Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ ኣብ ኤርትራን ከባቢአን ዘተኮረ እዋናዊ ሓበሬታታት እተቕርብ ጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት እትውነን ሓዳስ ቻነል አያ።
እዋናዊ ሓበሬታት ኣብ ሰዓቱ ክበጽሓኩም Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ።

Пікірлер

  • @akiyor3615
    @akiyor361518 сағат бұрын

    ኣብ ደንበ ፍትሒ ናይ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ምስ ኩሉ ሽግራቱ ካብ የኣክል ዝዓቢ ትካል የሎን ዝለዚ ዘረባ ዓዋሉ ሸለል ኢልኩም ናብ ናይ መወዳእታ ሸቶኩም ጥራይ ኣቃምቱ ኣጆኩም ንሕና በርገን ንሓመዱ ከኣ መሓውርኩም ኢና።

  • @dubatop7581
    @dubatop7581Күн бұрын

    Tim bel kiwininet .men kiserhalka Hamberger kitbeli niska .goduf

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane61072 күн бұрын

    እዚይስ ግዝያዊ መጸናንዒ ደገፍቲ ህግደፍ ድኣ እምበር ፕረሲዴንት ሩቶ ቅድሚ ሕጂ፡ ብሰንኪቲ ኣብ ሃገሩ ብመንእሰያት ዝተኻየደ ሰልፊ ኣብ ክንዲ ታንክን መድፍዕን ሰዲዱ ዜጋታቱ ዝቐትል ቅድሚ ሕጂ ኣብ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሓድጊ ከምዝገበረ ርዱእ እዩ ።

  • @loveismyreligion2510
    @loveismyreligion25102 күн бұрын

    Good 👍 job 👏 👍

  • @danielyemaneab6443
    @danielyemaneab64432 күн бұрын

    ሓምድን ገለ ካልዕት ሓለፍትን ስለምንታይ ኣብቲ እዋን መኸተ ኣንጻር ወራር ኢትዮጵያን(ወያነ) ስድራቤቶም ካብ ውሽጢ ሃገር ኣህዲሞሞም። መልሲ ክትህበላ ይጽበ

  • @fiory25
    @fiory252 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @erishaebya1566
    @erishaebya15663 күн бұрын

    ብሓቂ ከም ቀይሲ ከይሲ የለን ቦጅባጂ ጥሙዕ ሃይማነታዊ ዝንባለ ዘለዎ እዩ ኣብ 1979 ምስ ርእይቶ ናይ ጀብሃ ንኤርትራ ምስኢትዮጵያ ተሳማሚዕካ ጥራይ እያ ክትነብር ትክእል ዝበለ ልሙስ እዩ ምዝላቅ ውጽኣት ኣትሒዛቶ ኣብቲ እዋን የካራማራ ድል በሰሚን ይደጋማል ዝብል ፈከራ ናይ ደርግ ሕጂሽ መንግስትን ሓድሽ ደንበ ምትእትታው ሶቪትን ቀጥቀጥ ዘእተወሉ ሙሽሙሽ እዩ ቀይሲ ከይሲ።😂ኣብቲ ክብርብ ናይ ሽዑ ምክትል ዋና ጽሓፊ ኢሰያስ ዋላ እንተመረረ እንተጸበበ ምናልባት ክትደፍእ ክትድፋእ ግድን እዩ ኣመጨረሻ ዓወትና ናይግድን እዩ ዝብል ጅጋና እዩ🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💯💯

  • @The-Truth.123
    @The-Truth.1233 күн бұрын

    Abo qurub ieb,,,hferu eba,,giena naxnet keyterekbe,,serawitka,mhurn zeytemahren dem endafsese,nska kea bzaeba natka dereja teleel,,men iyu KADRE elkas ,!dereja tfelali, research adalika,,,neti zkayed znebere gfa kea tqawem nierka,,Sry qurub hfer Abo,,baelka eka nnebska gebena tnegrena zeleka,,,Absolutely right decision to be prisoned,,,naxnet aymmexetn nera bsenkkum malet iyu,,,

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare5093 күн бұрын

    Thanks Dehay Eritrea and Yiakil for inspiring us what you do.Esayas oppressed and killed in Sahel .We're still hybrinating for 33 years as a dead man.

