንባረይ ቀጺልክዮ ቃልኪዳንኪ ረቲዑ ማይ ኣይሂ ኣሕሚቐዮ ድንግለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ በኣዕይንቲ ናይ ልቦናይ ክርእየኪ ኣብቲ ሰማይ ወርቂ ተሰሊምኪ ቆይምኪ ብየማን ኣዶናይ ብምልኣት ናይ ፍቕርኺ ተመጊቡ'ዩ ልበይ ኣደ ናይ ፈጣርየይ ምንጪ ሓጎስ ሕይወተይ ጽላለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ ነጻ ተሰይምና ብኣኺ እመብርሃን ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ተገለጺ ሶልያና ኣእዳውኪ ዘርግሕልና ጽድቅኺ ከነልዕሎ ብመዝሙር ጉባኤና ጽዮነይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልዑል ወለላዲቱ ማርያም ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ወሐያል ኣሜን!!! ዝማሬ መላእክት የስምዓል እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግልት ዘመንኩም ይባርኽ ፍቱዋተይ።

  • @yordanoshaile2948

    @yordanoshaile2948

    22 күн бұрын

    Eway ezi mezmur sansur zigebro do tesaeni atum brukat "baki tefeximu harerta mdihaney 😢" elka alo mdhanina b men diyu tefeximu. "Kab meat wediki adihinikini" ?

  • @ET-wt2du

    @ET-wt2du

    21 күн бұрын

    ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ዝብል ግጥሚ ድማ ኣሎ ዝገርም እዩ። መን ድዩ ካብ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ኣውጺእና ፧ ንክርስቶስ ስለዝወለደት ዝብል መልሲ ድዩ ክወሃቦ። መድሓኒ ፥ ተበጃዊ ፥ ዝብሉ ቃላት ንሥግው ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራሕ ክበሃሉ ዘለዎም ቃላት እዮም። በጃኹም እቲ ግጥምታት ህድእ ኢልኩም ስርሕዎ ፥ ምስሊ እዛ ቤተ ክርስቲያን ኣይተደብዝዙ። የቐንየለይ።

  • @semharkesete4870

    @semharkesete4870

    11 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-xq6ep3pe8n

    @user-xq6ep3pe8n

    5 күн бұрын

    Mknyatu ab mexhafe qelementos aloki,wdasie maryam kea tmkhte kulne ab zbl alo be optimist​@@yordanoshaile2948

  • @user-xq6ep3pe8n

    @user-xq6ep3pe8n

    5 күн бұрын

    ​@@ET-wt2duበእንተ ሄዋን ተኣጽወ ለነ ሆህተ ገነት ተኣሚንካሉ ናይ ድንግል ማርያም ክርድኣካ ዩ

  • @user-uc9dg6lk3m
    @user-uc9dg6lk3m3 күн бұрын

    Amen 🙏🙏🙏 zemara melakit yasemalyna

  • @user-iv1xs6mw4t
    @user-iv1xs6mw4t17 күн бұрын

    Zemar melaekti yesmalna kuburat yehwatey mezmurna xegueu yebzhalkum berkta xolote nay weldit amlak mekuluna yekun

  • @Rezaney-alemey
    @Rezaney-alemey13 күн бұрын

    Zmarie melakti yesmealna amlak ab betu yenbrkum❤❤❤ deqi eme brhan

  • @user-xn3le8bn3k
    @user-xn3le8bn3kКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤zmare melakti yesmalna kburat yehwat Amen(3)

  • @RobelBrhane-ko1vs
    @RobelBrhane-ko1vs6 күн бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab892712 күн бұрын

    Aseyyyyy zmare melaekt yesmealna egziabher hagernan hzbnan ybark ❤❤ azyu des zbl ab hagerna bzuhat mahberat des zbl tebegso u ❤

  • @isayaskesete
    @isayaskesete20 күн бұрын

    ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፡ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብርተዐን ሓይልን ይሃብኩም

