Dehay Eritrea ናጽነት ምስ ስውኣትና ዝፈላለየትና ዕለት እያ? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ናጽነት ምስ ስውኣትና ዝፈላለየትና ዕለት እያ? ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ዘላ።
ሎሚ እምበኣር፡ ምስ ሰለስተ ተቓለስቲ ኣሓት፡ ጸጋ ወልደማርያም፡ ኤታማር ንጉሰን ከውሰር ዓብደልራሕማንን ዝተገብረ ዝኽርን ገምጋምን መበል 33 ዓመት ናጽነት እነሆ ይቐርብ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
23 ግንቦት 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ!

Пікірлер: 36

  • @selam7603
    @selam7603Ай бұрын

    It is so good to listen to ERITREANS ladies be strong after the dictator go off from the power you will see the free Eritrea❤❤❤

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896Ай бұрын

    Thank you for commitement and for sharing your energetic and deep memories ...stay optimist and united together ftor a better future in Eritrea.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለጺታት ትዝታ ዝተሓወሶ ጉዕዞ ሂወት ። ከምዚኣን ዝ ኣመሰላ ብሱላት ደቂ ሄዋን ኣቕሪብካ ምዝርራብካ ፡ ሳሚ ምስጋና ይብጻሕካ ። እዚ ኣተን ነተን ኣብ ጥፍ ኣት ዝስዕስዓ ብዓል ለተንኪኤል ፡ ሞደል ኮይነን ጽልዋ ከሕድራለን ተስፋ ንገብር

  • @Ae91scd
    @Ae91scdАй бұрын

    ክቡር ሳሚኤል ; ከምልጉዜ ጽብቅ መደብ አቅሪብካ::

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239Ай бұрын

    ኣዪዪ,,,! ዘገርም'ዩ ዘገርም አረይ ናትክስ ዘገርም'ዩ ዘገርም!

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790Ай бұрын

    ሳሚ እዘን ኩቡራት ተጋደልቲ ዕድሚኤን ፍልጠትን ዝሃባ ንአገርና ምስናይ ትሕትንኤን የመስግነን።

  • @user-dj5lb1hi2u
    @user-dj5lb1hi2uАй бұрын

    ሳሙኤል ምስጋና ንዓካ ብሓቂ ጋዜጠኛ በየን ረኺብካየን ሓሳበን ብልክዕ ብሱሩዕ ዝገልጻ ዝተፈላለየ ድሕሪ ባይታ ተመክሮ ዘለወን ኣብዛ ናይ ናጽነት ተቅርቦም ዘለካ ተጋ ክብሮም ዳፍላ እዝን የሕዋትና ዘየጋንና ተሓጊሰ ንዓዲ ብሳትላይት ክፍኖ ግብረ በጃካ

  • @Warsay4565
    @Warsay4565Ай бұрын

    ሳሚኤል ካብዚ ክሳብ ሎሚ ዝሰራሕካዮ ፕሮግራም እታ ዝበለጸትን ሃገራዊ ኣተሓሳስባን ዘለዎ ቪዲዮ ምግባርካ ሎሚ የመስግነካ ኩቡር ሓው።

  • @fiory25
    @fiory25Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfagaberyonas
    @tesfagaberyonasАй бұрын

    Thank u Sami

  • @daflaghebreyesus9411
    @daflaghebreyesus9411Ай бұрын

    One of the best and interesting interviews you have made Same. This is something it has bigger impact and politically, socially and psychologically has touched the most family of Eritrea and I hope these respected Eritreans women continuously bring them as opinion makers. Thank you for wonderful interview

  • @petrosteklay2938
    @petrosteklay2938Ай бұрын

    Hi Tesfay Temnewo please coll him ask about freedom b/c ....

  • @kamalaberra6321
    @kamalaberra6321Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ubАй бұрын

    ሰላም ንኩልኽን፡ ጽቡቕ ዕላል! ኮውሰር፡ ዓመተ-ምህረት ምንጋር ብዙሕ ኣይትሸገሪ ካብ ዘድሊ ንላዕሊ ሓበሬታ ሂብኪ ኢኺ ንዝፈልጥ ቁጽሪ 😀

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bjАй бұрын

    💙🥰👏🏻Mothers/sisters 💙🥰🏆GBU 🙏❗️ ብጣዕሚ ደስ ትብላ💙 ዮሃና መዓልቲ ናጽነት ግን ኣይመድለየትን ብርእይቶይ። ምኽንያቱ ሃገር እንበር ናጽነት ስለዘይብልና።✊