  • @eritr
    @eritr3 күн бұрын

    It is because of ur selfish teaching that this Tigray decentant are making loud noise. U are Tigray decentant u will never see Eritrea 🇪🇷 for the rest of ur life guaranteed

  • @wolderufael
    @wolderufael4 күн бұрын

    Yiakl is a "Silent Storm", it's a sleeping dragon. For some, Yiakl was said to be "dead" from day one. Many even accused it for irresponsibly conducting its initial symposium during Ramadan, and those people have not excused it yet. For this people, Yiakl was a still born. In regards to Tigray, the war in Tigray, as far as the regime is concerned, it was a proxy war against the Opposition, as it successfully displaced its threat, the Eritrean Refugees, into deep inside Ethiopia. It also had the intent to deprive any future armed struggle inside Tigray by "wiping out" Tigray. For these reasons, Yiakl had no choice but oppose the invasion and stand by the "victims" of the regime, the army that bragged "ሻዕብያ ኣራዊት ንጸላእቱ"። Yiakl opposed the pillaging army, accused of horrific war crimes.

  • @belaygirma4485
    @belaygirma44854 күн бұрын

    ገሳርጥ፡ መበላሸውቲ ለውጢ።

  • @munithagos
    @munithagos4 күн бұрын

    ናይ እቦይ መንገስተአብ ቅትለት ፣ብ ሻእቢያ ዝተፈጸመ እንተኮይኑ ከ፣ እንታት መረጋገጺ አሎ። ዉዲት ሻቢያ እንተኮይኑ ከ። ክዳን ናይ ደርጊ ተከዲኖም ይቀትሉ እሞኒ ደሃራይ ደርገ ከምዝገበሮ ጌርካ፣ ደሃር እቲ ህብረተሰብ ፈሪሁ ናብ ገድሊ ክጽምበር። ወያናይ ከሙ ይገቢር ኔሩ። ሻቢያ አይገብርን ክበሃል አይከአለን ኢዩ።

  • @TheSweetkerenreunion
    @TheSweetkerenreunion4 күн бұрын

    Tnks Samuel I respect your journalistic professionalism but u missed to ask the two guys about the diversity of the leadership and its members I think Yakael was a grassroots . movement but was hijacked by few naive parochial group without national vision and goal.tnks

  • @danielyemaneab6443
    @danielyemaneab64434 күн бұрын

    መስፍን ሓጎስ ስለምንታይ ነቶም ነኣሽቱ ሓለፍቲ ኣግሊሉ ይሰርሕ ኔሩ። ምስ ጴጥሮስ ሰለሙከ ንዒቁና ካብ ዝብል ድዩ ዋላስ ክእለት የብሎምን ኢሉዩ ? ኣብ መጻኢ ክትሓቶ ተስፋ ይገብር።ሓጢያት ናይ ሓደ ሰብኣይ ጥራይ ክገልጹ ኩሎም ተቅርብዎም ሰባት ንፈነውኹም ብሓፈሻ ድማ ንኩሉ ይቃወምየ ዝብል ተቃላሳይ ነበር ንኣስታት 23 ዓመታት ኣሰልቻዊ ጌሩዎ።ፍጊዕ ኢሉዎ።ናታቶም ጌጋታትውን ክነግሩ ኣለዎም ወይ ከኣ መላእኽቲ ኢና ኔርና ኢሎም ይዛረቡ።

