#Jstudio ምስጢራዊ ሰነድ፡ ካብ ሃገር ከይወጹ ተኣጊዶም ዘለዉ ሰባት በዓል መን'ዮም
#Jstudio #eritrea #Asmara #Eritrean ጀነራላት፡ ጋዜጠኛታት፡ ዳሪክቶራትን ንናጽነት ብዘይ ተጉላባይነት ዝተጋደሉ ገዳይም ተጋደልቲ፡ ስድራቤት ስውኣት ከይተረፉ ኣብዚ ዝርዝር ይርከቡ፡፡ ኣብዚ ዝርዝር ካብ ዝሰፈሩ ዜጋታት ገለ ብዘይሕጋዊ መገዲ፡ ገለ ብሓላፋን ብላዕን፡ ገለ ከኣ ዕድል ገይራ ካብ ሃገር ዝወጸትን ናብ ሃገር ዝኣተወትን ክህልው ይኽእሉ እዮም፡፡
Пікірлер: 488
Njosi and nkiros zfetu 👇
@user-nd4gm2cy5f
4 жыл бұрын
ሶሎ ረሳሕ ኣብ ጥበብ ኮንካስ ንስነ ጥበባውያን ተናሹ ለሓሲ ዋሒድ
@simonkeleta2025
4 жыл бұрын
josi hawey abzia tegagika aleka 7 sihe teray aykoben tekalkilu zelo hzbi eritrea kulu tekekkilu eu
@rhmediatech5964
4 жыл бұрын
መደበይ ነዚ ወዲ ሰብ በጺሒዎ ዘሎ ምዕባለ ብደቂቅ ናብቶም ዘይበጽሕዎ ሕብረተሰብ ከመሓላልፍ እየ ነዚ ክገብርግን ናትኩም ሓገዝ የድለየኒ አሎ። እቶም ነዚ ዘሎ ናይ ዓለምና ቴክኖሎጂ ክትፈልጡ ተደለዩ አበዛ ቻነል ሳብሰከራይብ ብምግባር ናይቀጻሊ ተኻታትልተና ኩኑ🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾👆🏾🤚🏾👆🏾👆🏾👆🏾 👇👇👇👇🙏🙏🙏አይፈለየኒkzread.info/dash/bejne/pa6fz5iNo5a9pto.html
ከመይ ኣለኩም ደቂ ኤረ ሓላላት ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልኩም,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንጆሲ ዘክብር ከኣ ኣብዚኣ 👇
@abielmisgna8672
4 жыл бұрын
Hasewti
@hadush0543
4 жыл бұрын
ናጽነት ኣምጽእና ክብሉ ዘይሓፍሩ ፡ኣራውት ሕዘምሉ መጽዎም ንህዝቢ ኤርትራ
@rhmediatech5964
4 жыл бұрын
መደበይ ነዚ ወዲ ሰብ በጺሒዎ ዘሎ ምዕባለ ብደቂቅ ናብቶም ዘይበጽሕዎ ሕብረተሰብ ከመሓላልፍ እየ ነዚ ክገብርግን ናትኩም ሓገዝ የድለየኒ አሎ። እቶም ነዚ ዘሎ ናይ ዓለምና ቴክኖሎጂ ክትፈልጡ ተደለዩ አበዛ ቻነል ሳብሰከራይብ ብምግባር ናይቀጻሊ ተኻታትልተና ኩኑ🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾🖕🏾👆🏾🤚🏾👆🏾👆🏾👆🏾 👇👇👇👇🙏🙏🙏አይፈለየኒkzread.info/dash/bejne/pa6fz5iNo5a9pto.html
ዊታ ገብረዝጋኣብሀር ማዓልትኽ ተጸበይ
@adiamokbay5279
4 жыл бұрын
እወ ማዓልታ ትጸበ ደምበርዶ ኤርትራዊት እያ ብጥዓሚ ይገርም
@user-yu9bf6zm6h
4 жыл бұрын
@@adiamokbay5279 ከምዝኣ ዓነት ነብሳ ሸይጣ ሰብ ተጥፊ ኣላ
@yonasyonas3249
4 жыл бұрын
ኤረና ጻዕዳ @👌👌👌
@coyg6315
4 жыл бұрын
Men Winta eya eza Winta Eta tewasaet dya weysi kalie
