ህሉው ኩነታት መዓስከር ኣለምዋጭ ድሕሪ'ቲ ብቀዳም ምሸት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ

ህሉው ኩነታት መዓስከር ኣለምዋጭ - ካብ ኣሰፋው ኣስመሮም - Update on the recent attack on Eritrean refugees in Ethiopia, Alemwach camp in Amhara Region. Tuesday, 09 July 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 16

  • @biniamhadish1054
    @biniamhadish105412 күн бұрын

    Thank you Asa

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie306414 күн бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @hayletkle2197
    @hayletkle219714 күн бұрын

    ኣየ ህዝቢ አርትራ ! ደቅኻ ከፊልካ ዘምጻእካያ ናጽነት ፡ ኣደዳ ስደትን ፡ውርደትን ኰንካ !

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie306414 күн бұрын

    Thank you Yoni , for being a voice for the voice less!

  • @ZaraArtTop1
    @ZaraArtTop114 күн бұрын

    ኣዝዩ ቡሉጽ መርዳእታ

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom171815 күн бұрын

    Tekalesu nmesekum barayu abue tegahifkum kelkum do aykonkumn krae wedi erey endbekum tchidru

  • @TigistieFessehaie
    @TigistieFessehaie14 күн бұрын

    Yonatan to sad to bring these one 😏 sham on you 😛

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay158614 күн бұрын

    ኣሕ እንታይ እሞ ክንብል!!!

  • @joyoymun-wj5ky
    @joyoymun-wj5ky15 күн бұрын

    ራድዮ ኤረና ሓንቲ ካብተን ዓበይቲ ሜድያታት ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ተዓፊኑ ዘሎ ህዝቢ ካብ ቅድሚ ነዊሕ ግዚያት ልሳን ኮይና ኢያ ጸኒሓ። ካብዘን ዝሓለፋ ግዜ ናይ ወያነ ኲናት ግን ኣይግድን፥ ኣንፈታ ዘጥፈአት ጃልባ ኮይና ኩሉ ሰብ ኺዒብዋ። እንታይ ኮይኖም ተኸታተልትና ምክትታል ገዲፎሞ ኢልኩምሲ ሓሲብኩም ዶ ትፈልጡ፥ እስኪ ንነብስኹም ሕተትዋ። ሕጂ እባ ግርም ቪወርስ ናብ 400 ወይ 800 ወሪድኩም፥ ንሱ ከማን ከምዚ ናተይ ውልዕ ኣቢሎም ኣብ 1 ደቂቅ ዕጽው ዘበልዋ ተቆጺሩ ኢዩ። ኣብዚ ሕጆ ግዜ ካብ ህግደፍ ተፈሊኹም ኣይትራኣዩን ኢኹም።

  • @TigistieFessehaie

    @TigistieFessehaie

    14 күн бұрын

    Yonatan sham on him 😏

  • @mhre5754
    @mhre575415 күн бұрын

    ኣሰፋው ኣንታ ዕሱብ እዚ ኹሉ ግፍዒ ስደተንኛታት ኣሕዋትና ኣቓልቦ ክረኽቡ ኣክንዲ ምጽዓርስ ብጉልባብ ህግደፍ ኢዮም ዝፍጽምዎ ኢልካ ትክሽፍኖ ትፍትን ፍንፉን ዘይጋ ኢለካ ኣለኹ መን ይፈጽሞ መንግስቲ ኢትዮጲያ ሓለዋ ክገብረሎም ግቡኡ ዶ ኣይኮነን ኤፐ😢

  • @TigistieFessehaie

    @TigistieFessehaie

    14 күн бұрын

    What about yonatan bring these😞

  • @abrhamtesfay1586

    @abrhamtesfay1586

    14 күн бұрын

    ዕሱብ ዶ ኢልካዮ! ንስካከ መብረ እንታይ ትበሃል? ሓቂ ሓቤረታ ኢዩ ዝህብ ዘሎ እዚ ወዲ! የቀንየልና ኣሰፋው።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle219714 күн бұрын

    ኣንታ ዮኒ ወደይ ወለላ ! እዚ ኣሰፋው ዝብሃል መንእሰይ ክንደይ ይበልሕ ፡ ኣደ ወሊዳ ትምከን !

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom244712 күн бұрын

    የናታን ሐሳዊ ኢካ እቲ ናይ ወያነ ትግራይ ብዙሕ በደል ፈጺሞም ነይሮም ይፍጽሙ ካአ አለዉ ናይ ዳባት ጎንደር እውን ጽቡቅ አይረከቡን እቲ ሐንቲ መፍትሒ ዓዶም ክምለሱ አለዎም።😂😂😂😂😂😂😂

Келесі