  • @KokoHabte
    @KokoHabte15 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤zemare melaekt yesmalna

  • @HadesMebrahtu
    @HadesMebrahtu16 күн бұрын

    Elllllll zmarie melaekti yesmalina nay ageligletku zeben egzaebhier amlak ybark

  • @MebrhitYohannes
    @MebrhitYohannes3 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay75116 күн бұрын

    💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿 very nice mezmur zmarie melaekt yesmealna

  • @fevenabreham
    @fevenabreham3 күн бұрын

    Amen amen amen

  • @SamuelAlem-sq8jl
    @SamuelAlem-sq8jl21 күн бұрын

    Zemare melaekti yesmealna deqi nahberey

  • @user-wn6me6hx1r
    @user-wn6me6hx1r10 күн бұрын

    Amen amen amen zimare meleakti yesmealna

  • @user-cr7xb5ts4p
    @user-cr7xb5ts4p18 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-mz3uh9ye4x
    @user-mz3uh9ye4x23 күн бұрын

    ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሰይይይትይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ካባኩም ብዙሕ ነገር ኢና ንጽበ ኣጆኩም ሕጂ ኢኩም ትትስኡ ዘለኩም ዝተፈላለየ መደባት ሒዝኩም ክትመጹና ብሃልቃወታ ክንጽበ ኢና ኣይትደንጉይና ኢኩም ከአ ብጣዕሚ ኢና ንሃርፈኩም ንፉዕት ዝሞኣሕዋተይ ሕጉሳት ኢና በኣኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Gualeritrea291
    @Gualeritrea29115 күн бұрын

    Aseyyyy elllll xega amlk yebezehlkum yehwateyy betami des zebel u ❤❤❤❤❤❤

  • @sirakabraham7730
    @sirakabraham773020 күн бұрын

    Amlak zebenkum ybarik

  • @natsnetzemede7400
    @natsnetzemede74005 күн бұрын

    Kale Zmare ysemalana❤❤❤

  • @AsmeretYohans
    @AsmeretYohans14 күн бұрын

    Zmare melaket yesmalna ❤❤❤❤

  • @dianatesfldet1202
    @dianatesfldet120219 күн бұрын

    ዕልልልል ደስ ዝብል ዝማሬ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፍቁራተይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም እዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pe5jb1cc9c
    @user-pe5jb1cc9c23 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ❤ኣምላክ❤ ጸጋኡ ❤የብዚሓሊኪም ❤❤የሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mengsteabhaile9407
    @mengsteabhaile940715 күн бұрын

    እልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣብታ ጽንዕትን ኣጽናፋዊትን ቅድስት ቤት ንዘልኣለም የንብርኩም ክብራት ድቂ እመ ብርሃነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoditbereket8776
    @yoditbereket877623 күн бұрын

    Elllllll yehwatey deki mahberey memahrtey meteabitey rie tehaguse xegiu yebzhalkum Debre selamey❤❤❤❤❤

  • @merontekleab8257
    @merontekleab825723 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዩ ደስ ኢልኒ ዘመነ ኣገልጉለትኩም ይባረኽ ደብረ ሰላመይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata857817 күн бұрын

    ኣምላኽ ጸገኡ የብዛሓልኩም ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና❤❤❤❤

  • @user-rw3iy3sj6k
    @user-rw3iy3sj6k6 күн бұрын

    ብጣዕሚ ሓጎስ ዝፈጥር ኣጎልጉሎት ምስ ጡዑም መዝሙር ዝማሬ መላክቲ የስማልና ጽድቅኪ ከም ጸሓይ ዩ ድምቀቱ ጽዮነይ ፍቅሪኪ ኣብ ልበይ ዩ ሰረቱ ኣብ ልበይ ዩ ሰረቱ በዚየ ኦ ድንግለይ ዘፍቅረኪ ሕልናይ ሰቂለ ክውድስ ንዓኪ ጥዋፈይ ኣብርሀ ክዝምረልኪ