  • @ben5115
    @ben5115Ай бұрын

    I remember this Tegadalits face from the picture of some Tegadeltis with welwel in Sahel ( A picture posted on the KZread)

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611Ай бұрын

    wey lbona jeganu ahatna kemzi zbele bslet hji hji yedleyena alo slezi mkrikn ayfeleyena menieseyat bzey natkn advice anfet keynetfie qexali mkrkin agedasi eyu !! yeqenyelna Sami

  • @kudusanhabte3376
    @kudusanhabte3376Ай бұрын

    የቀኒየልና ሳሚ፡ኩልክን ስለ ሓሳብክን የቀኒየልና፡ናይ ኮዉሰርን ኢታማርን ቡሉጽ ሓሳብ ኩነታትና ጹቡቅ ገምጊመን ኣሪኤናና ኣገባብ ቃልሲ ብፍላይ ናይዚ ሕጂ ኣዚዩ ምጥንቃቅ ዘድልዮ ብፍላይ ነቶም ዝመርሑ ዘለዉ ክንጥንቀቀሎም ከም ዝግባእ እቲ ቀንዲ ዘድልየና ኤርትራን ኤርትራዉነትን ከነተኩር ከም ዝግባእ ምስትዉዓል የድሊ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scdАй бұрын

    ክብራት.ዋዕሮታት ጽብቅ ትንተናን ለበዋን አመሓላሊፍክን::

  • @ben5115
    @ben5115Ай бұрын

    ELF>>>EPLF>>>PFDJ Organizational Transformation 1961 to 2021 . I have three non published research study papers of these three stages of the Eritrean Organizational Transformation process and results

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    Sileminitay Ethiopia wimikunu zeyitiaminu an1972/1973 weginenihidihidi ayiteqebelikuni 2982 Sileminitay nisudan1981 .qibitetiyu. wistietu eniho let.

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6hАй бұрын

    ጀብሃ እዮም ባዕሎም፡ " ሰውራ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ንላዕሊ ክጸውር ኣኡክእልን እዩ" ዝበሉ።

  • @mebrahturedi7362
    @mebrahturedi7362Ай бұрын

    ዋይ ድንቁርና ናትክን

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248Ай бұрын

    ኤርትራ ዝሓለፈቶ መስገድላት ድሕሪ ነጻነት ኣፍልጦ ኣለክንዶ ካብቲ ሽግር ኣብ ገድሊ ከም ዝዕቢ ዝነበረ ።ንዕኽን ኣይከብደክንን ዝመስል ኣብ ስደት ጽቡቅ ስለ ዘለኽን ዲዩ።ፖለቲካዊ ማሃይምነት ይመስል ኣቲኽን ዘምስራሕክን ኣብ ስደት ኮንካ ትሕግዞ ኣሎዎዶ።ተሓኤ ብምኻንካ ጸረ ክትሓስብ ብርጌድ ንሓመዱ ምኻን ሃገር ብህ።ግ ዝተተኽለት ሃገረ ኤርትራ ምዕናው ምንሻው ኣይንኣምንን ዲኽን ትብላ።

  • @mussieweldemicael3325

    @mussieweldemicael3325

    Ай бұрын

    ከባቢያዊ ሽግር ዘለወን ኢየን ንፋለጥ ኢና

  • @kidane6417
    @kidane6417Ай бұрын

    Ayitskafi hegar sab alwa bzaba meqbrki teskafi

  • @yordanosmehari3470
    @yordanosmehari3470Ай бұрын

    ኣብዘይ ዓድኻ ኣራጢጥካስ ሲንጋፖር ብዙሓት ካባኹም ተጋደልቲ ብዝገበርዎ ቃልሲ ንናጽነት ዝጣዓሱ ዝነበሩ ነይሮም እኮ ሃረምረም ጥራሕ ጁባኻ ዝለመድካ ገንዘብ ምስራኻ ንዓይ ንዓይ ንመቓልስቶም ኣንስቶም ክብሪ ኣልቦ ብርጅንጅን ዝበሎም ብዙሓት እዮም ሕጂ ክንነቅሕ ክትነቕሑ ተስፋ ገብር ሓተላ ዘይብሉ ጉዕዞ የለን እቲ ኣወንታ ናቱ እንዳዘከርካ ንቕድሚት ምጥማት። ኣብነት እስከ ክትኮኑስ ንደቅና ከምቲ ትደልዩዋ ክትገብሩዋ እንተትበሃሉስ ምኸድኩም ዶ?