  • @danielyemaneab6443
    @danielyemaneab64434 күн бұрын

    ኣነ ካብቲ ዝገርመኒ ነገርን ናይዞም ሓተትቲ ድዮም ዋላስ መላፍንቲ እቶም ዝሕተቱ ሰባት? ከምታ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ብደገፍቲ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝገልጽወን፡ ካብኦም ዘፍሊ ኣይሰርሑንዮም ።ምኽንያቱ ጌጋታት ናይቲ መንግስትን ናይ ቅድሚ ናጽነት ውድብን( ህግሓኤ) ጥራዮም ዝፍትሹ። እዞም ሰባት ኣብቲ ውድብን ደሓር መንግስትን መላእኽቲ ድዮም ኔሮም ? ኣይመስለንን፡ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጉንዲ ዘይረኣኻስ ኣብ ዓይኒ ብጻይካ ዘሎ በሰር ኮይኑ ።ኣይግድን።ብሓቂ ኩሉ ናይዞም ፍትሒ ንደሊ ትብሉ ተዛረብትን ጸሓፍትን ኩሉ ንጥፈታትኩምን ጸማም ሓደ ደርፉ ኮይኑ፡ ውዕለትኩምውን ከምኡ። ኩላ ኣበሳኣ ቀቢራ ኢያ ትዋሳእ ዘላሞ ሃየ ኑዛዜ ጀምሩ።ሓጢያት ናይቶም ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ግን ነጊርኩሙና ኢኹም ተተበራሪኹምን እናደጋገምኩምን ስለዚ ናትኩም ከኣ ግዚኡ ኣኺሉሎሞ ሃየ ቀልጥፉና ክንስንዶ።

  • @avmars5937
    @avmars59374 күн бұрын

    ይኣክል is ትግራይ ትስዕር. You let down all justice seekers Eritreans. What ever you say now and do will change not that. ቅሂምኩም ኢኩም ጽንሕ ኢልኩም ክትሓቅቑ ኢኹም። SAD!!!!!

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari20574 күн бұрын

    መሪሕነት ይኣክል ክንደይ ምኩራት ኣለይቲ መላጉቦ ክኾኑ ትጽቢት ዝግበረሎም ተቓለስቲ ምስጓጉ ምዝካር የድልየኩም።

  • @eritr
    @eritr4 күн бұрын

    U were with Tigray, you thought Tplf would win. U are finished, game over.

  • @thegsisterschannel698
    @thegsisterschannel6984 күн бұрын

    አዋይ ዓካ ዓካ ካብ ሜዳ አዩ ኔሩ ሕማምካን ደንቁርናካን. ሓቂ ጊዜ የወሰድ አምበር ኣይትቅበረን ወገናዊ ኣውራጃዊ ሃሱስ

  • @Ae91scd
    @Ae91scd4 күн бұрын

    ንይአክል ዘዳኸምክሞ መራሕቱን አካየድቱን እምበር ! ይአክልሲ አሎ! አይተን ! ህዝባዊ ማዕበል አይመዉትን እዩ። እዚ ዝህብዎ ዘለዉ ምኽንያት "ቀምሽ አደይ ሐንኲሉኒ እዩ "። እዞም ዘለዉ አካየድቲ ብሙሉኡም እንተደአ ተአልዮም ብሐደሽቲ ብፍላይ መናእሰይ እንተደአ ተተኪኦም ይአክል ምስ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ሐጺር ጊዜ ዕዉት ስራሕ ከምዘመስክር ጥርጥር የብሉን። ለባም ለባም ዘረኛ ይአኽለና።

  • @dubatop7581
    @dubatop75814 күн бұрын

    What's your expectation You have no any intellectual capacity and moral to talk about this. What was your contribution to this country last 28 years as individual or as citizen. Can't you see all the obstacles and sanctions against our beloved country. Why can't you talk about all the injustice of western power against Eritrea in the last 32 years. You are not patriotic

  • @dubatop7581
    @dubatop75814 күн бұрын

    Tim bel Jassusss

  • @abrahammedhane6520
    @abrahammedhane65205 күн бұрын

    Ewayyy shaebya kem dumu ab kisha yetya asmera amxiato naxinet dhri werhi eye felite yeblena alo hahaha merahi shaebya eway trik hgi ezi merahi nere eu kblena

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak87405 күн бұрын

    ዳርጋ ዓድኻ ፍቶን መራሕትኻ ደግፍ ሞጉስን አድንቕን ወይ"ውን ዓድኻ ተዛወር ተመላለስ እቶ እቶ ዝቐረበ እዩ ዝመስል ዘሎ ። ተሰጊሩ እዩ ዘይ ፍትሓዊ እገዳ ፣ ተለሚዱ እዩ አኼባታት UN ,HRW, EU eetc..አኼባታት ጠቐነን ሸንኮለልን ብፍላጥን ብዘይ ፍላጥን፥ ንዘይ ቅቡል ፍርድታትን ወገናዊ ውሳነታትን ።

  • @Kbri965
    @Kbri9655 күн бұрын

    ኣብ ብዙሕ ኣቀራርባ ሕቶታትካ ሚዛናውነት ክትሕሉ ብመጠኑ ትፍትን ኢኻ፡ ኣብዛ ናይ ሎሚ ግን ንመርገጺ እዞም ሰባት ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ኣገስቲ ሰዓብቲ ሕቶታት ክትሓትት ይግባእ ኔሩ፡፡ ንኣብነት እቲ ውግእ ብቐንዱ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሞ ውሽጣዊ ተቛውሞ ማለት ንዘወልዓሉ መጥቃዕቲ ንምዳህ ናይ ኤርትራ ሓገዝ የድልዮ ኔሩ፡ ኤርትራ ድማ ወያነ ኣብ ስልጣን እንተ ተመሊሱ ሳዕቤኑ ርዱእ'ዩ። ጉዳይ ባድመ እውን ዝተጠልጠለ ናይ ጎበጣ ጉዳይ ኔሩ። ሮኬታት ኣብ ቀንዲ ዕላማታት ኤርትራ ህዝቢ ዝነብረሉን ዝተተኮሰ ኔሩ፡ ኣብ ድሕነት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራውያን ሰደተኛታት እሞ እቲ ዝተባህለ ፍጹም ሓሶት ዩ ኔሩ እቶም ዝተመልሱ ብምርጭኦም ንድሕነቶም እዮም ተመሊሶም፡ ኣይ ንምለስን ዝበሉ እውን ዝተንከፎም ኣይነበረን። ስለዚ ክስዕቡ ዝነበሮም ሕቶታት ብዘይ ምቕራብካ ሚዛን ጋዜጠኝነት ስሒትካ ሳማኤል።

  • @kokebhabte
    @kokebhabte5 күн бұрын

    ናይ ማወስ አርባዐተ ሚልዮን ዶላር 🤑🤑🤑🤑አብ እዶም አለዋ ሳመር ክዛናጋዑለን እዮም ንጥልያን ዝኸዱ ዘለዉ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @BETESEB1972
    @BETESEB19725 күн бұрын

    ሓደ ክልተ ገዲፍካ ኩልኩም ኣልግሱልና ምስ ረሳሕ ታሪክኩም ዝሰምዓኩም ብርጌድ ንሓመዱ የለን ሃለውለውኩም ኣሰልቺና እዩ በቃ ይኣክል ተጸግዑልና 😢😢😢😢

  • @BETESEB1972
    @BETESEB19725 күн бұрын

    ብቀዳምነት ንህዝቢ ኤርትራ ንስካን ከማካን ህግደፍን ይቅሬታ ሕተቱ ????ካልኣይ መስፍን ሓጎስ ተሓታቲ መን እዩ መን ንመን ቀቲልዎ መን ኣዚዙ ኣብርሃዮ ሽፉን ዕፉን ዝኮነ ዘረባካ በዚ ዝታለል መንእሰይ የለን ይኣክለኩም ጉሕላታት ሳሕል 😢😢😢😢😢😢😢