  • @natnaelteklia2032
    @natnaelteklia203221 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓዕልና, ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩ. ❤️🌹🙏

  • @F.M2332
    @F.M233223 күн бұрын

    ዘመንኩም ይባርክ የሕዋት ደ/ሰ/ቅዱስ ሚካኤል❤🙏🏽

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere584021 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ ይቐድስ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ረዲኤት ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን

  • @fanusyosiefalemu2004-oc6fd
    @fanusyosiefalemu2004-oc6fd22 күн бұрын

    Egzabiher Amlak ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላኢኽቲ የስምዓልና

  • @tk-xx9lz
    @tk-xx9lz20 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤

  • @nazretdebesay
    @nazretdebesay15 күн бұрын

    Zmare melakti yesmalna

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV23 күн бұрын

    እልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab13 күн бұрын

    ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና 🙏🏾🥰❤️❤️❤️

  • @robeltslalu3784
    @robeltslalu37845 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት ደቂ ማሕበረይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ጓዕዳድ ❤

  • @BiniamMebrahtu-mx3jw
    @BiniamMebrahtu-mx3jw4 күн бұрын

    ንፉዓት ቀጽልዎ ብፍላይ እቶም ነኣሽቱ መንእሰያት ኣብ ጎንኹም ኣለና እና ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።

  • @meseretexdqitewahdo5725
    @meseretexdqitewahdo572520 күн бұрын

    ኣምላክ መስገን ዝማሬ መላእክት ቀጽልዎ ናብሓቅይ

  • @divoratsegay6947
    @divoratsegay694718 күн бұрын

    Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤

  • @user-yx9mp9cb2l
    @user-yx9mp9cb2l14 күн бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና

  • @furtunakibromdimi1235
    @furtunakibromdimi123523 күн бұрын

    Zmarie melaekt yesmaalna mahberna btaemi nafiqekum nab dhrit meliskumni, btaemi eye tehaguise

  • @user-mw7lb5xv3u
    @user-mw7lb5xv3u17 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 zmarie melakt yesmealna xegu yebzhelkum fetari des tblo

  • @ftsumandemariam6082
    @ftsumandemariam608222 күн бұрын

    Zmare melaekti yesmealna

  • @fiatentertainment6483
    @fiatentertainment648320 күн бұрын

    ❤❤❤ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤❤

  • @melodyh.d4756
    @melodyh.d475621 күн бұрын

    Zmare melakti yesmialna xega yhabkum 🙏🙏🙏

  • @user-cs7qs3ik1t
    @user-cs7qs3ik1t22 күн бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላት የስመዓልና.

  • @natizerai
    @natizerai22 күн бұрын

    ኣሰይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጎይታ ❤❤ ካብዚ ንላዕሊ ክትዓብዩን ክትስስኑን ናይ ጎይታ ቅዱስ ፍቃድ ይኩነልና 🙏

  • @yordanostekleberhan
    @yordanostekleberhan22 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሕዋት፡እልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile773823 күн бұрын

    Xega goytan bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesmealna ✝️ ✝️✝️

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz16 күн бұрын

    🙏🙏🙏❤

  • @user-lr4jy6tc3v
    @user-lr4jy6tc3v21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ኣሕዋትና መዘምራን ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ks3sb4vx8f
    @user-ks3sb4vx8f21 күн бұрын

    Amen Amen Amen

  • @samuelagebrehiwet
    @samuelagebrehiwet23 күн бұрын

    ❤❤❤❤ zmarie melakti yesmealna ❤

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos224819 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru856221 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmarie kuburateyyy Yehwateyy xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mengedikidsan
    @mengedikidsan23 күн бұрын

    btaemi des tbl mezmur 💗zmarie melakti yesmealna xegu yebzhalkum ahwat 🙏🏽💗

  • @tirhasandehaimanot3034
    @tirhasandehaimanot303416 күн бұрын

    Ellllll Ellllll Ellllll zemari melkti yesmialna zemen guzekum ybarek

  • @filmontewelde3259
    @filmontewelde325923 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤❤❤❤