  • @yordanosmehari3470

    @yordanosmehari3470

    Ай бұрын

    ምስ ደረጃ ንቕሓት ሕብረተሰብና ፓርትታት ምህላው የገድስ ዶ ነይሩ ይኾውን ጽን ኢልካ ናይምስማዕ ፍልልያትካ ምቅብባል ሕጂ ኣብዚ ንነብረሉ ስደት እኮ መጀመርያ ንቑሕ ሕብረተሰብ ሃኒጾም ኩሉ ኣብ ኪንደርጋርተን ይጅምር ወሳኒት ኒሂወትካ ኪንደርጋርተን እያ ብስነምግባር ይህነጽ ቆልዓ እዚኣ ንሙሉእ ሂወትካ እያ ስለዚ ኣብዘነቐሐ ሕብረተሰብ እሞ መሰረታዊ ነገራት እኮዘይብልና። እሞ ናይ ኩሉኹም ጌጋ እዩ ተናዘዙ እቲ ኑኡስ ወሎዶ ከይመዝነኩም ጉድለት ንቕሓት በሰሉኡ ቀሊል ኣይኮነን ግን መምሃሪ ይኾውን መጻኢ ወሎዶና ክሕሾ።

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170Ай бұрын

    ከም ወትሩ ብእተቕርቦ ብሉጽ መደብን ብእተምጽኦም ብሉጻት ሰባትን ምስጋና ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ። ሳሕቲ ግን ምስቶም እተምጽኦም ሰባት ብዛዕባ ህግደፍ ትካትዖም ኮይኑ ይስምዓኒ ንኣብነት ሑሩይ ተድላ፣ ኤርትራስ ገሃንበ እስት ኢያ ክብለካ ከሎ እታ ዝሃብካዮ ግብረ-መልሲ ተመሊስካ ስምዓዮ። ኣነ ብወገነይ ኣብቲ ሻዕብያ ኔሬ ኢየ ፣ካብ ገሃነብ ዝኸፍእ እንተዝህሉ ውን ንህግደፍ እንተ ዘይኒኢሱዎ ኣይውሕዶን ኢዩ በሃላይ ኢየ።

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248Ай бұрын

    ንወይዘሮ ጽገ፡ሰራዊት ኢትዮፕያ ከተማታት ኤርትራ ከዕንወን ይኽእል ነሩ።ግን ምሑሩና ትብል።ብሂወት ኣብቲ ቃልሲ ስለ ዘይንበርክን ኦዩ። ሰራዊት ኢትዮፕያ ሞራሉን ዓቅሙን ዘልመሰ ጀግና 29:37 29:40 29:50 29:53 😮ሰራዊት ሻዕብያ ኢዩ ውርደት ሰራዊት ኢትዮፕያ ኣግህዩኪ ይመስል።ኣፍልጦ ስእነትን ዕወር ጽልኢ

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    Ай бұрын

    ኣብ 2018 ዓ/ም ወዲ-መድህን በራድን ኣቢን ኣሕመድን ኣብ ኣስመራ ምስተራኸቡ፡ ተደምረናል፡ ኣንድ ሆነናል፡ ፍቅር ያሸንፋል፡ እልልታ እልልታ! ምስተባህለ፡ ከምኡውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲ-መድህን በራድ ን ኣቢይ ኣሕመድ፡ ንስኻ ኢኻ ወኪል፡ ንስኻ ኢኻ ትመርሓና፡ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ክልተ ህዝቢ 'ዮም ዝብል ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ'ዩ ምስ በለ እንታይ ተሰሚዑካ?

  • @gedemb1961

    @gedemb1961

    Ай бұрын

    ዕሩብ ሕልና ናይ ሐንጎል ዕዉረትካ ምዃኑ ነቲ ዝበልካዮ ደጊምካ እንተኺኢልካ ዘለካ እኳ አይትመስን ግን ፈትን ዘይኮነ ጽልኢ ዝሐቆፈ ዘረባ ተሐንጊጥካ ካብ ምጉዓዝ።

  • @tomasmogos6239

    @tomasmogos6239

    Ай бұрын

    @@gedemb1961 ኣስኩት ደምብያ! ቆሓሚ ፈሲ ወዲ-መድህን። በራድ

Келесі