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ። ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን። ኣብ ዓወት ሓቊፈ ይስዕመካ ይኸውን።
ን ጆሲ ዝፈቱ ትራይ like ይግበር
@ghidenahabtegerghish2940
4 жыл бұрын
Mifetawww halifeuni see xibah higdef ztefeala kimiraweio eya hahahah Edimen tenan yehabkum tray deki Adey meary .love you to all my made in Eritrea... like kea diseke abilulayy
@majoralex3567
4 жыл бұрын
Agazian eyu
ከም ብዓል ዊንታ ዝኣምሰሉ ናብ ህዝቢ ክቃልዑ ኣለዎም፡እዚኦም እዮም ኣብ ኣንጉዕና ኣትዮም ዝጻወቱልና ዘለው ደቂ ሓራም፡
Thank you so much Josey keep going God bless you !!!!
ሰላም ሰላም ብጣዓሚ ጸቡቅ ሐበረየታ 👍🙏
ኣስተውዕል ህዝበይ ንኸይንጥመር ዝጻዓረ ናትና ዝመስሉ ብሽሻይና ዝማእገሩ ጓኖት ቤትናን ኣተሓሳስብኦምን“ዮም ስለዚ ከም ቀደምና ንጠመር ዕምሪ ጸላእትና ክቕበር ። ኣጆዃ ቀጽሎ ክቡር ሓው ጆሲን መሳርሕትኻን። ፍትሕን ዕርቅን ንህዝቢ ኤርትራ ንፋስ ሰላምን ቅሳነትን ምድርናን ባሕርናን ንሰናይኩም።
ዝብለካ የብለይን ቃላት ሓጺርኒ መደብካ እንክሰምዕ ወነይ ይበራበር ሰለዚ ዝኮነ ከጋጥመካ ከሎ ሓብረና እቲ ዝከኣለና ክንገብር ድልዋት ኣለና ብዝኮነ መንገዲ ።
Please keep doing We need people like you I’m proud of you
Well come josi
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ጆሲሓወይ
ጆሲ እንታይ እሞ ክንብል ንዓካ ዝበቅዕ ምስጋና የብልናን ክብሪ ህዝቢ እዩ እቲ ዝበለጸ ግኖዖ እሞ ህዝቢ ኣብ ክብሪ ሶፋ ከቀምጠካ እዩ ። እቲ ንተሓባበሮ ክንገብር ድሉዋት ኢና ንኩሉ ክቃላዕን ህዝቢ ፈሊጡ ንክቃለሱን ሓጋዚ እዩ
@okubaytesfa9392
4 жыл бұрын
He said ooo
Kigermeka hade dikas ziseane tegadaklay anta ysterena ember eza j studio wala nhina tray nfelto gebenat nay halefti eya tekalihn tzirgihin zela kelekimena eyu ezi wedi eluni ,eziee hizbi dima hankow elom zixibeywa medeb koyna ala ab ketematat bfilay ,eske n j studio moral aythimeku abi sirah eyu ziserh zelo.
ጅሲሲሲ "ዘይተነገረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ኤሪትራ" ንዓመታት ክንሰምዓ ዝፀናሕና ሳላኻን ሰላ መሳርሕትካን ክንግረና ጀሚሩ አምላክ ምሳኩም ይኩን JSRUDIO 👍👍🌹
J studio hero as usual. I proud of you. ንዝያዳ ምቅላዕ ምስ ኣሰና ተትሰርሑ ብሓባር ከመይ ሰናይ ነሩ ደቂ ህዝቢ።ህዝበይ ኣጆኻ ኩሉ ዛንታ ክኸውን ዪ።
ህግደፍ ወይ ተሓደሱ ወይ ተፈደሱ !!!