  • @SaimonDanielAraya
    @SaimonDanielAraya23 күн бұрын

    Btaemi nlbi zeresrs taeme zmarie zmariekum yqebel xegau yebzhalkum ❤❤❤ msakum temelisna negelglelu gzie yfterelna egziabhier ❤❤❤❤

  • @user-pk8uf9co2b
    @user-pk8uf9co2b6 сағат бұрын

    Asey elllllllllll ellllllll elllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdiEto
    @AdiEto13 күн бұрын

    Amen zemare Melakti yesmalna Egziabher Amlak xegue yebzahalkum ❤❤❤❤🎉

  • @user-sh7fn9lq9m
    @user-sh7fn9lq9m18 күн бұрын

    Aseyyy Zmare melaekt yesmealna yehwatey xegu yebzhalkum

  • @user-nv4wc4sl2g
    @user-nv4wc4sl2g22 күн бұрын

    Elllllllll zemari melaekti bitami des tbl muzmur

  • @amanjosi757
    @amanjosi75723 күн бұрын

    Zmari melakti yesmealina yehewat❤❤❤

  • @FitsumHaile-ud8xq
    @FitsumHaile-ud8xq23 күн бұрын

    ዘመንኩም ይባርክ ❤❤❤❤❤❤

  • @semharkesete4870
    @semharkesete48705 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @akberetafom7234
    @akberetafom723423 күн бұрын

    Aseyyy ellllllll zmare melaekt yesmealna

  • @LiyaBerhane-tf2wn
    @LiyaBerhane-tf2wn22 күн бұрын

    Ellllllll zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kalle29k84
    @kalle29k8422 күн бұрын

    Zmarie melaekti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vi3wl3bm1d
    @user-vi3wl3bm1d22 күн бұрын

    Elllllllllll ❤❤❤Zmarie melaket ysmealna ❤❤❤❤❤ nay behaqi lbka zeresrs mezmur ✝️✝️✝️✝️✝️

  • @nigistitesfamichael1150
    @nigistitesfamichael115021 күн бұрын

    Asey Ellllllllllll kuburatey dekeay Egzabiher Amlak Edmen tenan yhabkum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @liyaeyob8692
    @liyaeyob869222 күн бұрын

    Zmarie melaekt yesmalna ❤

  • @nhialgabriel8196
    @nhialgabriel8196Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lx3bf3ej8l
    @user-lx3bf3ej8l23 күн бұрын

    Zemare melaek yesmalna❤❤❤❤❤

  • @yiftizeday6633
    @yiftizeday663324 күн бұрын

    zemara melaekt yesmealna

  • @marthagebregergsh1307
    @marthagebregergsh130721 күн бұрын

    Aseyyyyyyyyy elllllllllllllllllll❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 libika zeresris aeximti zetililll tuemzimare egizabher yiqebelo bihaq tesfaka zebrik minbarka zemeqir wihdet mahber wihdet abotat mis timhrti senbet xegue yebzhalikum fetri we are waiting to many more things from you guys ❤❤❤❤❤❤

  • @SalamKwt-bn4ku

    @SalamKwt-bn4ku

    9 күн бұрын

    Elllllllllllll zemara melaeket yasimalen tegergna alechelem gen dssi belogne naw yesemawut ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamKwt-bn4ku

    @SalamKwt-bn4ku

    9 күн бұрын

    Bamargnam bezemerute dess yelagnale❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @genetnmenalowoezgilewo54
    @genetnmenalowoezgilewo5414 күн бұрын

    Des zibl mezmur ab betu yenbrkum yehwat

  • @user-lp3vn9ge4z
    @user-lp3vn9ge4z17 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @asternuguse3641
    @asternuguse364120 күн бұрын

    Ellllllll ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі