Dehay Eritrea ሕጂ'ኸ ድሕሪ 33 ዓመታት ኣበይ ኣሎና? ደሃይ ኤርትራ

Dehay Eritrea ሕጂ'ኸ ድሕሪ 33 ዓመታት ኣበይ ኣሎና?
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ እያ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ኣላ። ሎሚ ከኣ ምስ ሓው ወልደየዩስ ዓማር ዝተገብረ 2ይን መወዳእታን ክፋል ዕላል እነሆ!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
01 ሰነ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 24

  • @EyobGhebreziabhier
    @EyobGhebreziabhierАй бұрын

    Let us try to speak and to write quality of Tigriyna. For example: 1. ሕዝቢ (pl. አሕዛብ) derived from Ge'ez base verb ሐዘበ, እመበአር አይኮነን ``ህዝቢ`` 2. አበይ አይኮነን ኣበይ 3. ድሀይ አይኮነን ድሃይ 4. አልሎና አይኮነን ኣሎና 5. አልሎ አይኮነን ኣሎ 6. ሀገር አይኮነን ሃገር 7. አልሎ, አይአልሎን more correct than የሎን 9. እታ ቃል ``ብጣዕሚ`` አይኮነትን ቲግሪይና. ንሕና ንብል `እምብዛ ወይ አመና ወይ ምሒር. For example, እቲ ምግቢ አልለዎ እምብዛ/ምሒር/አመና ጨው 10. ....

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bjАй бұрын

    1st C🥇Nice and wise part 2💙

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248Ай бұрын

    ሕጂ ወን ድኹም ሕቶ ።ኤርትራውያን ምጽማም ስለ ምንታይ መሪጹ።ልቦና ኢዩ።ልቦና ዕጀብ ፍርሓት ኣይኮነን ውይ ዲማ ልቢ ሲእኑ ኣየስምዕን ደም ምፍሳስ ውሑድ ደም ስለ ዘይፈሰሰ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehayАй бұрын

    Asha begie eyawta hiza ttefe gebreyesus amar bfshlet sewra tehateti ikum

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉንን ብፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ ኡንኮ ዕላምኡ ብሓሶታት ንህዝቢ ኣደናጊሩ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። እዚ ሰብ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።

  • @mussieweldemicael3325

    @mussieweldemicael3325

    Ай бұрын

    ሓቅኺ ዲኺ?🤣🤣🤣

  • @kidane6417
    @kidane6417Ай бұрын

    Mengastn hazb yayi folto kayi meslka ab 1992 kasab 1998 ab eritra zafxmkumo eqra zayibhalo gabn

  • @adamismail9137
    @adamismail9137Ай бұрын

    ኢሳይያስ ኣፍዉርቂ ኪዓቢ ብበተሰቡ ኢታ መስፍናዊት ዉይ ድሒርቲ ኢትዮጵያ ንክመሓድር ይነገር ነይሩ ይመሲል . ኤርቱራ ን ኤርትርዊነት ወላ ሓደ መዓሌቲኣይራእኩሉን ንምኻኑ ወለዱ ስለምንይ ብዛዕቡ ገለ ከይበሉ ተሒሊፉ ?

  • @user-nz8zr4tg6c
    @user-nz8zr4tg6cАй бұрын

    ኣሜባ ኣለዉኒ ንሜዳ ኣይከይድኔ ኢለዪም ቁሩብ መሕፈሪ ደይብሎም አዚ ጋዘጤኛ ኻ ሱቅ ኢሉ ጃዕባብ

  • @yonasgebreslassei3155
    @yonasgebreslassei3155Ай бұрын

    ኢሰይያስ ደብረቢዘን ደይቡ ነቶም ፈለስቲ ንሕና ናይ ክርስትያን ውድብ ኢና ኢልዎም እንድዩ።ግን ድማ ክጥቀመሉ ስለ ዝደለየ በየናይ መንገዲ ክዕወት ይኽእል ብምባል ዘበገሶ ሓሳብ እዩ።

  • @user-nz8zr4tg6c

    @user-nz8zr4tg6c

    Ай бұрын

    መዓስዩ ከሙኡ ኢልዎም

  • @mmsaed4630

    @mmsaed4630

    Ай бұрын

    ሕቶኻ ውላ ትብላዕ ኣይኮነቲን አንተስ ቅድሚ 70ታት ወይ ደህሪ 70 ታት የኹን what is the issue? ​@@user-nz8zr4tg6c