@user-od7on3do7f
4 жыл бұрын
Tefedesu
@kibram6805
4 жыл бұрын
Temonkosu, Temonkosu, Temonkosu 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@fthi3585
4 жыл бұрын
Kkkkkkkbhakie senafe tegagiyom kab tefedesu wey tehadesu ziblu tebenkosu tifu kinbliwom alewom hanti mihidas yelan teshamalikom.bidem seb
@robel9973
4 жыл бұрын
Nabey khdesu ata nea eba
@Aman-dk1ko
4 жыл бұрын
Tehadso enber hzbi Erey kerf
ጆሲ ሐወይ ይገርመና አሎ በለ ወድ ትካቦ ገሪምና አስደሚምና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጆሲ
ጆሲ መደባትካ ቀዳማይ ካብቶም ክስምዑ ዘለዎም እዮም፡ ንህግደፍ ንምስዓር ብኻላሺን ዘይኮነ ከምዚ ገርካ ምስጢራቱ ንህዝቢ ብምልኡ ምንጋርዩ፡ ሎሚ ኻኣ ዝተረፈ ኣይብሉን ሰራውሩን ኣዕኑዱን መሽሚሾም ክወድቁ ንሪኦም ኣለና። ልዕሊ ማናም ደላዪ ፍትሒ ጂሲ ክታባባዕ ዘለዎ ክቡር ሰብ ዪ። like like like ኣብኡ ከለኹም ልክም ኪሮስ ኣጽፋ ዝኣምነሉ ተቓላሳይ like like
ኣንበሳ ኩሉ ከማኻ እንተ ዝኸውን ሰላምና ምረኸብና ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ተባዕ ኣቦ ውጹዓት።
Very sad and heart breaking. We are a situation which is far beyond abnormal situation. You have my respect to what you are doing.
josi good job atararka 100% kulu gezi Tigrigna naka ente txarebo love you deqi eri mara GOD BLESS ERITREA AND ERITREAN PLS
አጆካ ጆሲ በሎም አቃልዓዮም ጉዶም አውጻአዮ ናንዛ አመንዝራ ዊንታ ምስ አባአ ዝአክል ነብሳ ዝሸጠት ጉዳ አውጻአዮ ናብ ህዝቢ ዩቀንየልና በዚ ሐበሬታ ትህቦ ዘለካ
Thank you Josi haway god bless you for all the hard working,
መርሓባእ ጆሲየይይ ጽቡቅ ኣገላልጻ ብፍላይ አቲኦም ከም ብዓል ዊንታ ከተቃልዖ ጥራይ ኣለካ ሰለማውያን ተመሲሎም ህዝቢ ዘጽንቱ
Metabiti xbuk josi hawey. Bravo kulu awxayo tray ksab resom zhamu. NSU u terifwom hzbi Eritrea ab eznom eti hakki ktnegrom, enteteredom kemey skay kemzhlf seb
ጆሲ እቲ ምዓር ዝኾነ መገልጺኻ ከይ ድነቁኻ ክሕልፍ ኣይደልን ግን እታ ፕረዚደንት ትብል ያዕ በላ
ክቡራት ኣሕዋት ኤርትራውያን Jstudio ጆሲ ንዓና ዘበራብር ንዕዑ ድማ ሕልንኡ ዘቅስን ሃገራዊ ሓላፍነቱ ይፍጽም ኣሎ ። ንሕና ድማ በብወገንና ንጽባሕ ዝኸውን ታሪኻዊ ሓላፍነትና ንግበር ።
Welcome j-STUDIO Selame daki Eritrea ahewatey keane 🇪🇷🤙
Thanks you for clear jossey
thank you! jst good lecturer , that the best information.