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight39025 күн бұрын

    እዚ ፖለቲካ ከምዚ ፋሽን ናይ ክዳን ኮይኑ? ይኣክል ቀደም ዝበርዓነ ሓሳብ ክሳብ ሕጂ ከ ኣለው ድዮም ? እቶም ዝጀመርዎ ግን ኣበይ ኣለዉ ሕጂ? ዓሱሩን ተሰካሩን ዝበልዐ ዑቁብ ናይ ደቂ-ኣከለጉዛይ ሕጂ ዝጎደሎም ጁብኦም ክመልኡ እንበር ምስ ተበገሱ ኢልና ኔርና ናይ እክለ ማይ ማሕበር ምካኑ። ነዚ መንእሰይ ክነግሮ ዝደሊ በጃኩም ምስዞም ዑግግ ዝብሉ ደቂ-ኣከለጉዛይ ኣይትቃለሱ ፡ ክትዕወቱ ኣይትክእለጀን ኢኩም ፡ ኣውራጃና፡ ወረዳና፡ ዓድና፡ ወዲ-ኣውራጃና፡ ወዲ-ወረዳና፡ወዲ-ዓድና ፡ እንዳበሉ ኣብ ሸንኮለል ከንብርኩም እዮም! ንዝሓለፈ 15 ዓመት ነዚ ደምበ ፍትሒ ፍልሖ ኮይኖም ዘበክበክዎ እዞም ሰባት እዮም፡ ምስኦም ሓቢረ ለውጢ ከምጽእ እየ ትብል እንተኣለካ ኮይንካ ካብ ሕጂ ቅበጽ ንብለካ። ምቅያር ጉልሻ ንጸብሒ ኣየመቅሮን ይብሃል፡ ሮማ ግበሮ ሎንዶን፡ ካልኬታ፡ ከሰላ ግበሮ እቲ ሓሳብ ሓንቲ እቶም ሰባት ሓደ ። ዝሞተ ዝትስእ እንተኮይኑ ንርኢ!

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18165 күн бұрын

    ናይ ሓደ ሑልኩስን ልሙሱን እዩ ርይቶኻ 😅

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight39024 күн бұрын

    @@hailewolde1816 እቲ ሓቂ መሪሩካ ሓቀይ? እንተመሪሩካ መድሃኒትካ እያ ውሰዳ ክትሓዊ ኢካ! ካብዛ ደምበ ዑጉግ ክትድሕን ኢካ!

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18164 күн бұрын

    @@thedawnlight3902 " ሓቂ ኣበይ ኣሎኺ ክደልየኪ " እትብል ደርፊ ናይ ማሕበር ቲያትር ኣሰመራ ትዝክራ እንተኾንካ ግዳ መለኣያ ። ካብኡ ዝተረፈ እዚ ኣነ ፈልጥ ጸወታ ግደፎ ። ወይ ዓቅሚ እንተልዩካ ወስ በል !!

  • @mikitesfa663
    @mikitesfa6635 күн бұрын

    You are , 0 + --

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21975 күн бұрын

    ሳሚ ፡ እቲ ቕተቕርቦ እዋናዊ ሕቶታት ፡ ሕመረት ናይቲ ብሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ አርትራ ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን ዘተኮረ ምዝኳኑ ዝነ ኣድዩ ። የግዳስ ነቲ ዝወሃብ መልሲታት መራጎዲ ዝኸውንብወገንካ ቁጡብ ኢኻ ፡ ነሓፍነት ኣወግድ ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21975 күн бұрын

    ኣብ አርትራ ቅዋም ሞይቱዩ ፡ ከም ሳዕቤኑ ግን ህዝባዊ ማዕበል ነቲ ኣብ በረኻ ፡ጎኒ -ጎኒ ' ቲ ዝተኻየደ ብረታዊ ተጋድሎ ፡ ብዛዕባ ዲሞክራስን ክብሪሰብ ኣዊ መሰልን ድሕሪ ስዕረት ደርጊ ነርክበሉ እናተባህለ ፡ትጎስዩ ዝመጸ ፡ህዝቢ አርትራ ከም ሕማም ድሓር ፡ካብቲ ዝነበሮ ዝገደደ መከራ ብሻዕቢያ ዝወረዶ መከራ ካብ ሱሩ ንሓዋሩ ከጽንቶ ተበጊሱሎ ።