  • @kidane6417
    @kidane6417Ай бұрын

    Rakabn gabnaykum kangrka ezi kulu meswati zatkafla basankukum eyu

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak874027 күн бұрын

    እቶም ብዕድመ ነአሽቱ ዘለው እመሀሩ እውረሱ አብ ሀገሮምን ህዝቦምን መራሕቶምን መንግስትን ዘለዎም ክብርን ሓልዮትን አብ ዝሀለው ይሀልው ይቐጽልን ይወረስን።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    Misikalishinikakoloka zeyiteareqikani miyiamukika qidimiqedadimi misiweyane weyanie nijebiha nisudan tefaniya qidimiqedadimi diharikia Ethiopia eyum zimerihi zero. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @hailaimichael964
    @hailaimichael964Ай бұрын

    ድሃይኩም ትጽመም

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816Ай бұрын

    ወልደየሱስ ዓማር ሽም ክርስትያን ለቢሱ ንገበነኛታት ኣስለም ( ሕሻል ዑስማን ) ዝጣበቅ ብቋንቋ ትግርኛ ከደናግር ሑኽ ዝብል ናይ ውልቂ ረብሓኡ ቀዳምነት ሰሪዑ መዋእሉ ዝተጓዓዘ ውልቀሰብ እዩ ።

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325Ай бұрын

    ኣብ ተሓኤ ኣብ መወዳእታ ሰብዓታት ደርግ ገስጋሲ ኢዩ እንዳተባህለ ብዓበይቲ ካድራት ይጉስጎስ ኣይነበረን ዲዩ?ህግሓኤ ከም ቀዳማይ ጸላኢ ኣይተቖጸረን ዲዩ? ኣብ ሙወዳእታ ብስዕረት ተሓኤ ዝተደምደም ኩናት ሕድሕድ ጠንቁ ኣይፈልጡን ዲዮም ኣቶ ወልደሱስ ታሪኽ ሸፋፍንካ ምኻድ ጹሩይ ኣይገብረኩምን ኢዩ ተሔኤ ይትረፍ ሃገር ካብ ጸላኢ ሓራ ክትገብር ህላውነታ ከተረጋግጽ ዘይትኽእል ብመሳፍንቲ ትምራሕ ዝነበረት ውድብ ኢያ

  • @gomida1552
    @gomida155218 күн бұрын

    በዓል ወልዴሱስ ዓማርን መሰልቱን ብዘይካ ናይ ስልጣን ህርፋን ካልእ ዕላማ የብሎምን። ንጀብሃ ካብ ፋሕ ብትን ከድሕኑ ዘይከኣሉ : ካብ ቃልሲ ዝሃደሙ: 50 ዓመት ኣብ ሸንኮለልዕድሚኦም ዝሓሸሹ: ብህግ ዝተዓወተ ሰውራ ምዕዋቱ ዘይተዋሕጠሎም: ተበለጽቲን ፈተውቲ ነብሶም ኢዮም።

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248Ай бұрын

    ሃለውለው ወዲ ዓማር ኣርእስቲ ይስሕት ኣሎ ፡ሓታቲ ኣርሞ ተጻራፋይ ኣንጻር ኢሳያስ ህ።ግ ስለ ዝረኸብካ ሰብ ረኺበ ኢልካ ኣቅረብካዮ፡ ክሳራ ኢዩ ጉዕዞኻ ኣብ ታሪኽ ጋዜጥኛነት ቃልመሕተት ሓደ ዝዕይነቶም ሰባት ኢኻ ተቅርብ ዘሎኻ ይኣክል፡ኮረይቲ ኣዝማዶም ዝተኣስርዎም፡ብርጌድ ንሓመዱ፡ተጋሩ ተሪፎሙኻ ኣሎው።ሕዝቢ ክጥቀም እንተደሊኻ እቶም ተቃዎምቲ ዝብሃሉ ዲማ፡በቲ ቃንቃኹም ውን ደገፍቲ ቃለ መሕትት ፈትን እዚ ሃገራዊ የብለካ ። ሃናጺ ኣይኮነን ወዲ ዓማር ናይ ጽልኢ ፖሎቲካ ።ጀብሃኸ ብኸመይ ምምራሕኩምዋ እባ በሎ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    Ай бұрын

    ከምኣ ኢለካ ንካባኻ ዘይ እንዳምለኽካ ዓለም ክትሓልፋ ኢኻ ማለት ድዩ???? ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉንን ብፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ ኡንኮ ዕላምኡ ብሓሶታት ንህዝቢ ኣደናጊሩ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። እዚ ሰብ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።

  • @eriblood803

    @eriblood803

    Ай бұрын

    ​@@weldenegodguad4974 😅😅😅 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...wala enda motkum tihisuwu

Келесі