Thank you. 🌹
Thank you Josy🙏🙏🙏
Jstudio thank you.
Thank u for vital information..Please be save..love u:)
ጽቡቕ ሓበሬታ የቕኔልና ጆሲ ጅግና ኩሉ ግዜ ብር ክትብል ተሓጎስ ።
Thank you josi!!!!
Selam josi smi hgdef belom wedayom aske nezon komalat aske nay kedame senbet gberom nezi medeb tketatel zeleka aske Like gebzo 👇
ጅግና ንበሬልና ጥራሓ
Thanks josi big brother God bless you
Willkommen Bro
Thank you 🙏 JUSY (ሐወይ) . you are one ☝️ the best true story teller I love it. thank you 🙏 my BRO.& እዝጋቤሕር ፡ ምሳኻ ፡ ይኹን ፡ !!! Love ❤️.
ewyyy Josi I love you so much man. I can't wait for your next video specially about Winta.
Josi 🙏👍🏋️♀️👍👍👍👍
@hbtit4260
4 жыл бұрын
yuu
@hbtit4260
4 жыл бұрын
jm
thank you joss and l really need to hear about winta, I didn't know she is like this person.
ክላና🇪🇷 እርትርየ 🇪🇷 አግል ኢንቴ ተኣጋድና እብ ሳባብ አስያስ 🇪🇷
well come Josi hawey
Thanks for your help to us 😘
Jhosi bro always I appreciate you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይገርም ዩ። ብዝኾነ ጆሲ ደው በል። በርትዕ
Josi thanks for the information
Thank you Josi Nay Winta kelbi gerimuni alo
Good job Josi keep the excellent work. And take care of your self please .
I love u j stdio please continue Mara eyu mehari srahkum
ናባሐቂ እዚኡ ነቲዕርሞሺሽ ጸለኢ ስዒሮም ናጽነት ዘምጽኡ ድዮም ዘገርም እዮ
ወትሩ ድምጺ ዉጹዓት ጆሲ ኣስሊ እንቃዕ ብሰላም መጻእኻ! 👇 like 👍🇪🇷👍
Thank you for the great explanation
YkelEu d’A Kullu Dma Yfletto. Haki TEum Eyu. Thank for sharing.
Msganay wesen yeblun mkulul akerarba jossi bro
Like habloy ney zemna jegna
JOSE nzom HGDF eko fet-fet abelkayom. Thx JOSE ur true Eritrean.
Tnx joss
Welcome brother have a great weekend
ወይ ጉድ ትብል ኣደ ዓባየ በልስኪ ጥዕና'ሃበልና መምህር ጆሲ
I was in Nakfa 2008 , 8th round Cadre and Ahferom is one of the main PFDJ thugs and he teaches phyilosophy in Nakfa and he is one of most talent person who is working to wash out the brain of Eritrean youth.
