RADIO ERENA - "ተቓዋሚን ደጋፍን ዝብል ድፋዕ ኣፍሪስና ኢና ፍትሒ እነንግስ"

ክፉትዘ ተ - ምስ ስነጥበባዊ ዳዊት ዘርእዝጊ - Open mic with Artis Dawit Zerzgi - Tuesday, 25 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 23

  • @berhanahmosazghi1641
    @berhanahmosazghi164124 күн бұрын

    He is such a wise, brave and intelligent young man. Eritrea's future looks bright.

  • @tamesweden123
    @tamesweden12328 күн бұрын

    Bravo tekalsaye naye bake 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @okubayburu4186
    @okubayburu418627 күн бұрын

    ዳዊት ሓወይ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ነዚ ዘይተርፍ ሓርነት እቲዘትምለስ ሂወትና ከፊልና ከነረጋግጻ ኢና ኣነ ዝገርመኒ ራድዮ ኤረና ግንናይደለይቲ ፍትሒድያ ናይህግደፍ ጹሩይ መርገጺ የብላን ።ሽሻይን ሸኾርተቲኖን ዘትኽሰሩ ሰባት ኢኹም ራድዮ ኤረናግን ኣደኖው ኣካይድኣ

  • @user-je1ef3ye7k

    @user-je1ef3ye7k

    22 күн бұрын

    ኣነ ውን ናይ ረዲዮ አረና መርገ ጽ ኣይርዳኣንን ምስ ህግደፍ ዲዮም ወይስ ምስ ህግደፍ መትከልኩም ኣፍሊቱ ለክበትበት ኣይትበሉ ንኅና ህወትና ንከፍል ኣለና ንህዝብና ንስኩኩም ከምቲ ዛኣመንናትኩም ኣይረከብናኩምን ኣይተታሉልና ኣብ ሃደ ርገጹ ወይ ምስ ህግደፍ ወይ ምስ ብርገድ ንሃመዱ ንህዝብና ክንስዋኢ ኢና ዋላ ሃደ ሃይሊ ተተው ኣየብለናን ከይትሃፍሩ መርገጽኩም ፍለዩ

  • @tamesweden123
    @tamesweden12328 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k23 күн бұрын

    ዳዊት ጅግና ኣጆካ ምሳካ ኣለና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k22 күн бұрын

    ዳዊት ከማካ ኣሰረተ ለባማት መማህር ኢንተዝህሉዉና ህዝብና ሰላምን ራህዋን ምረከበ ናይ ብሃቂ ተቃላሳይ ጅግና ኢካ ኣወት ካኣ ናይ ግድን ኢዩ የቀኒየልና

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob916926 күн бұрын

    እዋይይይይ

  • @user-ey4rj5fm7g
    @user-ey4rj5fm7g28 күн бұрын

    ሾኮርተ ት ዓርከይ እዞም ምንእስያት ንህደፍ ኣፈሩሖሞ ገለ ገለ ኢልካ ግዳይ ኣይት ገበሮም ዝገበሩዎ ይቡሎምን ብጃካ ሲቪለያንስ ኣብ ስደት ዝነብሩ ምህራም ንነብሶም ካኣ ኣደ ዳ ምእሳሪን ምቅታሊን ይኾኑ ኣሎዉ ብሰንኪ ኹም

  • @akiyor3615
    @akiyor361527 күн бұрын

    Dawitom jgna

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw26 күн бұрын

    TEKAWAMAYN DEGAFIN ZBEHALU AB WETSAE ZELEWU 100% AFRISNA, "AB ERITRA NZELEWU HAGEZNA ZDELYU KINHGIZ EGZABHER YHAGZENA!"

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo62328 күн бұрын

    When critical time comes , your Ayyica will give a 20-kilometre port for Ethiopia to transfer his destiny for Abraham. Brgade Nehamedu will lose ground. The situation needs a strong poetical deal with Abey before it loses this opportunity.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob916926 күн бұрын

    ክክክክ ገና ክንጻረ ኢና ለቋምጽ

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k23 күн бұрын

    ሃሳዊ ለክባት ራዲኦ አረና ጃሱስ ሰላይ ህግደፍ ኢካ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob916926 күн бұрын

    እቶም ዝመቱ ካኣ ክትሕተተሉ ኢኻ ይጉስ ጉስ ኔረ ኢልካ ኣለኻ ዳዊት

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli801728 күн бұрын

    ዴቭቭቭቭ፡ እንቋዕ ብሰላም በጺሕካ ተመለስካ። ጽቡቕ መደብ ከኣ።

  • @shamabeyan4982
    @shamabeyan498228 күн бұрын

    ጽቡቕ ንመድረኽ ዝምጥን ቃለ መሕተት ሓው ዳዊት።

  • @teklebrhanhabtu1393
    @teklebrhanhabtu139327 күн бұрын

    Great speech Dawit ❤❤❤

  • @user-cz7fj6gr5o
    @user-cz7fj6gr5o28 күн бұрын

    ዝፍርስ የለን እዚ ሕጊ ተፈጥሮ ኢዩ . ኣብ ኤርትራ ኮነ ኣብ ዓለም ኣይኮነን ሰብ ኢየሱስን ነብዩ መሓመድን ዋላ እንተመጹ ገሊኡ ክድግፍ ኢዩ ገሊኡ ክቃወም ኢዩ ቃልሲ ኤርትራውያን ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ክተርክብ ግቡእ ክብራ ኢዩ ድሕሪ ነዊሕ ገድሊን መስዋዕትን ድማ እቲ ግቡእ ክብራ ረኪባቶ እሞ ኤርትራ ኣብ ዓለም ከም ዘለዎ ካልኦት ሃገራት ኢያ ካብ ካልእ ዝተፈለየት ገሃነም ወይ ገነት ኣይኮነትን ደጋኢ ጥራሕ ወይ ተቃማይ ጥራሕ ዘለዋ ኣብ ዓለም እቲ ናይ መወዳእታ ሕማቅ ጨኻን ሰብ ኣብ ስልጣን እንተዘመጽእ ዝድግፎ ኣይሰዓንን እቲ ዝጠዓየ ሰብ'ውን ዝቃወምዎ ክሕልው ኢዮም ዜጋታት ብሓባር ዝነብሩሉ መገዲ ምንዳይ ኢዩ ዝሓይሽ መምስ ናቶም ኣመላክኪታ ዝደለየ ይደግፍ ዝደልየ ይቃወም ግና ብሓባር ዝነብሩሉ ሓዋሕው ምፍጣር ኢዩ እቲ ፍታሕ

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    26 күн бұрын

    PLEASE READ MY COMMENT FROM TODAY. KZreadRAT KULTOM TEKAWEMTI BEHALTI DEGEFTI BEHALTI? AYTHAZELAY, AYGIDESELOMN EYE!

Келесі