RADIO ERENA - ልዝብ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን

ኣብ ግዜና - ዘተ ምስ ኢንጂነር ናስር ኑሩ - Interview with Engineer Nasser Nuru. Tuesday, 25 June 2024.
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 18

  • @abdusuleiman9464
    @abdusuleiman946413 күн бұрын

    ሰላም ኢንጅነር ናስር ንሩ! ንሕገ ሕብረተሰብ ኣጽኒዕካ፡ ምስ ሰባት ምፍታው ዘይኮነስ፡ዕረ እንዳጠዓመካ ንገለ ሰባት ደስ ንክብሎም ዘይኮነስ፡እቲ ልክዕ መስርሕ መቅይሮ ሕብረተሰብ ብትብዓት ምቅራብካ፡ኣድናቆተይን ሞጎሰይን የመሓላልፈልካ፡ክብረት ይሃብካ።

  • @apoloeleven4756
    @apoloeleven475614 күн бұрын

    ክቡር ሓው ሽሻይ መደብካ ሀናጽን ምሃርን ስለዝኮነ ክትቅጽሎ ይላበወካ ከምእዉ ንሓዉ እንጅነር ናስር ኑሩ አብ መደብ ዘቅረብካዩ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ ንክልተኩም ኣሕዋት ዓወትን ብልጽግናን ይምየልኩም::

  • @negashwoldegebreal5430
    @negashwoldegebreal543012 күн бұрын

    ሃገሩን ህዝቢን ከምዘይብጽሕዎ ዝሪኢ ተቓልሳይ የለን ።

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay158613 күн бұрын

    ጋዜጤኛ ሽሻይ ኣባታዊ ምኽሪ ተቐበል፡ እተቕርቦም ሰባት ኮነ ሓሳባት ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ፡ እንተኾነ ግን ሰማዕቱ ኣዝዮም ዉሑዳት ኢዮም። ክትሓስበሉ፡ ናይ ዉልቅኻ ዩቱብ ቻነል ዘይትጅምር፡ ብተወሳኪ ምስቲ ናይ ራድዮ ኤረና! እዚ ክብል ከለኹ ንህዝብና ክረብሕ ብማለት ኢዩ፡ ዝኾነ ይኹን ሕቡእ ኣጀንዳ የብለይን።

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha907913 күн бұрын

    Emo telazibka dia mess HGDF nezi mensei zeithgzo?

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari889613 күн бұрын

    Ignoring vs cooperative problem solving ..

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera14 күн бұрын

    ኢንጂነር እምንን በትርን ሒዙ ዝመጽእ እምበር ፒሮን ወረቀትን ሒዙ ዝመጽእ የለን ናይ ሃገርና ተቃወምቲ ሲ ፍሉያት ኢዮም፥ ሽሻይ እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ዳውን ዳውን ኢልና ቀይሕ ባንዴራ ሒዝና ኣይሰለጠናን ኢሎም ሞ ምስ ህዝቦም ዲዩ ባእሶም ምስ ታሪኮም ዲዩ ባእሶም ኣብዚ ኮ ኢዩ ዘሎ ትድክመት ብዘይ ህዝቢ ኣብ ትበጽሕዎ የብልኩምን

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    14 күн бұрын

    እሞ ሸንካ ስቅ ኢልካ ዘይተድቅስ😮

  • @MassawaMendefera

    @MassawaMendefera

    13 күн бұрын

    @@hailewolde1816 ናብቲ ዝብሎ ዘለኩ ሓሳብ ኣብ ጣውላ ብሕግን ሕጋውነትን ንስራሕ ዶ ደኣ ከይትብል መሃንዘል

  • @abelshamla201

    @abelshamla201

    13 күн бұрын

    Mi hizbi dea bikemey baesom elka eti mengsti nay hizbi aykonen nihna kea teqawmona mis siraet eyu

  • @Hlina848

    @Hlina848

    13 күн бұрын

    ኣነ ከምዚ መስለኒ ደምበ ተቃዉሞ ምስ ህዝቢ ድንጋጸ ደኣ እንበር ህዝቡ ኣይጸልእን ኢዩ መኽንያቱ ወለዱን የሕዋቱን ኢዮም።እዚ ሓዉና ልዝብ ዝብል ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ተቃወምቲ ከምዘለዉ ዘይኣምን ብምንታይ ኢዩ ክኸውን።እዞም ደገፍቲ ዝበሃሉ የሕዋትና ጽልኢ የብልናን ኣብ መንገዲና ግን ክዕንቅፉና የብሎምን ንቡር ኣይኮነን ዝገብርዎ ዘለዉ ተቃወምቲ መንግስቲ በድልና ኢሉ ሰለማዊ ሰልፊ እንተ ወጺኡ ወይ ይሕግዝዎ ወይ ከ እዶምን እግሮምን ኣክቦም ስቅ ይብሉ እንበር ኣይጠዓመኒን ኣይትበል ጥዕምካ ኣሎ እልካ ኣንጻሩ ሰለማዊ ሰልፊ ይውጻእ ዓገብ።

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    13 күн бұрын

    @@MassawaMendefera ልሙስ እንድዩ ኮይኑ እቲ ሓሳብካ

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha763014 күн бұрын

    ሺሻይ ሓው ነዚ ጋሻ ዓዲምካዮ ጉዳይ ቃልሲ ምስ ህግደፍ፡ ሓንጎሉ ኣደቂስዎ ኣሎ?

  • @jemalabdulkadir9141

    @jemalabdulkadir9141

    13 күн бұрын

    This is very good and interesting question who should forget and forgive for the sake of peace and reconciliation .

Келесі