jossi hawey tebarek
Well done josi !!!👍👍
ጆሲ ብኣኻ ብዙሕ ምስጢራት ህግደፍ ንፈልጥን ንምሃርን ኣሎና ክብርን ምሰጋናን ንዓኻ ይኹን ኢሰይስ ኣርባዓ ዓመት ተጎምቢሕካ ኣገሊጊልካዮን ኣርባዓ ዓመት ተቃዊምካዮን ሓደ ዓይነት ኣራኣኢያ ኢዩ ዘለዎ ኣጆኻ።
Jossey aqalahyiom neziom dem nayseb setyiom zeyxiegebu hegdef ni eritrea seytioma abiziy sedet hager kelatenia adenia kemnexieleh geriomunia eritera mehret yewerdelkia humumat baedaweyan hegdef geziomkiy adey behwet kelku wedi afie teaseru yesmaialkiy haderaka goyta 😢😢😢😢
ጆሲ ጂግና ወዲ ጂግና በሎም ነዞም ሎቅማጻት ኣሳሰይቲ ድሩዛት
አጆኹም j stdyo ቀጽልዎ ህግደፍ ስጋብ ዝጠፍእ
Josie enka bselam mexaka brother
Welcome
ጆሲ ሓውና ብርዕኻ ትሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Welcome josie
Nice Jstudio 👌😍
ቫይናክ ጅግና
Well Come jossi
ብራቮ ጆሲ 👍💖💖💖🌹🌹🌹
Jstudio afe wexe hezbi josi Brave
Well come jossi
ጉጅለ ህግደፍ ካብ ሃገርና ተጸሪጎም ዝጠፍኡላ ናብ ዓዶም ትግራይ ዝኃሓፉላ ዕለት እስከ ገምቱ መኽንያቱ እታ ዕለት ኣዝያ ቀሪባ ስለዘላ
@pac-og1xz
4 жыл бұрын
2020
@hanitv2695
4 жыл бұрын
john rijder k
@user-sj9pb1qe2l
4 жыл бұрын
2020
@tasfittiravelo2388
4 жыл бұрын
Fik nihigdef zitselie tegaru trah euom
@user-sj9pb1qe2l
4 жыл бұрын
@@tasfittiravelo2388 ሰብ ዲካ ህግደፍ
ጇሲ ብራቯ ቀፅሎ ፁቡቅ ስራሕ
Well com
ህግደፋውያን ጸዋዕቲ ተካል እዋን።እታ ንጽበያ ናይ ፍትሒ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ህግደፋውያን ቐሪባ ከምዘላ ትራኣየኒ ኣላ ።👌👌👏👏👏👏
ኣንቱም ሰባት ካበይ ኢዩ ዘምጽኦ እቲ ሓቂ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ናይ ጆሲ ስራሕ ንህግደፍ ዘርዓደ
እንቋዕ ብ ሰላም መጻኻ ጆሲ መድፍዓጂ
@Mebryemebi2651
4 жыл бұрын
ቃዛ ዝበዝሓ ሃገር እያ እዞም ኣቀድሞም ዝተሰዉኡን ዝመቱን እንኳዕ ነዚ ኣነዋሪ ዝኾነ ታርኽ ኣይሰምዕዎ
@amlakymesgen65
4 жыл бұрын
Enka bselam መጽኽ ጆስ
Josi edmen tinan yhabka fetari ab srahka awetn asalton ymneyelka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ajoka bezi tgebro zeleka medeb hzbi endanekehalu eu zelo keribna ena ✅✅✅🇪🇷👍
አታ ሕጅስ አገሪምካኒ ዋውውውውውውውውውአስመላሽ ጋዜጠኛ ደስኪሉ አማን ብአማን ዝአመነ ብሴፍ ዝኸሐደ ብሴፍ አነ ዝብለካ እዚ ኩሉ ወጽዓ ተጋደልቲ ነበር ግን ፍትሒ ምስመጸ ካሕሳ ክረኽቡ ሊስታ ሕዘልና ዘዕቁቡላ ገዛን ዶምዞምን ክወሃቦም አለዎ ዋላ ቶም ሕማቅ ዛንታ ዝነገርካና ኡሱራት ንኹሎም ሕክምና ኬዶም ልቦም ክምለስ አሎዎም እሱራተየሕዋትና ሐደራ ኤርትራ ከም ናይ ዱባይ ሸኽ ዛይድ ሃገሩ ህዝቡን ንቅድሚት ዘሐንብብን ከም ሩዋንዳ መራሒ ካብ ሰማይ ይለአኸና ኢሰያስ አይዕረን እዩ ዝበላዒ ሰብ ሀነኀገርና ዘጸልመተ ህዝባ ዘጽነተ ሞት ንኢሰያስ ራህዋ ንህዝቢ ኤርትራ