  • @michaelaraya1192
    @michaelaraya11925 күн бұрын

    SANkTIONS ARE INDIREKTLY VIOLATIONS OF HUMAN WHRITES. YOU ARE "BRAVO" YAKEL.YOU ARE ALSO, PART OF ABUSING,THE HUMAN whrites of the Poor People.what a Differenz whith hgdf?

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael80915 күн бұрын

    Sami,ቀዳመይቲ ሕቶ ክትሓተልና ዝግብኣካ ይኣክል ምስ ትግራይ ትስዕር እንታይ እንታይ እዩ ፍልልያቱ?

  • @sarahogbay1382
    @sarahogbay13825 күн бұрын

    Yialk is an organization ትግራይ ትስዕር ግን መፈክር እዩ::

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight39025 күн бұрын

    ይኣክል እኮ ምስ ትግራይ ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ኢሉ መርገጺኡ ዘፍለጠን፡ ኤርትራ ጆኖሳይድ ኣብ ትግራይ ፈጺማ ኢሉ ዝኣወጀን እዩ! ድሓር ሎሚ ዘሎ ይኣክል ቆርበት ናይ ዝመተ ይኣክል እዩ!

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael80915 күн бұрын

    Just I m asking about the ideology, not the mean of the words

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael80915 күн бұрын

    @@thedawnlight3902 I believe so

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight39024 күн бұрын

    ትግራይ ትዕወት “ is this an Ideology? 😂😂 go back t school and ask yr teacher ” what is Ideology “😂😂

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane46115 күн бұрын

    Azyu bsuln haxirn zkone zririb !! ❤ n brged nhamed tgebrwo mdgigaf dma abertiekum qexlwo ybl. Thank you.

  • @mulugetahailay7604
    @mulugetahailay76045 күн бұрын

    ቀርናዐት

  • @fituikifle5629
    @fituikifle56295 күн бұрын

    እዛ ህዝባዊ ኒሂሩ ዝተበጎስ ክኸይድይ ኣይካኣልን ዝብል ኣይተረዳኣንን እዩ ሳሚ፤ እቲ ሓቂ ድኽመት ናትና እትብል ኣይትወጽእን እያ። ኡኹል ርእሰ መርመራ ምግባር ተሽግረና እያ ኩቡር ሓው ዓካ- ዓካ

  • @tesfaldetmebrahtu7010
    @tesfaldetmebrahtu70105 күн бұрын

    ስላም። ህዝቢ ብከመይ ኢዩ ክዓስሎ ? ክም ሓደ ኣክትቪስት ፡ምስ ህዝቢ ክራከብ ዘይክእል እንተ ኮይኑ። እነ ከም ንኡስ ጨንፈር ይኩን ፡ብዓቢ ይኩን ፡ ብኤሮፓ ይኩን ተወዲቡ ክምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሖ ስለ ዘየለ ፡ክም ሓደ ዝሞተ እንተ ተባህለ ዝተጋናነ ኣይኮነንን። ኣነ ዝመስለኒ ብርገድ ንሓመዱ ስለ ዝዓብለለ ፡ኢዶም ዝሃቡ ኢዮም ዝመስሉ። ገለ ኣባላቶምን ወከልቶምን ሕጂ ደኣ መለይ እንድያ ኮይና ምድረ ሰመይ ክብሉ ትሰምዕ። ብከመይ ደኣዮም ንህዝቢ ክረክበዎ ?