ሓወይ ኣጆካ ዳርጋ ንኩሎም ኣቃሊዕካዮም ኢካ ንቀተልቲ ሰብ ህግደፋውያን ንኩሉ ሰብ ኣጆኩም ቀሪብና ኢና
Danke 🙏🏽 Josi hawey tgebro zeleka aberkto qelil kemzey kone meskreley zeyedlyo haqi eyu mo edme yhabka 😍😍😍👍🏻
Well come brother
በጃኻ ጀሲ ናይ ሻርሙታ ውንታ ኣብ ቀረባ እዋን ተስፋ ንገብር ከቕርበልና
@hiwetyealemey7380
4 жыл бұрын
Kusum Mhari bhaki eza sdi ane personality yfelta eye ktkalae alewa abta mexaeit eritrana kerashalna ayndeln ena
@bitwededabrhajgnajneral265
4 жыл бұрын
@@hiwetyealemey7380 ባዓል እዚኣ ብማይ ሽኮር ዝዓበይ እየን ሓቢብ
@nahomtekeste9714
4 жыл бұрын
ኣጆኻ ጀይ ስትዲዮ ሓውና ቀጽሎ ጥራይ ኣነ ካኣ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ዘዘውጻእካዮ ሸር ካብ ምባል ዓዲ ኣይውዕልን የ ጉዶም ከነቃልዖም ኢና
@nahomtekeste9714
4 жыл бұрын
በጃኻ ናዛ መበለት ዊንታ ንዙሃት ኤርትራውያን ከተእስር ትውዕል ዘላ ኣብ ዝቀልጠፈ ኣቃልዓያ
@coyg6315
4 жыл бұрын
@kusum mehari Eza winta zbelkaya winta men eya
Welkom Jossi, pls don't be late bro, at least give us some updates and pls play the former classical music little louder, while you are narrating, it helps to listen more calm and longer, if you agree just make that blue 👇
@harhuh3283
4 жыл бұрын
Yakob Jacob ስለምንታይ ብትግርኛ ዘይትጽሕፍ?? ወይስ የሕፍረካ እዩ ትግርኛ?? ናትኩም እኮ ግርም እዩ ዝብለኒ :: እዚ ናትካ ጽሑፍ ጆሲ ሕጂ ይርዳካ ዶ ይመስለካ??
@mcube940
4 жыл бұрын
@@harhuh3283 ናይ ደሓን ደኣ ብነገር ጀሚርካ? "ሓበሻ ካብ ሓሚሙ ዝመውት ኣብዘይ እትዎ ኣትዩ ዝጠፍእ ይበዝሕ" ብሂል ኣሎ። ኣነ ጺሒፈዮ ኣለኹ ከም ዝተረደኣካ ከቅ ተርጉሞ፡ ዝሓወይ። ኣነ ከኣ ን ጆሲ ወይ መሳርሕቱን ይፈልጦምን ኣይፈልጦምን ብከመይ ትፈልጥ። ብዝኮነ የቀንየልና ስለቲ ሓሳብካ፡ ሰባት ከም ብዝሕና ብዙሕ ዩ ኣተሓሳስባናን ኣረኣእያናን፡ እሞ ብኹሉ ሸነኽ ጠምት!!!
Bravo josi hawey nab adebabay dai awxayom gudom, nayza winta tbhal tewasat kei btihim tihim nsemio ab kereba ktzrghalna bhankewta nxbey, thank u josi blux hiyab Erena.
ጆሲ ምስጋና ይብጸህካ ተናፋቀት ሀገረይ ዘፍረትካ ባዕል ፍሉይ ህያብ ቃልስካ ክትቅጽሎ ጥዕናነ መዋእልን ይሀብካ ንግስቲ (ካናዳ)
ጀሲ ሓወይ ደላይ ሓኪ እድመን ትእናን ይሃብካ
ጆሲ......ጆሲ.....ጅግና ናይ ጀጋኑ ሓቦ ብዓል ስረ ዝልለ ካብ መዛኑ'