  • @user-rq1vr7ub8c
    @user-rq1vr7ub8c5 күн бұрын

    😂 እንተ ትሓንከለይ ኣብ ዳስ ተጋሩ ኣውጠጢኹም ኢኹም ዩክረይን ዶ ኣደይ ዛይድ ዶ

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18165 күн бұрын

    ኣበርክቶኻኸ እንታይ ይመስል ?? ኣንታ ሕልኩሰ ።😂😅

  • @user-rq1vr7ub8c
    @user-rq1vr7ub8c4 күн бұрын

    @@hailewolde1816 መንዩ ሕልኩስ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB19726 күн бұрын

    ኢሰያስ ዝዓንደረሉ ምክንያት ህዝቢ እምነት ኔርዎ እቶም ዝፈለጥዎ ግን ነብሰ ፍትወት ስለ ዘለዎም እንበር ምሟቶም ዘይተረፎም ቀቲሎሞ ነብሶም መጥፍኡ ብሕጽር ዝበለ ኤርትራውያን ፈተውቲ ነብስና ኢና ሰነፋት ኢና በቃ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @solomonliza
    @solomonliza6 күн бұрын

    በርትዕ ዓካዓካ 🙏

  • @xolotkieuadey5723
    @xolotkieuadey57236 күн бұрын

    Negzbi. Do seltan hebkumo ekum the question is for you journalist

  • @araedombahram4150
    @araedombahram41506 күн бұрын

    ኢሳያስ እሱራት ተትፈትሕ ኩኡ ነገር ብታ ዘላ ቁዋም እንተዝትግበር ቀዳማይ ንዓደይ ጠቕሊለ ም ኣትኹ ነይረ

  • @araedombahram4150
    @araedombahram41506 күн бұрын

    ሳሚ ነዞም ኣሕዋት ጽቡቕ ገይሮም መታን ነቲ ሰብ ከረድእዎ ስፍሕ ዝበለጊዜ እንተትህቦም ጽቡቕ ምኾነ

  • @araedombahram4150
    @araedombahram41506 күн бұрын

    ሳሚ ነዞም ኣሕዋት ጽቡቕ ገይሮም መታን ነቲ ሰብ ከረድእዎ ስፍሕ ዝበለጊዜ እንተትህቦም ጽቡቕ ምኾነ

  • @araedombahram4150
    @araedombahram41506 күн бұрын

    ብጣዕሚ ቅዋምዩ ክኸውን ዘለዎ ቃልስና

  • @AmanEritreawit
    @AmanEritreawit6 күн бұрын

    Selam Sami hawey

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we6 күн бұрын

    ሕጂ ሳሚኤል ነዚ ምስ ኤሪትራ ብኸመይ ተነጻጽሮ? ድሓን ባዕለይ ክምልሸልካ። እንታይ እዩ ዘርእየካ ህዝቢ ኤሪትራ ንመሰሉ ኣይኮነን ንደቑ ደቕና ኣብ ምንታይ ኣትዮም ኢሉ ክሓትት ክንድየናይ ፍርሒ ከምዘለዎ። ትዝክር ኢኻ ሶማል ኣዴታት ድሃይ ደቐን ምስ ጠፍኤን ዘልዓልኦ ናዕቢ ሓደ ካብቲ ንፋርማጆ ካብ ስልጣኑ ዘደርብዮ ውን ንሱ እዩ። ህዝቢ ኤሪትራ በዞም ኩሉም ኣብ ትግራይ ዝጠፍኡ ደቑ ደቕና ኣበይ ኣለዉ ኢሉ ክሓትት ኣይክእልን። ስርዓት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤሪትራ ከመይ ገይሩ ብፍርሕን ራዕድን ከምተቛጻጾሮ እዩ ዘርእየካ ኣፉ ክኸፍት ዘይክእል ህዝቢ።

  • @user-do3gn7dp2j
    @user-do3gn7dp2j6 күн бұрын

    ሳሙኤል እንታይ ን ኢሰያስ ጥራይ ዝጥቅን ይኩን እንበር ብተኣማማንነት ኢካ ትምስክር ንሱ ኳ ከምዚ ኢሉ እዩ ዝከውን እንዳ በለካስ ኣይ ንስኩም!፧